#ትግራይ_ቴሌቪዥን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии • 93

  • @tilahuntareke1298
    @tilahuntareke1298 6 месяцев назад +7

    ቁርፅ ዝበለ መዓልቲ ካብ ዝንገር ልዕሊ ፍርቂ ተውዲኡ ኣሎ። ሕዚ ሰብ ዝፅበዮ መግለፂ ብመሰረት ስምምዕና እዚኣ ተጀሚራ ኽትባሃል እዩ ነይሩ።

  • @fiseha11
    @fiseha11 6 месяцев назад +14

    "ተመዛበልቲ ክንመልስ ኢና" ዝብል ዘረባ ካብ ምድግጋም መሬትና ክንመልስ ኢና ዝብል መግለፂ ኣውፅኡ። ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ናብ በዓል ዋንኡ ክምለስ ኣለዎ።

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 6 месяцев назад +3

    እግዚአብሔር ይሓግዝ❤❤❤

  • @ZufanTikue
    @ZufanTikue 6 месяцев назад +3

    አጆዂም ተዓገሱ ዝኸፈልናዮ ዎጋ ይአኽለና

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 6 месяцев назад +8

    እዚ መግለጺ ካብ መንጎ ኢዩ ዝጅምር ዘሎ። ስለምንታይ ብኣገባብ፣ መእተዊ ብምግባር ካብ መጀመርታ ዘይተቕርቡዎ? እዚ ወጀሃላይ ስራሕ ኢዩ፣ ትሑት ሞያዊ ብቕዓትኩም የንጸባርቕ።

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 6 месяцев назад

      Eri_Tv ዶ ኣይምሓሸኩምን ጎይታይ 🤗

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 6 месяцев назад +2

    ንብዓት ኣዴታቶም እናሓበሱ ዝሓድሩ ጀናኑ !!!!!

  • @TcyhffghuYvfgvbh
    @TcyhffghuYvfgvbh 6 месяцев назад +1

    ከማካ ዘበለ ትግራዋይ እዩ ዘድልያ ትግራይ ዓደይ

  • @xaltow5838
    @xaltow5838 6 месяцев назад +1

    ሓቂ ይግበሮ ኣብ ፅቡቕ ኩኔታት ዘሎና ይመስል እግዝኣቢሄር ይታሓወሶ

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 6 месяцев назад +5

    ብፀርፊ ልፍታህ ነገር የለይሞ ሓሳብ ንሀብ ። ጄኔራል ታደሠ ጀግና ፣ እጉስ እዩ ። ተባእ ፣ ሀቀኛ ደፋር ቖራጽ ምኻን ና ሀደ መራሂ ኧሰራርሀ እዩ ። ገ /ሔር ፡ ዓለማዮ ካብ አሜሪካ

  • @TcyhffghuYvfgvbh
    @TcyhffghuYvfgvbh 6 месяцев назад +2

    አጀካ ህዝቢ ትግራይ አብ ገንካ እዩ

  • @SamuelTsegay-jf8ol
    @SamuelTsegay-jf8ol 6 месяцев назад +4

    ቁምነገር ተግባር ተግባር የድሊ ኣሎ።

  • @girmayhalefom8076
    @girmayhalefom8076 6 месяцев назад

    ከም እታ መግለፂ ቀልጢፋ ኣብ ተግባር ክውዕል ኣለዎ ግን ሃዚ እውን ናብ ጦርነት ክንኣቱ ፈፂምና ኣይንደልን

  • @TcyhffghuYvfgvbh
    @TcyhffghuYvfgvbh 6 месяцев назад +1

    ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 6 месяцев назад +1

    ብአና ኩሉ ወዲእና ኢና ብወገን ፈደራል ግን እንድዒ

  • @RrRr-qs4mr
    @RrRr-qs4mr 6 месяцев назад +1

    ጅግና

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 6 месяцев назад

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን!!!

