Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
14 ,15፡ ሚልዮን 😞 ነፃ ማሬት 6,5 ኣለኩምዶ ደቅዓደይ ኣበይ ኬድና ኢና ንነብሮባ ብስሩ😂 የቀንየልና ዛሓፍተይ ስለዘቅረብክልና ቀፃሊ ኣብ ካልኦት ከባብታት መቀለ 140 ካሬ ነፃ መሬት እስኪ ኣምፅእልና
ይገርመካ እዩ 😢
ናይ መዳምና ሩዝና እዩ ዝመስል ዕጫና😢
@@mesi-ug5diኣጆኩም ጎይታ ይረድኸኩም ዮ
Kkkkk 15 milon telni dea ab geza kray zey nebir 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ውቅሮ 70 ካሬ ጠይቅልና ፅብቅተይ ❤❤ቀፅልሉ እውን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባኺ ደስ ክብል ❤❤❤❤
1.7 ኣሎ ውቅሮ ግን ምዓልታዊ እናወሰካ እዩ ዝሓድር
እስት ጎበዝ ጥዑይ ፈላጥ ሰረሕተኛ ናይ ገዜ ሕተትልና
ዘሓፍተይ ኣብ ኣግላዕ ነባር ባታ ዝተሰርሐ እባ ኣምፅእለይ ዛሓፍተይ❤ፎቅ ግን ዘይኮነስ ሽጋ ማለተይ ብታራ ዝተሰረሐ ገዛ ኣምፅእና 🙏🙏🙏
ካሜራ በዓል ሙያ የድልየኩም ዕዳጋ ክሳብ ዝኾነ እቲ ተሰጢሑ ዘሎ ክዳውንቲ እንተዝለዓል ናይ'ቶም ቆልዑ ድምጺ'ውን እንተዘይኣቱ ይምረጽ
ኣብ ኣጎላዕ ለባ ጠይቅልና ስሩሕ እና ነፀ በታ ብፍላይ 140 ካሬ❤እና ቀፁሉሉ ዚያዳይ
Useful information! keep up the good work girl!
ኣብ ዓዲ ሓ እባ ኣምጽእልና ስሩሕ ይኩን ነጻ መሬት 200ካሬ ዋጋ ኣምጽእልና ኢኪ
ጎበዛት ቀፅልሉ 👌
ናይት ሰብኣይ ድምጺ ኣፀቢቑ ይስማዕ የለን፣ ብዛዕባ ናይ ገዛን መሬትን ስፍሓት ብካሬ ትኹረት ሂቡ ይገልጽ ይለን
Please make a video about the house which is not finished. I am interested in buying
You did awesome job those houses you bring are good looking, if you can we expect u to Bering center Mekele or business center Please keep it up doing great work!
ቢኢነት ብጣሚይ ኢኪይ ንፍዕቲይ ከሙኡ ግርኪይ ኣቅርብልና ❤❤❤❤
ድርድር ዝባህል ክስልችወኒ ኣነስ ቁርፅ ዝበለ ዋጋ የብሉን ኩሉ ድርድር እዩ?
ፅቡቅ ተሪኡና እለኩም ግናካሪኡ አይትናገሩይ ስፍሀቱልክንፈልጦ ንገሩና
እቲ ቁልፊ መረዳእታ፣ ስፍሓት ቦታ ኣይሓበርኩምን።
ኲሓ ኣምፅእልና እባ ዝያዳይ 😊ትግዜ ግን ናይ ንድካ ዘይኮን በስምኣብ
ኣነ አለኒ
@@user-dq3rh2vj3b ኣበይ ከባቢ ስሩሕ ድዩ ወይስ ክፍቲ ቦታ
@@user-cx5wc2vd3p ተሰሪሑ ልተወድአ እዩ ኣብቲ ሓዱሽ ዩንቨርስቲ ብዛ ፋሚሊ ሆቴል ፎቅ እትው ኢልካ
After 8min the background noise ይበጠብጣል፣ እስቲ የመቀሌ ቢዝነስ ሴንተሮችን አሳይን፣
ምግዛእ ዘይቀሪ ሱሩሕ ምግዛእ
እወ ግን ዋጋ ኣይከኣልን
70 ካሬ ድዩ፡ክንደይ ካሬ ኢዩ፡ኣታ ስም መዛወሪ ኢንዶ ኸብሩ፡200 ካሬ 370 ሽሕ፡ዋኣ ጉድ
ሓቅኪ ዲኪ
ባዶ መሬት ሃፍቲ ዘይፈሰሶ ናብ ዕዳጋ ኣይወፅን ኣይሽየጥን ካብኡ ድማ እቲ ሓበሬታ ሙሉእ ግበርዎ ክንደይ ሜትር ካሬ ከም ዝኾነ አይተገለፀን
