First of Thank so much Petros Mengis mis kulom mesrhtkan and Denden media it is vary educational net work keep it up the good Work. EDEN kibrom from USA
Zfetwa medeb eya ms gualey bhanqewta ena nxbe bflay ezom ab sdet zelena bzuh zresaenayo knzkr kielna kexlwo des tbln azanagaet medeb wn ya love deqi Ereyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስለኣም ኣነ ናይ ወትሩ ተከታተሊኩም አየ፡ሓንቲ ሕቶ መሊሱ ከሎ 110, ኣውሒስካ ትብልዎ ኣለኩም፡ ኣውሒስካ ክትብ ከለካ ዋላ ተጋጊጋ ዘይትምንጠል ምስ ትከውን አያ እዚኣ እንተ ትእርምዋ ደስ ምብለኒ፡ብዝተረፈመደብኩም ብጣዕሚ መሃርን ኣዘናግዕንዩ ቀጽልዎ፡
ብሃንቀውታ ንጽበያ መደብ።ምስ ደቅና ታሪኽና እንዳተማሃርና ንዘናጋዕ።ዕድመን ጠዕናን ንዓኹም ደቂ ኤረይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ትምህርቶምን ትብዓቶምን ዝሕጎስዎ ሓጎስን እዩ።ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ክስሕቁን ክውጭጩን ከለው።
እግዚኣብሔር ሓጎስና የብዝሓዮ።
ሰላምኩም ይብዛሕ
ሰላም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ማሃሪ መድብ'ዩ ቀጽልዎ ደቂ
ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekenelna tv ere
ብጣአሚ ጽቡቕን መሃርን መደብ ደቂ ኤሪ 🇪🇷
ጸጽብቑ ንኣኹም 🙏
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ማሃርን ንኣፍልጦና ዘዐብን ሕቶን መልስታትን ኢዩ እሞ ቀጽልዎ ደቂ ኤረና🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇸🇪
መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር እንካዕ ብሰላም ናብዚ ማዓልቲ ብሰላም ኣብጻሓና ብምቅጻል እቲ 20 ካሊኢት ኽትህብዎም ከለኩም ምስኣ ኣይትቁጸሩ ምክንያቱ ልቦም ይስረቁ ኣለዉ ዋላዉን ክሓስቡ እንተበሉ ልቦም ይስረቁ ኣለው ዓወት ንሓፋሽ ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና
Yohannes tesfaldet kab jermen be meqxal betami tarekna nefelet alena kexelwo abi tegbrewo aweten Asalton yemneylkum petros &Sulman thanks qurub geze wesk tetblula ka xebuk
👍👍🇪🇷🇪🇷tariknan bahlinan kinfelet zehguz medeb eyu bertuu ketseluwo bhankewta ena nketatelekum betami nemesgen
ብመጀምርታ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ነዛ መደብ ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበያ ቀጽሉ በርትዑ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏
ኣዚ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ማሃርን መዛንግዕን ዘይንፈልጦ ታሪክን ንምሃር ኣለና ።ቀጽልዎ ይብለኩም
ሰላም ንዓኹም ይኹን ደቂ ኤረይ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ይቅጽል ኣሎ 🇪🇷።እዚ ናይ ባህሊ እጸዋውዓን ታሪኽን 🇪🇷 ቁሩብ ተትጸቀጥሉ ጽቡቅ ነይሩ ብወገነይ ከምዝመስለኒ ባህልን ታሪኽን ዘድልየና ዘሎ ነዚ ዘሎ ወለዶ።
ብሰንኪ እዛ መደብ ንቐዳም ብጣዕሚ እየ ዝናፍቓ ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ። እቲ ገሊኡ ሕቶታት ግን ይድገም ኣሎ መኣረምታ ግበርሉ። So Thanks
ብመጀመርታ ኣዝዩ ደስ ዘብል መደም ዩ ቀጽልዎ።እዚ መደብ እዚ ኮለጅ ዩ ተበልኩ ይንእሶ እምበር ኣይዓብዮን።ኣዝዩ ማሃሪ ታሪኽ ሃገርናን ባህሊ ሃገርና ብዘይ ዋጋ ንማሃሮ ኣለና ብልቢ ነመስግን።
ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ላትኒ እዛ ናይ ደቂ ኣነስትዮ ሞሩዑ ዝስራሓለን ዓይኒ ምድሪ ንማልባት ብገለ ገለ ዓድታት በብናተን ክጽውዕዎ ይክእሉ እዮም
ንማልባት በታ ኣነ ዝፈልጣ ግን ክትራ ትባሃል እዚ ማለት ካኣ ሰታሪት ሽፍንቲ ዘይትረአ ንመርዓት ጥራሕ ተገልግል ያ።እዛ ለባም ዝበልካያ ግን ብገለ ዓዲ ትጽዋዕ ክትከውን ትኽእል ያ።