  • @addisugebremedhin5510
    @addisugebremedhin5510 6 месяцев назад +2

    ፅቡቅ መደረ ግን ናብ ተግባር ኣብ ግዚኡ ተፈፂሙ ክንርኢ ናይ ሕድሕድ ትግራዋይ ሃንቀውታ እዩ ካብ ፅንተት ዝተረፈ ህዝብና ክም ዜጋ ናብ መረበቱ ተሚሊሱ ክነብር ግዴታ እዩ

  • @TcyhffghuYvfgvbh
    @TcyhffghuYvfgvbh 6 месяцев назад +1

    መን ከም ታደሰ ወረደ ጅግና

  • @TesfayohannesHailu
    @TesfayohannesHailu 6 месяцев назад +1

    Very good press release, G.W.T.

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 6 месяцев назад

    1.0 መሬትና ይመለስ
    2.0 ህዝብና ናብ መሬቱን ገዝኡን ይመለስ
    3.0 ህዝብና ምስተመለሰ ምርጫ ይገበር
    4.0 ብሕዝቢ ዝተመረጸ ስልጣን ይሓዝ ፓሊሲ ሓንጺጹ ትግራይ ን ሕዝባን ብሓድነት ይምራሕ!!!

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 6 месяцев назад

    ቴሌቭዥን ትግራይ ማእኸልኩም እቲ ኒኩለራዊ ዝኸነ ሓልና ሓድነትናን ስምረትናን እዩ እሞ ኣብዚ አብርቲዕኹም ስርሑ ብዝኾነ መንገዲ ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ኣብዛ ሕዚ እዋን አፈላላይ ክህልወና አይግባእን ናይ ሓሳብ አፈላላይ እንተደኣ ሃልዩና እውን ብይህደረለይ አፅኒሕና ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግበኦ ፀገም ህዝብና ኣብ ምፍታሕን ላዕላዊ መሬትና ኣብ ምምላስን ክንተሓባበርን ክንሰምርን ይግባእ ንስኹም እውን ኣብዚ ጉዳይ ክትሰርሕሉ ይግባእ።

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ኣብ ስረሕ እተዉ! ጌቾ ማዓር ጠብጠብ ዲበይ ጠፉኡ እዩ ?❤

  • @weini8015
    @weini8015 6 месяцев назад

    መጀመርታ ነርየትካ ትምስ ዳሕራይ ተንዛበልቲ ን ገዝኦም ይምለሱ : አንተድአ ዘየለስ ኣብ ኣብልዕሊ አቶም ሰፈርቲ ኣምሓራ
    ኣብኡ አንከለውስ ከመይ ኣብሉ አዩ ዝምለሱ.
    ዘረባ ኹም ቅንዐና የብሉን.
    ኣምላኽ ይሓልካ ህዝቢ ትግራይ

  • @azebhadgu9508
    @azebhadgu9508 6 месяцев назад +1

    I HOPE THEY WILL BE PROTECTED WHEN THEY GO BACK TO THERE PLACE

  • @tuemai8645
    @tuemai8645 6 месяцев назад

    Wedi Werede looks playing a statesmanship than his colleagues. Hope the talk will be walked.

  • @TcyhffghuYvfgvbh
    @TcyhffghuYvfgvbh 6 месяцев назад

    አየ ሓመት ኒዒስ ወዲ ትግራይ

  • @spiritbeing9945
    @spiritbeing9945 6 месяцев назад +4

    ምንያ ኮለል!!!!!

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 6 месяцев назад

    Action in parallel!

