I am Eritrea, I love Tigray from the bottom of my heart. Soon or Later Tigray will be a Country, Tigray, and Eritrea have the same people, same culture, same heritage, and same destination. Good job Ama 💙❤💛💙
I can't tell how many time i listened , no word the lyrics melody voice the video everything is so perfect it tells exactly our feelings and i can't thank enough Aman the people who participate on the music , TIGRAY shall prevail forever
Land of origin, land of history, land of brave beautiful people, Tigrai. Ajohkum. love and support, respect from AGEW brother. our destiny is one and same.
No !!!!!!! U r not !!!!!!!!!!! History tells us different!!!!!!! Kedada hula .....tilcha sutizera .....achedkew....yalasebkewin....gena meche Aleke ........ Gena ........
ንዘርኣኹምና ክብርን ሓልዮትን ካብ ልቢ ነመስግን።
Subscribe ብምግባር ኣርቲስታትና ነበረታትዕ፣
Aàa1a
À
ናይብሓቂ ጥበብ ዝተራእየላ ደርፊ እያ
😅😅😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅 😅
@@rahelkebede5128 I’m
ኣማነይ ካብቶም ብጣዕሚ ዝፈትዎም ስነጥበበኛታትና ሓደ ንስኻ ኢኻ🔥🌟
ንኣማን ትፈትው ናይ ትግራይ ነፃነት ትምነዩ like😘
I am from Somalia 🇸🇴 ግን ትግርኛ ይፅሕፋ የንብብ ይሰምዕ ይዛረብ ተጋሩ ናይብሓቂ ጀጋኑ ኢኩም ብጣዕሚ ንፈትወኩም የውገሓልኩም ኣላህ ይፈርጅኩም
🙏🙏🙏♥♥♥♥
Mahadsanid welaal Qali
i am from tigray 🇻🇳 ሶማሊኛ ይዛረብ ይሰምዕ ይፅሕፍ
ነመስግን ክቡር ሓው
አሜን መዓረይ የቀንየልና
ኣሜን ኩቡረይ ❤️❤️
አሜን 🤲🤲🤲
ጽቡቕ ስራሕ ኤማ ሓወይ
እስከ ናፅነት ሃገረ ትግራይ ትምነዩ like ርገጹ
ደቂ ሃገረ ትግራይ ❤️💛👌
💊💊💊💖💖💖🙏🏻🙏🏻✊️✊️✊️☝️
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
❤❤❤🙏🙏🙏
👍👍👍👍✊✊✊✊❤❤❤❤💔💔ናይ ግድን
❤💛❤💛❤
Tegaru my love stay safe and in peace💕. a Sudanese sister🇸🇩
❤❤❤
Our beloved Sudanese people, you are in our hearts, Love from Tigray 💕💕💕
We love you #Sudanese, ya habibi akwan🇸🇩🇸🇩🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
💊💛💘
Thank you all Sudanese people you saved our people more than 70,000 Tegaru in the Dark time from Genocide we will never forget it. ❤🙏
በጀግና ልጆቿ ደም እና አጥንት ነፃ የሆነች ትግራይን የሚፈልግ በላይክ ❤💛❤👍
😂😂😂😂
Lol😅😅
ኣማነይ ይበል ስነ ጥበብ
ግጥሚ100%
ዜማ100%
ድምፂ100%
ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ትግራይ❤❤❤
ካካካካካካካ
ሀረር አቢሎሞ ዘይዓቅሞም
zw3aa22as
ትግራይ መሕደሪት መዐንገሊት ኩሉ ነፃነትኪ ተመንየዮ ከማይ ነፃነት ትምነዩ like ግበሩ ደቂ እታ ሓላል መሬት ቡርኻት
ሃገር ትግራይ እየ ዝደሊ ኩሉ ህዝበየ ዝምነዮ ነፃናትና ሃሪሮዮ ❤❤💛💛🇻🇳
Amen👌👌👌👌❤️💛❤️💛❤️💛💯💯💯✊✊✊✊🙏🙏🙏💔💔💔😭😭💪💪🤲🤲🥰🥰✅✅✅👍👌💋💋💛💛❤️❤️💯✊✊🙏🙏✊✊💯💯💊💊💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍😭😭😭✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
Amen Amen Amen
ip1
😁😁😁😁 Hilmi
ሰላን ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ንህዚ ኤርትራ ሰላም ን ዓለምና ....ኤማ ሓወይ ጽፉፍ ስራሕ from 🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
It was like that we have casinos from Eetera
❤❤🥰🥰🥰🥰
great music ኤማ ይበል ዝወጾ የብሉን ንመን ኢልዎ ፈጣሪ 2023 ሰላም ሒዛትልና ትመጽእ ትከዉን ጸሎት ንግበር ሕጂ ክንጻባጸብ ግዜ የለን ኩሉ እቲ ፈጣሪ ዝፈቀዶ ኢዩ ዝከዉን ንሕና ዓቅሚ የብልናን ሞ መንገዲ ጸጋም ገዲፍና መንገዲ የማን የብለና ኣሜን(3)
ሓዉኩም ካብ ኤርትራ
Love&peace to East africa.