እዛ ለባም ትባሃል ዘላ ሰሚዔያ ኣይፈልጥን ሞ ተገዲስካ መልሲ ሃበኒ
ዮናስ ሰመረ ካብ እስራኤል
Btamie tsebuk medeb kab kulu ab takir hagerna ztemerkose mukanu btami des ybleka keep it 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️💪🏾💪🏾✊🏿✊🏿🙌🙌👏👏❤️❤️💕👍🏿👍🏿👍🏿🙌🙌✌️🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ እንካዕ ብሰላም መጻኩም እዛ መደብ ኣዝያ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን እያ ኣጆኩም ቀጽልዎ።
First of Thank so much Petros Mengis mis kulom mesrhtkan and Denden media it is vary educational net work keep it up the good Work. EDEN kibrom from USA
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ንኣዳለውቲ ቀጻሊ የ ዝከታተሎ keep it up።
Selam selam deki Eritrean adey azyu meharin taric nay adina nfeltelu eyu . Slezi kexlwo ekum . Selam nhagerna selam nkulu hzbi ymineyelkum .🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Eritrawe kubur mennet keep it going deki halal meret 👏🇪🇷🎉🌹🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹
ሰላማት ደቂ ኤረይ እዛ መደብኩም ብጠዕሚ ኢና ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ንጽበያ ነዓና ንመንእሰያት ካኣ ማሃሪትን ኣዘናጊዒትን ብፍላይ ኣብ ሃገራዊ ታሪኽና ብጣዕሚ መሳጢ ኢዩ ነገር ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለና ጽብቅ ክንከታተላ ቀኒና ሕጂ ግን ተዓጽያትና ክንከታታላ ኣይካኣልናን ማለተይ እቲ ንጹር ኣይኮነን ንከታተሎ ቁርጽርጽ ይብል ካብ ምንታይ እቲ ጸገም ኣይፈለጥናን ምስ ናይ ኣኸብሮት ደቂ ሪመይ ሽኮራት 💚💛❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ሰላም፡ደቂ፡ኤረይ መደብኩም ብጣዕሚ፡ኢየ ብሃንቀውታ ዝከታተሎ ክትቅጽሉሉ ይላበወኩም ብዙሕ ዘይንፈልጦ ታሪኽ ብምፍላጥና ከመስግነኩም ይፈቱ
*My favorite program keep going 🇪🇷❤*
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብኩም ቀጽልዎ።ሚኪኤለብርሃነ ካብ ጁባ (ሩምቤክ)
ብጣዕሚ ጽቡቲ መሃሪት መደብ ኢያ ቀጽሉዋ ብዙሕ አርትራዊ ኣብ ስደት ኢዩ ዝካታተላ
Zfetwa medeb eya ms gualey bhanqewta ena nxbe bflay ezom ab sdet zelena bzuh zresaenayo knzkr kielna kexlwo des tbln azanagaet medeb wn ya love deqi Ereyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba deki halal merit 🇪🇷 ane beza medbi buzhui temahire kexliwo thanks
ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን ኣዝዩ መሃርን ዝኮነ መደብ እዩ ቆጽልዋ ብፍላይ ናይ ሃገርና ታሪክን ባህልን ጽቀጥሎ ።ካብ ጀርመን ተኽታተሊ መደብኮም
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ አዩ ንዓና ንዞም ኣብ ከናዳ ዘለና ክንድውል ይፍቀድ ድዩ
መርሓባ ደቒ ኤረይ እንቖዕ ድሓን መጻእኩም ታሪክና ተፍልጡና ስለዘለኩም እምላክ ኩሉ እዋን ምሳኩም ይኩን ተባረኩ ብጥዕሚ ኢና ነመስግነኩም።
Selam deki erey aab zelekumo Selamkum ybzah abzia zey berehet hito eta nay gazeta Hadas eritrea werhi wey amete mihret kihtet alewo bhalay eye thanks bteqrbwo medeb Btaemi hgusat ena
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ከመይ ኣለኩም ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ መሃርን ኣዘናጋእን እዩ ቀጽልዎ. ኣብዛ ሕቶ እዛ ባህላዊ ስረ ናይ ደቀንስትዮ ብሄረ ትግርኛ ግን ሲ ቁሩብ ከተብርሁለይ ዶ, መዓስ እየን ስረ ዝለብሳ ነረን ኣዴታትና ስረ ምልባስ ከም ነውሪ እዩ ዝግለጽ አብ ብሄርና ማለት ንጋል ኣነስትየቲ??