  • @HassainSiraj-if9fz
    @HassainSiraj-if9fz 6 месяцев назад +2

    Ajewjew aytebel tdf etku kenfeteh yebelun

  • @dawitgebretsadik5837
    @dawitgebretsadik5837 6 месяцев назад +1

    Dear General Tadesse
    Please you and your cabinet members be man of action to safe our people from these mess through courageous punitive action on illegal mining actors since this is threatening which is running by collaborative engagement of high security members, government officials etc

  • @GwahdSahlu
    @GwahdSahlu 6 месяцев назад

    ም/ፕ ግመት ኩቡር ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ/ ወዲ ወረደ/ብዛዓባ ህልዊ ኩነታት ዝሃብካዮ መብርሂ ግልፂ እዩ ።
    ናይ ኣምሓራ መግስትን ኢልትን ነቲ ምስ ፌደራል መግስት ዝተሰማማኩሙሉ ኣይቅብሉዎን ዘይቅብልዎ ምክንያት
    1-ተተቅብሎሞ ከም ስዕረት ሰለዝቆፅርዎ
    2- ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝፈፀምዎ ጆኖሳይድ ክጋለፁ ሰለ ዝግብሮም
    3- ኣብ ሓደ ክርምቲ ክረክብዎ ዝክእሉ ሃፍተገነት ተጥቅሞሞ ክውፁ ምድላይ
    4-ምስ ማንም ኣካል ግጭት በዘይስዕብ መሬትና ክንርክብ ኢና ዝብል ቁዋም ግመት ብሓይሊ እተዘይተገዲድና ኣይንወፅእን ክቡሉ ከምዝደልዩ
    ምርዳእ የድሊ እዩ።

  • @ba00200
    @ba00200 6 месяцев назад

    ሰላም ፣ ብቕልጽምካ እምበር ብቐብጠርጠር ኣይትመጽእን ። ውድ ጓድ ጀነራል ታደሰ

    • @haben8627
      @haben8627 6 месяцев назад

      ለኽባጥ ዒኻ

    • @Omer-uv4hv
      @Omer-uv4hv 6 месяцев назад

      ቅልጥምህ ይደቃል እንጅ የምታመጣው ነገር የለም ጀኔራሉ ያለው ትክክል ነው ወንድሜ አትቀባጥር

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 6 месяцев назад

    አታ ወዲ ወረደ እቲ ዘይሕጋዊ መአድን ሰብ ውራ መሬት ጠቅላላ ኮንትሮ ባንድ ተዋፊሩ ዘሎ ብትሕተካ ዘሎው ጀነራላት ኮሬኔላት እዮም ስርዓት ተዘይሒዙ ዝገደደ ክንወድቅ ኢና ህወሐት ዝበሀል ናሀለወ እኳ ስርዓት ክህሊ ስርቅን ዘረፋን ክጠፍእ ዘበት እዩ

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 6 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 6 месяцев назад

    Return of IDP to their home really needs first priority,,,

  • @tdf8750
    @tdf8750 6 месяцев назад +1

    We need West Tigray and Full Raya

  • @ba00200
    @ba00200 6 месяцев назад +1

    ሰውነታችን የተለማመደው ማደንዘዣ መድሃኒት እየወጉን ነው ልበል ወዲ ወረደ ሓውና ?

    • @TekaMezgebe-bh6se
      @TekaMezgebe-bh6se 6 месяцев назад

      ስምንትህ የለመድው ማደንዘዣ ሊሆን ይችላል
      በትሰማ

  • @ba00200
    @ba00200 6 месяцев назад +1

    ነዙይ ክትዕታ ዶ ትርህጻ!

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 6 месяцев назад

      ውድ ጓድ ጀነራል ታደሰ ወረደ ፡ ጌታዬን ከመዝለፍ ተቆጠብ። @ba00

  • @teweldegebre-p2s
    @teweldegebre-p2s 6 месяцев назад

    Tay aynet ajewjew eyuzi? Meretinaba melusulna leyabu!

