Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
የጉርዓ ኣይኮናን ዘለዋ፡ ደቀን እየን ዘኪረን፡ ደቀን ዘጥፍኡለን ምስ ራኣያ
እሞ ደቀን አብ አኼባ ድየን ዝዝክራ ? እዚ ፍጹም ድንቁርና እዩ ረብሻ ተባሂለን ተላኢኸን እየን እበር ሕቶኧን ብኽብሪ ክሓታ እናኸኣላ ክንድዚ ኣበድበድ አድላዪ አይነበረን ነሹ ምጉራእ ተብሎ ዘግርም አይኮነን ብሓጺሩ እንድሕር ዘይደለያ መን ምጻ ኢለወን (አገዲዱወን??? እናስተብሓልና ??? ነቶም ስለመንነቶም ዝተሰውኡ መሸቀጢ አይንግበሮም።
ነሹ እዚአን ዘእውያ ዘለዋ ንክርብሻ ብመደብ ዝተልኣኻ እየን ህዝብ ትግራይ ምሕታት ስለዝጀመረ እቶም ሓደ ግሩፕ አብ ሕቶ አትዮም'ዮም ሕዚ ኸዓ መን ምዃኖም አሪኦም ቅርብ ንጽናሕ እቲ ሓቂ ክወጽዕ እዩ
ክንደይ ደቀንን የሕዋተንን ዘጥፍኣ ከምዘለዋ አይንረስዕ ። እዚ ኹሉ ሓሊፉ ንስልጣን ክዋጠጡ ክትርኢ አብ ቁሪን ጭቃን እናነበሩ ህዝቦም እታ ጽብቅቲ ብልጫ ግን ከምድላዮም ክዛረቡ ምኽአሎም ።
7y😊and my 7th . yay and my mum mum drop her and do it if if fine then please come over if I don't want it or d8😊
Y Y can it up up 26th you 😒 17th for as call dl and I have the days days . So So you you you both 😊and the will see if if could have it ? 26th or a ? If you diddly , 😊free 7dd8d😊😊😊
and then then then the ? ? d76ddI'm I'm happy for dd6dd6ddf😊😊
😊77I was 😊in my my I 7
do not want your do 😊
Neshu ane yoel ebeha, nay habesha zbelexiku trainer 💪🏽💪🏽💪🏽kikewin eye kea ዝጽዕር ዘለኩ. Ab social mediaka, video serihka kitnegirom ab kulu share kitibileni bitihitina yhatit. @yuelgojie 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሓቂ ነሹ ተጋሩ ጅግንነት ተማሃሩኣብ ዓድኩም ❤jose habibi
Neshu mexia mexia da tenawxie 🙏💙💙💙💙
wellcome Neshu
ነሹ ዘፍርቂ ለይቲ 😁♥️ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና እግዚአብሔር 🙏♥️
ቃላትካ ስነ ስርዓት ግበረሎም ከምዚ ክብላ ምክንያት አለወን
አብ ውግእ ጂጊና አብ መዲሪኽ ጂጊና❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና 🙏🙏🙏ተዛናጊዕና ኢና ነሹ ዓይነይ ሎማዓልቲ ፅቡቅ ገይርካ ትዝንግዕ ነይርና ብመዝሙር ዛዚምካዮ ኣብዝሓለፈ ግን ጥዑም መዝሙራት ክተስመዐና ፀኒሕካስ ናብ ምዝንጋዓት ምስዕሳዕ ኣእቲካና😁😁 ትማሊ ካኣ ጅምር ከብላ ዛመደብካ ኣገዳሲት ስልኪ ተደዊላትኒ ሕርር ናበልኩ ኣቋሪፀያ ከይደ ሐዚ ሪአዮ❤❤❤❤
❤️🙏🙏
ዋዉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሪኢቶ ሂብካ
❤️❤️❤️
ሰላም አነ ዝገርመኒ ከማካን ወዲ ከማካን አፍኩም እንተትሕዝሉ ዝሐሸን ዝበለጸ እዩ ሞ እዛ አደ ተጉርዕ አላ ዝበልካያ አብ አዴካ ስለ ዘይበጸሔእየ ንሳስ ደቃ ዝወለደቶም አልቦ ስለ ዝኮነት እያ ናዓካ ግን ወይ. ነዴካ አይመጻን ይከውን ግ ይቅረታ ነዴካ ብአአ ግን ታሐስር አላ ትዛረብዎን ተማሐላልፍዎ ፍለጡ ክብል በዴታት ሽም😢
ከምዝ አብ ኤርትራ እንተዝግበር ወይ ምረሸንዎ ወይድማ ምአሰርዎ ነት ህዝብ ጸበልኩም ይልከየና ምባል እዩ ነሽነሽ
Neshu zmare Melaekt yesmalna, mezmur amxaelna eka
ጌታሸው ዝብል ብገዘብ ዝተገዙኡ እዮም ተባሂሉ ።
Neshu 🎉🎉🎉💐💐🌻🌻🌻
Wey gud ዝረኸቦ ኣቕለሎ። if we had a bit of this kind of freedom in Eritrea.