Waw btaami mahari ketsluwo deki Eri🇪🇷😍❤🌹🙏
ሰላም ንዓኹም ይኩን ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማራ ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ one love ❤️
I like it. You really encourage them to win.
Hi Deki Eritrea yhwatey, kemey kenikom, Suleman dehan diyo tetebararikom ykom tedaliwowo nerkom, kab ❤zekbirekom haftikom Tisgereda 🙏
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ።
እዛ ናይ መርዓት ንሽንቲ ቤት ትጥቀመሉ
ለባም ዘይኮነስ ከትራ እዩ: ለባም ድማ ኣብ ገዛ ንዓበይቲ ወይ ንዝሓመ
ሙ ነሽንቲ ንጥቀመሉ ተንቃሳቃሲ እዩ።
Btaemi qbuk medeb eyu keqlwo🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤👍👍
Nice program keep it up deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Maremta eta hadesh beray melememad zebelkuma zerabe mexrey eya kekewn nirewa bezekone xebuk medeb kexelewo deki edey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን ኣዛናጋዕን'ዩ ቀጽልዎ ።
Xbuk medeb thank u.
Eritrean
Selam
Merhba
Eritreawian
I encourage you to do more
Welcome back 🇪🇷
My favourite show well done 👍
deqi erey shkornate 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
btaemi des zbl eyu medebatkum deqi erey halalat
Nice program keep going 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Wonderful program
B tami xubuk medeb bifilay lomi ab yata xekitkum ab dege zelena yata btami ina nihise thnx kexiliwo melsi ab mesmer
Btaemi des tble meharit medeb qexlwo 💯💯. ....
Eza medabkum mes bealte betay behankewta ena nexebeya azeya meharten azenageten eya, belebe ena namasgenakum kaxelewo dke Remay mearey 🇪🇷🇪🇷
Selam melsi ab mesmer, eta ayni mdri merat, ktra eyu zbehal,bazo ke lebam ybhal .nsukum gn,ayni mdri nay mereat,lebam elkuma tegagikum
Very good 👍 Keep going
Merhaba Eritrawi kubur Mennet Nay bhaki betgebrwo zelekum medeb btami xibuk eu. Gin bziyada neti hadish weledo Tarik bziyada ketekrbulu nlabo
great job
ኣነስ ትግርኛይ ደሓን እዩ እየ እሞ ዝብል፣ ኮይኑ ግን በዚ ተቕርብዎ ሕቶታት ክርኢ ኮለኹ ኣይኮነን ዶ ክፈልጦ ሰሚዔዮ ዘይፈልጥ ውን ብዙሕ ስለ ዝረክብ፣ ጽቡቕ ማሃሪ ሕቶታት እዩ።
Merhaba deki Erey eza medeb welfi geratley naybhaki meharit eiya hanti hto gn ab zhalefet semun nyewhans hatitkmo zneberkum Ayni mdri merat hxnot Lebam eilkuma nerkum lebam nay abeyti ztkemulu bazo mesali eiyu gahro eiyu zbhal
ስርላም ነዓኩም መልሲ ኣብ መስመር ተካታታሊ መደብኩም እየ ነዛ መድብ ብጥዓሚ እያ ዝጽበያ እንዳ መሓረት ተዛናግዕ ቀጽልዎ ሕጂ ግን ክብል ደልየ ዘለኩ እዛ ዓይኒ ምድሪ መርዓ ሕጽኖት ገይጋ ኮይና ትረኣየኒ ለባም ዘይኮነትስ (ክትራ ) እዩ ዝበሃል ለባም ግን ቁራጽ ናይ ጃሎን ዋላ ተዮ ክከውን ይክእል። 100% ለባም ግን ኣይኮነትን
Betam des zibel hito eye deki eri xada gn eza ney merati mesli des aybletnni ab bebe adu yefelal eu ember garo eu zibha bana kebbe deki eri