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 6 месяцев назад

    እንታይ ኢና ዳኣ ንጽበ ዘለና እዙይ እቱይ ላዕሊ ንታሕቲ ንጎኒ አይንገብርን ንብል ግን ብሰላምዝልቅ ቅ ሓይሊ ከምዘየለ አነካ ይርዳኣኒን ብርግጸኝነት ክዛርበካ ጀነራል ወዲ ወረድ:: ንምንታይ ንህዝቢ ነታልል???😊

    • @amenkuku9580
      @amenkuku9580 6 месяцев назад

      ሕዝቢ ዘታልል ዘሎ አራት ኪሎ ዘሎ ወድበሻሻ እዪ መራሒ ትግራይ አቅሚን ሐይልን የብሎምን ክገብሩ ክውስኑ ጊዜያዊ ምምሕዳር እዬሞ አዛዚኦም አራት ኪሎ እዪ ብሐይሊ ካኣ ምፍታን ሐደጋ ንሕብረተሰብ ስለዝኮነ አቅሊ ጌርካ ተፀሚምካ ምፅባይ አብትሕት ኢትዮጵያ ምኳንካ አይትረስእ ካብ ዘየድል ዘረባ እቲ ሃቂ እት ምክንያቱን ምፍላጥ የድሊ ኮመንት ዳ ቀሊል አብባይታ ዞም መራሒ ቦታ ኮይንካ ምርኣይ እያ

  • @haddishengida7713
    @haddishengida7713 6 месяцев назад +1

    Well said Major General

  • @LegilinaEnji-sl5ek
    @LegilinaEnji-sl5ek 6 месяцев назад

    ጀነራላት ኹኑ ፖለቲኸኛታት ትግራይ ኽትፈልጥዎን ኽተስምርሉን ዘለኹም ቑርፅ ዝበለ ሓዊ ሓዊ ዝሸትት መረበትና በዚ መዓልቲ በዚ ዕለት ኽነምልስ ኢና ኢልኹም ብግልፂ ኣቐምጡ መግለፂ ሃቡ።ተዘየለ ምስ መሽረፈት ዕንኽሊል ምባል ህዝቢ ኸም ደቒ ዛግራ ፋሕ ጭንግራሕ ኣብ ዝበለሉ እዋን ህዝቢ ኸም ዝዉሕጠኹም ኣስምርሉ።ዕንኽሊል ይኾኖ☝️

  • @mak.stif.g3672
    @mak.stif.g3672 6 месяцев назад

    Low self-esteem , disgruntled ideas , and extreme vanity... Tigray is in bad shape. The new Tegaru generation must get rid of these filthy leaders

  • @ZayedEtay
    @ZayedEtay 6 месяцев назад

    ❤❤❤❤

  • @amenkuku9580
    @amenkuku9580 6 месяцев назад

    አቱም ዘይግባእ ኮመንት ትሕቡ ርድኢት ፖለቲካ ቁርብ ፍለጠ ወድወረደ ተበልካ ፃድቃን ተበልካ ጌታቸው ተበልካ ደብረፂዮን ተበልካ ዋላሃደ አቅሚ የብሎምን ዝኮነ ነገር ክገብሩ ብጀካ አብይአሕመድ ገባርን ሐዳግን ንሱ እዪ ስለዝኮነ አቅሊ ጌርካ ምፅባይ ብዲፕሎማሲ ተዘይኮይኑ ስለዝተፃረፍካ ኮመንት ዋላ ሐደ ዝግበር የለን ጊዜያዊ መንግስት እዮም ዘለው ግበሩ ዝተባሃሉ ይገብሩ ብሐይሊ ዝመፅእ ነገር ስለዘየለ ምስሃይሎም ሰላም መሪ ፆም እሞ እታ ፀገም አብፌደራል እያ

  • @agzaian9842
    @agzaian9842 6 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤TDF

  • @zamnezamne6063
    @zamnezamne6063 6 месяцев назад

    ማዓዝኹሙ ንህዝብ ክቲክሑሱ ክንዴይ ግዜ ብምላሓስ ተስፋ ተፅኑዑና

  • @mulawgebremichael9736
    @mulawgebremichael9736 6 месяцев назад

    ግዜ ምስ መሸየ እዩ ዝርዳኣኩም ኩሉ ነገራት ካብ ኢይድኩም ቑፅፅር እስካብ ዝወፅእን ህዝቢ ብኢይፋ ፀፅታ ሲእኑ እናበኸየ ብብእዋኑ ምስ ህዝቢ እናተራኸብካ ኣድላይ ዝኾኑ መፍትሕታትን ብምውሃብን ስጉምቲ ዛድልዮም እውን ንህዝብን ዓድን ሓደጋ ዝኾኑን ተሪኦታትን እንትጅምሩ ኣድላይ ስጉምትታት ብዘይ ማሕራን ምምንታእን ምውሳድ ንቶም ናይ ፅፅታን ናይ ፍተሒ ኣካላት ብባጀት ድዩ ወይ እውን ንዐኦም ዛሽቑሩሩ ስራሓትታትን ኣካያይዳን ብግዝዩኡ ከም ምንግስቲ ብቕልጡፍ ምእራምን ንዝገደሉ ምምላእን ናይ ምንግስቲ ዝላዓለ ሓላፍነት እዩ ሓደ ምንግስቲ ፅፅታን ድሕንነትን ህዝቢ ብቐዳምነት ህቡ እንድሕር ዘይሰሪሑ ህላውንኡ ትርጉም የብሉን ጥራሕ ዘይኮነስ ዘይምህላው እዩ ዝሓይሽ ህዝቢ ትግራይ ሕግን ስርዓትን ዝፈልጥ ህዝቢ ስለ ዝኾነን ካብ መጠን ንላዕሊ ደማ ክፍተት ምሕደራ ኣብ ርእሱ እናተፈፀመ ምንግስትነትን ሕግን ስርዓትን ንከይፈርስ ፀገሙን እስካብ ሞት ዘሎ ኣብርእሱ እናተፈፀመ ፍትሒ ንህዝቢ ብሕጋዊ መንገዲ ንክእለይ ዝዓበየ ባህግን ደስፕሊንን ስለ ለዎ እምበር መሓውር ምንግስቲ ካብ ዝጠፍእን ካብ ዘይሰርሕን እማ ንዓመታት እናተዋህለለ ፀኒሑ ኸዚማ ህዝቢ ሰማዒ ስእኑስ ንስኹም ንህዝብኹም ገድፍኩም ምስቶም ንህዝብኹም ዛፅነቱን ንዓኹም ዝሃድኑ ዝነበሩ ኹሉ ነገር ክፍፅምልኩም እምነት ድዩ ዕሽነት ኣሕድርኩም ስለ ዝፀናሕኹም ንሶም ደማ ብቐጥታ ኾነ ብተዘዋዋሪ ንዓኹም ከም መሳርሒ ተጠቒሞም እቲ ዝደልይዎ መንገዲ ንክፍፅሙ ዝኸድሉ መንገድታት ናብ ጫፍ እናበፅሐ እንትኸይድ ንስልጣንኩም ሓደጋ እናኾነ እንትመፅእ ኢይኹም እትባራበሩ ዘለኹም እዚ ዝንጉዑን ድሑሩን ኣታሓሳስባን ኣካያይዳን ንክቕየር ኹሉ ህዝቢ ትግራይ እናተዛረበ ዘይኮነስ እቲ ጆኖሳድ ባዕሉ 100% ክቐይረኩም ምተገበአ ነይሩ እንተኾነ ብኣፃሩ እዩ ክትኸድወን ክትሰርሕወን ዝፀናሕኹም ፀላእቲ ትግራይ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ምብታንን ምፍራስን ዝሓዝዎ መርገፂ ከምዘይቕየር ክስመረሉ ዘሎ ጉዳይ እዩ ንምንታይስ ሮማይ ጆኖሳይድ ኣፍቲ ህዝቢ ስለ ዝፈፀሙ ምንግስትን ሓድነት ህዝቢ በታትኽካ ካብ ተሓታትነት ምምላጥ እዩ ክቕየር ዝኽእል ሓዱሽ ነገር ብአኦም የለን ኣይህልውን እውን እንተሃሊዩ ደማ ምስኦም ኣሕብሮም ንህዝቢ ትግራይ ምስኻሊእ ፀላኢ ኩናት ዝገጥም ምግባር ከም ዋና ኣጀንደኦም ምዃኑ ኹሉ ትግራዋይ ዝራኣዮን ዝዕዘቦ ዘሎን ስለ ዝኾነ ንዙይ ንፍላጥን ንምስትዋዓልን ፖለቲካዊ ምዃን ኣይድልይን ህዝቢ ትግራይ ዝሓልፎ ዘሎ ኩነታት እዩ ስለ ዝኾነ ኹሉ ግዜ እንትናኣሰ እቲ ኸዚ ዝሃብኩሞ መግለፂ ብቕልጡፍ ንክትግበር ናብ ባይታ ውረዱ እቲ ባይታ ህዝቢ እዪ ናይ ህዝቢ ምትሕብባር 99.4% ከም እትረኽቡ ርግፀኛ እየ እቶም ዝተረፉ ፐርሰንት ተጋሩ ንትግራይ ዝብትኑ ዘይሕጋውያን ተረባሕቲ ስለ ዝኾኑ ናብ ሕጊ ዝመፅእሉ ኣግባብ እንተዝህልው ይምረፅ እምበር ጥቕሞም ስለ ዝገድለሎም ንረብሐኦም ክብሉ ስካብ ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን እውን ተፀጊዖም ፀረ ህዝቢ ምልዓሎም ዝይተርፍ ጉዳይ እዩ ክናዓቑ ዘይኮነስ ሕጋዊ ስጉምቲ ህዝቢ ብዝፈልጦ እይፋዊ ወንጀሎም ክፍለጥን ክፍንፈኑን ብኻልኦት ተጋሩ ሕማቕ ተግባራት ንከይፍፀም መምሃሪ ክኸውን ምእንታን ዘያላጢ ስጉምቲ ምውሳድ ዛድልየሉ ግዜ እና ዘለና ተጋሩ ሎሚ ላህዘውዘውን ፀለግለግን ላንጋ ላንጋ ኣካያይዳን ድሕሪ ጆኖሳይድ ብፉፁም ኣያድልያን ።