Anta dikala amharay nesh nesh temahar😂😂😂
Neshu josi comedi traya sruhu
Wala nhnawn aytekblnayon hzbi selam keyrekb eyen kemu zgebra zelwa
ትግራይ ብትንትና ትወፅ እንበር ደብረፂዮን ዕክልል ኣይመራሓን ወንበር ዝናፈቀ ሽማግለ ካብ ራያ ዝመፀ ኣይመራሓን ትግራይ ይብሉ ነይሮም ኣብት መድረኽ ህዝብ ፀልእካ መሬት ናፍቅካ ዝመፅእ ረባሕ እንተሃልይ ንቅድምት ሃየ ወይለከይ ህዝብ ሽረ ጦርነት ናፍቆት ኣለዎ
ተጸሊሉ ተኾይኑ ዚ ህዝቢ ኣይፈልጥን ዘይሓቱ ካብ ውጻልና ዝብሉ ግን።
ደብረፅየን ሐቀኛ ተጋዳ ላይ እዩ ህዝቢ መሪፅዎ እዩ የጥፍአዮ የልምዐዮ ህዝቢ ዝመረፆ እዩ ጌታሸው ሰክራም እዩ ሰኪሩ ህዝቢ ከጥፍእ እዩ ዝፈርድ ንዑዑ ዝከውን ህዝቢ እዩ ክደይ አዴታት 6 7 4 5 ኮስኪሰን ዘዕበያ ደቀን ከፊለን እየን ክደይ ዝጥውረን ዝነበሩ እዮም ተሰዊኦም ይአክለን ጌታሸው መጀመርያን ሕጅን ሰማይን ምድርን እዩ ይወረድ ናይ ፀላእትና ደጋፊ እዩ ጌታሸው ይአክል ።
ኣንታ ነሹ ሓውና መርሓቲይ ተግርይ እነትርፊ ተ ኣኪብካ ዘረባ ቅመነገር የበለሙን ነይ ባሓቁ ህዝቢ ሽረ በሊሕ ህዘቢ እዩ ከምቲ መራሕቲ ትግራይ ዝአከብዎ ህዝቢይ ትግራይ ኣበነት ቀርኒ ኣፉርቃ መኸኑ
ነሽነሽ እቲ ዝወዓለ ብቭድዮ ተቅሪብካዮ ሰብ ናቱ ርዲእት ይውሰድ ንስካ ነቲ ሓደ ደግፍካ ነቲ ሓደ ምንቃፍ ጽቡቅ ኣይኮነን ይቢል ከም ሓልዮትያ
ኣብ ብዙሕ ግዜ ኣይዛረብን የ ከምኡ የ ዝገብር ። ኣጋጣሚ ሎሚ የ ርእይቶ ሂበ እንበር ።
❤❤❤❤❤❤😊
NESHENESHE EZAA TEGRRE ALAA ZEBELKAYA 5 SEDERA ZESANET EYAA KULU GEZZY HERAY DABEL ZEHREROME MERAHE EYOU XEBUKE GEBEREWO
Jose schokrrr❤❤🎉🎉
❤❤❤🎉
ሐደ መሊኪዒ ተቃውሞዮ
ነሹ ክክክክክ ሎሚ ብስሓቕ ሞይተ ኣይከኣልኩን በቃ እዛ ናይ ጆሲ በይና ዘርግሓያ ሼር ክንብላ
Tplf is the biggest party in tigray mr nesh nesh and getachew beter to solve problem with tplf peaple to support him
Josi Mehran💙💙💙💙💙💙
56:50 😮
ነሹ ተፈጥርኦን ከይከውን ፍሽክ ዘምባለን ወይ ሀገረሰብ ይኮና እቲ ዐዲ ተሐዲስወን ይከውን ወይ ሐፋር ይኮና ።
ኣይኮነትን
ነሽነሽ ንምንታይ ናይ ታሪክ ፀላእትና ተቅርብ እዚ traditional culture food born in tigray አማሀራይ አይኮነንን አምሀራይ ዝባሀል የለን ፈሊሱ ዝመፀ ካብ ሳውዲ ስሀራ የመን ስሀራ ኡማን ስሀራ 150 አመት ዘርኢ አለካ ድዩ ❤
አብ ኢሪቲራ ኢዚአ ተሳኢና
#ዝኸበርካ ነሹ፡ ኣብ'ዚ ናይ ስልጡን ዘይስልጡን ሚዛን ኣይወሃቦን። እቲ ዘይተራእየስ ደሓን ኣምላኽ ኢዶም ክፈድዮም ኢዩ። ዓለም ዝረኣዮ፡ ኣረሜናዊ ፍጻመ፡ ሰባት ብሕይወት ከለዉ ብሓዊ ክቃጸሉ፣ ቀቲሎም ብጸድፊ ክድርበዩ፣ ኣብ ውሽጢ ገዛኦም ሬሳ ስድራኦም ከይቀብሩ ዝተኸልከሉ፣ ሕጻናት ኣብ ሬሳ ስድራኦም ዝቐነዩ፣ ብኻራ ክሳዶም ክቖርጹዎም እናተሳእሉ፣ መነኮሳን ገዳማት...ናይ ማይ ካድራ ኣሰቃቒ ግፍዕታት፣ እንታይ እሞ ክንብል። እዚ ኩሉ ገበን ዝገበሩ ብእግሮም ኣብ ኢድካ ተረኪብካስ "ነጻ" ክትሰዶም? ሰዲድካዮም ከኣ ኣብ ቅድሚ ዝተበደሉ ስድራ ተገቲርካ ፖሊቲካ ክትልፍልፍ? ወሪዱ እቲ ህዝቢ ከም ናይ ፈረንሳይ ሬቮሉሽን ዕጫ ከርእዮ ነይሩዎ። ኩሎም እቶም ናብ ስልጣን ዝጎዩ፡ ስልጣን ምሓዝ ክተገልግል እምበር፡ ክትግልገል ከምዘይኮነ ምተሰወጦም። ደሓር ከኣ ዕድመ ንቴክኖሎጂ፡ እታ ኣብ ዓድግራት ዝተዛረባ ኩሉ ዓለም ሰሚዑዋ ኢዩ። እንታይ ከይውስኽ እንትርፎ ምትላል። ወደሓንካ!
