🔴ዓይነይ ዝረኣዮ እዝነይ ዝሰመዖ ኣይክሕዶን ኢየ//ቅዱስ እንጦንዮስ/ Mdre Canaan orthodox Channel 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 дек 2024

Комментарии • 76

  • @wintateklzgi7001
    @wintateklzgi7001 2 дня назад +14

    ንኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም በርኸቶም ምሳና ይኹን ንዓና ድማ ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ንንስሓ ሂወት የብቅዓና

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan8849 Час назад

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የመዐና ፍቑር ኃወይ! ስለቲ ዝሰማዕካዮ፥ ዝራኣኻዮ ሓቂ ምምስካርካ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ❤።

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 2 дня назад +8

    ንኣቦና ኣባታ ዘይትሓልፍ መግስቱ እግዝኣብሄር ብክብሪ የንብረልና ናብሓቂ ይሕዘነካ ንሶም ዝግብኦም ገይሮም ሓሊፎም ኢዮም እሞ ነቶም ዝተረፍና ድማ ሰላምን ዕርቅን ሓደት ሰፊኑ ሰላሙ ክበና እግዝኣብሄር ምሕጸን

  • @futsumbrhankahsai8384
    @futsumbrhankahsai8384 День назад +2

    ናይ ኣቦና ቁዱስ ኣንጦንዮስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ብጽዕንቶምን ቅድስናኦምን ጽንዓቶምን ከምቲ ኣብ ስንክሳርን ገድላትን ዘሎ ብተግባር ን ብስራሕን ኣርእዮምና ንክርስትና ብተግባር ነቢሮም ።ዝከበርካ ድያቆን በረከት ነዚ ሓቂ ስለ ዝማሃርካን ንህዝቢ ስለ ዘፍለጥካን ምስጋና ይግባኣካ እዩ ናይ ቁዱስ ኣቦና ኣንጦንዮስ በረከቶም የካፍለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mehertabkahsay824
    @mehertabkahsay824 День назад +1

    እዋይ ኣቦይ መዓረይ መንግስተ ኣምላክ የዋርስኩም።

  • @missg7480
    @missg7480 21 час назад

    ኣቦናየ ብፀበል መቃብርኩም እግዚኣብሔር ይተዓረቀና. መቃብርኩም ፀባ ይፈልፍል በረከክትኩም ይሕደረና

  • @TmnitEmaha
    @TmnitEmaha 2 дня назад +2

    ድሕረ መቱ እኳ ምኽሳስ ኣተገድፈን ናይ ኣቦና ዳኣ ብምሕቱ ይርኣየና ብንስሓ ትምለስ ልቢ ይሃበና

  • @medhin8187
    @medhin8187 День назад

    በረከቶም ይብጽሐና ።

  • @EdenTesfamichael-y8p
    @EdenTesfamichael-y8p День назад

    Kubur abona antenos bereketom ayfeleyena🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 День назад

    ናይ አቦና በረከት ረዲኤት ይሕደረና ነሶም ናብቱ ፍቁር አምላክ ኬዶም አለው ተጋድልኦም ወዲኦም ያወሎም እቶም ክፉእ ዝሰርሑ 💔💔💔🙏🙏🙏🙏

  • @Aynombokretsion-so6fi
    @Aynombokretsion-so6fi 2 дня назад +1

    😢😢😢😢😢😢 ኣቦየይ ይቅረ ግበሩና እግዚኣብሔር ኣብ ቤቱ የንብርኩም 😢😢😢😢😢😢😢 ንኩሉ ህዝብና እግዚኣብሔር ካብ ማእሰርቲ ሓጥኣት ይፍትሓትና😢😢😢😢😢😢😢

  • @RvrgEhrh
    @RvrgEhrh День назад

    በረከቱም ኣይፈለየና

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 дня назад +2

    በረከቶም ይሕደረና ኣቦና እንጥያኖስ እዝኺሉ ተበረኸት ኡዩ

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 2 дня назад +6

    Kale hiwet yesmalna dyakon hawey egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤/gn bzuh gzye xihifelka nere bejaka ba bfesbuk letenkiel tekle brhan ilka ad hteteni profayley kidane mhret ya zela dyakon hawey bejaka kab gzyeka 5 dekik mkeleni ?

