Yoel you're a star unlike many loosers of your age group. Keep it up no matter what the variety comments stand for. እዞም ናይ ሎሚ ኣጋይሽ ብጣዕሚ ወራዙት ብምዃኖም "ኣገናዕ" ክብሎም ይፈቀደለይ:: ዶተረ ኣብ ቅዋም 1997 ጽኑዕ መርገጽ ከም ዘለካ ኣርኢኻ'ለኻ - ይኹን'ምበር ኣብ መስርሕ እታ ቅዋም ሃጓፍ ከምዝነበረ ክትኣምን ኣገዳሲ'ዩ መስለኒ ::
Dr. Tesfamariam is amazing for putting Eritrea first 😍 👏 🙌 ❤ I think birghed nhamedu built on Isaias hatred, so it needs to focus on constitution and democracy for Eritrean people.
Sorry ,Eritreans, particularly Tygrigna speaking most of them boldly, Isayas Afewerki stills uses to differentiate amang his opponent's......this was how Isu Asmarino utilises as instrument. We can see on his Cadre.....propagating. Check the ethnicity character.
الشعارات كانت مرفوعه كان يقولوها من هؤلاء الشباب كانت لصالح التقراي لم تكون لصالح الشعب الارتري بل الجبهه الشعبيه تقراي انقسمت الى 2 هم انقسموا الى اثنين تاثير واضح
This doctor sound very confused, how can you ask a constitutional government if you don’t have a country most of us are in diaspora, in order for us a constitutional government we need to get rid off the evil dictator, Ato Berhane well said and articulate on the point 👍🏻
Bereger n kebdu Nay Tigray u hiji win higdef belu gele belu Nay ekbkab tewelede tigray tegarun u n Eritrea temesel hibri yeblun bhiji feteru tekilkum n eritrea zewekil
First this is good to host different perspectives. But we are missing the big point of we have not done reconciliation as a people. That is our arm struggle 1961 to 1991 it is not closed appropriately. Thus we keep repeating the same mistake over and over
ሳላ በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ወጻእ ብሰላም ንነብር አሎና! ድሕሪ ሕጂ ነዊሕ ኢድ ህግደፍ ክቐትሉና ኣይክእሉን እዮም. ዘበት!
😂😂
@@solomonmosazghi9980 i konw እዘን ገለ ገለ ኢስያስ መጺእኒ እንዳ በልክን ክትብህርራ እኽን እኮ ተሓድራ ብርጌድ ን ሓመዱ ንባዕሉ ዘይደቀሰስ ድቅስ ክትሓደር ገርካ
ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደና ቲዴኤፍ ኢና ዝበለ ከመይ ጌርዮ ኤርትራዊ ክኸውን።
ወያነ ተሳዒራ ኢሎምዬም እምኒ ኣልዒሎም እንታይ ሕብእብእ። ተጋሩ ሕነ አኖ አደ ትግራይ ክንፈዲ ኢና ዶ አይበሉናን።ንትግራይ ዝውክልዮ።ቃልሲ ኤርትራዊ አይኮነን ኣጽርዮ ውሽጡኹም።*****ለዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ***