Tenkolti hizbi dihurat
Shahu 😂😂😂
ነሽነሽ ኣዪስልችወካን ድዩ
🤣🤣🤣🤣 ጆሲ ስሓቕ ወዲኢና ነሹ ብሩኽ
Eti getachow zebele zeneber banaddatate eyome
Josi anber meshak koynu 😂😂😂
Eubdi kelibi ab arbat berbate geza tasks hatawi
❤❤❤❤❤
Josi funny 😁 😂
ሐቀን እየን አዴታት 6 7 5 4 ዝከፈላ ኮስኪሰን ዘዕበያ ጠዋሪ ዘይብለን ዝተረፋ ሐቀን እየን ጌታሸው ሰክራም አዲሳበባ እዩ ክሰክር ይሐድር እዩ ንህዝቢ አይኮውንን ዝገብሮ ዘሎ በዳሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።
Josi gohaf
Mesakin adetat deken ekoyen atfien😢😢kemey geren smieten kkosaswra 😢😢 amlak baelu selam yemsalkn .Amlak hatiatna gedifu fkrn selamn yemsealna eza alem bgefha sebibatna
Today very funny.
25:40 😂😂😂😂😂😂
ነሽ🏖ነሽ ጌታቸው ብክብሪ ክዛረብ ኔሩዎ፣ ደሓር እቲ ህዝቢ ብስነ ስርዓት ይዛረብ ኔሩዎ።
እቶም ኣብ ስዊዝ ሰለማዊ ሰልፊ ዝነበሩ ዓበይቲ ድዮም ነሮም ማለተይ ብዓል ኣደይ ሻሹ?
48:20 😂😂😂😂jaaaaa
Fiska😂😂😂
21:15 😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Jossy 😂😂😂😂😂😂😂😂
Hinuk entay yewxi afra halewlewlew hadish xlul
ደፂ ምድጋፍ ከይኮነስ ጌታቸው useless እዩ
Shak metna kkkkkkkkk
halb halb oder ist sie nicht deutsche bro
ኣልበትሮ ተቀይራ 😂😂😂😂😊
Xewxway😂😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣እዋ መትኹ ጆሲ ግደፍ
አይትላገፅ
Nesch ab Eritrea koyku ente zekwen aqlu zebibwo entay kegbr meblka nesch
Waaa dekom nkentu tefeom da entay delak nesneshno
They has stress
❤️
መስተፋቅር ኣይትኣምነሉን ድካ ነሹ ኣብ ኢ/ያ እኮ ናይ ብሓቅ ይሰርሕ እዩ ማለተይ ዝሰርሑ ኣለው እዩ ብጣዕም 😊
😂😂ይክደነና
ነሽነሽ ኤርትራ ኣይኮነን ትግራይ ብሓይሊ ሰብ መሰሉ ክትረግጽ ኣይትኽእልን
Hagerawnet ab mewsbo😂
Swiss eya
aymeslenn. Hoch Deutsch eya tzareb
ፓለቲካ ፍልልይ የለን፡ ፡ አብ ሓደ ቆፎ ዘለዉ አናህብ እዮም፡ ኮይኑ ግን ፡ዕንዝር ንህቢ ዝብሓሉ አለዉ፡ ስራህ ዘይፈትዉ ስራህ ገዲፎም መዓር ጥራህ ሰሪቆም ዝበልዑ፡ ሓዝራጥ ንህቢ እዩም ፡ ኮይኑ ግን እቶም ሰራህተኛ ንህቢ ይዓልይዎም ጎጎቲቶም ድማ የውፅዕዎም፡፡ ጌታቸው ዕንዝር ንህቢ እዮ ፡ ይውረድ ከይዋረድ አይከዓለን፡፡
Hige mexya semun gere kab eritrea tbl ala mewsbo ktdeli dya kab eritrea tesedida? Mewsbo embear ab sdet trkeb?
❤❤😂
ኣታ ንአሰያስ ሰይሰዱሎም አዞም ህዝቢ ደሞኩራሲ ኣጽጊቡዎም
ፖላንድ አያ ትመስል
✅✅✅
አየ ጆሲ መሕረር 😅😅😅😅😅😅
Atum sebat seb ma deltu yemrawo nakum da intye elnakum bekat
ነሹ ሓወይ እቲ ጸገም በዓል ኣለም ደብረጽዮን መንጀርኖ ፥ ወዘተ ደቅ ከባብ ዓድዋን ካሳብ ምዕራብ ትግራይ ስለዝኮኑ ንሶም ዕንቅፋት ንክህልዎ ኣበርትዖም ስለዝሰርሕሉን እዩ ። መሓውሩ ክዓን ን30 ዓመት ኣለም ገብረዋህድ ዝበሃል ኔትዎርክ ስለዘለዎም ብጣዕም ከብድ እዩ ኣብቲ ከባብ ኣብዝ ሕጅ ሰዓት ዘለዎም ኣረኣእያ ጌታቸው ክዓን ናይ ብልጽግና ልኡክ እዩ እሎም ስለዝኣምኑ እዩ እቲ ጸገም ፥ መንእሰት ትግራይ ተረድእዎ ኣሎ እዘን ጸመቅት ስዋ ፥ ጋገርት ሕምባሻ ፥ ቆለውት ፋንድሻ ፥ ናይ ቀበሌ ( ማዛጋጃ ቤት ኣንስት እየን ።ጌቾ ብዝሑ ስራሕ ይጽበዮ ህዝብ ሽረ ድሮም ገገማ ነው ኣይሰምዕን ብልጽግና ቅድም 3 ዓመት የሽረ ህዝብኣሸጋር ነው እሎምዎ ነይሮም 😅ሽረ ገና ኣይወጸሎምን ዘሎ 😅እንተኣዮም ዕጽዋን ክባን ክንገብረሎም እና ።ሽረ ግደፉ ርእስኩም ክፈቱ 😊
ንፋስ ተግራይ ኣይልከየና። ሰላም የውርደልኩም ተጋሩ።
መን ይብሉካ ወደይ ልከፈአ ተከፈአስ ካባኩም ነሐሽዋ ኣሜን ግን ❤😂
😂😂😂መን ዶ ይሓይሽ?