እዝኣ ጽብቅቲ ጓል ከ ክንደይ ዋጋኣ 😂😂😂ጽብቅቲ ኣይትሕፈሪ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነይኪ
😂😂
ኣግላዕ ስሩሕን ነፃ መሬትን እባ ኣሪእኒ ማዓረይ
Gedigna kab aureba kab Amerika ab tigray kebiru zehzn zemrugumat meret enki geremwa
ቅድም ሰላምኩም ኣውሑሱ
የቃዕምናይ ዋ ክራይ ጠይቅልና ሙሉእ ግቢ
የቀንየልና ኩልኩም በርትዑ
በጃኪ እስቲ ኣብ መንጎ ኣጉላዕ እና ኣብ ውቅሮ ዘሎ ዘይተሰረሐ ቦታ ኣርእና ወይ ውቅሮ ዓዲ መስቀለ ከባቢ ዘሎ ቃፅልሉ እውን❤
ሕሰር ዝበለ አብ ላጪ አከባብእን አምፅእልና
ከጽልዮ ኢኺ sis thank you ካኣ ❤️
ኣንባሳ ቀፂሊሉ
Good information.
Be detailed and Camera quality is so poor,. They look grave houses
እዚ ንባዕሉ ንዓኹም እውን ስራሕ እዩ ንቲ ዘይፈልጥ ሰብ እውን መፍትሒ እዩ ቀፅሉሉ
ስራሕ ሲኢነ ክድዝይ ቅርሺ ዝከፍል ገራሞ
Lachi srhlna bado meret
Dhri qrub awarh federal lqah banki lelewom kemls yu ybehalo, ashau 1million wn blemena tkon eya, lssuat medhanit eya
Am proud of u maedshey👍
Gobze please more videos
Please let me know as know how many rooms are they?
ኣታ ካሬ ስኳር ሜትሪዶ ክንደይ ምኻኑይዶ ተዛረቡ
ንምንታይ እዩ ዝሽወጠ ዞሎ ገዛ 😢😢
ክፍቲ ቦታ ኣብ ዓዲሓ 140 ካሬ እባ ተሓባበርና
ጎበዝ በርትዒ
Zeytewede 70 kare Negerena zahaftey
ኡኡኡኡኡ በል ጎንደሬ
MahletKeep up the good work beautiful girl
ሰላም አብ ምድረገነት ዝሽወጥ መንበሪ ገዛ አሎ 140 ካሬ እዮ ፁሩይ ዝተማለአ እዮ እሞ አፋልጥለይ
70 ካሪየ 1 ግራዉንድ ዘተላአመ አሚፂእላይ
Wow amazing work sweetheart go ahead show more 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏
Speak louder please
Haftey በጃኪ ብምንታይ ክረክብኪ ይከእል ክረክበኪ ደለ?
መሬት ዳአ ናይ መንግስቲ ዶአይኮነይ ንምንታይ እዩ እዙኩሉዋጋ?
መን በለ
Can you reduce the background noise?
Tsubuk Sarah ketsululu
ክንደይ ካሬ ምኳኑ ምብርሕራሕ ይቐርየኩም እዩ
adeha eski amtseailana kindey waga
Can you find 300 to 500 Kare in mekele city which is good place for making big building please?
ኣለኝ ዲያስፖራ ኣከባቢ እና 18ቀበሌ
What about adigrat
ካሪኡ ኸ???
Gobez. Yene lyu
tigray nw weyes finfine nw..tinb agame wede mekele ...abiy enezihn sebsibo yabarachew
Kola aytebkyou 🙏🙏
Good job
Netsa bota aske haftey ariana
Kebiru lela habtey qurub zikenese kebabi entedea haliyki girm neyru kab asmerasi mekelle mihsheni ebil aleku....