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 дня назад +2

    Qidus Abona Entenyos orthodox tewahdo Eritrea Araya koynomna eyom 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @MeronGrmay-rv5zm
    @MeronGrmay-rv5zm 2 дня назад +2

    በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ከምዝብሉ ወለድና ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጠንዮስ ንጹህ ኢዮም ነቶም ብኽሕደት ዘጸልምዎም ዘለው ግና ሓደ መዓልቲ ብብኽያት ኣብ መቃብሮም ይቅረ ክሓቱ ኢዮም ጸሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሰሮም የስዕበና
    ሞት ንጻድቅ ዕረፍቲ ኢዩ😢😢😢😢

  • @metkel471
    @metkel471 2 дня назад +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ከኣ ድያቆን ሓወይ

  • @merhawiasghedom1988
    @merhawiasghedom1988 2 дня назад +3

    ቃለሂወት የስመዓና ፡ሃውና, በረከቶም ናይ ኣቦና ኣይፈለየና ፡ተባዕ ናይ ዘበና ሃዋርያ፡
    ነቶም ዓመጸኛታት ካኣ ኣምላክ ይፍረዶም፡

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 2 дня назад +1

    ❤️ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን🕯 ❤️
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና .ናይ ቅዱስ አቦና በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 дня назад +3

    በረኸት ኣቦና ይሕደረና

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 2 дня назад +2

    ናይ ቁዱስ ኣቦና በረኮቶም ፀሎቶም ኣይፈለየና

  • @edeneden889
    @edeneden889 2 дня назад +3

    ኣቦና ይቅረ ግበሩላ 😢

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 дня назад +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna Diyacon Hawina Bereket qidus Abona Entenyos yhderena 💒💒💒🙏

  • @Sarabsrat
    @Sarabsrat День назад

    😢😢😢😢አቦና ይቕረ ይቕረ በሉለይ😢😢

  • @AmenShinoda
    @AmenShinoda 2 дня назад

    😢😢 hazine bhaqi

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ

    ኣቦና ጸለትኩምን በርኸትኩምን ኣይፈለየና 😢😢😢

  • @SimonGebramariam
    @SimonGebramariam 2 дня назад +1

    ቅዱስ ኣቡና ጽልቶም ምሳና ይኩን ምሳም ምተጭኮኑ ንና ግን ኣጥዓመናን ፍጣሪ ብሕረቱ ይመልስልና 😢😢😢

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 2 дня назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @danielzeru
    @danielzeru 2 дня назад

    ኣቦና ብጽእ ኣብነ እንጦንዮስ ይቅረ ይበልሉና
    እንበር ሃገር ኤትርራ ተወጊዛ ኢያ

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 2 дня назад +1

    Hzbe kristian nay bahaki haki meskirna nmut, bzeyka haki hara tewxana yelan❤❤❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 2 дня назад +1

    Abona nay zemena hawarya✅️✅️💒🙏🏻💒🙏

  • @TmnitEmaha
    @TmnitEmaha 2 дня назад

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስትውዓሉ ይሃበና ንኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ የማኑ ይቀበሎም እምበር ናትና ሓጢኣት ማዓትና ኣይውድኣን እዪ

  • @Gebr1996
    @Gebr1996 2 дня назад +1

    አቦማለት ወዲ እግዝአብሄር።
    ኣቦና ኣንቶኒ ዘሎት ኣይግደፍና ይቅረ ኤርትራዊያን ሕደጉልና ::ሰላም ዕረፍ::

  • @RigatHagos
    @RigatHagos 2 дня назад +2

    እቲ ንዓይ ዘሕርቀኒ ነገር ግን እቶም ከምኦም ዓበይቲ ጳጳሳት ዘጸለምዎምን ዘእሰርዎምን ምኻኖም እዩ፡፡

  • @galmisgina3251
    @galmisgina3251 День назад

    Aboye bereketkum ayfeleyeni nay zemena hawerya abona entenyos ❤❤❤

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 2 дня назад +2

    Bereketom ms kulatna ykun diaqon hawey btaemi eye zemesgneka kulu gzie begebro medeb nay abune Entonyos bflay ❤

  • @ZemariRobelHagosOfficialTube
    @ZemariRobelHagosOfficialTube 2 дня назад

    Tebarek deacon hawey men emo yrediayo eway hzbi eritrea

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 2 дня назад

    Amen🙏🙏🙏 ቃሌ ሂወት yesmaolna ❤❤❤💐💐💐

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 2 дня назад

    ቃል ሂወት የስማዓልና ሓወይ ብሓቂ ብጣዕሚ"ዩ ዘሕምም

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x 2 дня назад

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን🙏🙏🙏👏👏👏❤

  • @eritrawi-hegawi
    @eritrawi-hegawi 2 дня назад +1

    🙏🙏🙏ኣሜን 🙏🙏🙏ኣሜን 🙏🙏🙏ኣሜን

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 2 дня назад +2

    ጻማ ክፉእ ሓሳቦምን ተግባሮምን ካሓፍስዎ እዮም እዚ ህዝቢ እሞ ጻምኡ ይረኽብ ኣሎ።ጸሎቶም በረኸቶም ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ይኩን።