Haqu dea!
@jagme334 ጽርይቲ ዘረባ ሕርኽራኽ ዘይብላያ። ሸፋፊንካ ዝኽየድ ምትእክኻብ ኢና ንርኢ ዘለና።
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ክትዕ'ዩ ብፍላይ ዶክተር ተስፋማርያም ኣብ ቑዋም ዘለካ ርድኢት 100% ዘይሰማማዕ መክንያቱ ኩሉ እቲ ንደልዮ ኣብቲ ሕጊ ኣሎ ህግደፍ ዝጸልእወን ድማ ብጉቡእ እንተፍልጠን ክንደይ ምከሰብናዮም ነይርና ኣብ መጻኢ ኣብ ሞንጎ regime change and policy change ዘሎ ፍልልይን ጥቑሙን ጉድኣትን እንተትገልጹልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፍ የቐንየልና
ኣነ ቀንዲ ኣንጻር ስርዓት እሰያስ እየ ። መራሕቲ በርጌድ ንሓመዱ ግን ባዕሎ ሕነ ኣደ ኣደ ትግርይ ክንፈዲ እና ዝብሉ እዮም ብከመይ እዩ ናይ ኤርትራ ዝብክ ዘሎ? ግደፍ ንካልእ ብሄራት ክሓስቡስ ነቲ ትግርኛ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝርከብ ከንጥፍኦ እና ዝበሉ እዮም እንዲዮም ። ኣነ ወዲ ባድመ እየ እዚቶም ብመስረቱ ናይ ትግራይ ኣጀዳ ዝሓዙ እዮም ። ነቲ ናይ ስርዓት ህወሓት ዝተቃውሙ እዮም ከጥፉ ኡ ድለኢዮም ። እስካ ሓደ መራሒ በርጌድ ንሓመዱ ትግራይ ትዕወት ዘይባለ ኣምጸኣልና እተ ረኪብካ ? እዛ ሕቶ ሓርኢ ተመን ክትኮነካ እያ።
Yoel you're a star unlike many loosers of your age group. Keep it up no matter what the variety comments stand for. እዞም ናይ ሎሚ ኣጋይሽ ብጣዕሚ ወራዙት ብምዃኖም "ኣገናዕ" ክብሎም ይፈቀደለይ:: ዶተረ ኣብ ቅዋም 1997 ጽኑዕ መርገጽ ከም ዘለካ ኣርኢኻ'ለኻ - ይኹን'ምበር ኣብ መስርሕ እታ ቅዋም ሃጓፍ ከምዝነበረ ክትኣምን ኣገዳሲ'ዩ መስለኒ ::
ዶክተር ተስፍማርያም ቀጽሎ ኩሉ ብስነየልቦናን ሓልዮትን ኤርትራውነት ዝግደስ ምስኩሉ ብስነሓሳ ብክፈላለ ዝኽእል ኤርትራዊ ልቦናን ኣፍልጦን ኣለካ ብኣኻ ብሓቂ ሕቡናት ኢና ኸማኻ የብዝሓዮም ።ንህዝቢ ኤርትራ ዘድልዮ ዝነበረን ክኸውን ዝግብኦን ዝእርምንዝሃንጽን ምስክብርታቱን ፖሉቲክኡን ካብ ሰውራዊ ኽብርታቱ ናብ ዝነበረ ዘሎውን ናይ ወሎዶ ጭዋ ባህልን ልምድ ደሚሩ ሃገርና ናብ ዘመናዊት ብልጽግቲ ክኸውን ዝግብእ ድሕሪ 30 -40 ዓመታት ጻሕልን ድስትንኩስኩስት ሕንከራ ከይኣኽሎም ኣብስደት ስድራቤታት ቆልዑ ኣዘዘኽቲሞ ሓደ ገበነኛ ተጣባቓይ ውጽዓት ክኸውን ምናልባት ኣብዘበነ ግሪንቢጥ ክኸውን ይኽእል ስለዝኾነ ምሳኻን ከማከ ዝበሉ ክቡራት ጭዋታት መስተውዓልትን ኤርትራውያን መዋዕልት ን መሳርሕትን ክኾኑ ኣይግባእን ከመይሲ ህዝቢ ጭው ህባቢ ምስ ጸላእቱ ገጢሙ ዝዕወት እዩ እዞም ኣልደመልዲ ብይግደፍ ይኹን ብተቓወምቲ ኤርትራ ከይትዕወት ዝሕንክሩ ኣይ በሊዔኪ ኣይንበላዓ ሂበኪ እዮ ኔው በሎም ተኽላይ።
ፋኑስ ነት ወርክ
ዕላማኻ ኑጹር ኣይኮነን ጸገምካ ኣረድኣና. 💙💙
Thank you መማህራን ሕ/ሰብ ዶክተር ተስፋ ከምኡ’ውን ብርሃን ማንጁስ ቀጽልዎ ሓቢርና ክንመሃር❤🌹🌹
Dr. Tesfamariam is amazing for putting Eritrea first 😍 👏 🙌 ❤
I think birghed nhamedu built on Isaias hatred, so it needs to focus on constitution and democracy for Eritrean people.
Dr U r smart. Am with thanks ❤❤❤❤ good diskation
ስላም ዩኤል ናይለሙዓቲ ዘምጹኻዩም ናይበሓቂ ንፉዓት ሰባት