ናይ ልብካ ድካ ትዛረብ ዘለካ ንሕና ድኣ መይትና ኢንድና ዘእውየልና ስእና ኢበር
Ez hade nay democracy megletie eu. Eritrea ke 33 amet no change at all
ንሕና ድኣ ከለና ድመትና እንድና
45:43 😂ja aykonten aber könnte schon sein, dass sie hier geboren ist 😂
ቤት እስራየል ይሁድም ኢዮም ዝብሃሉ ጋይላ ክኣ ኣብ ሓዱሽ ክዳን ኢዩ ተከልክሉ ኢበር ኣብ ኦርት ፍቁድ ኢዩ ።የውሃንስ መጥመቅ ንጉስ ሆሮደስ ክሳዱ ምስ ቆሮጾ ካብኡ ንድሓር ኢዩ ጋይላ ተከልክሉ
ነሽ ነሽ ኩን ካልኦት ዩ ቱበራት ከምዚ ዓይነት ረጽሚ ወይ ቴንሽንስ ናብ ህዝቢ ኣይተምጽእ፣
አብ ጀርመን እንድኻ ትነብር በት አክሰንስ ናታ እኻ ትፈልጣ ጀርመናዊት ከምዘይኮነት
Josi gedf eba kkkkkk
😂😂
😅😅😅
Iza nay getachew, iti hzbi tewediuwo iyu zmesl hatitom lewti seinomulu yikonu. grm tebelizomulu. beal shashu mehfer dma hayli seinen fiskiya. Jossy kkkk😂
ነሽ ነሽ ውእል ፕሪቶርያ 2 አመት ኮይንዎ ህዝቢ ንመረበቱ አይተመለስን ህዋህት ዘቅረቦ ጌታቸውን ፃድቃንን ጨውየሞ ናትካ ጥራህ ዲካ ተህልፍ ዋላ ካብ ኩሉ ሚድያታ ትሪኦ ነገር አሎ ዶ ሚድያ አረጋገጊፁ ዝውዝእ ማለት እዩ አብ ኩለን ትግራይ ሀደ አይነት ህቶ ትምእዩ ተሀቲተቱ እምበር ዝተቂበሎ የለን አብ ሽረ ውፃእ ሀሳዊ አይንስምአካን ብፍላጥ እዩ መፂኡ ህዝቢ ከውፅኦ አብ ውሽጡ ዘሎ ስለዚ እቲ ዝሀተተካ ህግደፍ ፅቡቅ ዶ ይመስለካ ነሽነሽ ኢሉ.ሀቲቱካ ብዛእባ ሽረ ብቁእ መልሲ የብልካን ምንታይ ንድህሪት ተመሊስካ ፀገም ህዝቢ አይተረደአካን ንምንትስይ ? ህድእ ኢላ ሀሲብካ Information evaluate አፃሪካ አቅርብ አውራ ናይ ትግራይን ናይ ፊክ ኤርትራ ስለዚ እቲ ህግደፍ ፈታዊ ኮይኑ ዝሀተተካ የሽክአካ እዩ ዘሎ ካልእ ደጋጊሙ ዝሀተተካ አሎ የለን ❤❤ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን 100% ቃንቃ ቦርደር የህልፍ ከዳሚ ኮይኑ ተቆፂሩ ትግራይ አብ ሚድያ ምስ አውፋለጠቶ ጊዜ ስለ ዝህልዎ ግልብጥ ኢሉ ኦሮማይ ተጋሂፉ እዩ ግን ሂወቱ እድይክነውህን ❤❤ አወት ንህዝቢ ትግርኛ ናይ ግድን እዩ ንህዋህት ንደግፍ ❤
ነሹ ከምዚአስ አብ ኤርትራ እያ ትከውን ኔራ ግን አበይ እሞ ሓንቲ መዓልቲ ግን አላ ክትከውን ከላ አብ ዕጨገዳም የውዕሎ እዩ ዝበሃል
ዋይ ህዝበይ ዓቢዱ ሽረ ደጋፊ ናይ ደብሪጽ ስለ ዝኾነ አዩ ኩሎም አቶም ዓበይቲ ወለዲ ህውሓት ወይ ሞት አዮም ዝብሉ
እቶም ስድራኦም ተረሺኖም ብዓይኖም ብጎቦ ከጽድፉዎም ዝረኣዮውም ከ እንታይ ይስምዖም? ሽረ ከኣ ኣይኮነን ደቂ ዓጋመ ኤርትራውያን እውን ዝነብሩሉ ከተማ ኢዩ ይመስለኒ። እዚ ከብዳም ጌታቸው ግን ንገበይናታት ነጻ ሰዲዱ መልሓስሓስ ክብል መጽዩ።
🩵🩵🩵🩵🩵
ቮድካቸው ከዳ
Kkkkkk እዋይ ውርደት ህግደፍ ጆሲ ሎሚ ሞይተ
ነሽነሽ አብዘይትፈልጦ አታኻ አይትለፍልፍ ልፍላፊ ብዛዕባ እዴዳትካ ተዛርብ
ሱምዑ አዚ ሐተል ግለት። ሳኡኑንመአሳር ዘይ በቅዑ። ቢሱ ክትዛረዋይ ሕፊረት አንት ሕፈረ። ክምዚከማኩም ዉዱቅ ሪኤ አይፈልጥንሕረረ በሉ ዓቅሊ ጸበት ኢዩ ዘዛረበኩም ዘሎ ተደንግጹ
Ata neshnesh Jana dika aregit temrya gala fshik ktbl texebika ezia tmesl nab hade aregit Emo ka xaeda😢😢😂😂😂😂
አ ዘን ኣንስት ደቀን ዘሰወኣ አየን አዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ayteqebelion
😂😂😂😂😂
Sie ist nicht Deutsche
መስኪናይ ጨናዊ
የጉርዓ ኣይኮናን ዘለዋ፡ ደቀን እየን ዘኪረን፡ ደቀን ዘጥፍኡለን ምስ ራኣያ