Amen ❤
Guesh
ፎርሳ ንሃገረ-ትግራይ ኣብ ልብና ንስኣላ ,ሞ
ኣብ ባይታ ከኣ ክንሰርሓ ኢና፡ ኩልኻ ትግራዋይ
ንሃገረ-ትግራይ ክትሃርር ኣለካ፡ {ሃገረ-ትግራይ}
💖 ብደቃ💊 ክትምስረት ,ያ።
Be tikikl mehonu aykerm👍
Hiwehat hagernet Tigray zeydeluwo emo Ethiopiawit tigray k8thilu eyom z8deliu.
ኣማነይ ጎይታ ድምፂ ፈተዉቲ ኣማን እስከ ላይክ ሃቡኒ 💊♥️
ከሚገርማችሁ ከህፃንነቴ ጀምሮ ነው ሁሉ ነገራችሁን የምወደው ዩንቨርስቲ ስገባ ቋንቋውን መማር ጀምሬ ሁላ ነበር እና i like your music and culture
እናመሰግናለን የኔ እሕት ስላከበርሽን ፈጣሪ ያክብርሽ
Enamesegnalen yene ehit
yene konjo enamsegenalen egnam enwdeshalen
@@Hadina642 enem
@@Rhythmmusic4774 no matter
እኔ አማራ ነኝ ግን ትግራይወች በጣም ነዉ ይምወዳችሁ ፈጣሪ ሰላሙን ያምጣልን 🇪🇹
አሜን
Amhara animal people
Amen meareyyy
አሜን አሜን ❤️❤️🙏
😢❤
ህስቢ ትግራት ጽኑዓት ብልቢ እየ ዝፈትወኩም ሓፍትኹም ካብ ከረን ትግራይ ንዓይ ካልኣይቲ ዓደይ እያ l love 💘 beqa hsbi tigray ....