ደግተር ተስፋማርያም ኣብ ሁውተታ ኣይትበር ብርግድ ንሐመዱ ኤርትራ ኢዩ ኣጅንዱኡ
ዶ/ር ፣ ህግደፍ ክንሱ ፣ለባም ወረጃ ደላይ ፍትሒክመስል ዝደሊ ሃሱስ እዩ።😒🤔
ናይ ሎሜ ተሰማሚዕኩም ኣቶ ብርሃነ ናብ ዶር. ተስፋማርያም ቀሪብኩም ደስ ዝበል እዪ። ኣብ ዝመጽእ ድማ ሓደ ኮንኩም ክትመጹ ተስፋ ንገብር።
ብርጌድ ንሓመዱ, ኣጀንዳ ናይ ትግራይ ኣለዎ ዝብል ኣይሰማዕኩን ትብል ኣለኻ. መላእ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዝፈልጦ ሓቂ እዩ. ኣይትጋገ.... ወከልቲ ብርጌድ ንሓመዱ ከይተረፈ ብልሳኖም ዝበልዎ ቃል እዩ
@@ሻዕብያ-ህዝቢዩ ጻዕዳ ኽዳን ዝተኸደና ቲዲኤፍ ኢና ዝበልዎኸ።ረሲዖሞ። ንሕናኸ ንርስዕዶ መሲልዎም።
@N.at.79 ይገርመካ እዩ.. ዓይንና ከዐውሩና ይፍትኑ ኣለዉ. ንሕና እሞ አይንርስዖን ኢና. የግዳስ ሕልሚ ደርሆ ዝዓይነቱ ዘረብኦም የስሕቅ እዩ. ኣጆኹም ኣጆና ኩሉ ሓሊፉ እዩ. እቲ ግዜ ኤርትራውያን ጎሊሕና እንወጸሉ ግዜ እዩ. ንኺድ ጥራይ ከምቲ ልሙድ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@@ሻዕብያ-ህዝቢዩ 🇪🇷💪💪✌️
ዕላማ ብ/ንሓመዱ regime change ዩ። ነዚ ስርዓት ናይ ህግደፍ ቕዋም ይተግበር እሱራት ይፈትሑ ኢልካ ብምቕራሕ ኣይሰምዓካን ዩ። ስለዚ እንታይ ዝተርፍ ኣማራጽ ኣሎ፡ ነቲ ስርዓት በቲ ዝርደኦ ምቕላሱ። ነዞም ክቡራት የሕዋት ግን ጽቡቕ ዘረባ።
እዛ ሰምካ ሐቢካ ምዝራብ እንተ ንገድፍ ክንደይ ጻቡቅ ምኮነ የቀንየልና ብዙሕ ተማሂርና ተቀራርቢካ ምዝርራብ ቀጻልዎ❤❤❤❤❤❤ ንኩሉኵም
ዶር. ጥቅልል ኣቢልካ ተጋግየ ጸኒሐ ኢልካ ዓድካ ዘይትኣቱ እንታይ ሸገረካ።
ዓቢ ጸላኢ ኣለና እንዳተባህለ ልዕሊኦም ነዚ ቃልሲ ከተውድቁ ትቃለስ
እዛ ትድፍ ትብል ዘረባ ፡ ተደጋሚ ኣነጺርዋ እዩ ዉፉይ፡ ግን መዓል ዶክቶር ካብ ህግደፍ ስለዘይረሓቁ ንዓኣ ይደጋግሙ። ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ትድፍ ክንላፈን ኢና ኢሉ። ህግደፍ ምስ ፈደራልን ፋኖን ሓቢሩ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን እዩ።
Fanus ኮመንት አይትእለያ pls. አነ a distant observerየ፡ (አይካብቲ አይካብቲ) ተቃወምቲ፡ ደገፍቲ አብ ሐደሐደ ነገራት ለውጢ ዝደልዩ አለው፣ግንከ ብፍላይ አብዛ ናይ ጦብያ ውግእ ቶም መራሕቲ ብ ንሐመዱ ከም ሰልጠነ፣ ውፉይ፣ jc፣ ጆን፣ ቺሮስ ወዘተ = መንነትና ኤሪትራዊ አይኮነን ኢሎም፣ ኩሉ ዝብልዎን ዝገብርዎን ዝነበሩ ዝአክል ገምጊምናዩም ኢና፡፡ lets say እዚአቶም ዓዲ እንተዝመርሑ = 1) ንስልጣን ክብሉ ነንሕድሕዶም ምተቃተሉ 2) ዓዲ ብሕማም አውራጃ፣ ዓሌት፡ ሃይማኖት ምበከልዎ፡ ነንሕድሕዱ መጋራጨውዎ፣ ከም ርዋንዳ ሁቱ ቱሲ ምገበሩዋ፡፡ ውሽጢ ዓዲ እዚ ሕማምዚ የለንሞ ከምአ ትቀጽለልና፡፡
Te Awet🎉🎉
ናይ በሳላት ምርድዳእ የቐንየልና። ኣያ ብርሃነ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝሓካና መብርሂ ቅኑ ኣሎ። ቀዳምነትና ንፍለጥ። ንሕና ኤርትራዉያን ኢና ን ኢትዮጽያዉያን ምድንጋጽዉን ግዚኡን ስዓቱን ኣይኮነን። ናይትግራይ ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያዊያን ጉዳይ ኮይኑ ንቲጉዳይ ደልዩ ዝተዋፈረን ንገዛእ ዜጋታቱ ዘድፈረ ባዕሉ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ። ናይ ስርዓት ህግደፍ ምትእትታዉ 2ይ ደረጃ እዩ። ካብዚ ብምብጋስ ሙሉእ ብሙሉእ ንብርጌድ ንሓመዱ ምዉጋዝዉን ጽቡቕ ኣይኮነን ምኽንያቱ ክኣ እቲ ተገፊኡ፣ ተረጊጹ፣ ተጨቒኑ ናይዚ ኩሉ በሰላ ኣደራዕ ተሰካማይ እቲ ናይ መደናገሪ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣደዳ በሰል ኣብ ልዕሉኡ ስለዝወረደ ስምዒታዊ ምዃኖም ናይ መስርሕ ጉዕዞ ዉጽዒት እዩ። ንህግደፍ መሕረቒ ዘይፍትንዎን ዘይገብሩዎ ነገር የለን። ሕጅዉን ብከመይ ተጠርኒፍና ቀዳምነትና ፈሊጥና ንጓዘዓዝ እዩ ክኸዉን ዘለዎ።