እሞ ደቀን አብ አኼባ ድየን ዝዝክራ ? እዚ ፍጹም ድንቁርና እዩ ረብሻ ተባሂለን ተላኢኸን እየን እበር ሕቶኧን ብኽብሪ ክሓታ እናኸኣላ ክንድዚ ኣበድበድ አድላዪ አይነበረን ነሹ ምጉራእ ተብሎ ዘግርም አይኮነን ብሓጺሩ እንድሕር ዘይደለያ መን ምጻ ኢለወን (አገዲዱወን??? እናስተብሓልና ??? ነቶም ስለመንነቶም ዝተሰውኡ መሸቀጢ አይንግበሮም።
ነሹ እዚአን ዘእውያ ዘለዋ ንክርብሻ ብመደብ ዝተልኣኻ እየን ህዝብ ትግራይ ምሕታት ስለዝጀመረ እቶም ሓደ ግሩፕ አብ ሕቶ አትዮም'ዮም ሕዚ ኸዓ መን ምዃኖም አሪኦም ቅርብ ንጽናሕ እቲ ሓቂ ክወጽዕ እዩ
ክንደይ ደቀንን የሕዋተንን ዘጥፍኣ ከምዘለዋ አይንረስዕ ። እዚ ኹሉ ሓሊፉ ንስልጣን ክዋጠጡ ክትርኢ አብ ቁሪን ጭቃን እናነበሩ ህዝቦም እታ ጽብቅቲ ብልጫ ግን ከምድላዮም ክዛረቡ ምኽአሎም ።
7y😊and my 7th . yay and my mum mum drop her and do it if if fine then please come over if I don't want it or d8😊
Y Y can it up up 26th you 😒 17th for as call dl and I have the days days . So So you you you both 😊and the will see if if could have it ? 26th or a ? If you diddly , 😊free 7dd8d😊😊😊
and then then then the ? ? d76ddI'm I'm happy for dd6dd6ddf😊😊
😊77I was 😊in my my I 7
do not want your do 😊
Neshu ane yoel ebeha, nay habesha zbelexiku trainer 💪🏽💪🏽💪🏽kikewin eye kea ዝጽዕር ዘለኩ. Ab social mediaka, video serihka kitnegirom ab kulu share kitibileni bitihitina yhatit. @yuelgojie 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሓቂ ነሹ ተጋሩ ጅግንነት ተማሃሩ
ኣብ ዓድኩም
❤jose habibi
Neshu mexia mexia da tenawxie 🙏💙💙💙💙
wellcome Neshu
ነሹ ዘፍርቂ ለይቲ 😁♥️
ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና እግዚአብሔር 🙏♥️
ቃላትካ ስነ ስርዓት ግበረሎም ከምዚ ክብላ ምክንያት አለወን
አብ ውግእ ጂጊና አብ መዲሪኽ ጂጊና❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና 🙏🙏🙏ተዛናጊዕና ኢና ነሹ ዓይነይ ሎማዓልቲ ፅቡቅ ገይርካ ትዝንግዕ ነይርና ብመዝሙር ዛዚምካዮ ኣብዝሓለፈ ግን ጥዑም መዝሙራት ክተስመዐና ፀኒሕካስ ናብ ምዝንጋዓት ምስዕሳዕ ኣእቲካና😁😁 ትማሊ ካኣ ጅምር ከብላ ዛመደብካ ኣገዳሲት ስልኪ ተደዊላትኒ ሕርር ናበልኩ ኣቋሪፀያ ከይደ ሐዚ ሪአዮ❤❤❤❤
❤️🙏🙏
ዋዉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሪኢቶ ሂብካ
❤️❤️❤️
ሰላም አነ ዝገርመኒ ከማካን ወዲ ከማካን አፍኩም እንተትሕዝሉ ዝሐሸን ዝበለጸ እዩ ሞ እዛ አደ ተጉርዕ አላ ዝበልካያ አብ አዴካ ስለ ዘይበጸሔእየ ንሳስ ደቃ ዝወለደቶም አልቦ ስለ ዝኮነት እያ ናዓካ ግን ወይ. ነዴካ አይመጻን ይከውን ግ ይቅረታ ነዴካ ብአአ ግን ታሐስር አላ ትዛረብዎን ተማሐላልፍዎ ፍለጡ ክብል በዴታት ሽም😢
ከምዝ አብ ኤርትራ እንተዝግበር ወይ ምረሸንዎ ወይድማ ምአሰርዎ ነት ህዝብ ጸበልኩም ይልከየና ምባል እዩ ነሽነሽ
Neshu zmare Melaekt yesmalna, mezmur amxaelna eka
ጌታሸው ዝብል ብገዘብ ዝተገዙኡ እዮም ተባሂሉ ።
Neshu 🎉🎉🎉💐💐🌻🌻🌻
Wey gud ዝረኸቦ ኣቕለሎ። if we had a bit of this kind of freedom in Eritrea.
