ኣወል ከም ልበይ! እወ፡ መንእሰይ ተበገስ ንዓለም ሕቶ ኣሎና። ንመጸኩም ኣሎና በሎም! Awel, all rounded hero - hero of art, stage, history and nationalism. Eritrea is blessed to have such a son. Proud of you. God bless you!
For those who Doesn’t know us ! our Area code is 291 the number 2 for our two Religions , the 9 for our beautiful Tribes and the last digit number 1 stands for One Nation. Proud Eritrean. 🇪🇷ኤሩ 🇪🇷 FOREVER......
I am so proud to Eritrean and so proud of my beloved heros and leaders and great president Isaias Afwerki hzbnay mengstna. May God bless our great heroes and hagerna Eritrea 🇪🇷 hzbnay Amen 🙏. Kbrin megosn nsemaetatna. Wetru Awet Nhafash.
አወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኣወለይ ብኣኻ እኾርዕ እሕበን ንበረልና።So proud 🥲 of you dear You are one of the best artist that we have. We love 💕 you Awelina❤️🩹❤️🇪🇷💐💐👍🏽💐💐💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🩹❤️🩹🤞💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏🙏
ኣወለይ ከምዚ ናትካ እኮ ዓቕነይ ኣይኮነን ግን ክፍትን ዶ ንኺድ በሉ ደቂ ኤረይ
ንሕና ብንሕና
ቅናት ህዝባዊ ግንባር ተቐንትና
ከነብርዮም ነቦታትና
ሸጥ ነብሎ መዓንጣና
ክንበጽሕ ኣብ ዓወትና
ክቐስኑ ሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ !!
ንስኻ'ውን ኣንበሳ እኻ።
ኣጆካ ቀጽሎ እንታይ ገዲፍካ
ቀጽሎ ጥራይ ንስካውን ጎበዝ ኢካ
Ata nskas meqsen abshr eske bel neshtey awel kkk
Ata nskas meqsen abshr eske bel neshtey awel kkk
ጻባ ስተ ጻባ ኣስቲኻና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🔷🔥ዋው ዋው ኣወሊኖ ካብ ሓያል ደራስን ተዋሳኣይን ናብ ሓያል ተንታኒ ፖሎቲካን ተቀይርካ ወዲ ህዝባዊ ግንባር ውሉድ ኤርትራ
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷✊♥️❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወለይ
ተዓወት ኣወል ሓወይ ዕድሜኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ ኣሜን 🙏🏽 ክንድሽ ሽሕ 🇪🇷❤🌹
Edme shgara ba belyo
ኣወል ስዒድ ምድራዊ ድሮን
ጸረ ወየንትን ከዳዓትን!!
First eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አወል ኢትዮጵያ ተወልደን ያደግን ልጆችን በፍቅር አይን የምናያትን እናት ሀገራችንን ኤርትራን እንቁ የሆነውን የአያቶቻችንን የአባቶቻችንን የወንድሞቻችንን እና የእህቶቻችንን ታሪክ በአንተ በኩል ነው በደንብ የምንማረው አወል በጣም ነው የምንወድህ ድል ለሰፊው የኤርትራ ህዝብ
ሓለዋ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ይኩን
ሃገረ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
እዋይይ ኣወሊኖ የዓኸ ኣነስ ፈሪሔልካ እምበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢለ ኣገናዕ ጥራይ ክብለካ ቃላት ሓጺሩኒ እንታይ ኢለ ክገልጸካ ኩሉ ስለ ዝኾንካ ዋው ክቡር ስነ ጥበባዊ እንቋዕ ናትና ኮንካ ናትካ ኮና ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷✊
አወል ገና ዘይተጀለሐ ብአወሉ ተነባቡ ዘይውዳእ
ማህደር ታሪኽ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓበነይ ኢለካ አለኹ❤✝️☪️🙏🇪🇷
ዋርሳይ ኣወል ሲዒድ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ጅግና ኤርትራዊ።
We are Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We are shaebiya🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
we are hgdef🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሒም ዝበለ ይተሓጎም💪💪💪💪
Am proud of Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ጅግና ወዲ ሻዕብያ ...ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷❤💪ወዲ ሻዕብያ እየ ካብ ግንባር ሰንዓፈ 😍
Awel Jegan wedi sabey Eritear kebar menanit wedi sabey eyu keb ganbar senafi jegan wedi Eri
Welcome 🙏 awelino
Can you cancel the rest in peace please?