🥺❤🙏
እናቴ ትግራዋይ ናት ግን 2አመት ሙሉ ዜና ምንም ነገር እንዳሰማ እያረግን እኛግን በምናየው በምንሰማው ነገር ልባችን እየደማ አለፍነው ።በተለይ የአማንን አደዬ ስንሰማ ሁሌ ነበር ምንቆስለው ግን ፈጣሪ መልካም ነገርን ያሰማን ይህ ግዜ አልፎ ውድ ቤተሰቦቻችንን ለማየት ያብቃን።
ለወንድ ...ትግራዋይ
ለሴት .....ትግራወይቲ
ለብዙዎች ...ትግራዎት
አላያቹሁም እንዴ የዘጠኝ ወር ነፍሰጡር ለሰድሰት መድፈር ,እናት ላይ ጭካኔ,በጣም እምወደው ሀገር ቢኖር ትግራይ ነበር አሁን ግን ማየት እማልፈልገው እሱን ነው ያየሁት ከአምዕሮየ አይጠፋም ሴት ልጅ ላይ ምንም አማያቁ ናቸው እናት ላይ
@@huda3753-m8k ለብዙ ተጋሩ
@@demekeshitie4368😭😭
ድምፂ100%
ዜማ100%
ግጥም100%ይበል ሰራሕ ኣማንኤል ሓወይ ❤❤💛💛💛ትግራይ ብሓቂ ሰብ አለዋ❤❤💛
እኔ ትግራይ አይደለሁም ግን ትግራይ ውስጤ ነዉ!!❤️🧡
እኔስ❤🙏🏾
😍😍
ለወደደን ፍቅር እንሰጣለን💛❤️
@@2Corinthians.10-17 አሜን ውዴ
መዓረይ እናመሰግናለን ❤️😍
ባለማህተቡ ፈሪሀ እግዚያብሔር ያደረበት ምስኪኑ ደጉ የትግራይ ህዝብ 💔❤😘😘😘
😢😢😢😢😢😢😢 ምን ዋጋአለው ስቃዩ በዛባት
We R but we R few pipel wy not ekul amara and oromo u seng
Bezi alem kumnegeregnoch tinsh nachew gn aydelachewm
እኔ አማራ ነኝ ግት ትግራይዮች እወዳቺኃለሁ ሀገራችነን ሰላም ያርግልን 🇪🇹🇪🇹💛❤️
ምን
Same.
ይበል ኤማ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ መወዳድርቲ ኣልቦ!!!ሰላም የውርደልኩም ተጋሩ የሕዋትና ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ፈታዊኹምን ሓውኹምን ኢየ
ደስ ዝብል ስራሕ
ኣምን ኣማን በኣማን ትግራይ ነፃ ትኾኖ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ሳኣን ነፃ ሃገር ይሕሊፎም ሂቦማ ንቶኳሎ ብሓቂ ንክርኣ ትግራይ ሃሪረ እዛ ወላድ🌸🌺🌹❤🙏
-ግጥሚ 100%
-ድምፂ 100%
-ዜማ 100% ፅፍፍቲ ስራሕ! ኣማነይ ❤
ሰላም ንህዝበይ፤ ፅባሕኺ ክርህው'ዩ
ዓደይ❤💛
Emaye demts 1000000
አማየ ንስኻስ ትፊለ ኢኻ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ👏♥️ ዓደይ ሃሪረ_💔🥺
I am not tegaru but love you all tegaru people ❤️ 💙 ♥️ from Oromia
We love you, #Oromo people, heroes.
ሃገረይ ትግራይ ኩሉና ሃገረ ትግራይ እና ንደል ኣማንኤለይ እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ሰላም ንህዝቡና ፅዮነይ ትግራይ ዓዲና ሓደራ❤💛🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍😍😍😍
ተጋሩ ፅናቱን ያድላችሁ! ለሚያነቡ ሕፃናትና እናቶች
ብርሃን ይውጣላቸው! ፍቅር ያድለን!
ሰላም ለአለም ሰላም ለሰው ልጆች ሁሉ! ግ ን ግ ን
ሞት ለሴረኞች!!
ሞት በህዝብ ቁማር ለሚጫወቱ!