Anta dikala amharay nesh nesh temahar😂😂😂
Neshu josi comedi traya sruhu
Wala nhnawn aytekblnayon hzbi selam keyrekb eyen kemu zgebra zelwa
ትግራይ ብትንትና ትወፅ እንበር ደብረፂዮን ዕክልል ኣይመራሓን ወንበር ዝናፈቀ ሽማግለ ካብ ራያ ዝመፀ ኣይመራሓን ትግራይ ይብሉ ነይሮም ኣብት መድረኽ ህዝብ ፀልእካ መሬት ናፍቅካ ዝመፅእ ረባሕ እንተሃልይ ንቅድምት ሃየ ወይለከይ ህዝብ ሽረ ጦርነት ናፍቆት ኣለዎ
ተጸሊሉ ተኾይኑ ዚ ህዝቢ ኣይፈልጥን ዘይሓቱ ካብ ውጻልና ዝብሉ ግን።
ደብረፅየን ሐቀኛ ተጋዳ ላይ እዩ ህዝቢ መሪፅዎ እዩ የጥፍአዮ የልምዐዮ ህዝቢ ዝመረፆ እዩ ጌታሸው ሰክራም እዩ ሰኪሩ ህዝቢ ከጥፍእ እዩ ዝፈርድ ንዑዑ ዝከውን ህዝቢ እዩ ክደይ አዴታት 6 7 4 5 ኮስኪሰን ዘዕበያ ደቀን ከፊለን እየን ክደይ ዝጥውረን ዝነበሩ እዮም ተሰዊኦም ይአክለን ጌታሸው መጀመርያን ሕጅን ሰማይን ምድርን እዩ ይወረድ ናይ ፀላእትና ደጋፊ እዩ ጌታሸው ይአክል ።
ኣንታ ነሹ ሓውና መርሓቲይ ተግርይ እነትርፊ ተ ኣኪብካ ዘረባ ቅመነገር የበለሙን ነይ ባሓቁ ህዝቢ ሽረ በሊሕ ህዘቢ እዩ ከምቲ መራሕቲ ትግራይ ዝአከብዎ ህዝቢይ ትግራይ ኣበነት ቀርኒ ኣፉርቃ መኸኑ
ነሽነሽ እቲ ዝወዓለ ብቭድዮ ተቅሪብካዮ ሰብ ናቱ ርዲእት ይውሰድ ንስካ ነቲ ሓደ ደግፍካ ነቲ ሓደ ምንቃፍ ጽቡቅ ኣይኮነን ይቢል ከም ሓልዮትያ
ኣብ ብዙሕ ግዜ ኣይዛረብን የ ከምኡ የ ዝገብር ። ኣጋጣሚ ሎሚ የ ርእይቶ ሂበ እንበር ።
❤❤❤❤❤❤😊
NESHENESHE EZAA TEGRRE ALAA ZEBELKAYA 5 SEDERA ZESANET EYAA KULU GEZZY HERAY DABEL ZEHREROME MERAHE EYOU XEBUKE GEBEREWO
Jose schokrrr❤❤🎉🎉
❤❤❤🎉
ሐደ መሊኪዒ ተቃውሞዮ
ነሹ ክክክክክ ሎሚ ብስሓቕ ሞይተ ኣይከኣልኩን በቃ እዛ ናይ ጆሲ በይና ዘርግሓያ ሼር ክንብላ
Tplf is the biggest party in tigray mr nesh nesh and getachew beter to solve problem with tplf peaple to support him
Josi Mehran
💙💙💙💙💙💙
56:50 😮
ነሹ ተፈጥርኦን ከይከውን ፍሽክ ዘምባለን ወይ ሀገረሰብ ይኮና እቲ ዐዲ ተሐዲስወን ይከውን ወይ ሐፋር ይኮና ።
ኣይኮነትን
ነሽነሽ ንምንታይ ናይ ታሪክ ፀላእትና ተቅርብ እዚ traditional culture food born in tigray አማሀራይ አይኮነንን አምሀራይ ዝባሀል የለን ፈሊሱ ዝመፀ ካብ ሳውዲ ስሀራ የመን ስሀራ ኡማን ስሀራ 150 አመት ዘርኢ አለካ ድዩ ❤
አብ ኢሪቲራ ኢዚአ ተሳኢና
#ዝኸበርካ ነሹ፡ ኣብ'ዚ ናይ ስልጡን ዘይስልጡን ሚዛን ኣይወሃቦን። እቲ ዘይተራእየስ ደሓን ኣምላኽ ኢዶም ክፈድዮም ኢዩ። ዓለም ዝረኣዮ፡ ኣረሜናዊ ፍጻመ፡ ሰባት ብሕይወት ከለዉ ብሓዊ ክቃጸሉ፣ ቀቲሎም ብጸድፊ ክድርበዩ፣ ኣብ ውሽጢ ገዛኦም ሬሳ ስድራኦም ከይቀብሩ ዝተኸልከሉ፣ ሕጻናት ኣብ ሬሳ ስድራኦም ዝቐነዩ፣ ብኻራ ክሳዶም ክቖርጹዎም እናተሳእሉ፣ መነኮሳን ገዳማት...ናይ ማይ ካድራ ኣሰቃቒ ግፍዕታት፣ እንታይ እሞ ክንብል። እዚ ኩሉ ገበን ዝገበሩ ብእግሮም ኣብ ኢድካ ተረኪብካስ "ነጻ" ክትሰዶም? ሰዲድካዮም ከኣ ኣብ ቅድሚ ዝተበደሉ ስድራ ተገቲርካ ፖሊቲካ ክትልፍልፍ? ወሪዱ እቲ ህዝቢ ከም ናይ ፈረንሳይ ሬቮሉሽን ዕጫ ከርእዮ ነይሩዎ። ኩሎም እቶም ናብ ስልጣን ዝጎዩ፡ ስልጣን ምሓዝ ክተገልግል እምበር፡ ክትግልገል ከምዘይኮነ ምተሰወጦም። ደሓር ከኣ ዕድመ ንቴክኖሎጂ፡ እታ ኣብ ዓድግራት ዝተዛረባ ኩሉ ዓለም ሰሚዑዋ ኢዩ። እንታይ ከይውስኽ እንትርፎ ምትላል። ወደሓንካ!