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Thank you hanaxi medeb
ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና እንዳተመነኩ እዛ መደብ ብጣዕሚ መሃሪት እያ ንሕና ድማ ተኣኪብና ብስነ ስርዓት ኢና ንከታተላ ንካትዓሉን ስለዚ ንኩሉ ታሪክ ጂግንነትን ባህልን ወግዕን ያታ ክትፍትሽዎ እላወበኩም
🎉🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿💪🏿
Selam selam Adalewti nayzi medeb azya (mara)mharitn mezenageitn medeb eya ab Group ena nwedader ztesaere kea yedrr (diner)yegabz ksab hji aytesarkun Thankyou GBU deki Erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Ezi medebkum mara eyu mhari bhaki keep it up deqi eru
ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ
ለባም ግን ኣነጽርዋ ዳኣ ፐተር ነብሲ
ሰላም eritv በደብኩም ብጣሚ ግርም ኣሎ ሰሙን ብሃንቀውታ አና ንጽበያ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
ብመጀመርያ ኤሪቲቪ ነመስግነኩም ብምቕጻል ኣብዚ ሾሻል ሚድያ ብኣውራጃ ክባልዑ ኢና ንሪኢ እሞ ስለምንታይ ኢዩ እቲ ምሕደራ ካብ ኣውራጃታት ናብ ዞባታት ተቐይሩ ሰብ ክምሃረሉ ከም ሑቶ ኣምጽእዎ እሞ ይምሃረሉ
ግዜ ሓጺራ ኣብ ቀጻሊ ኣንውሕዋ በጃኹም
ጽቡቅ መድብ ቀጽልዎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deki erey xubukat eda tzanagaena tarikna nmehar
Merhaba deqi aierey ekae bselam mexakum meded qexlwo edmen tenan yhabkum fetari
ክብሮም ሰረቀ ይብሃል ካብ ስዊዘርላንዲ ካብቶም ሰሙን መጸ ብተመስጦ መደብኩም ዝከታታተል ሰብ የ ብተካእለ መጠን ኣብ ታሪክን ባህል ኤርትራ ዘተኮረ ሕቶታት እንተኮነ ዝያዳ መሳጢ ይከውን ። በርትዑ ቀጽልዎ ኣዝዩ መሳጢ መደብ ሕቶን መልስን ኣሎኩም።
Btaemi des zbl mesen qetslwo deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Selam aqerbti medeb nezai teqerbulna medeb betami mehari eu ane qexali qedem mis kibriti bealti beitey bun ena setena neti yetawen terkawen nekatatelo selizi nezi mebei atebqum ktqexliwo yelabo mekanytu kulu seb terkun yetawin kifeliti alowo yehwatkum kab jermen .
ሰአላም ኩብራት የህዋት
ብታሚ አና ነመስግንኩም ሕቡራት የህዋት ከጽልዋ ብታም አና ንካትተልሎ ኮጽልዎ ንክቡራት የህዋት
ብታአሚ ደስ ዝብል መደብ አዩ ከጽልዎ ደኪ አረይ
Btaemi xbuk medeb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gn n kab wexaei hager zelena kea knsatefelu nkel edl tezgber wala eiti card nsdrana thbulna 😁 please
selamat adalewti melsi ab mesmer medebatkum btaemi meharn azenagaen eyu ktktslwo dma yemen ab zhalefe mealti zekrebkmo medebatkum ab mengo mametn wahleletn zelo fllyat eba abrhuley ane bwegeney wahlelet eile slezmelesku eye yekenyeley
እዛ ዓይኒ ምድሪ ናይ በርዓት ኣብ ገለ ከባቢታት ናይ ኤርትራ ሃገርና "ክትራ"ተባሂላ ውን ትጽዋዕ እያ.ኣብ ብሄረ ትግርኛ ከኣ ያታዊ ስረ ከምዝነበረ ሰሚዕና ኣይንፈልጥ.
ዓወት ንፑቲን ወዲ ኦርቶዶክስ ትብል እስከ ላይክ ሃበኒ፡ ነዛ ሰይጣናዊ ስርዓት ሒዛ ዘላ ዓለም ከምብሓድሽ ክትካኣ ተስፋ ዘለካ ወዲ ኣምላኽ ጾሎት ግበር ተናሳሕ ትንቢት እዩ ዝፍጸም ዘሎ ዝተረፈ ክተርፍ እዩ ዝጠፍአ ኸኣ ክጠፍእ እዩ።
መርሓባ መልሲ ኣብ መሰመር ድቂ ኤረ ኣ
ብ ደገ ዕድል ተዝህልወና ከምእዉን ሽንቲቤት ናይ መትዓት ኣነ ቢ ጋሮ እየ ዝፈልጣ ምስ ለባም ፍሊልይ ኣለወን ድዩ?
💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice program Eri tv
Ajokum xbuk alekum btaeemi dess thebl medeb eya
ሰላም መልሲ ኣመስመር
መደብ ኩም ጽቡቕ ኢየ ዝከታተሎ
ብጣዕሚ ሃናጽን መሃርን ኣዛናጋዕን መደብ ኢዩ ቀጽልዎ።
ኣብ ዕለት 5/3/2022 ዘቕረብኩማ ሕቶ መርዓት ሕጽኖት ትጥቀመሉ ሽንቲቤት
ለባም ይብሃል ኢልኩም ምሊስኩማ
ግን ለባም ዘይኮትሲ
ክትራ ኢዪ ዝብሃል ኣደገ ኢዩ ዝስራሕ
ለባም ዝብሃል ሓራስ ወይ ሕሙም ዝጥቀምሉ ኣብ ማእከል ንእዲ ዝስራሕ ኢዩ
ከምኡ ድማ ካብ ሓምሓም ዝስራሕ ኣረግቶት ኣቦታት ዝጥቀምሉ ድማ ለባም ይብሃል
ዋዋዋ ከምዚ ዓነት ሕቶታት ይፈቱ ቀጽሎ
hantin xbqtn medeb eya thans and keep it
ሰላም ኣቅረብቲ አዚ መደብ መደብኩም ንካታተሎ ኢና ማሃሪ ኢዩ መልሲ ናይ በሄረ ትግሪንኛ መርኣት ኣብ ሁጹኖት ኢትጥቀመሉ ሽንቲ ቤት ጋሮ ከም ካላኣይ ዪባሃል ኢዩ።
ኣብ ታሪኽና ከኣ ጽቕጥ ኣቡሉላ እምበር ጽቡቕ
Selam deki Eru shkorinatat medbkum kulu geza bhankewta eya zsbya heto alni mgzeti ney Egybt ab gemagem Bhri diuo nyeru wela .....
መርሓባ ዑስማን ዓበ/ጴጥሮስ
ለባም: መርዓት ሕጽኖት እትጥቀመሉ ሽቓቕ ዝበልክሞ ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ: ዓበይቲ ወለድና: ዝኾነ ክንቀሳቐሱ ክንቀሳቐሳ ዘይከኣሉ ዝሓመሙ ዝሓመማ ዝጥቀምሉ ዝጥቀማሉ ከም ሽቓቕ ለባም ንብሎ
ንመርዓት ሕጽኖት ጥራይ እትጥቀመሉ ኣይመስለንን
ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ገጽኩም ድማ እንተትኸዱ ጽቡቕ ኔሩ: ንይክኣሎ ወርሳይ ምዑታት መሪሕ ሰላም ናይ ሓበንን ኩርዓትን ሰላምታ ምጸሓፍናሎም
ቲቪ ኤረ ልሳን ሓፋሽ ህዝብና
ሰማእታትና ብግብሪ ይዘከሩ!
ዓወት ንሓፋሽ!
🇪🇷👌⭐️
ሰላም ኣዳለውት እዚ መደብን ደቂ ኤረይ ብሓበራ። ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ብልቢ ኢና ነመስግን። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ሕብረትሰብ ኣዝዩ ተዓጻጻፊ ፍልጠትን ንቅሓትን ካብ ኣብዚ ደገ ንነብር ከመዘለዎ እዛ መደብ ኣዝያ ትነግረና። ብዙሕ ፍልጠት ንመሃር ኣለና። ብዝያዳ ኣብ ታሪኽ ጸቒትኩም ክትሰርሑ ይላበወኩም ምክንያቱ እቲ ምዳርግቲ ኣልቦ ዝኾነ ታሪኽናን ሓድነትናን ከይፈልጥ እዚ ንእሽተይ ወለዶ ይስርሓሉ ስለዘሎ። ደጊመ የመስግነኩም
ግብጺ ንኤርትራ 24 ዓመታት ኢያ ገዚአታ መስለኒ።
ታሪኽ ጀጋኑ ጉጅለ 15,ዝገበረዎም ጅግንነት ኣምጺኹሞ ኣይትፈልጡን ? ስለምንታይ