ምስ ምሬ ወዳጆ ፊት ንፊት ተጋኒና ፡ ኣምሓራይ ስብኣይ ን8 ወርሒ ገዝኡ ሓቢኡኒ ፡ ኣብ ጊዘ መልሲ ዝነበረ ዘሕዝን ነገር 👉 ተጋ. ፍስሃ 0948501772
HTML-код
- Опубликовано: 15 дек 2024
- subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ምስ ምሬ ወዳጆ ፊት ንፊት ተጋኒና ኣምሓራይ ስብኣይ ን8 ወርሒ ገዝኡ ሓቢኡኒ ፡ ኣብ ጊዘ መልሲ ዝነበረ ዘሕዝን ነገር 👉 ተጋ. ፍስሃ 0948501772
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
ነቶም ዘዕቆቦዎ ሰባት ብዙሕ ኣፍልጦ ኣይሃቦምን። በተደጋጋሚ ከመስግኖም ነይርዎ።
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ፣ዝገርም ቤተሰብ ክብሪ ይግበኦም ንዞም ለባማት ቤተሰብ እንካዕ ብሰላም ወፃእካ ተጋዳላይ ፍስሃ ከዓ
ናይ ብሓኪ ቡሩካት ስድራ
ሐወይ ማዓረይ እንኳዕ እግዚአብሔር አትረፈካ🙏
ዋይ ህዝበይ ለሕለፍካዮ መከራ🤔
ብጣዓሚ ዝገርም ታሪክ እዩ ነዞም ዘዕቆብካ ሰደራቤት ከይድካ ክትረክቦም ኣለካ ተተካኢሉ እውን ኣብ ሚዲያ ክተቅርብዋም ኣለኩም
እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ❤
እቶም ሓድሓደ ህዝቢ ኣምሓራ ድማ ሂወት ስለ ዘትረፉ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ይሰዉሮም ።
አየ ተጋሩ ጎረቤቶቻችን እኛ አማራወች እኮ የተጋሩ ጥላቻ የለብንም እናተ ግና ለአማራ ያላቹህ የጥላቻ ጥግ ድረስ ነው
You are spraying hate he's spraying love
እግዚአብሔር ይቅር ይበልህ ተጋሩ ነን እንዴ ሰው ያቃጠልነው በዳቦ እንብላው ወይስ በንጀራ ያልነው ስንቱን ልፃፍ ተውን እባካቹ እንደ አማራና ኤርትራ የምጠላው ዘር የለኝም ቤተሰቦቺ አጥቻሎህ ተውንንንንንንን
በጣም እድለኛ ጀግና እነኾን በሰላም ወጣህ ሰዎችንም ፈጣሪ ከ ክፊ ይጠብቃቸው 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የሕዋተይ ናተይ ክንደይ መከራን ስቓይን ሓሊፍኩም 💔
እንኳዕ ተርፈካ ብፃይ
ክንደይ መስዋእቲ ከፍልኹም መአንተ ህዝብኹም ኣሕዋተይ😢❤
እንኳዕ እግዛብሄር አትረፈካ ዞም ሙሩፃት ስድራ ግን ብደምቢ ዘመድ ግበሮም ውዕለቶኦም የኽፍለና
አንኮዕ ተረፍካ ዝሓወይ ተጋዳላይና ዘሕለፍካዮ ከርተት
ሓሊፉ ክትዛረቦ ቀሊል እዩ እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤
ፍሉይ ተአምር
ዋዉ ህዝቢ ህዝቢ ምካኑ ኣይተርፎን🎉🎉🎉🎉🎉
ዝገርም ታሪክ እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ሰጋረይ😢❤
ዕድለኛ ኢኻ ብጣዕሚ
, አሕዋተይ ኽንደይ መከራን ሐሳርን ረአዂም😢😢😢
ክንደይ ደቂ ህዝቢ ከምዝ ዝበለ ኩነታት ሓሊፎም ሕዚ መራሕቲ ንነባዕሎም ይባለዑ ኣለው ወራዳታት እዮም፡፡
ፈጣሪ እንኳዕ ብሂወት አትረፈካ ተመስገን ❤❤❤❤❤
ንዚይድዩ፡ነይሩ፡እዝኩሉ።መስዋእቲ፡ልጌታቸወ።ልደብረፅዮን።ወንበር፡ናይትግራይ።መርየት።ትፍረድ።
እንኳዕ ብሂወት አትረፈካ ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
After you and other TDF went through, this is how Getachew and others pay you.!!!! You are my hero.
በይዛኻ እዞም ስድራ thank you በሎም ደጋጊምካ
ውዕለኹም እዙይ ኮይኑ ቆልዑ ትግራይ ኩልኻ ኣይምወትን ቡዙሕ መስዋእትኅ መቁሰልትን ከፊልኩም ብዘይ ኣፋላላይ ህዝቢ ትግራይ ክተድሕኑ እዩ ኔሩ እቲ ጉዕዞ 💔💔💔💔💔💔ጀጋኑና ልብኻ ይስብር
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ😢
jegna hawey
አሕዋተይክንደይኢኩምሓሊፍኩምእስኪእንካዕተረፍካ
ምክርካርካ ብጣዕሚ ጌጋ እዪ.
ኣነ ንባዕሉ ገሪሙኒ እንኳን ክትከራከርስ ብትግርኛ ክትናገር ኳ ነዉሪ ዝነበረሉ ግዜ 😢😢😢
ብስልኪ ክንሰምዖም ንደሊ ኢና
ሳሕ
ዕድለኛታት ወለዲ ። እንበር ብመልሓስካ ምሞትካ 😂 ብሓቂ ዮም እቶም ህዝቢ ክፋእ የብሎምን ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ብላዕሊ ዘለዉ ዮም ክንደይ ተጋደልቲ ዮም ኣድሒኖም ዘለዉ ተጋ ፃዕዱ ፍሽ ሓፍትና 3ተ ፈሊጥና እኒአና ።
Ewa hawey
ዋይ ሐወይ
ዋይ ዋይ መራሕት ኢዝይ ኩሉ ወጣት አወዲኦም ህዝብ ትግራይ ከዲዓም ምስ አብይ ኮይኖም TDF ይበትን ይብሉ አለዎ 💔💔💔💔
ከምዚ ተመሳሳሊ ዘለዎ ታሪክ ሰብ አሎ ብውሽጢ ርከበኒ ደስታሸው
Long life wish you knew
ሁሉም ኣንድ ኣይደለም ስንት ግፍ የሰሩ ኣሉ በዛ ልክ ደሞ ጡሩዎች ኣሉ
አሕዋተይ ክንደይ ኢኩም ሓሊፍኩም😢 እስኪ እንካዕ ተረፍካ
Enka bselam terefka hawey
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ በሉና👏
Good pleasing you
ኣህ😢😢😢😢😢
ኣነ ዉን አብ ኣዲስ አበበ ትግራዋይ ተባሂሉ ኩሉ ሰብ እንዳተፀየፈና እናሃለየ ሓንቲ ኣምሓረይቲ ስራሕ ቆፂራትኒ እንዳኮስምቲክስ እዩ ኔሩ እቲ ድካን ሙሉእ ንብረታ ኣሚና ሂባትኒ ልክዕ ከም ኣደይ ድማ ኣጆኪ እዚ ለለናዮ እዋን ክሓልፍ እዩ ምስወለድኪ ክትጋነዩ ኢኪ ዛጓለይ ትብለኒ ኔራ ።ካብ ስዑዲ ተታሒዘ እየ ኣትየ ኔረ ሽዑ2013ዓ/ም ሀዚ ለለኩዎ አብ ስደት እዩ ተመለሰ መፅየ ስልካ ኣለኒ ኩሉ ጊዜ እየ ልሓስባ ግን ደዊለላ የፈልጥይ ብሎሚዶ ፅባሕ ላበልኩ 😢😢
ተጋጊኪ ሐፍተይ ማዓረይ ደውልላ በቲ ክፉእ ሰዓት ሰብ ኮንክኒ የቀንየለይ በልያ🙏
በጃኪ ደውልላ ንሳ ለ ትዝክረኪ ትህሉ ካርዲ ዋላ ካብ ባዕለይ ❤
😢😢😢😢❤❤🎉🎉❤😢😢
Dekimu alo hiji wun ezi wedi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እናንተ ግን አሁንም #አማራ ነው ጠላታችን ብላቹ ስታቀረሹበት ትውላላችሁ!