Tenkolti hizbi dihurat
Shahu 😂😂😂
ነሽነሽ ኣዪስልችወካን ድዩ
🤣🤣🤣🤣 ጆሲ ስሓቕ ወዲኢና
ነሹ ብሩኽ
Eti getachow zebele zeneber banaddatate eyome
Josi anber meshak koynu 😂😂😂
Eubdi kelibi ab arbat berbate geza tasks hatawi
❤❤❤❤❤
Josi funny 😁 😂
ሐቀን እየን አዴታት 6 7 5 4 ዝከፈላ ኮስኪሰን ዘዕበያ ጠዋሪ ዘይብለን ዝተረፋ ሐቀን እየን ጌታሸው ሰክራም አዲሳበባ እዩ ክሰክር ይሐድር እዩ ንህዝቢ አይኮውንን ዝገብሮ ዘሎ በዳሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።
Josi gohaf
Mesakin adetat deken ekoyen atfien😢😢kemey geren smieten kkosaswra 😢😢 amlak baelu selam yemsalkn .Amlak hatiatna gedifu fkrn selamn yemsealna eza alem bgefha sebibatna
Today very funny.
❤️❤️❤️
25:40 😂😂😂😂😂😂
ነሽ🏖ነሽ ጌታቸው ብክብሪ ክዛረብ ኔሩዎ፣ ደሓር እቲ ህዝቢ ብስነ ስርዓት ይዛረብ ኔሩዎ።
እቶም ኣብ ስዊዝ ሰለማዊ ሰልፊ ዝነበሩ ዓበይቲ ድዮም ነሮም ማለተይ ብዓል ኣደይ ሻሹ?
48:20 😂😂😂😂jaaaaa
Fiska😂😂😂
21:15 😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Jossy 😂😂😂😂😂😂😂😂
Hinuk entay yewxi afra halewlewlew hadish xlul
ደፂ ምድጋፍ ከይኮነስ ጌታቸው useless እዩ
Shak metna kkkkkkkkk
halb halb oder ist sie nicht deutsche bro
ኣልበትሮ ተቀይራ 😂😂😂😂😊
Xewxway😂😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣እዋ መትኹ ጆሲ ግደፍ
አይትላገፅ
Nesch ab Eritrea koyku ente zekwen aqlu zebibwo entay kegbr meblka nesch
Waaa dekom nkentu tefeom da entay delak nesneshno
They has stress
❤️
መስተፋቅር ኣይትኣምነሉን ድካ ነሹ ኣብ ኢ/ያ እኮ ናይ ብሓቅ ይሰርሕ እዩ
ማለተይ ዝሰርሑ ኣለው እዩ ብጣዕም 😊
😂😂ይክደነና
ነሽነሽ ኤርትራ ኣይኮነን ትግራይ ብሓይሊ ሰብ መሰሉ ክትረግጽ ኣይትኽእልን
Hagerawnet ab mewsbo😂
Swiss eya
aymeslenn. Hoch Deutsch eya tzareb
ፓለቲካ ፍልልይ የለን፡ ፡ አብ ሓደ ቆፎ ዘለዉ አናህብ እዮም፡ ኮይኑ ግን ፡ዕንዝር ንህቢ ዝብሓሉ አለዉ፡ ስራህ ዘይፈትዉ ስራህ ገዲፎም መዓር ጥራህ ሰሪቆም ዝበልዑ፡ ሓዝራጥ ንህቢ እዩም ፡ ኮይኑ ግን እቶም ሰራህተኛ ንህቢ ይዓልይዎም ጎጎቲቶም ድማ የውፅዕዎም፡፡ ጌታቸው ዕንዝር ንህቢ እዮ ፡ ይውረድ ከይዋረድ አይከዓለን፡፡
Hige mexya semun gere kab eritrea tbl ala mewsbo ktdeli dya kab eritrea tesedida? Mewsbo embear ab sdet trkeb?
❤❤😂
ኣታ ንአሰያስ ሰይሰዱሎም አዞም ህዝቢ ደሞኩራሲ ኣጽጊቡዎም
ፖላንድ አያ ትመስል
✅✅✅
አየ ጆሲ መሕረር 😅😅😅😅😅😅
Atum sebat seb ma deltu yemrawo nakum da intye elnakum bekat
ነሹ ሓወይ እቲ ጸገም በዓል ኣለም ደብረጽዮን መንጀርኖ ፥ ወዘተ ደቅ ከባብ ዓድዋን ካሳብ ምዕራብ ትግራይ ስለዝኮኑ
ንሶም ዕንቅፋት ንክህልዎ ኣበርትዖም ስለዝሰርሕሉን እዩ ። መሓውሩ ክዓን ን30 ዓመት ኣለም ገብረዋህድ ዝበሃል ኔትዎርክ
ስለዘለዎም ብጣዕም ከብድ እዩ ኣብቲ ከባብ ኣብዝ ሕጅ ሰዓት ዘለዎም ኣረኣእያ
ጌታቸው ክዓን ናይ ብልጽግና ልኡክ እዩ እሎም ስለዝኣምኑ እዩ እቲ ጸገም ፥ መንእሰት ትግራይ ተረድእዎ ኣሎ እዘን ጸመቅት ስዋ ፥ ጋገርት ሕምባሻ ፥ ቆለውት ፋንድሻ ፥ ናይ ቀበሌ ( ማዛጋጃ ቤት ኣንስት እየን ።
ጌቾ ብዝሑ ስራሕ ይጽበዮ
ህዝብ ሽረ ድሮም ገገማ ነው ኣይሰምዕን
ብልጽግና ቅድም 3 ዓመት የሽረ ህዝብ
ኣሸጋር ነው እሎምዎ ነይሮም 😅
ሽረ ገና ኣይወጸሎምን ዘሎ 😅
እንተኣዮም ዕጽዋን ክባን ክንገብረሎም እና ።
ሽረ ግደፉ ርእስኩም ክፈቱ 😊
ንፋስ ተግራይ ኣይልከየና።
ሰላም የውርደልኩም ተጋሩ።
መን ይብሉካ ወደይ ልከፈአ ተከፈአስ ካባኩም ነሐሽዋ ኣሜን ግን ❤😂
😂😂😂መን ዶ ይሓይሽ?