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት፡ ስራሕ ሰይጣን ጥራሕ እዩ ዝሰርሕ። ክፍኣተ መጋብር ጥራሕ እዩ ዝሰርሕ። ስለዚ ኩሎም ተቛወምቲ ንጹር መሩሕነት ከርእዩ ይግብኦም።
እንተዘይኮይኑ እቶም ሰብ ክፋእ መጋብር፡ ንተቓወምቲ ንብታን እዮም ዝሰርሑ። ስለዚ ስርዓት ኣስመራ ነዚ ንኽሰርሕ እዩ ተዓቲቑ ዘሎ። ኣሕዋት።
ሰብ ክነቅሕ፡ ክውደብ ክዓጥቅ ኣለዎ።
ልቢ ግበር መንእሰይ ካብዞም ጋሓሉ ተጠንቀቅ💙💙💙💙💙
ኣነ ምስ ዶክተር ይሳማማዕ። ኣድጊ ንሓመዱ ናይ ተጋሩ እዩ 100/100
ዶክቶር መገዲ 1000 ክሎ መተር ይጋገ ኣሎ
ከም ዝመስለኒ ምዚ ስርዓት ህግደፍ ይዳናገጽ ኣሎ ይመስል
ዶክተር ትጋገ ኣለኻ ብሪግድ ንሓመዱ ከምቲ ናይ ትግራይ TDF ኣብ ኣርትራ ክንገብር ኢና ዚበሉ
ብዛዕባ መምበሪ ገዛ ዘይኮነስ ብዛዕባ ምምባርና እዩ ጉዳይና ኩቡራት የሕዋት ።
ብርገድ ንሓመዱ እኮ ብዘይ ምኽኒያት ኣይተበገሰን ። እቲ ዘበገሶ ምኽኒያት ኑጹር ብሙኹዋኑ ክሳብ ሰብ ሙርኩስ ኣረጊት ከይተረፈ ዝድግፍ ኣለይዎ ። እቲ ምንታይ ፡ ኣብ ኤሪትራ ዝዕረ ነገር ስለዘየለ ህግደፍ ክሳብ ዝሃለወ ማለተይ እዩ ። እወ ይርድኣኒ እዩ ግን ፡ ኤሪትራውያን ኣብ ክልተ ጫፋት ፡ ገለ ህዝቢ ዘየገድሶ ፡ ገለውን ሃገር ዘየገድሶ ክህሉ ዝፈጠረ ኣካል ኣሎ እቲ ሓደ ህግደፍ ፡ እቲ ኻልእ ድማ ወያኔ ፡ ነናቶም " ሑሽኩራት እንተሃልዮም ኣይንገረም ። እቶም ጸለውቲ ቢርገድ ንሓመዱ ንጎድኒ እንተንገድፎም ' ከ ኣምለኽቲ እሰያስ ከድኣ ከመይ ድዮም ? እቲ መልሲ ክብ ወይ ግብ ስለዝኾነ እትይ ይተሓወሶ ኣይተሓወሶ ኦሮማይ ዝዕረ ነገር የለን ካብ ተስዓራይ ስዓራይ እንተዘይተረኪቡ ። እዚ ኹሉ ግን መን ደለዮ ባርያ ! ትገርም እያ ።
በርገር ንኽብዱ ዑሱብ ገፈጥ መፈጥ ጉጅለ ትሑት ፖሎቲካዊ ንቅሓት ዘለዎ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ዝተዓጥቀ ዓቅሚ ዘይብሎም ሓተላ ግለት እዮም።
እቶም ዝያዳ ሽግር ከም ብዓል ሰልጠነ እዮም በይንናኢና ተቓለስቲ ዝብሉን ጀጋኑ ኣቦሓጎታቱን ዝጸርፉ ምስ ስዓብቱ።
Thanks all brothers for your productive discussion that centered our country’s issues.
ብርጌድ ንሓመዱ ምረት ናይ ህዝቡን ሃገሩን ስለተረደኤን ኢዩ ናብ ቃልሲ ከም ኣማራጺ ወሲዱ ዘሎ
Sorry ,Eritreans, particularly Tygrigna speaking most of them boldly, Isayas Afewerki stills uses to differentiate amang his opponent's......this was how Isu Asmarino utilises as instrument.
We can see on his Cadre.....propagating.
Check the ethnicity character.
እዚ ደክተር ስነ ልቦና የቡሉን .ኣብ ስደት ተወጽዐ ዝበለ ይምጻእ .ግፍ ጌርካ ድዩ ዝእከብ ሰብ ኣብ ስደት .ኣበይ ኣሎ ኩናማ ሕዳርብ ናራ ክትገድፎም. እቲ ትግርኛ ኩሉ ድዩ..ከመይ ኢሉ ዶክተር ከኣ ብሽምደዳ ኢዩ በጽሕዎ.ስነ ልቦና ግን ዉህብቶ ኣምላኽ ኢዩ.