  • @TayeTessema-ju3cb
    @TayeTessema-ju3cb 6 месяцев назад

    What is he saying?

    • @Nathnahom
      @Nathnahom 6 месяцев назад

      አነ እውን አይትረዳአንንንንንንንንን

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 6 месяцев назад

    Talking trash talk all the time blah blah. Lahhh🤮🤮🤮🤮 all talk trash No action Zero action

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 6 месяцев назад

    Kidmi kulun lieli kulun nihigi temete nigber mikiniyatu sireat enteferisu tigray Kem tigray aykthlun,,,

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 6 месяцев назад +1

    ኣምሓራን ሻዓብያን ዓቅሚ የብለሙን በይኖም ክገጡምና ኣይኩሉን እዮም ኣብ ልዕሊ ፌዳራል ተሓዚሎም ክገጥሙ እነተኮይኖም እንበር 🐀🇪🇷🐀🇪🇷🐀🇪🇷🐀🇪🇷

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 6 месяцев назад

      ወሪድካ ከምኡ በል ቆንዳፍ ለማኒ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 6 месяцев назад

      ሻእብያን ፋኖስ መአዝ እይ ተፋትዮም እትም ደቂ ደርጊ ሻእብያ ድዮም አይይይይ ናይ ማእልቲ ጉዳይ እዪ ክግልበጽኹም ምኻኖም ፍሉጥ ።

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 6 месяцев назад +1

    ከምኒ ኮሬኔል ተወልደ ምስ ደጀን ቢሮን ጀነራላትን ተጣሚሮም ካብ ሐጺን መጺን ናብ መአድን ውራ መሬትን ብሐይለኛ ሰንሰለት ትግራይ ካብ ምሻጥን ምብትታንን ትድሕን ዶ ???? ኢልካ ምሕሳብ ከቢድ እዩ !!!

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 6 месяцев назад

    Aub tihggray HWAHUT nayi sultan semauto nueshetayi tu zkuneus luwoteyi mumusa

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 6 месяцев назад

    Less than two weeks left to implement what you said weeks ago, but you are telling us you haven't even started.
    In the mean time, Alamata is under the control of Abiy Ahmed's new armed group, a so called siber raya. Abiy Ahmed is training & arming anti Tigray groups & making the control our cities as we speak, but you don't even look you know what is being done on us.
    You are telling us any armed group will be disarmed by "federal government" before our people can return to their homes, but Abiy Ahmed is bringing in new armed groups as we speak. What you are telling us & what is being done on the ground are completely opposite.

  • @MikiManyy
    @MikiManyy 6 месяцев назад

    Ihop

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 6 месяцев назад

    Lekat afaf zereba zero niskatkums General dima yebhaleley. What kind of sweater dress do you dress as “ General”?????

  • @MikiManyy
    @MikiManyy 6 месяцев назад

    I hop

  • @nunishtesfaye9259
    @nunishtesfaye9259 6 месяцев назад +1

    እኔ ሚገርመኝ ያ ሁሉ ጣርነት ,, መሬት ለመስጠት ነበር አረ ተው የሰው ደም አለባቹ,,, ሌላው ብሔር ሌላ ተጨማሪ መሬት ይፈልጋል እናንተ ህዝብ ትቀንሳላቹ,,ቢያንስ ቢያንስ መሬቱን አሰመልሱ ስለ ትግራይ እናት ብላቹ አስቡ

  • @Tgraway27
    @Tgraway27 6 месяцев назад

    Mndn new endezih aynet meglecha endetebedele ena endetewesedebet sew be kusht ena be cmet neber yetebekut yhea guday bzu lijoch yemotubet ena bzu tgraway beyalebet yetesekayebet new astewlu yetnantun tarik endaysasat

  • @Buy-wg3qk
    @Buy-wg3qk 6 месяцев назад

    He is calling himself Tigery government. This is completely wrong!! Ethiopian had only one central government who can control all States in Ethiopia. Therefore, he was supposed to say : Tigery Administration
    Not Tigery government!!

    • @Aw-alo
      @Aw-alo 6 месяцев назад

      You forget full stop at the end.

    • @Aw-alo
      @Aw-alo 6 месяцев назад

      Say Tigray
      Not Tigery!!!

    • @negasigebremichael
      @negasigebremichael 6 месяцев назад

      መላላክ (የህዳር ኣህያ) መታዘልና መሸለል ኣቁማችሁ እንደ ሰው ራሳችሁን ሁናችሁ ኑና እንያችሁ።

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 6 месяцев назад

      You haven't worked from your dream keep dreaming full

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 6 месяцев назад

      You are delusionist

  • @frutenafrtuna3745
    @frutenafrtuna3745 6 месяцев назад

    እንዳ እክሊሊ ህዝቢ ይውዳእ አሎ 😢

  • @AaAa-qv9jq
    @AaAa-qv9jq 6 месяцев назад

    S

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 6 месяцев назад

    True ethiopia tikdem ethiopia forward TDF will join ethiopia national defence federal government we will take over official by military war only asap port and red sea port belong to ethiopia tigray is ethiopia our enemies are Eritreans shiapia government. TDF will federal troops. One country ethiopia one flag ethiopia unity amhara and tigray people and all Ethiopians people. Diaspora tigrayns support abi amhed asap port and red sea port belong to ethiopia. We will close Eritrea refugees in tigray and ethiopia we will require amhararic will be official language in tigray..tighnaghna is illegal language in tigray. Be knowledgeable and smart bro thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward ethiopia tikdem.

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 6 месяцев назад

    As long as human smuggling is there. 5000 dollar 💵 per person from Eritrea to Tigray.
    As long as the illegal mining is there.mining and exporting, similarlly the Republic of Congo.
    As long as importing or exporting goods illegally is there. Such as weapon and other goods.
    Mr. General remember our Tegary gangsters will never wish to see peace and stability in order to continue their criminal activities.
    It is a serious problem which should be solved before state captured by Gangesters.