አሜን አሜን አሜን🤲❤️
Amen 🙏
እወ ነፃነት ዩ ትንፋስ ሂወት ዝኽፈሎ ይኣኸለና ዝተኣሰረ ዝተቆረነ ሂወት ንዘይ ፍታሕ ሕልሚ ንዘይ ወግሕ ለይቲ ሃገረ ትግራይ ሀረር ኢልና ንፅበ ኣለና በቃ ትግራይ ሀገር እያ። ,ኣማነይ ኩልጊዜ ብኣኻ ምስተ ገረምና 😎👌
ዘ
ዘፎ
ኆፈ
I am a child of Addis Ababa ,
I love you from the bottom of my heart, Tigrians ❤❤❤
We love you too
❤
take u love garbage addis genocid kisser
ሰላም ይምነየልኩም ኩላኹም ተጋሩ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ (ሃሪረ )ጽቡቅ ስራሕ ኤማ 😍
Selamka ybzah mearey🥺❤
ኣቢት ድምፂ ወዲ ትግራይ ሽኮር ንበረልና እስኪ👍👍😍😍😍
አማነይ እንቋዕ ሰላም መፃእካ ወዲ ዓባይ ሀገረ ትግራይ ❤️💛❤️ብሐቂ ሀሪረ ባንዴራኪ እትንብልብለሉ ተመኔዬ
💯💯💯💯✅✅👍👍👍👌👌👌🥰🥰🥰🥰🥰💪💪✊✊💯💯
Wo💪💪💪💪💪💪💪✅✅✅✅✅👍👍👌👌🥰🥰💪✊💯💯❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💋💋👌👌👍👍👍😭💔
ትግራይ ዓደይ ተመሊስና ናብታ ካሕዳም፣ካሕዳማት ተመሊስና ሓደ እንኮነሉ ግዜን ሳዓትን ኣይህሉን😢💔 ምንምና ኣይመሳሰልን 💔ተመሊስና ክንጭፍጨፍ ባሮት ክንባሃል ተደሊና " ጦብያውያን፣" ክንኮን ኢና ብነፃነት፣ብክብሪ ክንነብር ተኮይንና ተጋሩ💊💘💪 ክንባሃል ኢና💊💘💪
ዋዋዋዋዋ ክጥዕም ደርፊ 👍😍 ንህዝቢ ትግራይ ሰላም የውርደለም እግዝኣብሄር ኣባይ ❣️❣️
Nikulu ember ntigray tray no wrong
ዓደይ ሃሪረ
ናፅነት ሃሪረ
ሰላምኪ የርእየና ዓደይ ሃገረይ ትግራይ💛❤💛
ኣማነይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ጅግና ♥️ ኣጀካ ክኣ ቀፅለሉ❤️🙏
ትግራይ ሃገረይ እያ ንዓይ 🙌♥️♥️♥️💛❤️❤️💛❤️❤️💛💛💛❤️❤️💛💛
👌
Yess💛💊🙏
ዋላ ንዓይ
ስቓይን መከራን ሓሊፉ ፍቕርን ሰላምን ራህዋን ቕሳነትን ኣብ ትግራይና ክነግስ እዩ ። ዝወጾ ዘይብሉ ጽሩይ ስራሕ። ሰላምኩም ይብዝሕዮ ነዛ ጥዕምቲ ሙዚቃ ዝሰራሕኩምን ትሰምዑ ዘለኹም ኩሉኹም።
Amen yupi'wa🥰
ካባኻ እዉን ንፅበ🥰
Amen(3) yapiway🙏
እወ ዓድና ሃሪርና 😭🙌💔💔💔
ሰላምን ቅሳነት ራህዋ ንህዝቢ ትግራይ !
ሰላም ንዓኺ ትግራይ !❤💛
አማነይ ሽኮር🔥🔥🔥🔥
ከ 29 ሰከንድ እለከ 40 ሰከንድ
ተጋሩ ፣ ፅንዓት ፣ ጀግንነት ፣ አልበገርነት ። ነፃ ሃገረ ትግራይ !!!
