Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አምላኽ አገልግሎትካ ይባርኽ ንብዙሐት ንበረኸት ኩን ብሩኽ ሐወይ መመሊሱ ምግላጹ ይሃብካ።
Egziabhier Agolguletka ybark Bemnet hawey 🙏
ጎይታና የሱስ ኽርስቶስ ጸጉኡ የብዛሕልካ፡ብእምነት ሓወይ ፡ባኣኻ ገይሩ ቀጻሊ ዝምህረኒ ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ።ተባረኽ ንበረኸት ኩን
Egzabeher azizu yebarka. 🙏
Tebark goyta yibarka gen pente kem seb gega kegebr yekel u nekulu gega gerka meray kenue aykonen meknyatu fexum seb selzeyle
May God bless you richly. ሰንበት ማለት sunday ዲያ or saturday? What if we are invitited to wedding ceremony or meetings,? ን ሰንበት ምቅዳስ ማለት ኣብ ገዛ bible reading, worshiiping but no watching tv which is of the world ወይ chruch ምኻድ ዲዩ?
Selam Asmeret. ንሕቶኺ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ጌርና ኣብ ካልእ እዋን ብቃል ኣምላኽ መሰረት ክንምልሳ ኢና።
ሰላም ብእምነት፡ ንምንታይ ንሓደ ሰብ ኣብዚ መሊስካሉ ንምንታይ'ከ ንዓይ ንኹሉ ሕቶታተይ ዘይመለስካዮ ኣብ ዝሓለፈ ቪድዮ ዝሓተትኩዎ ኣብቲ ኸማን ናይ ሓሸማ ትዘራረቡዎ ዝነበርኩም?!
ሰላም ንዓኺ ይኹን። ደስ ይብለኒ ሕቶኺ ክምልሶ። ምናልባት ኹሉ ሰብ ዝሓቶ ኣይርእዮን እየ፡ ነቲ ዝረኸብኩዎ ግና በቲ ኣምላኽ ዝሃበኒ ጸጋ ተደጊፈ መልሲ ይህበሉ እየ። እሞ፡ ሕቶኺ ጽሓፍለይ፡ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ድማ ክምልሰልኪ እየ። ኣምላኽ ይባርኽኪ።
@@bemnetmeried4121 ስላም ንዓኻ፡ ሕቶታተይ ኣብቲ ሓሸማ ምብላዕ ፍቑድ ድዩ ዝብል ቪድዮ ኣሎ ኣብኡ ክትምልሰለይ ትኽእል'ዶ?
ኣኣኣይ አቲ ናይ ኣቡካ ናይጺንቲ ኦርትሁዶኮስ ተዋህዶ ናበይ ከይዲካ ነናፊቃን ፐንጠ ማለት ሓቀኛ አምነት ኣይኮነን አግዛብሀር ናብ ሊብካ የምለስካ ዝሓወይ አምበር ኣምሉኮ ሰጣን አዩ መናፊቃ ሲ
ሰላም ዝሓወይ። ተዋህዶ ነታ ሓቀኛ ትእዛዝ ሰንበት ማለት ንቀዳም እዮም ዘኽብሩዋ ነይሮም። ሕጂ ግና ንሳንደይ ከም ሰንበት የኽብሩዋ ኣለዉ። ሳንደይ ብመጽሓፍ ቅዱስ ሰንበት ኣይኮነትን ግናኸ ሮማዊት ካቶሊክ ዘቆመታ ትእዛዝ እያ። ካልኣይ ድማ ዋላ ጴንጠ ንዘይኮነ ጴንጠ ክትብሎ ከሎኻ ጽቡቅ ኣይኮነን። ኣምላኽ ይባርኽካ።
አምላኽ አገልግሎትካ ይባርኽ ንብዙሐት ንበረኸት ኩን ብሩኽ ሐወይ መመሊሱ ምግላጹ ይሃብካ።
Egziabhier Agolguletka ybark Bemnet hawey 🙏
ጎይታና የሱስ ኽርስቶስ ጸጉኡ የብዛሕልካ፡ብእምነት ሓወይ ፡ባኣኻ ገይሩ ቀጻሊ ዝምህረኒ ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ።ተባረኽ ንበረኸት ኩን
Egzabeher azizu yebarka. 🙏
Tebark goyta yibarka gen pente kem seb gega kegebr yekel u nekulu gega gerka meray kenue aykonen meknyatu fexum seb selzeyle
May God bless you richly. ሰንበት ማለት sunday ዲያ or saturday? What if we are invitited to wedding ceremony or meetings,? ን ሰንበት ምቅዳስ ማለት ኣብ ገዛ bible reading, worshiiping but no watching tv which is of the world ወይ chruch ምኻድ
ዲዩ?