ኣወል ሓወይ እንተ ንዓና ጸባ ኣስቲኻና ኣሎኻ፡ እቶም ሓሳዳት ድማ መዓንጥኦም ቕርጽ ኢሎም ኣለዉ። ንሕና ኣይንዛረብን ኢንዲና እንተ ተዛሪብና ግና መሬት ኢያ ቐጥቐጥ ትብል። ጽቡቅ ጌርካ ኣስሚዕካዮም ኣሎኻ። ዓወት ንሓፋሽ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወሊኖ ጅግና ሕቡን ኤርትራዊ🇪🇷 እንቛዕ ናትና ኮንካ ኣንታ ኮርዒዳ መርዘን ዕሱባት ። ዓወት ንሓፋሽ !!
ኣወል ከም ልበይ! እወ፡ መንእሰይ ተበገስ ንዓለም ሕቶ ኣሎና። ንመጸኩም ኣሎና በሎም! Awel, all rounded hero - hero of art, stage, history and nationalism. Eritrea is blessed to have such a son. Proud of you. God bless you!
መግለጺ እንድየ ስኢነልካ ክጽሕፍ ኢለ ተበጊሰ ቃላት ስኢነ ንዓካ ዝከውን ኣወለይ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
wela ane sienelu
Ygerm eu eko wela ane keman edmen tenan yhabo fetari ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወላ ኣነ ቃላት የብለይን እንታይ ዓይነት ፍጡር ዩ ወደይ፡እዋይ ኣወለይይይ
Nayebhaqe edemen tenan yehabo teraye.
ኣወለይ ከመይ ዲኻ መቅሰን ወዲ ሪመይ 🇪🇷ኩሎም ቃለትካ ወርቃውያን እዮም ክሳብ ትመጸና ብሃንቀውታ እና ንጽበየካ ኣብ ህወትካ ጥዕና ኣብ ስራሓኻ ኣሳሊጦ ይምነየልካ ኣወል ጀግና ።
ሰምእካ ዘምኖ ብርእካ ይሰስን ተባረክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ (አሜን )ዘይጻዓድ ወዲ ኤረይ
ዎውውውውው አወለይ ከመይ ዲካ ጅግና ቃላት ስኢነልካ መግለጺ ኣጆካ ጥራይ ንኪድ ብርሃን ኢዩ ዘሎ ቅድሜና 🎉🎉🎉🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🎉🎉🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷
ኤርትራዊት ሐፍትካ ምኳነይ ኩርዓት ይስማዓኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። በርትዕ ጥራይ ጅግና ። ❤
ዛ ኤርትራና ዕድለኛ እያ ናኩም ምውላዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ኣላህ ዋኣክበር ኣብሽር ሕጂዉን ኣድላይ እንተኮይኑ ኣብመሳርዕ ቐደም ክምለስ እርትራዊ ኣይ ጽግሞን ኢዩ።ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
" ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል " ኤርትራውነት ክቡር መንነት
For those who Doesn’t know us ! our Area code is 291 the number 2 for our two Religions , the 9 for our beautiful Tribes and the last digit number 1 stands for One Nation. Proud Eritrean. 🇪🇷ኤሩ 🇪🇷 FOREVER......
Thanks for telling us .I didn’t know has a meaning 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wowwwww , thanks 😊 I really didn't know. 291 👏👏👏💯
ኣይፈልጣን ኔረ ብጣዕሚ ጽቡቕ የቐንየልና
Wowwwwwww. I did not know the area code represents to our tripe, religion, and one nation. Thank you for telling us.