ኩቡራት ኣያታት ካባካትኩም ፈሊጠ ካባካትኩም ለቢመ ከይኮንኩ መጀመርያ ዲሞክራሲያዊ መንግስት ንትከል ድሕሪኡ እቲ ሽርሕን ጉርሒን ኣሊና ንቅድሚት ንሰጉም
እሞ ኩቡራት ኣሕዋት ንባዕልኹም እንተዘይተረዳዲእኩም ደኣ ነዚ ህዝቢ እንታይ ግበር ትብልዎ ኣለኹም፡ ህዝቢ እኮ ንባዕሉ ሽግሩ ዘየፈተሐ ከመይ ኢሉ እዩ ሽግር ናይ ህዝቢ ክፈትሕየ ኢሉ ዝመጽእ በሃላይ እዩ ዘሎ፡ ደሓር ካኣ ኩላትኩም ንባዕልና ናይ ውሽጥና ናይ ዘይምርድዳእ ጸገም ኣለና ክትብሉ ኢና ንሰምዓኩም እሞ መጀመርታ ሽግርኩም ፍትሑ ደሓር ህዝቢ ኣባኹም እምነት ከሕድርን ከየሕድርን።ተዘየሎ ጉዳይ ገዝኡ ንዘይፈተሐ ሰብኣይ እንታይ ፍታሕ ከምጻልካ ኢኻ ናዓ ናይ ስድራይ ጸገም ክፈትሕ ሸምግለኒ ትብሎ።
ብርገድ ንሓመዱ ካብ ዕላምኡ ዘንደልሃጸ ካብ ናይ አርትራ ናይ ትግራይ ክትብሎ ይቐርብ፡ ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ ብገብረ ጻቕጣን "ጀነራል" ትምራሕ ዘላ ኢያ። ማንጁስ እዚ ጠፊኡካ ኣይብልንየ።
ሎሚ ጠቢባን ሓያላት መስተዉዓልቲ ሰባት ኣምጽእካልና ፡ሰብኣለዋ ዛሃገር።
መንነቱ ክገልጽ ሰብ ዘፍርሕ ጉዳይ የብሉን:ግን መንነት ናይ ሰብ ክትፈልጥዎ ትደልዩ ኣብዚ ስደት ግን:ወዲ ዓድኹም እንተ ዘይኮይኑ ንምንጻል ዩ:ኣነ ካኣ ኣዝዩ ዩ ዝገርመኒ ዘይትጽበዮም ሰባት:ንሓደ ሰብ ስለ ዘይፈለጥዎ ጭንቀት ዩ ዝገብረሎም:እዚ ድማ ድኽነት ናይ ኣታሓሳስባ ዩ:ምኽንያቱ ሰብ መሪጹ ኣይውለድን ዩ ኣብ ዝኾነ ቦታ:ከምኡ እውን ሰባት ብሃገር ደረጃ ከይሓስቡ ካብቲ ዘሎ ሓደ ጸገም ንሱ ዩ: መንነቱ ንምንጋር ግን ጸገም ሃልይዎ ኣይፈልጥ ዩ ሓደ ኤርትራዊ::
Jesus christ is Lord,
I agree 100% with dr.tesfamariam
ክክክክክክክክ......ብርጌድ ንሓመዱ,ሲ ንህግደፍ አብ ዘሕሙም ስለዝሀሮም እዬ ትብሉ ደአ እዋይ ጉድ ክንሰምዕ ኢና ጽንሕ ኢልናስ....ህግደፍ ነዚኦም አናጹ,ሲ አብ ግምት የእቲዬ ሓሚሙ ? አይ ዳስ ናይ ውራያት የፍርሲ ዓበይቲ ወለዲ ይፈግኡ ኔሮም...ብሕጽር ዝበለ ዓዋሉ ናይ ሻውላት እዬም ...አይትሀውቱቱ::
ዶክተር ተስፋማርያም ቁዋም ሞይቱ እዩ ንዝበለካ ከመይ ኢልካ ቅዋም ኣተግብር ትብሎ? Regime change እዩ ዘድልየና ዘሎ ኣንቱም ሰባት ::
እታ ናይ 1997 ቅዋም እምበር ካብ ዘረባ ሓሊፈስ ኮለል ኢለ ስኢነያ። እንታይ አሎ ድሃየ! ኣብ ንዶክቶር ተስፋማሪአም ዝሰምዕ ደብሪ ደኾን ትህሉ?
ብርጌድ ንሓመዱ ንምንታይ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥፊኡ መን እዩ ከንብረላ ደልዩ
ኦሮሞ ወይስ ኣምሓራ
@@BishiraSaleh-d7b ትግራዋይ እምበር ደልዮ ከንብረላ።
ብሪገይድ ንሓመዱ : ንኹሉ ኤሪትራዊ ዝጥንፍ ምንቅስቓስ ድዩ?
ኹሉ ኤሪትራዊ ንለውጢ ክቃለስ ኢየ ንዝበለ እቲ ዝንቃሳቐስ ዘሎ ኣካል ማዕጾ የብሉን :: ኩሉ ግዜ ኩፉት ኢዩ ::
ዝኮነ ንለውጢ ክቃለስ ኢየ ዝበለ ኤሪትራዊ ጾታኡ ሃይማኖቱ ብሄሩ ብዘየገድስ እቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንለውጢ ክፉት ኢዩ ::
እቶም ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንለውጢ ዘይተሳተፉ ብሄራት ኤሪትራ ዝኸልከሎም ኣካል የለን :: ኣብ ዝኾነ ግዜ መጺኦም ክሳተፉ ይኽእሉ ኢዮም ጥራሕ ዘይኮነ ጉዳዮም ስለ ዝኾነ ሓላፍነቶም ተረዲኦም ክሳተፉ ናይ ግድን ኢዩ ::
ንክሳተፉ ፍቓደኛታት እንተ ዘይኮይኖም ግን መን ኢዩ እሞ ተሓታቲ ?