ኣነ ተስፋ ንገብር ኩሉ ዓቢ ክኸውን ህዝብና ፍሽኽ ክብል ኣጊን........ ❤️❤️እግዚኣብሄር ጸሎትና ሰሚዑ ኣብ ቀረባ እዋን ዳግማይ ክንራኸብ..... ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሙዚቃ ኣለካ ኩሉ ግዜ ጽቡቕን ደስ ዝብልን.... የቐንየልና አማኑ
👍❤️❤️
ንናጽነት ትግራይ ዘይምነን ዘይቃለስንሲ ኣይትግራዋይን great music 🎵🎵🎵
I am Eritrea, I love Tigray from the bottom of my heart. Soon or Later Tigray will be a Country, Tigray, and Eritrea have the same people, same culture, same heritage, and same destination. Good job Ama 💙❤💛💙
አወ ሃሪርና 😥😥😥😪😪😪😪😪ልብናኮ ቆይሙ ከመይ ጌርና ምስ ዚኦም ሃገረ ትግራይ ደበስና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏♥️💛💔🖤💔😭
ኣማነይ ኩሉ ግዜ ብሰራሕካ ማራ እንደየ ዝፈትወካ ናይ ሐዚ ለለ ብሉፁ ሰራሕ ይብለ ይብለ ወዲ ሪመይ ሰሕሉ ድምፁ😘
እማየ ፈታዊ ዓዱ ንሕናም ብጣዕሚ እና ንፈትወካ አምላክ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ትግራይ ትስዕር
እንካዕ ብስላም መፅእኻ ጅግና ሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ❤💛❤✊ትግራይ ትስዕር ❤❤💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤✊
ትግራይ ውስጤ ናቹ ❤
ግን ስናሳዝን እግዛብሄር ሀገራችንን ሰላም ባደረገልን
ሰላም ናዓኪ ቅድስቲ ሃገረ ትግራይ💊💘
ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ንዘላአለም ድመቁ!
ትንሳኤ ሃገር ትግራይና የርእየና አምላክ!!!
ያ ኩላትና ሃሪርና ኣማነ ሓወና ኣጆና ክውግሕ እዩ 😥❤💛✊
ዓደይ ሃሪረ።።።።። ነፃነትኪ ዝእወጀሉ ልዕልናኺ ዝምስከረሉ መዓልቲ ክንርኢ ሃሪርና ትግራይ ኣዶ ጀጋኑ
Love you tigray from Yemen 🇾🇪❤️🇻🇳 we have big history ❤️❤️❤️❤️
thank you brother
Definitely bro
ይበል ድምፂ በዓል ስሑል ጉሮሮ ኤማ ወዲታ ሓላል መሬት ትግራይ ሃየ ተጋሩ ላይክ አነውሕደሉ❤💛❤️💛❤️💛❤️💛
ሃገረ ትግራይ! 💛❤️
ግርም ስነጥበባዊ ስራሕ:: የቐንየልና ኣማን!!
ብልፅቲ ስራሕ ኤማ ሓወይ 🥰
ኣነስ ኣብ ምዓልቲ ደጋጊመ ስምዕ ይውዕላ ሞ ዘይመንዋ😥 ሃገረ ትግራይ ንምስርተሉ ዘመን የምፀአልና ተጋሩዋኒ💛❤️
ብልፅቲ ስራሕ ኤማ ሓወይ 🥰ኣነስ ኣብ ምዓልቲ ደጋጊመ ሰምዕ ይውዕላ ሞ ዘይመነዋ 😥 ሃገረ ትግራይ ንምስርተሉ ዘመን የምፀኣልና ተጋሩዋኒ💛❤️
I am from U,S,E (Emret areab)and i love tigrain music and peoples ብለህ ታወዛግባለህ 😁 ደቂ ሪመይ ሰላም እኾ ሃሪርና !! 😘😘
😂😂😂
😆😆😆
😂😂😂😂
Kkkkkk
😂😅😅
በኢትዮጵያ ሰማይ ስር ሁሌም ሰላም ይሁን💚💛❤️
እቲ ዝኸበረ ውህብቶ እታ መረት ትህበካ ነጻንነት እንዳሉ ትኸኖ ከም ባዓልኻ🎶🤔። ኣዝያ ደስ ተብል ደርፊ።
ኣምላክ ሰላም የውርደልና ነዚ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ቅሳነትን ይሃበልና ፈጣሪ። ኣጀኩም ህዝቢ ትግራይ አዚ ውን ክሃልፍ አዩ። ኣይኮነን ንስኩም ኣነ ውን ትግራይ ሃገር ከይና ክሪኣ ሃረርታ ኣለኒ፣ ክትከውን አያ ካ ሓንቲ ማዓልቲ ፍጹም ዘይጣራጥር አዩ። ❤ካብ ሓፍቱኩም ER.