    • @mesgnawabebe3071
      @mesgnawabebe3071 6 месяцев назад

      Mr.General blaming the people for luck of peace and security in Tigray is wrong. It is your responsibility to solve.

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 6 месяцев назад

    ታደሰ ተዋረደ! መበል 112 መግለጺ 🙈😝
    😄😄ማይክሮፎን ክትፈትዉ ተጋሩ !!!
    ቅቅቅቅ

    • @amenkuku9580
      @amenkuku9580 6 месяцев назад

      እንታይ ይምልከተካ ጉዳይ ሐገርካ ግበር ተምቤናይ አጋመታይ ወድመድሕን በራድ አድሐሎ ዘሎ ምንባር ከሊእካ አደዳ ስደት ዝገበረካ ብዛእባ መሰልካ ተዛረብ አብዘይምልክተካ ጦብለቅ አየድልን አብዘይውራዪ አቲዪ ጐቦታት ትግራይ ተሸይጡ ከምቆፅሊ ዝረገፈ ሰራዊት ሻእቢያ መርድእ ዝሳኣነት አዶ ሰራዊት ኢሳያስ ደምከልቢ ንዝኮነ ወዳ ተጣበቀላ ኪድ ንኢሳያስ ሕተቶ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 6 месяцев назад

      ቅቅቅቅቅቅ ሃመማ

  • @ereyeritrea7707
    @ereyeritrea7707 6 месяцев назад

    ናበይ ገጽኹም ደኣ ኢኹም በኣል እንኪሊል

  • @אסגדוםצגייה
    @אסגדוםצגייה 6 месяцев назад

    ሽግራት ፀፅታም ንጩትፈልጡ እንተኾይን ኩምናይቲ ሽግርተሳ ተፍቲዶአ ይኮንኩምን ?

  • @Leave-me588
    @Leave-me588 6 месяцев назад

    ክክክክ ጀነራል ኣይኮነን ሌ/ጀነራል በሉ መንግስታዊ ሜድያ ክኣ ይብሃለለይ😂 ሙዃን ወዲ 14 ዓመት ቆልዓ መራሕ ሓይሊ እየ ምስ በለ ሽዑ ምስቀበጽኩኹም'የ ኣነስ😂

    • @negasigebremichael
      @negasigebremichael 6 месяцев назад

      እንዳ ተረፍ ዓሳ

    • @Leave-me588
      @Leave-me588 6 месяцев назад

      @@negasigebremichael ኣሻብኪ ድኣ እቶም ቅድሚ 1 ወርሒ ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ክኸዱ ዝጠሓሉ የሕዋትኪ ረሲዕኪ ብዛዕባይ ክትዛረቢ ኣጉየየኪ። ገና እኮ ደሞም ዘይጠፍአ: ንሶም'ከ ተረፍ ዓሳ'ዶ ኣይኮኑን እዮም። ጋልዛ 1.5

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 месяцев назад

      ስቅበል ባርያ ህግደፍ🐀🇪🇷🐀🖕🖕

    • @Leave-me588
      @Leave-me588 6 месяцев назад

      @@AaA-nq7il ካብ ባርያ ኣብይን ባርያ ኦሮሞን ሙዃን ይሰዉርካ: ባርያ ህዝበይን ባርያ መንግስተይን ሙዃን ይሓይሽ ካብ ባርያ ቄሮ kkk

  • @mkinay843
    @mkinay843 6 месяцев назад

    ለኻት !!"

    • @jembermedhanye7333
      @jembermedhanye7333 6 месяцев назад

      Sharap

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 6 месяцев назад

      ናትካ አፍ ግን ንቁም ነገር ከይኮነስ ከምዘአበደ ንኻተፍተፍ ጥራይ እዩ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ግን ሥሩኹ ይገብር አሎ ጀግና እዩ!!!