  • @SelamTesfay-we3ry
    @SelamTesfay-we3ry День назад

    Abona mengste semay yewarsom amlak 🙏🙏🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 дня назад +1

    ❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @benyesemere7206
    @benyesemere7206 2 дня назад

    Kalehiwet ysmealna ngorereka mzrab kbret yhabkum

  • @GebremichaelTeklu-eg7oo
    @GebremichaelTeklu-eg7oo 2 дня назад

    Amen Amen Amen kbur kdus abona mengste semay yewarskum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 2 дня назад +1

    Xelotomn bereketomn ykaflena❤❤❤

  • @EfremKiros-c5h
    @EfremKiros-c5h 2 дня назад

    Kexlo kbur hawey

  • @girmay0547
    @girmay0547 2 дня назад

    Berektom mskuluna ykun

  • @WeiniHagos-u6l
    @WeiniHagos-u6l 2 дня назад

    ከለባት እወ ንሱ እኳ ክውሕደና ብድሕሬኹም ይጥዓመና።

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 2 дня назад +1

    ⛪🙏⛪🙏⛪🙏

  • @Ostirch
    @Ostirch 2 дня назад

    ❤❤❤😢

  • @YordanosT-q4n
    @YordanosT-q4n 2 дня назад +1

    Bahaki diyom gn ezom papasat nalem naikna kblu amex enda geberu besmam 😢😢😢😢

  • @sirusirak3354
    @sirusirak3354 2 дня назад +4

    😢😢😢😢😢😢 እቲ ዝሕዝነኒን ዘሳቅየንን ጻድቅ ቅዱስ ኣቦና ኣንጦንዮስ . ሃይማኖት ከም፡ዘበላሸወ ምንፍቅና ከም ዘተኣታተወ ማለት ከምቲቶም ከሰስቱ ዝብሉዎ እኳ ደኣ ናይቶም ከይረኣና ሰሚዕና ዝፈረድና ይኸፍእ ፡ ኣብ ኢትዮጲያ ገዳም ኣቡነ ዘርኣብሩኽ ሰሜን ሽዋ ኣብ ዝኸድኩሉ ግን ነዛ ሂወት ክፍንፍና ክንዕቃን ዝገበረት ቃል ሰሚዐ 😢😢😢😢 ንሱ ድማ ካበይ መጺኹም ምስ በሉና ካብ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ንቅመጥ ኣለና ኢልናዮም . ንሶም ድማ ኣብ ኤርትራ ሓደ ቅዱስ ኣቦ ዕረፍቶም እዩ ሎሚ እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ኣብ መንግስተ ሰማይ ይቀበሎም . በሉና ደሓር ድሕሪ ካብቲ ገዳም ምምላስና ኣብ ገዛ ምስ ተመለስና ብዛዕባ እቶም ኣቦ ዝበሉና ኣብ ገዛ ክንዕልል ምስ ጀመርና መርጌታ ሓውና ኣብ ገዛ ኔሩ ዕረፍቲ እቶም ኣቦ፡ዝበልኹምሲ ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዶ ይኸውን ኢሉ ንሕቶ ብሕቶ ዘረባና ዓጺና. ኣብዚ ሕጂ ግን ነዛ ሂወተይ ተበላጺት ብዛዕባ ነብሳ ጥራይ ትሓስብ እንዳበልኩ ይቀጽዓ ኣለኹ 😢😢😢😢😢 እግዚኣብሄር ኣብ መቃብር ኣቦና ተመሊስና ይቅሬታ ክንብል የብቅዕና ኣሜን

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 2 дня назад +1

      Nay behaki hawey natey 🙏🙏🙏 Amen Amen Amen 🙏

  • @SamartS-t8q
    @SamartS-t8q 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 2 дня назад +2

    🤲🤲🤲❤❤🙏🙏🙏💐

  • @benyesemere7206
    @benyesemere7206 2 дня назад

    Abona bxua ekum bereketkum yhderena

  • @asternegusse9904
    @asternegusse9904 2 дня назад +1

    Abona ykrea belulna

  • @mussiewelday9370
    @mussiewelday9370 2 дня назад +1

    Qalehiwet yesmalna kubr hawuna
    Abina pop shnoda ab sbketom kemzi elom nierom etom tefiom zelewu zeykenes etom ab bietu alena endabelu ztefe yedngxkuka elu egzabiher ayney lbonana ykfetelna