Qal yihaxreni👏👏👏👏
መርሓባ አወሊኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wed Sied neza kula Usub Afa athizka
Kulu Eritrawi 🇪🇷 hasabu kiekibin ab hade kisemirin mienti hageru kiwifen kizarebin Lisan konkayo eka emo niberelna wedi Erey halal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏❤️👏
ኣወል ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣዝዩ ብፍሉይ ኩርዕ ዘተመረጸ መምሃሪ ንኡድ ሰራሕ ❤❤❤ዉወ❤❤❤ዉ ዉ ዉ
ዓወት ንሓፋሽ ዓወት ንሓፋሽ ዓወት ንሓፋሽ እስከ በል ወዲ ኤረይ ጻዕዳ።ላይክ ሃብ ወዲ ዓወት ንሓፋሽ
Proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪💪💪
" ኣወል ስዒድ " ፣ እቲ ክንብሎ ዝደሌና ፣ ግን'ከ ክንብሎ ዘይከኣልና ብምባ ልካ ካብ መዓሙቕ ልበይ የመስግነካ ! ብሓቂ ዕዉት ኢኻ ።
أي والله ماشاءالله تبارك الرحمن الله يوفقه
Comment xehife ayfelten eye nemjemrya gize eye zexhf zelku ab nay awelino lebey rekibkani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ስዒድ ንሓቅን ታሪኽን ታዓጢቅካ ብልቢ ኤመስግነካ ኤርትርራዊ ክቡር መንነት
ዋውውውው ኣወለይ ጅግና እንታይ እሞ ክብል ብዛዕባኻ ቃላት ክሓጽረኒ እዩ፡፡ሕጽር ዝነለ ኣጆኻ ቀጽሎ ጥራይ እየ ክብለኻ ዝኽእል።ነቲ ዝግበኦ ከምቲ ዝግበኦ መልሲ ሃቦ ኢሕ ዝበለ ይትሓጎም። I am proud to be an Eritrean በቃ ኣርባዕተ ነጥቢ።
ኣወል ጅግና ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🌷🙏
ኣዝዩ ንኡድን ታሪኻውን። መሐበን ህዝቡ። ክብሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
አወል ጅግና ወዲ ሻዕብያ ወዲ ህዝባዊ ግንባር አየ ከማካስ ሚልዮናት ይወለዱ ይወለዳ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ኤርትራዊነት ዘኩርዕ መንነት ሰላአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ክቡርሞጎስ ንሰራዊትና ዓወት ንሓፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Enty sle zgbere u awel jegna koyinu sister
Kemzi kemaka nifeltom hasadat bi tsubuk dimtsu yasmeana sile zelo eyu hirirrrrr bel
Kkk ata kmy zbeluka resah ika wedi kelbi
ሓደ ሰብ ሃገሩ ዝፈቱ እኮ ንሃገሩ በቲ ዝክእሎ እዩ ዝቃለሰላ ስለዚ አወል ከኣ በቲ ዝክእሎ ንሃገሩ ክእለቱ የበርክት አሎ ክእለቱ ዘበርከተ ኤርትራዊ ድማ ኩሉ ጂግና እዩ እንተ ኪኢልካ ክእለትካ አበርክት ዝሓወይ
@@wediasmera7074ዘይወላዲኡ ዝጸርፍ በንጻሩ ወላዲኡ እዩ ዝጸርፍ ወላዲካ ጸረፍካ
Enka bselam mexaekana awel hawey awel kem shmka ezi tgebro zeleka nezom sean fltetom anfetom zetfuu zelewu yehwatna maere kindey hangolom 🧠tehaxbelom kem zeleka ezi nreyo alena edmen tenan yhaba fetari zemenka ybark eritrawi kubur mennet zelalemawi zkiri nsemaetatna ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እውይ እንቓዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ተሓቢንኩም የሐቢንኩሙና ኤረይ ንቅድሚት
ኣወላዊ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ንዓካ፥
ወዲ ሻዕብያ የ
ወዲ ሕግደፍ የ
ወዲ ሕዝባዊ ግንባር የ
ወዲ ዋርሳይ የ
ሓዊ መንደላይ የ
መጠርነፊአይ ድማ ኤርትራዊ የ
ኣብ ዓለም ኮቶ ቅልጽም ሻዕብያ ዝጠዊ የለን
ዒም ዝበለ ይተሓጎም
ዓወት ናሕፋሽ!!!
ን
I am so proud to Eritrean and so proud of my beloved heros and leaders and great president Isaias Afwerki hzbnay mengstna. May God bless our great heroes and hagerna Eritrea 🇪🇷 hzbnay Amen 🙏. Kbrin megosn nsemaetatna. Wetru Awet Nhafash.
Awel anbesa yesss
እንቃዕ ብሰላም መጻካና ኣወለይ ጅግና ወዲ ኤረይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወራሲ ኣወለይ🇪🇷 ❤👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወሊኖ ሓቢቢ ኣና ጅግና ናይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👈
Aweli ajoka kazaribuna yom daliyom man Kam Eritrea
አወለይ ጅግና 👏🏽 ነዓኻ ዝወለደት ማሕጸን ትባረኽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of you my brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሃቂ ታሪክ ህዝቢ አርትራ ንሱ አዩ ንጎሮም ንህዝቢ ትግራይ
አወሊኖ ወዲ መሬት 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Meslses kabak mexbay yehays eritreawi gobez 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ኣወል ጅግና ሑቡን ኤሪትራዊ ።
Wawww Aweley enkae Erirawit haftka geru fetereni ezi Amlak 🙏🏽.Temesgen 🙏🏽
ጸባ ስተ ወዲ ኤረይ ሐየት። ብርዕኻ ትብላሕ አወሊኖ
Awel asnbbesa ገጣማይ( ኣርቲስት) ትራሕ ኣይኮንን፣ history teacher 👨🏫, good job 👏 ወዲ ኤረ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ኣብ ዘሃለና ሃልና ሃገርና ❤🇪🇷❤ 👀🙏ብለን ዓይንና
ጅግና ወዲ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ኩሉኹም ጀጋኑ ኤርትራ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌟💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ኤሬትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ጅግና ሰባኢይ ኣሰቡእት ስረ 10 ዓጢቁ ዝከይድ ዘሎ ኣዩ ያአከ ባለም ነዞም ሓሰዉቲ ሸየጢ ይሑዋቶም
ጅግና ዋርሳይ ኣወል ሲዒድ ጸባ ስቴ ወዲ ጀጋኑ ወዲ ሓላል መረት፡ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ!!!🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Awelino kemey dka ni bihaqi jigna. Ezom melmetsti shahne bolom, Eritreawinet kubur meninet💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awelino: Thank you for an instructive historical lesson. As usual I will wait for more....
👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
AWEL, please put all your work into the book.🇪🇷
እዞም ኣብ ሙዑቡል ሃገራት ኮይኖም ድንቁሩና ስንቆም ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮም ኢካ ። ውልድ ምስ በልኩ ወዲ ኣፎርቂ ኣልማዝ ኣፍሪቃ ምስ በልኩ እንድየ ። ዋላ እኳ ዳኣ ሃገረይ ገዲፈ ይሰደድ እንበር ንሃገረይ ይሕሊፈ ኣይህብን ። ከምዚ ኣወል ዝበሎ ብራብሓ ምስ ጸላኢ ኣይኮነን ምስ ሸይጣን ከማን ይፍቀር ። ኣነ ካኣ ንራብሓን ፍልጠትን ምስ ስደት ተፋቂረ ኣለኩ ወትሩ ኤረትራዊ ቢሒም ዝበለ ይታሓጎም ክተዛርቡና እንዲኩም ደሊኩም ቀጻሊ ክንዛረብ ኢና ። ኣቤል እየ ጹሉል ባሃገረይ ኣወለይ ሓበን ሃገር ንበረለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
ጂግና ናይ መን ድኣ ክትወስድ ወዲ ሻዕብያ እንዲኻ
ኣወል ጅግና ኣወል ኣርሓ ኣኽሪኻና ኣጆኻ ቀጽሎ ጸባ ኣስትዮ ነዚ ለዋህ ህዝብና ፡፡ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!!!!
አንበሳ አወሊኖ ከመይ ደሐን እቶ በዚ ጥዑም ድምጽኻ ተስመአና ታሪኽ እጉባት ኢና ካበዛረቡኻ ኩሉ ጓኽጓሐዮ ። ወዲ ኤረይ ጀግና ንበረልና ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw Awel Anter Nberelna aynabayka ydefen edmen tena Raesmal Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
እድመን ጥእናን ይሃብካ ወዲ ኤርትራ መግለጺ ሲነልካ ቃላት ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍
ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ወትሩ ሓገረይ ፡ ክብሪ ነቶም ሂወቶም ኣካሎምን ሂቦም ናጽነት ዘምጽኡ ፡ ክብሪ ነቶም ሃገር ንከይትድፈር ዝከላከሉ ዋርሳይ።
መጸ ኽአ መርዘን ጸላእትና አወለይ ንበረልና ወዲ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Woooow behaki bulutse gelatsi hasabeu.
Medelev kesab zeytegalewe gena kekawem eye.geyga kvel eye. Hagerey gen ntselai yhlefe ayhben wetru hagerey god bless my country Eritrea❤️❤️❤️
ተዓወት ጅግና ዓወት ሲዒድ ሓወይ👏🌷💖
ተዓወት አወለይ ኩሉ ግዜ ዕዉታት ደቄ ኤረይ እግዚአብሔር ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Am proud of you man, you inspired a lots of people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀጽለሉ ኣውሊኖ ሰባይ ባሓቂ ገንጽሎ ታሪክ
እንካዕ ደሓን መጸኻ ንጉሰይ ናተይ ።
ኣወሊኖ መግለጺ እኮ ሲናሉ ኩሉ ውዕለትካ ኤርትራዊ ሃገራዊ ብግቡእ ትዋጻእ ኣለኻ ጎሮቢት ክልል ትግራይ ምስ ወያነ ከነዕሪ ስርዓት መንገዲ ክሕዙ ኣጆኻ ናይ ኩልና ቃል እዩ ኣብሽርካ ወዲ ኤረይ ።
ኣወል ናይ ልብና እንቋዕ ብሰላም መጻኻና።
መምህር ታሪኽ ኢለካ ኣለኹ ሕጽር ብዝበለ!