ኣማነይ ፅፍፍቲ ስራሕ
ድምፂ 100%
ዜማ 100%
ግጥሚ 100% ይበል ስራሕ
ነፃነት ትግራይ የርእየና ብቀረባ💊💪♥
ድምጺ ነጻነት ትሃሮ እምበር ኣይትጸግቦን
ምስረከብካዮ ኢካ እትጸግቦ ሃረር !!
Ema king of🎶🏖
ኤማ ናይና ክበረለና ንበረልና እወ ሃሪርና ኣለና ንናጽነት ትግራይና ኣበይ'ሞ መዓስ'ሞ ትግራይ ህዝባን መሬታን ቀሲኖም ብሰላም ይንበሩ ✊💪💛❤ ትግራየይ ❤💛
Amanay ጡዑም ድምፅ ♥🙏ዓደይ ሃሪረ ትግራየይ ሃርረ ሰላም ንዝ ውፅዑ ህዝብና 💔😭
I can't tell how many time i listened , no word the lyrics melody voice the video everything is so perfect it tells exactly our feelings and i can't thank enough Aman the people who participate on the music , TIGRAY shall prevail forever
Aama 🇪🇷 good job 👌❤️
ያሁሉ በደል ግፍ አሳልፎ ለጠላት ተሰጥታ መንም የተጨማለቀበት ሀገሬ ትግራይ መቼም አንረሳዉም ሆ ብለዉ ትግራይን ለማጥፋት መቼም መቼም አንረሳዉም!!!! ሁሉ ጥርሳችን ዉስጥ ናቹ!!!! ተጋሩዎኒ በሄዳቹበት ሁሉ ፀጋን ግርማን ልበሱ!!! ዘራቹ ይለምልም!!! ጥበብን እዉቀትን አማላክ ይሰጣቹ!!! ያያቹ ይደንግጥ!!! እንባ ከአይናቹ ይዳብስላቹ!!! ደስታቹን ሙሉ ያድርገዉ!! ጠላታቹን ከእግራቹ በታች ያድርግላቹ!!!
ኣሜንንንን🙏🙏🙏
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
amen amen amen
አሜን ክቡር
Amen amen amen kbretey
እንካዓ ዳሓን መፀአካ ድምፃዊ አማኑኤል ጀግና ወዲ ህዝቢ ብጣዓሚ ፅቡቁ ስራሓ ❤❤❤
#ትግራይ ሃሪረ 💛❤️
ጽንዓት ንዘይተርፉ ዓወት!!✊
እውነቱን ለመናገር ጀግና ህዝብ የኢትዮጵያ አርማ👌👌
#ኣማነይ #Like #ብሱሙ
#ኣቤት_ድምጺ_ኣቤት_ግጥሚ።
ኣማነይ ቡሉፅ ናይና ባዓል ስሑል ጎሮሮ ኡፍ😢💔
ድምፅካ ናይ ዳዊተይ መሲልካ ኡፍ😢💔
ተጋሩዋኒ ሓድነትና ነስጥም በዛኩም ላሓንቲ ትግራይ❤❤🙏
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኩላትና ሓሪርና መንሞ ለይሓረረ አሎ ኢልካ ኢካ ኤማ ሓወይ ኣምላክ ፅቡቅ ግዜ የምፃእልና ንትግራይ ኣድና 🥰🥰❤️❤️❤️
ትግራይዬ ውድድ ውድድ ነው የማረግሽ ማሪያምን ግን መቼም አንረሳም የቀን ጉዳይ ነው
ኣማነይ ዝፈትወካ እንካዕ ብሰላም መፃካ
ሃሪር ኢልና ኣለና ትግራየይ ናፅነትኪ የሪኤኒ ፈጣሪ ንሱ እየ ዝደሊ ተምኒተይ ኣምላከይ ተይ ዜይገበርካለይ ክብለካ❤️💛✊
Welcom bak ኣማነይ ብሉፅ🎼💚🎧
ትግራይ ዓደይ ነፃነትኪ ቀረባ ዩ❤️💛✊
ዓደይ ሃሪረ 🥺😭😭ብሉፅ ስራሕ ኣማነይ ❤💛✍
Tegaru kburat hzbi ajokum I love you ade tgray haftkum 🇪🇷
ከ ደቡብ 🇪🇹 ሁለ ነገራችሁ መያመር ወቦች ናችሁ ጌታን ክፉ አይንካችሁ 🫡🫡🫡🫡🫡
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኤማዋየ
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ❤💛