Good job 👍👍👍👍👍👍
Kendy karya geltalna
Kindey kare meter eyu adiam
አለን ንፅበ
ኣታ classዶ አይትበሉይ, ቧች! ወይ ኽፍሊ ወይ room በሉ::
Thank you for the information keep it up
ዝናኣድ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ቀጽሉሉ
❤❤❤
አዋይ ጸገም ን ድኻ ዘይኮነሉ ጊዜ ዓሌትኩም ሙሉአ ዲና ክንገዝኣኩም ነቲ ገዛ ጥራይ do ኣይኮናን ክንገዝአ 😳
ብሓቂ 🙄🤣
በይዛኩም ነይቶም ቆልዑት ድምፂ
አብ ኩሓ 140 ካሬ ናማሕበር ውዱእ ዘመናዊ ገዛ አለኒ ልሽወጥ
❤ kindey
@@sabberhan3177 5.6
Tigrnya temahirki mitsi shikorina 😮
Chekit ples DiAspora ,,
May weyni nei waga rkashe
👍👍👍👍👍
Kutsrki tshafley zhaftey
Bertu
ንፍዕቲ ከይተቆርጺዮ ቀጽልዮ
❤❤❤🎉🎉🎉
ኽዳን ገይርዎስ ካሬ ዘይዛረብ
70 አያ ትመስል😅
140 ካርየ 14 ሚልየን 😮🤔🤔
9 ማለት እንታይ ማለት እዩ? 900000 ቅርሺ ድዩ?
9ሚልየን ይኮን ዘይ ለምዘበን የተሳከዐሉን
I want business place
ይቅርታ ካሬ ዶ ትነግሩና
Please 70 kare meret eba waga amxielna
ጋዜጠኛ ደንቆሮ፡እቲ፡ደላላ፡ደንቆሮ፡ካሬ፡ሜትር፡ዘይትዛረቡ።
To much 😭😭😭😭
ኣታሓናንጻ ገዛ ግን እዞም ኤርትራዉያን ይነፍዑ ሓቂ ዘረባ
Suk Lokmaxe Abey Nefelto Kulu naykedeme zearege geza endu zelena
14 gan bazeh
🤣🤣🤣🤣🤣
Tgray is remote area no body wants to to waste money on this
❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
14 ,15፡ ሚልዮን 😞 ነፃ ማሬት 6,5 ኣለኩምዶ ደቅዓደይ ኣበይ ኬድና ኢና ንነብሮባ ብስሩ😂 የቀንየልና ዛሓፍተይ ስለዘቅረብክልና ቀፃሊ ኣብ ካልኦት ከባብታት መቀለ 140 ካሬ ነፃ መሬት እስኪ ኣምፅእልና
ይገርመካ እዩ 😢
ናይ መዳምና ሩዝና እዩ ዝመስል ዕጫና😢
@@mesi-ug5diኣጆኩም ጎይታ ይረድኸኩም ዮ
Kkkkk 15 milon telni dea ab geza kray zey nebir 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ውቅሮ 70 ካሬ ጠይቅልና ፅብቅተይ ❤❤ቀፅልሉ እውን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባኺ ደስ ክብል ❤❤❤❤
1.7 ኣሎ ውቅሮ ግን ምዓልታዊ እናወሰካ እዩ ዝሓድር
እስት ጎበዝ ጥዑይ ፈላጥ ሰረሕተኛ ናይ ገዜ ሕተትልና
ዘሓፍተይ ኣብ ኣግላዕ ነባር ባታ ዝተሰርሐ እባ ኣምፅእለይ ዛሓፍተይ❤
ፎቅ ግን ዘይኮነስ ሽጋ ማለተይ ብታራ ዝተሰረሐ ገዛ ኣምፅእና 🙏🙏🙏
ካሜራ በዓል ሙያ የድልየኩም ዕዳጋ ክሳብ ዝኾነ እቲ ተሰጢሑ ዘሎ ክዳውንቲ እንተዝለዓል ናይ'ቶም ቆልዑ ድምጺ'ውን እንተዘይኣቱ ይምረጽ
ኣብ ኣጎላዕ ለባ ጠይቅልና ስሩሕ እና ነፀ በታ ብፍላይ 140 ካሬ❤እና ቀፁሉሉ ዚያዳይ
Useful information! keep up the good work girl!
ኣብ ዓዲ ሓ እባ ኣምጽእልና ስሩሕ ይኩን ነጻ መሬት 200ካሬ ዋጋ ኣምጽእልና ኢኪ
ጎበዛት ቀፅልሉ 👌
ናይት ሰብኣይ ድምጺ ኣፀቢቑ ይስማዕ የለን፣ ብዛዕባ ናይ ገዛን መሬትን ስፍሓት ብካሬ ትኹረት ሂቡ ይገልጽ ይለን
Please make a video about the house which is not finished. I am interested in buying
You did awesome job those houses you bring are good looking, if you can we expect u to Bering center Mekele or business center Please keep it up doing great work!