ተሓተትቲ ንሳቶም ኢዮም ::
ዝውቀሱ እቶም ቃልሲ ጀሚሮም ዝንቃሳቐሱ ዘለዉ ዘይኮኑስ እቶም ብገዛእ ጉዳዮም ከም ዘይ ጉዳዮም ገይሮም ኣማዕድዮም ዝዕዘቡ ዘለዉ ኤሪትራውያን ኢዮም ::
ዶ/ር ተፋማርያም ዕሉል ከዳዕ ደጋፊ ህግደፍ። በጃኻ ይኣኽለካ ጽባሕ ክሓልፍ'ዩ።
ብአብይ ተሓጊዞም፣ ናብ ኤርትራ ከይዶም አንጻር ሰራዊት ኤርትራ ተዋጊኦም ክዕወቱ እዮም ኢልካ ምግማት ዘጸግም እዩ። ብዘይ ናይ ህዝቢ ደገፍ ዝርከብ ዓወት የለን። አብ ሜዳ ምውጋእን አብ ከተማ እምኒ ምድርባይን ሓደ አይኮነን። እቶም ዝርክስዎም ዘለው መራሕቶም ክደፋፍእዎም እንተዘይኮይኖም ምስኦም አይዋግኡን እዮም።
Dr ተስፋይ ኩሉ ግዜ ናይ ልበይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ካብዞም ፀበብቲ የድሕንካ ጥራይ
ብሩኽ ሓወይ ፡ ጸቢብን ድሑርን ንሱ ባዕሉ እዩ፡ ጸቢብ ኣውራጃውነት ፡ ትማሊ ተደፊኡ ናብ ህግደፍ ከይዱ፡ ኣብ ሜድያ ናቶም ኢሳያስ ከም ኣደይ እየ ዝርእዮ ኢሉ። ሕጂ ውን ኩሉ ሓሳባቱ ኣንጻር ሓንቲ ኣውራጃ ትገብሮ ምንቅስቓስ እዩ።
ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት፡ ብሓሳባት፡ ብዓዲ ብባህሪ ኩሎም ተመሳሰልቲ እዮም። እዚ ድማ ጸቢብነት እዩ!!
@samuelgebre1892 ሃገሩ ስለ ዝፈቱ እዩ. ኢስያስ ዝፈቱ ኤርትራዊ የለን ናይ ገለ ሰባት ፀገም ግርም እዩ ዝብለካ መቸም በዓል ወዲ ኣድጊ ሊስትሮ ሲ ተጋሩ ጀኖሳይት ኣይገበረትን ተሓታቲት Ethopia ያ ምስ በለቶም ኤርትራ ጆኖሳይት ጌራ ኢሎም ዝምስክሩ ሲ ፍታሕ ከምጹኡልና ዘገርም እዩ:: ስለዚ ጉዳይ እንታይ እያ ኮይና ዘላ እቲ ኣብ ታሕቲ ኮይኑ ክሰምዕን ክመሃርን ዝግበኦ ኣብ ቅድሚት መጺኦም እቲ ክምህር ዓቅሚ ዘለዎ ኣብ ገዝኡ ይቁዝም ኣሎ ጉድ እኮ ኢና ረኺብና ኤርትራዉያን.....
الشعارات كانت مرفوعه
كان يقولوها من هؤلاء الشباب كانت لصالح التقراي لم تكون لصالح الشعب الارتري بل الجبهه الشعبيه تقراي انقسمت الى 2 هم انقسموا الى اثنين تاثير واضح
Both of them ❤❤❤❤
This doctor sound very confused, how can you ask a constitutional government if you don’t have a country most of us are in diaspora, in order for us a constitutional government we need to get rid off the evil dictator, Ato Berhane well said and articulate on the point 👍🏻
ስልጣን ዝቕበል የለን ትብሉስ. እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎኸ ስብዶ ኣይትቖጸርዎን ኢኹም?
ብኣኽቡረት አዝም መንአሰያት ሳዓቡዋም
እዚኮ ናይ ኣተዓባብያ ጸገምዩ ብኣኽብሮት ምምልሳን ተማሂሮም ዘይዓበዩን ሳዋ ተቐቢላ ዘባላሸውቶምን ስለዝኾኑ እዮም ነቲ ጸርፊ ከም ንቡር ወሲዶሞ ኣዝዩ ኢዩ ዝጉሂ።
Woww btaemi des zbl 👍👍✅✅
እዚ ኩሉ እናፈለጥኩም ዘረባ ጥራይ ኣይትኩኑ ።
እቶም ተቃወምቲ ንበዝሕ ካብቶም ደጋፎ
የግዳስ እቶም ተቃወምቲ ሙሁራት ዝበሃሉ ንቅድሚትት ክወጹ ይፈርሑ ኢዮም ።ሕጂ ተዛሪቦ ኣዲኪ ማይ ውረድላ
ጀነራል ፊሊፖስ ብብርጌድ ንሓመዱ ኣዝዩ ሕጉስ እዩ።
ምስልምና ናይ ኤርትራ ካብ ብርጌድ ንሓመድ ዝተፈለይሉ ምክንያት ብርጌድ ንተጋሩ ድጋፍ ሰብኣውነት ስለ ዝገበሩ ን ተዛረብቲ ትግርና ናብ ትግራይ ኣሳዲዶም ን ኤርትራ ናይ ሞስሊም ሃገር ምስራሕ ኢዩ ሕልሞም
ሓቂ ዘረባታት እዚ እዩ ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ማሓዝ ዝባሃል ምሳሌ ኣላና
ህግደፍ ኮ ወካሊ ህዝቢ ደይኮነ ወካሊ ነብሱ እዩ.