We are always proud of you.
ኣወል ገለ ንስውኣት ኪትምጉስን ከተጸሪፍን ኢታይ ዓይነት ሪኢሲ ኢዩ ዘለካ ነዚ ኩሉ አብ ሪኢስካ ሸምድዲካዮ ኢዋይ ትዕድልቲ ናይ ብሓቂ ቀጺሎ።
አወል ጅግና ወዲ ኤርትራ 🥰🥰🥰🥰
ኣወልይ ጅግና ረቢ ይሕፈዝካ ዝያዳይይይ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኣወለይ ብኣኻ እኾርዕ እሕበን ንበረልና።So proud 🥲 of you dear You are one of the best artist that we have. We love 💕 you Awelina❤️🩹❤️🇪🇷💐💐👍🏽💐💐💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🩹❤️🩹🤞💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏🙏
ናይ ብ ሓቂ መብዛሕቶም ደገፍቲ ህግደፍ ጽልሂ ህዝቢ ትግራይ እዩ ዘለዎም።
ኣወል ሎሚ ጽቡቅ ጌርካ ምሃሮም
ከዛርቡና እንዲዮም ደሊዮ ጀሚርና ኣለና መን ትም ከም ዘብለና ክንሪኢ ኢና ።💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አምፂካያ ወዲ ኤረ አንበሳ ንገሮም እዝኒ የብሎምን ግን አስመአዮም አጆካ
ኣወል ፈወሲ ልቢ ንበረለይ እስከ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
አወል ማለት ያንድነታችን ምሰሶ ነህ ጀግና
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኣወለይ ጅግና የቀኔልና ንዝመጽእ ብሃንቀዉታ ንጽበ ኣጆኻ ወዲ ኤረይ
ኣነ ዉን ከማኻ ሕቡን እየ ብሃገረይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወለይ ጅግና ኩሉ ገሊጽካዮ ነዛ ኣዳካሪት ዓለም በብቃንቃኣ እንተትሰምዖ ክንደይ ኮን ምጠዓመ. ኣወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ.🙏🇪🇷 ❤💕♥️🙏❤🇪🇷🙏💕❤🇪🇷👍🙏🇪🇷🙏
well come awelino" ነዞም ኣብ ሚድያ ለለ ክብሉ ዝውዕሉ ሓንጎሎም ዝተደፍኑ ዓዋናት የሕዋትና ኣእምርኦም ሕጸበልና።ኣወል ኣብ ሚድያ ካብ ትወጽአ ብዙሓት ዓያሹ ክልብሙ ኣብ ዙርያይ ይዕዘብ ኣለኹ,thank you awelino🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ስዒድ ጅግና ኢኻ! ኩሩዕ ኤርትራዊ። እንቓዕ ውላድ እዛ ሓላል መሬት ኮንካ።
ጽቡቕ ስነመጎት፡ ኣብ ፖለቲካ ንባሪ ጸላኢ የለን፡ ነባሪ ረብሓ እምበት።
ኣወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ኤረይ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤👍👍👍
Aweley jigna edmen tina yhabka nana kihishena 🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል መረዋሕ ድምጺ ኣቦ ሰነዳዊ ሓቂ, ኢር በል ከም ኣርሓ ሕዛእቲ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷, ኤርትራውነት ማለት
History writes interms of poem Thx A Lot Awel u coming in modern Time through another way of Perspective so u Part of a History new Generation.
Eritrea nezlalem teber 🇪🇷🇪🇷🇪🇷like haba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ውውውውው ኣወል ምቅሰን ኣቢት ብስለት መዋድድርቲ ዘይርከቦ ብሱል ውሕሉል ስርሕ ኣጆካ ውዲ እታ ሓላል መሬት ሰባይ ኣስቡት ወዲ ኣቦታቱ ውዲ እዞም ኽንዲ ውቅያኖስ ታሪኮም ኣነ ክሓልፍ ንስካ ጽናሕ ዝቡሉ ፍቅሪ ሕላገቶም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪💪💪💪
Ewayyy Awel sida idmen tinan yhabka fetari 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪
ኣወለይ መርዘን ዕሱባት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ከሕሸና 🙏🙏🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤🕌❤⛪
ቀለብ ዝኮነ ዘረባ መግቢ ኣይደልን በቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣወለይ መምህረይ እካ ተወዲኣ
ኣወለይ ጅግና ደመይ ኤሪትራን ህዝባን ንዘላለም ይንበር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷.