EMNA1 እታ ጸላም ኮኾብ ተጋዳሊት ድምጻዊት ERITREAN HISTORY AND CULTURE
HTML-код
- Опубликовано: 15 окт 2024
- EMNA1 እታ ጸላም - ኮኾብ ተጋዳሊት ድምጻዊት ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
ፋጥና ጅግና፤ ወትሩ ምስጋና ይብጻሕካ ኤፍሬም ሓወይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፉጡማ ❤ ጅግና ኤሪትራዊት ❤❤❤❤❤❤
We love your voice! Keep singing
Thank you Mr.Ephrem Gide 🦾🇪🇷❤️
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏✊✊✊👍👍❤️❤️✅✅✅🌺🌺
Egziabher Edmen Tienan yhabki
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏👌👌👌👑👑👑🎇🎇🎇
Yesyes❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Edman tenane nklukume daki Gaganu ❤❤❤❤❤❤
እዛ ስእሊ ብረት ሒዛ ፍልስጤም ኣብ ርእሳ ጌራ ዘላ ስእሊ ኣብ screen telephone ናተይ ንሳ ኢያ ዘላ ብጣዕሚ ትምስጠኒ ስእሊ ኢያ መልክዓ ጽባቂኣ እዚኣስ ንበረኻ እዚኣስ ንጥይት ኢለ ኢየ ዝሓስብ ግን ብሂወት ከምዘላ ነጊሮሙኒ ኔሮም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ጅግና ፈጣሪት ሃገር ብቅልጽማ መንዚዓ ናጽነት ኣብ ኢዳ ሒዛታ ዝመጸት መግለጺ ዘይብላ ዋዕሮ ኢያ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Merheba deki Erey maarey, enkoa natey konkum, jeganu Aewet zidirarom firhet Egizabihar senay sirah!!!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕🌹🌹🌹✅✅✅👌👌👌
Merhaba wedi eryyyyyyy 🇪🇷 🙏 🇪🇷🙏🇪🇷👈🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👈
Gual Ereyyy jegena ❤🎉❤🎉❤
ዘዕበየና ድምጺ ደርፊ ፋጥማ
ሱሌማን(ጋል ሱሌማን)ልልይቲ ዘይትምኖ ድምጻዊት ምኻን ኩሎም ድምጻውያና ሓደ ካብቲ ሓደ መፍለዪ ኣይርከቦምንዩ፡
ነመስገንኩም ንኾርዕ ንሕበን ከኣ!ክብሪ ይሃብኩም፡ነቶም ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን፡ነቶም ዝሓለፉ ከኣ ሰላማዊ ዕረፍቲ መንግስተ ሰማያት ንምነየሎም!
Jeganu🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉like like 👍 ❤❤🎉keep it is good my brother ❤❤❤🎉
Eray star 🌟 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟.
Fatima gigna🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
Betame yi des teblene tarkhawet gol ery
ፊጡ አዴና ምቅልልቲ ዕድመን ጥዕና ያሀብኪ አብ ዋታ ሀገር ብዓይንና ምስ ራአናኪ ተሐጊስና ኤፊሪም ሐውና ከኣ የቀኒልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷ዘይ ድገሙ ጀጋኑ ሀገረይ ሰሰኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
Fatuma Suleman ❤️❤️❤️👍👍
ሕጂ ሊላይ ወዲ ሰብ ብህይወቱ ከሎ ከተዘንትወሉ ከሎኻ ኢዩ ሰናይ።
We love you Fatna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪❤️🇪🇷🇪🇷
ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Ab Hiwetey zehibeelu enite heliyu Erritreawit bi mukaney tiray 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💕💕💕🌹🌹🌹✅✅✅👌👌👌Temesgen Fetariy!!!
ሰላም ደቂ ሓላል መሬት እግዚኣብሄር ህዝብናን ሃገርናን መንግስትናን ይሓልወልና❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Deqi Erey 🇪🇷💪🇪🇷💪🥰
Welcome wedi Eriyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🐪🇪🇷❤🙏✊
🙏🏾🌷❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Welcome EMNA
ፋጥና እታ ካብ ንእስነተይ ደርፋ እናስተማቐክዎ ዝዓበኹ ብሉጽቲ ደራፊት፡ እንቋዕ ታርኽኪ ክሰምዕ ኣብቅዓኒ ፋጡም። ኣብ ናይ ኣከድጃ ኣድም ዝገበረቶ ኣበርክቶ መርኣያ ብጻይነት ብግብሪ ኣርእያትና። ንበር ክበሪ፡ ኮኾብ ናይ ከውኽብቲ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👍💪🙏❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💍💍💍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
❤❤🎉🎉
Wellcome❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ስለም አ ፍ ር ም ስ ብ ም ት ክ ል ❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Perogerahmkum betahmiey xebke eiuoy kexlluo
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Tesmiwo dexgeb naiey Fatma derfiey ehdemn tehnann jahbah
ኹሉ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ሓርነት ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን ንመንነትናን ክህበና ዝተቓለሱ ጀጋኑናን ሰማእታትናን በቲ ዝገበርዎን ዝሰውእዎን ኩሉ ነገርና ዝደምቁ ከዋኽብትና እዮም፣ ኩሉ ድማ ንዕኦም ዕዳ ኣሎና:: 💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫
ኣቶ ኤፍሬም ነቲ ብስዉእ ኢሰያስ ጸጋይ ዝተጻሕፈ ብቕራብካ የመስግን። ግን ሕጂ ኣበይ ኣላ፣ እንታይ ከ ኣጋጢምዋ ብዘይ ምቕራብካ፣ ንታሪኽ ጓል ሲሌማን ኣህሲስካዮ እምበር ኣይኮላዕካዮን ክብል ይደፍር።
ኩሎም ተጋደልቲ ዘይስገር ሰጊሮም ዓለም ኣይካኣልን ኢዩ ኣይከውንን ኢዩ ዝበለቶ ብታኣምር ኩዉን ገይሮም ንዓለም ኣገሪሞም ልዕላውነት ኤሪትራ ኣረጋጊጾም ንኤሪትራ ሓንቲ ኣባል ናይተን ሕቡራት ሃገራት ዓለም ገይሮም ኤሪትራ ማዕሪኤን ተድምጽ ሃገር ገይሮማ ::
እንታይ እሞ :: እዚ ኩሉ ንዓለም ዘገረመ ጅግንነት ብሓደ ጠላም ከዳዕ ተበላጺ ውልቀ ሰብ ተመንዚዑ ኤሪትራ መግዛእቲ ናይ ሓደ ጃጃዊ በላዕ ሰብ ኮይና ህዝባ ናብ ባርነት ተቐይሩ ኣብ ባርነት ይነብር ኣሎ :: ፈራሕ ዝጃጀወ ሰብ ከም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ሰብ ዝቐትል :: ብነብሱ ዝተኣማመን ሰብ ኣይቀትልን ኢዩ :: ንሱ እንታይ ኢዩ ዝብል ሓሳብ እንተ ኣልይካ ናዓ ብሓሳባት ግጠመኒ ኢዩ ዝብለካ እምበር ምቕታል ናይ ፈራሓት ስለ ዝኾነ ስለ ዝፈልጥ ከም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣይቀትል ኢዩ ::
ናጻ ኢኻ ብዘይ ፍርሒ ናዓ ብሓሳብ ግጠመኒ ኢዩ ዝብለካ ::
ከምቲ ብርሃነ ኣብረሀ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝበልኦ ::
ሓቂ መራር ኢያ ግን ዋላ ካብ ዕረ ትምረር እቲ ሓቂ ንሱ ስለ ዝኾነ
ፈቲኹም ጸሊእኩም እንዳመረረትኩም ዓይንኹም ዓሚትኩም ተጸሚምኩም ዋሓጡዋ ::
ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ::
ነታ ንእስነታ ከፊላ ነጻ ዘውጻኣታ ሃገር ገዲፋ ንምንታይ ሕጂ ኣብ ስደት ትነብር ኣላ?
Be A men Answer the quesiotn.
I guess, us a human… We’re free to live where We want⏰📚✍🏾🚵🏾🌴👩🏽💻💃🕺🏽 & don’t forget… human are Nomades🐪
@@Hzbawit
እዚ ትብልዮ ዘለኺ ሓቒ ኣይኮነን።
ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ህጻን ቕልዓ ዶብ ክትሰግሪ ሓሲብኪ ተባሂላ ዶ ከይኮነት ቑልዕነታ ኣብ ማእስ3ርቲ ወዲኣቶ ዝተረፈ ንእስነታ ተሕልፎ ኣላ ክሳዕ ስርዓት ህግደፍ ዘሎ ዝተረፈ ዕድሚኣ ከተሕልፎ እያ። ግን ንዘለኣለም ዝነብር ስርዓት ስለ ዘየለ ተስፋ ንገብርር ከቓላጥፈላ። እታሰብ ኣብ ድላዩ ክኸይድ ነጻ እዩ ዝበልክዮ ኣነ ውን ይሳማማዓሉ እየ ኣብ ኤሪትራ ግን ኮሙኡ ኣይኮነን እንኳንዶ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ካብሓንቲ ኣንጎሎ ናብ ሓንቲ ኣንጎሎ መንቐሳቐሲ ከይትሓተትካ ኣይትብበጽሕን።
ኤሪትራዊ ካብ ሃገሩ ነጻ ኮይኑ ክወጽእ ዝኽእል ኮይኑ ትኬቱ ጨሪሙ ኣይሮፕናሉ ገይሩ ዘይወጽእ እንታይ ኣለዎ ብዘይ ፈልጦ እሞ ውሕስና ዘይብሉ ሳሃራታትን ባሕሪ ሊብያታትን ገይሩ ክወጽእ ገንዘቡ ናብ ኣሰገርቲ ዘጥፍእ እቲ ናብ ኣስገርቲ ዘጥፍኦ ገንዘቡ ክንዲ 10 ፕለን ቲከት ይኸውን ብሕጊ እንተ ዝወጽእ። ክንድየናይ ደጋፊት ናይቲ ሰርዓት ኩኒ ብሓሶት ከተጸብቕዮ ኣይትፈትኒ።
Action speak Loud then word.
@@FusumGermay-uk5we Sometimes I try to avoid being emotional, & it actually helps me focus to see things that’re more factual.
« Of course I have feelings».
My opinion that I had written are about the view of humanity. This means, most often, We don’t need to describe things as part of the policy.
It’ s OK to disagree🤝
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