ብርጌድ ንሓመዱ ክቃለስ እየ ንዝበለ ኣይትቃለስን ኢኻ ድበሎ ተሎ ንገሩና?
ተዘይኮይኑ ክብረትኩም ሓዙ.
ወትሩ ኣብ ሓቂ
💙💙💙💙💙
ሕርኽራኽ ከም ባዓል ብርሃነ ኣባላት ብርጌድ ንኸብዶም ናይ ስደትኩም ግበሩ.
Sorry Yoel hawey hasabna kfelale Tsegem yeblun gina natka mrida abiyuni zelo n berged nhamedu mhramkas ayfetekwon eti nska tkaleso zeleka srat hgdef ena eko nkaleso nska bmengedika nhna kea bmengdna nleyo enber langa langa aytkun hasabat knfelale n Eritrea tsega eyu n berged nhamedu gina Welehade zmelsena haili yelen ms nay akbrot 💙💙🌿
ሓው ዩኤል ሰላም ነዕካ ይኩን ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ብዙሕ ግዜ ትትሓትት ይሰምዓካ እየ ግን ምሕታትካ ጽቡቅ እኮ እንተኮነ ዓይ ግን ሓደ ነገር ቂር ዝብለኒ ኣሎ ምክንያቱ ብርጌድ ንሓመዱ ጽግዕቴናን ናይ ክርስትያን ውዱብን ገሮም ይገልጽዎ ኣለው?እዚ ጌጋ ርድኢት እዩ ምክንያቱ ንማንም ኤርትራዊ ክፉት እዩ ንሳቶም ግን ኣይተጸበርዎን ስለዚ ኣይንታሓመመ።ብምቅጻል ከም ለበዋ ብዙሓት ውዱባት ኣለዋ በቀቢላታት ንኣብነት ሳሆ ዓፋር ኩናማ እስኪ ነዚኣቶም ኣቅርበልና ሓሳባቶም ክንሰምዕ ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ጥራይ ኣይንትሓባእ ፡ብፍላይ ንናስር ኣምጺካ ክትሓተለይ ይላቦ የቀንየለይ።
ድጉላት ህግደፍ ብኮፍኩም ዝሞትኩም ስደተኛ። 33 ዓመት ሓደ ሰብኣይ ኣብ ሊዕለኩም ክሸይን ፡ ሃየ ተልዓል ምስ ብርግርድ ንሓመዱ።
Well done statement by the two intellectuals. 👌👌👌
ኢሰያስ ደኣ ሓደህዝቢ ኢና ምስ ኢትዪጵያን ኢና ዶ ኣይበለን
ኩለን እዘን ዶክቶር ዝብለን ዘሎ እኮ ህግደፍ ውን ይብለን ኢዩ ግናኸ ፍሪኡ ሞትን ስደትን ኢዩ። ስለዚ ባንዴራ ስውኣት ደኣ እሞ መን ከም ህግደፍ ኢልዎ ስለዚ ብ ኣፎም መዓር ኢዩ ልቦም በሊሕ ላማ ዝብሃል ከምዚ ናይ ዶክቶር ኢዩ ። ብውልቀይ ካብ ሓደ ሓሳብን መረዳእታን ክህልወና ብዝተፈልየ ሓሳብ ግና ክንከባበር ምመረጽኩ ።
ዶክቶር ገለ ሽግርሲ አሎኳ!
እንታይ እዩ ጸገሙ ምስ በርገድ ንሓመዱ እዚ ፋኑስ ማዕልታዊ ሚኒን ዝብል🤔🤔
እንታይ ዓይነት ፊጋራ ዝኾነ ዓይነት ሰብዩ ኣብክንደይ መጽኡ ነዛ ሜድያ ሓዊ ዝኣጉደል በጃኻ ምቅዋምካ ይትረፈና
Dr. I do not understand you. With all respect. I agree with ayana Birhane.
ኣቶ ብርሃነ ምስ ክብረትኩም ወረጃ ሰብኣይ ቀጽልዎ እተ እዚ degter እየ ዝብል ኣገዙ ከይኾኑ ሂበሞ ዝተማህረ ኣይመስለንን ኣይ ኻብ ዘርበኡ ወላ ሓሳቡ ሕዉታትያ ኢዩ
ብሪግድ ንሓመዱ ንቑዋም ዘይኮነ Regiem chang ኢዩ ዕላሞኦም።
Kkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkk weygud birged nahamedu tigraway iyu Eritrea ni Eritrawiyn iya....niqetelti nisereqiti bota yelen
Ane kem Eritrawit mesela ni Eritrea
yemali iye ab kulu alem komu iyu
Teqawamay wala intekone meselu kemali gubui iyu nisikatikum gin Fuliat ikum gegakum gedifkum gega
indamatikum beqa ....
Dr ተስፋይ 👍👍 good job
ኣድጊ ንሓመድ ብእ ምኒ ቆልዓ ሰበይቲ ደርብዩ ክኽክክክ
Bereger n kebdu Nay Tigray u hiji win higdef belu gele belu Nay ekbkab tewelede tigray tegarun u n Eritrea temesel hibri yeblun bhiji feteru tekilkum n eritrea zewekil
ኡስራት ደኣ ክንደይ ጀጋኑ እንድዮም ኣጥፊኦምልና ኣብ ባድመ
አታ ዩኤሊና ብሙሉኡ ሹዑ ንሹዑ ኽንሰምዖ እንተ ኾይናሲ እዚ ቑርጽራጽ intro መእተዊ ትገብሮ ስኒ እንታዩ እዩ ጉዱ prosmamente አየድልን እዩ መጥፍኢ ወርቃዊ ግዜናዩ sorry but not really 😅
ኣይተ ብርሃነ ትግራዋይ ክብረት ይግበኦ ድዩ?? ንስኻ ትግራዋይ ሓሳድ ዶ አይኮንካን
First this is good to host different perspectives. But we are missing the big point of we have not done reconciliation as a people. That is our arm struggle 1961 to 1991 it is not closed appropriately. Thus we keep repeating the same mistake over and over
እዚ ብዓል እኩያለ ኔው በሎ
ገድሊ ክጅምር ከሎ ብሓደ ኣምነት ኢዩ ኢቶም ዝተረዳኦም ድሒሮም ስዒቦሞ
ተልዕልዎ ዘሎኹም ዛዕባ እእዋናዊን አገዳስን እዩ። ብርገድ ንሓመዱ ዝዓግቶም ሓይሊ እካ አይክህልውን እዩ። ኩሉ ብሞራልን ብንዋትን ብተሳትፎን ክንትሓባበሮም አሎና ። ገለ ውልቀ ሰባት ዝብልዎን ዝገብሩዎን። ግጉይ ርኡይቶ ምስቲ ማሕበር ክንሓዋውሶ የብልናን እብል።
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Bravo Berhane!
ዶር. ኣብዲ
ኢሳያስ ከም ኣዴኻ ንተፍቅሮ መራሒ ሎሚ ተቓዋማይ ከመይ ኮይንካ መጺእካ?
Berged Nehamedu Nay menent tay iu Eritreawi Tegraway iye iyom zeblu
Ezi doktor tuena yeblun kwam yitegber dobna yithanste koynu derfu mesel deki sebat lielawi seb meselu kekbr kbla tbat yeblun barya
Emot alla entelika zeyelewu hakika amixeayom
WEL CAME ETIOPIA BERGAD NEHAMDU ABTEQA HAMDU.
Fanus network entay eyu xagamka mas barged nahmdu?
Nska baelka amadika endareaka ktwaraze gorereka shika mexieka asha wurzuy hgdefye zeytble kab tfalasef kurkur ntebaat jeganu brghed nhamedu kwarazeyelu zebetvdoc. Blash 😮😮😮😮😮😮😮
Selam kab aqrabn teAdemti yehwat eritreawian !!! Agedasi zrrb iyu emo : abalat Birged Nihamedu mexiom kzarebu agedasi : bflay Dr. Tesfamariam skfta alewo av bay """ wufuy zbehal seb"" wufuy abal BN aykonen yxgaE gin alo : slezi mebrihi ydeli alo Dr.4:
ኣየ ዮኤል ነቲ ቅድም ዝተኣስረ ቢተወደድሲ ድሕሪ ኩሎም ስእሉ ከትቕርቦ እንታይ ማለትካ እዩ ንጽድቂ ድዩ ንፍቕሪ ሓሲብካዮ፧ ብተርታ በታ ሓቃ ሰሪዕካ ዘይተቕርቦም እሱ ከም ዘድንድንካ ፈራሕ ከም ዝብለካን ኣይርድኣካን ኮይኑ ማለት ድዩ፧ በጃኻትኩም ኣይተጉህዩና ኣይትንዕቑና ኣይትዋርዱና ንሓቂ ብሓቂ ኪዱ ኒቖም ክፈትውኹም ውርደትዩ ነብስኹምን ወልድኹም ኣኽብሩ ሓደራ እዚ ወደይ።
ቢተወደድ ጥራይ ድዮ እሱር።እዚ ወገንነት ዘይትገድፍዎ።ቃልሲ ንሓፋሽ እምበር ኩስቶዶ ክስቶ ተዘይገደፍና ብፍጹም ሱጉሚ የለን።
Kilae sikilkum seb bakum ztalel yelen megaberiya tigray megaberiya agame
Nihina tegaru ena zebilus enitay fitihi kemxieu.
ከማኽም የብዛሓዮም ፋንስ ንትውርክ ድማ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ክምዚዕም ሰብት ከተቅርበልና ክንጽበየካ ና
Ezi gebretnsae zbehal seb eti ab meneseyat weridu zelo motn snklnn ab nebsun dekun tetwrdo mfeleta neru
ተካል ገጹ መበቆሉ ዘይፍለጥአብ ሱዳተወሊደ ዝብ ሐሳዊ ገጽ አድጊ
Nay biahqi xubuq
entekone birged nihamedu aykuewetin
fushul.wudub eyu
da tigrai tiewet
nihna TDF Zibelu
eritrea bi.misayil.kithirem alewa zibelu yehwat tegaru eyoum
aytihsebuwo birged nihamedu bota yebillan ab eritrea