እንደዛ እምናስብ ቢሆን ኖሮ ኣማራ ገብተን ህዝቡን መጨፍጨፍ ቀላል ነበር
አትሣሣት የአማራ ህዝብ ጠላት ሆኖ አያውቅም የትግራይ ህዝብም እንዲሁ ጠላት ፅንፈኛ ኢሊቶች ናቸው።
እናንተ ግን እና መሰሎቻችሁ አሁንም ትግራዋይ ነው ጠላታችን ትላላችሁ ታቀረሻላችሁ ። እውነታው አሁንም እንኳ አጋጣሚውን ተጠቅሞ አንድ ትግራዋይ ከመንግስት ጋር ወግኖ ተባብሮ በአማራ ህዝብ ላይ አልዘመተም እንደ ሌላውም ክልል መንግስትን ግፋበት የህግ ማስከበር ነው ወዘተ አላለም አልደገፈም። እንኳን ያልተባበረ ወደፊትም ከዚ ሰው በላ መንግስት ጋር አይተባበርም። መንግስትም በአማራ ክልል የሚያደረግውን ግን በግል እቃወማለው። ትግራዋይ ሆኖ ደግ አደረገ ይጨፍጭፋቸው ከታሪክም ያጥፋቸው ደግ አረገ ያለ ያጨበጨበ ያለቀለቀ አንድም የትግራይ ሚዲያ አላየሁም ። በዚህ ደስተኛ ነኝ ፣ ቤተሰቦቼ ተበትነዋል በሻዕብያ ቁጥጥር ስርም አሁን አሉ የሞቱ የጦርነቱም ጦስ አግኝቶኛል ሆኖም ሰላምን እንጂ ሞትን ለህዝቤም ለወገኔም መቼም አልመኝም ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የትግራይ ወጣቶች ችግር ቡዙ ቢሆንም አንዳንድ የሚትሰማው ነገሮች በጠም ያሳዝናል
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ንዓኻ ግን እንኳን DDR ካልእ እወን ይግበአካ ንምንታይ ?
ንደማመር
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤😢
ናብ ቶክለሽ ዘውርድ ናብ ኣንፈት ደቡብ አብቲ ሩባ ድዩ በጃኻ ስልኩ ላአኸለይይ
💊💊💊💊💊💊💝💝💝
😢😢😢😢
ኣነ ግን ሽም ዓድን ሽም ዞም ሰድራን ከባብን እንደፀርሓኻ ፅቡቕ ጌሮምለይ እንዳበልካ ምዝራብ ኣብ ሚድያ ነቶም ሰባት ሓደጋ እዩ ተጋጊኹም ብሓፈሻ ክግለፅ ነይርዎ ትታሪኽ ንኣብነት ካብ ሽም ከተማ ምጥቃስ ብኻልእ ኣብነት ምግላፅ ይሓይሽ ነይሩ ዋና ዘገደስ ፅቡቕ ነገሮም እዩ ስለዚ ዓድን ሽምን እንታይ ኣድለየ
ፕሪቶርያ ክፍረም ክብል ከሎ ሬድዮ ዝሰምዕ አንተነይሩ እቲ ናይ መወዳእታ ኩናት ኣበይ ኮይኑ የሕሊፍዎ። ሰራዊት ትግራይ እኮ ወልድያ ክበጽሕ ንእሽተይ እዩ ተሪፍዎ ነይሩ ታይኮይኑ ሽዑ ናብ ሰራዊት ዘይተሓወሰ
ድገርም
እንተኺኢልኩም እቶም ሠባት አቅርብዎም።
ከይዱ ክሪኦም ይግበኦም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በይዛኻ እዞም ስድራ thank you በሎም ደጋጊምካ
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