ዕድመ ይሃብኻ ኤማዋ ሓወይ ትግራይ ንዘልአለም ትንበር ሰላም ንህዝቢ ትግራይ🙏🙏💛💛❤️❤️
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ኣማን ወዲ ማህፀን ትግራይ💛❤ነተባብዐዮ ተጋሩ ኣሓተይ 😘
🥰🥰🥰🙏
መልኮዕ
ቁመና
ግርማ
ድምፂ
ትዉንን ጅግና ትግራዋይ ኢኻ ኤማ ሓወይ
ኩሉ ደርፍታትካ ይፈትዎም የ እዚኣ ግን ኣብ ኩላትና ተ ጋሩ ዘይትርሳዕ ደርፊ ያ 😥😥
Am eritrean but still love this song ,,, ን ትግራይ አና ኤርትራ ሰላም ይወረድ
ኤማ ፅቡቕ ስራሕ ወዲ ሪመይ ኩላትና ሃሪርና❤💛
ብሓቂ ኣፅናዕኒዕኻና ተስፋና ዘበርኽ እዩ የቀንየልና ኤማ ሓወይ።
ሃሪረ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ናፊቁኒ😭💔🙏💛
ኣማን ኡሙን ንዓዱ💛💛❤❤
I can't stop listening to this music. I cry and I enjoy. Love it. Aman hawey እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻ ሰላም ንህዝቡና ፅዮነይ ትግራይ ዓዲና ሓደራ
የኦሮሞ ያባገዳ ልጅ ነኝ ሚስቴም ትግራይ ናት ይሄን ዘፈን ስሰማ እናቴ ናት ምትመጣብኝ የትግራይ እናት ክፋ አይንካሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
-ግጥሚ 100%
-ድምፂ 100%
-ዜማ 100%
ሰላም ንህዝበይ ትግራየይ ሃሪረ❤❤❤
ኣመናይ ጥዑም ድምፁ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛✅
ፀገማትና በዚሑ:: ነቲ ትምኒትና ፈጣሪ ይተሓወሶ::
Amen🤲
Aman I miss you so amazing music thank you I am from🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Land of origin, land of history, land of brave beautiful people, Tigrai. Ajohkum. love and support, respect from AGEW brother. our destiny is one and same.
Brother❤️
❤️❤️❤️❤️❤️
That’s absolutely right bro we’re the same.🤝
No !!!!!!!
U r not !!!!!!!!!!!
History tells us different!!!!!!!
Kedada hula .....tilcha sutizera .....achedkew....yalasebkewin....gena meche Aleke ........
Gena ........
❤❤❤❤❤❤❤
ኣማነይ ጅግና እንኳዕ ደሓና መፃኻ 🙏🥰
ዝፈትወካን ዘድንቀካን ጅግና ትግራዋይ 💪ቀጽለሉ እኻ።
ሃገረይ ትግራይ ስላምኪ ፀልማትኪ
ወጊሑ የርእየኒ ሃሪረ ነፃ ትኮኑሉ ሃገረይ
አማን ሓወይ ፅቡቕ ስራሕ ዓብይ መልእክቲ አነ ሃሪረ ትግራይ ዓደይይይ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏☝️😭
ነፃነት እትኽእሎ
መከራን ደራዕን ንየው ቨልዮ
ራህዋን ነፃነትን ሃሪረ
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ተጋሩ የሕዋተይ ሰላምኩም ይብዝሓ from,asmera