ናይ ልብካ ድካ ትዛረብ ዘለካ ንሕና ድኣ መይትና ኢንድና ዘእውየልና ስእና ኢበር
Ez hade nay democracy megletie eu. Eritrea ke 33 amet no change at all
ንሕና ድኣ ከለና ድመትና እንድና
45:43 😂ja aykonten aber könnte schon sein, dass sie hier geboren ist 😂
ቤት እስራየል ይሁድም ኢዮም ዝብሃሉ ጋይላ ክኣ ኣብ ሓዱሽ ክዳን ኢዩ ተከልክሉ ኢበር ኣብ ኦርት ፍቁድ ኢዩ ።የውሃንስ መጥመቅ ንጉስ ሆሮደስ ክሳዱ ምስ ቆሮጾ ካብኡ ንድሓር ኢዩ ጋይላ ተከልክሉ
ነሽ ነሽ ኩን ካልኦት ዩ ቱበራት ከምዚ ዓይነት ረጽሚ ወይ ቴንሽንስ ናብ ህዝቢ ኣይተምጽእ፣
አብ ጀርመን እንድኻ ትነብር በት አክሰንስ ናታ እኻ ትፈልጣ ጀርመናዊት ከምዘይኮነት
Josi gedf eba kkkkkk
😂😂
😅😅😅
Iza nay getachew, iti hzbi tewediuwo iyu zmesl hatitom lewti seinomulu yikonu. grm tebelizomulu. beal shashu mehfer dma hayli seinen fiskiya. Jossy kkkk😂
ነሽ ነሽ ውእል ፕሪቶርያ 2 አመት ኮይንዎ ህዝቢ ንመረበቱ አይተመለስን ህዋህት ዘቅረቦ ጌታቸውን ፃድቃንን ጨውየሞ ናትካ ጥራህ ዲካ ተህልፍ ዋላ ካብ ኩሉ ሚድያታ ትሪኦ ነገር አሎ ዶ ሚድያ አረጋገጊፁ ዝውዝእ ማለት እዩ አብ ኩለን ትግራይ ሀደ አይነት ህቶ ትምእዩ ተሀቲተቱ እምበር ዝተቂበሎ የለን አብ ሽረ ውፃእ ሀሳዊ አይንስምአካን ብፍላጥ እዩ መፂኡ ህዝቢ ከውፅኦ አብ ውሽጡ ዘሎ ስለዚ እቲ ዝሀተተካ ህግደፍ ፅቡቅ ዶ ይመስለካ ነሽነሽ ኢሉ.ሀቲቱካ ብዛእባ ሽረ ብቁእ መልሲ የብልካን ምንታይ ንድህሪት ተመሊስካ ፀገም ህዝቢ አይተረደአካን ንምንትስይ ? ህድእ ኢላ ሀሲብካ Information evaluate አፃሪካ አቅርብ አውራ ናይ ትግራይን ናይ ፊክ ኤርትራ ስለዚ እቲ ህግደፍ ፈታዊ ኮይኑ ዝሀተተካ የሽክአካ እዩ ዘሎ ካልእ ደጋጊሙ ዝሀተተካ አሎ የለን ❤❤ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን 100% ቃንቃ ቦርደር የህልፍ ከዳሚ ኮይኑ ተቆፂሩ ትግራይ አብ ሚድያ ምስ አውፋለጠቶ ጊዜ ስለ ዝህልዎ ግልብጥ ኢሉ ኦሮማይ ተጋሂፉ እዩ ግን ሂወቱ እድይክነውህን ❤❤ አወት ንህዝቢ ትግርኛ ናይ ግድን እዩ ንህዋህት ንደግፍ ❤
ነሹ ከምዚአስ አብ ኤርትራ እያ ትከውን ኔራ ግን አበይ እሞ ሓንቲ መዓልቲ ግን አላ ክትከውን ከላ አብ ዕጨገዳም የውዕሎ እዩ ዝበሃል
ዋይ ህዝበይ ዓቢዱ ሽረ ደጋፊ ናይ ደብሪጽ ስለ ዝኾነ አዩ ኩሎም አቶም ዓበይቲ ወለዲ ህውሓት ወይ ሞት አዮም ዝብሉ
እቶም ስድራኦም ተረሺኖም ብዓይኖም ብጎቦ ከጽድፉዎም ዝረኣዮውም ከ እንታይ ይስምዖም? ሽረ ከኣ ኣይኮነን ደቂ ዓጋመ ኤርትራውያን እውን ዝነብሩሉ ከተማ ኢዩ ይመስለኒ። እዚ ከብዳም ጌታቸው ግን ንገበይናታት ነጻ ሰዲዱ መልሓስሓስ ክብል መጽዩ።
🩵🩵🩵🩵🩵
ቮድካቸው ከዳ
Kkkkkk እዋይ ውርደት ህግደፍ ጆሲ ሎሚ ሞይተ
ነሽነሽ አብዘይትፈልጦ አታኻ አይትለፍልፍ ልፍላፊ ብዛዕባ እዴዳትካ ተዛርብ
ሱምዑ አዚ ሐተል ግለት። ሳኡኑ
ንመአሳር ዘይ በቅዑ። ቢሱ ክትዛረ
ዋይ ሕፊረት አንት ሕፈረ። ክምዚ
ከማኩም ዉዱቅ ሪኤ አይፈልጥን
ሕረረ በሉ ዓቅሊ ጸበት ኢዩ ዘዛረበኩም ዘሎ ተደንግጹ