ቢኢነት ብጣሚይ ኢኪይ ንፍዕቲይ ከሙኡ ግርኪይ ኣቅርብልና ❤❤❤❤
ድርድር ዝባህል ክስልችወኒ ኣነስ ቁርፅ ዝበለ ዋጋ የብሉን ኩሉ ድርድር እዩ?
ፅቡቅ ተሪኡና እለኩም ግናካሪኡ አይትናገሩይ ስፍሀቱልክንፈልጦ ንገሩና
እቲ ቁልፊ መረዳእታ፣ ስፍሓት ቦታ ኣይሓበርኩምን።
ኲሓ ኣምፅእልና እባ ዝያዳይ 😊
ትግዜ ግን ናይ ንድካ ዘይኮን በስምኣብ
ኣነ አለኒ
@@user-dq3rh2vj3b ኣበይ ከባቢ ስሩሕ ድዩ ወይስ ክፍቲ ቦታ
@@user-cx5wc2vd3p ተሰሪሑ ልተወድአ እዩ ኣብቲ ሓዱሽ ዩንቨርስቲ ብዛ ፋሚሊ ሆቴል ፎቅ እትው ኢልካ
After 8min the background noise ይበጠብጣል፣ እስቲ የመቀሌ ቢዝነስ ሴንተሮችን አሳይን፣
ምግዛእ ዘይቀሪ ሱሩሕ ምግዛእ
እወ ግን ዋጋ ኣይከኣልን
70 ካሬ ድዩ፡ክንደይ ካሬ ኢዩ፡ኣታ ስም መዛወሪ ኢንዶ ኸብሩ፡200 ካሬ 370 ሽሕ፡ዋኣ ጉድ
ሓቅኪ ዲኪ
ባዶ መሬት ሃፍቲ ዘይፈሰሶ ናብ ዕዳጋ ኣይወፅን ኣይሽየጥን ካብኡ ድማ እቲ ሓበሬታ ሙሉእ ግበርዎ ክንደይ ሜትር ካሬ ከም ዝኾነ አይተገለፀን
እዝኣ ጽብቅቲ ጓል ከ ክንደይ ዋጋኣ 😂😂😂
ጽብቅቲ ኣይትሕፈሪ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነይኪ
😂😂
ኣግላዕ ስሩሕን ነፃ መሬትን እባ ኣሪእኒ ማዓረይ
Gedigna kab aureba kab Amerika ab tigray kebiru zehzn zemrugumat meret enki geremwa
ቅድም ሰላምኩም ኣውሑሱ
የቃዕምናይ ዋ ክራይ ጠይቅልና ሙሉእ ግቢ
የቀንየልና ኩልኩም በርትዑ
በጃኪ እስቲ ኣብ መንጎ ኣጉላዕ እና ኣብ ውቅሮ ዘሎ ዘይተሰረሐ ቦታ ኣርእና ወይ ውቅሮ ዓዲ መስቀለ ከባቢ ዘሎ ቃፅልሉ እውን❤
ሕሰር ዝበለ አብ ላጪ አከባብእን አምፅእልና
ከጽልዮ ኢኺ sis thank you ካኣ ❤️
ኣንባሳ ቀፂሊሉ
Good information.
Be detailed and Camera quality is so poor,. They look grave houses
እዚ ንባዕሉ ንዓኹም እውን ስራሕ እዩ ንቲ ዘይፈልጥ ሰብ እውን መፍትሒ እዩ ቀፅሉሉ
ስራሕ ሲኢነ ክድዝይ ቅርሺ ዝከፍል ገራሞ
Lachi srhlna bado meret
Dhri qrub awarh federal lqah banki lelewom kemls yu ybehalo, ashau 1million wn blemena tkon eya, lssuat medhanit eya
Am proud of u maedshey👍
Gobze please more videos
Please let me know as know how many rooms are they?
ኣታ ካሬ ስኳር ሜትሪዶ ክንደይ ምኻኑይዶ ተዛረቡ
ንምንታይ እዩ ዝሽወጠ ዞሎ ገዛ 😢😢
ክፍቲ ቦታ ኣብ ዓዲሓ 140 ካሬ እባ ተሓባበርና
ጎበዝ በርትዒ
Zeytewede 70 kare Negerena zahaftey
ኡኡኡኡኡ በል ጎንደሬ
Mahlet
Keep up the good work beautiful girl