  • @temesgenamlakey7610
    @temesgenamlakey7610 День назад

    Ay seb ms mote do kebk eyu belu aykewunn eyu tedebirkum ab mekabrom yke tedeyelna elkum tfaetna bzuh eyu wenber abona kea zkmeta yelen 😭😭😭

  • @AsmiytTsgeay
    @AsmiytTsgeay 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse4758 2 дня назад

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️👏👏👏❤️❤️❤️👏👏👏💐💐💐

  • @muluberhangebrehiwot9864
    @muluberhangebrehiwot9864 День назад

    ኣበት ጸጋ ድሕሪ ደጊም ዶ ከምዚኦም ኣቦታት ከይንረክብ !!

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 День назад

    Abona xeletkumn barkotkomn ayfeleyena weye zibelkimos koynu key haferu dima tegetrom papase eye elom nihina gin bigeka aba anten8yos kale yebilnan!

  • @GerieG-s1z
    @GerieG-s1z 2 дня назад +1

    Neziseb selam deytihibiwo, kalei elama aleka?

    • @Tesfieguesh
      @Tesfieguesh 2 дня назад

      ካብ ሓቂ ዝረሓቅካ እካ፡ሓወይ እዝጋኣብሄር ብዓይኒ ምህረቱ ይጠምትኩም ብፍላይ ቶም ከም ፎርአን ልቢ ኣትርርኩም ዘለኩም

  • @selememehari7623
    @selememehari7623 2 дня назад +1

    Abone Antonyos Aboy ab xeletkum zekuruna bereketkum yihderena ,,,Aba Mezghebe abona kea Qale hiwet Yesmealna🙏🙏🙏

  • @Meritey
    @Meritey 2 дня назад

    ሕጂ እንታይ ንኹን እዩ እቲ ቀንዲ ሓሳብ ፋሕ ፋሓ ንበል መፈጸምታና እንታይ ዩ ክኸውን

  • @EagerBlackKitten-zy7tt
    @EagerBlackKitten-zy7tt 2 дня назад

    ኣብ ልዕሊ ቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ ዝተገብረ ጸለመን ግፍዒን ክሰምዕን ክዝክርን ከለኹ ይሓዝን፡ይሓርቕ፡የስተንትን፡ህዝቢ ኤርትራ በረኸቶም ክንካፈል ኣብ ጎኖም ከይንኸውን ኣይኮናን፡ንሶምስ ኣብ ሓቖም ጸኒዖም ናብ እዝጋኣብሄር ከይዶም፡ንሓና ግን?

  • @WeiniHagos-u6l
    @WeiniHagos-u6l 2 дня назад +1

    ግን እዞም ኣቦ ዘይተደቅስዎም ንሶምሲ ኣመስጊኖም ብድሕሪኦም ከምዚ ምግባር ንዕኦም እንታይ ይዓብሰሎም።

    • @futsumbrhankahsai8384
      @futsumbrhankahsai8384 День назад +1

      ኣቦና ቁዱስ ኣንጦንዮስ ትክ እሎም ናብ መንግስተ ሰማያት ጉዯኦም ወዲኣኦም ብክርስቶስ ዝተዳለወሎም ኣክሊል ዓወት ተቀቢሎም እዮም።ናይ ኣቦና ጽንዓትም ሰምእትነቶምን ምምስካር ምዝካሮምን ሰናይ ን ቁንዑን እዩ።

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 2 дня назад

    Malti alo nezom barayu hegdaf be kara kenhardom ena one day

  • @ወዲገዛ-ጠ8ዐ
    @ወዲገዛ-ጠ8ዐ 2 дня назад

    ኣብ ዘበነ ኢሰያስ ዘይገጠመና ጸገም የለን ፡ እቲ ዝመረረ ግን ኣብ ልዕሊ እዞም ኣቦ ዝተፈጸመ ግፍዒ ግን መዋዳድርቲ የብሉን ።

  • @selememehari7623
    @selememehari7623 2 дня назад +1

    Nixuh hawarya nay zemena kem hawaryat kigfaen kieserin nay gidin eyu tikiklena wedi Kurustos silezikone ,dehan eti kibri ab Mengste semay mis Eyesus Kurstos eyu. Abzi resah meret bidekom bi zimeharwom bizkebewom kigfieun kieserun gin hirir eka tibil.eti meat mekxaeti ab Eritra buzuh alo ezi zelenayo kertetin wirdetin kea eyu.

  • @tsion2127
    @tsion2127 День назад

    ❤❤❤