är SGI? SGI är den beräknade årliga inkomsten i pengar från en anställning eller en näringsverksamhet i Sverige. Inkomsten används för att beräkna vissa ersättningar, till exempel föräldrapenning, tillfällig föräldrapenning och sjukpenning. Det är bara inkomster från arbete som beräknas pågå under minst sex månader i följd eller är årligen återkommande som kan räknas med i SGI. Om beslutet visar att din SGI är lägre än din årsinkomst, så beror det på att den är begränsad till en viss nivå. Från 1 januari 2022 är den högsta nivån 10 prisbasbelopp, men vissa ersättningar har en annan begränsning. För tillfällig föräldrapenning (vab) och
robey shikorr always am proud of you habibi ana nay ezom seb gn mara eyu zgermeni yegermka ewun ykewun eyu anyway robi hawey nice song with nice melody and nice Lyrics ajokum alem ab art eyu kulu rahwa kiewej ente koynu ewun aw elka mzrab eyu zdle ab art kea hibiebie sile zeyele
Best of the best I"m more than happy to enjoy it.you just hit the now ongoing situation here and there bro.keep to produce such impressional hits all time.
robi hawey nice job nay bhaki gin gze trah aykonen yitefaka eu ka aybiln eye gin tesfa yigebir neti eshok koyniwo delo weledo xegie konka kitdbiso so much love robi💖💖💖
ብጣዕሚ አዋናዊ ዝኮነት ደርፊ ፡ግዜ ይመልሰልና ዓድና ብ ሰላም ክንነብር፡ኣጆካ ሮቢ ጽቡቅ ደርፊ ቀጽሎ።
Men alo eza derfi ksab hji dsema❤❤❤
ane❤😊
ኣነ
😢@@مازنامان-ز5ق
☝️
Me 😢
ግዜ እወ ንግዜ ሓንቲ like ሮቢ ጽቡቅ ደርፊ ኣጆካ
ግዜ ፍትሓዊ ኹን!
ን ሮብን ን ዓይን like ከይ ገበርክሙልና ከይትሓልፉ ደቂ ኤረይ። ጠጥዕሙ ይምነየልኩም ኣብቲ ዘለኽሞ፡ ካብ ሓውኹም ብፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራን ብፍቕሪ ሃገረ ኤርትራን ዝተቃጸለ ሓውኹም Ermias
መን ኣሎ እዛ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ❤
Lomi astemakireya
24@@WangoEstrela
Ane
@@bereketyemane4851 👍
ane
ሮቢ ግዜ ብሓቂ ኣእምረካ
ዝትንኪፍ ዜማ ፥እስምዓ እሞ
ንብዓት ቅጽርጽር እብለኒ
ግዜና ይመልሰልና፥ንበረላይ ሮቢ ሽኮር!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
Zema dea seb rieka eyu ftsum eiu ko hibwo
ዋው! ሮቢ ሓሪፍ ሰብ! ኣዝዩ ባህ ዝብል ስራሕ እዩ። ኣጆኻ ቀጽለሉ! ሙዚቃ ንዓኻ ዝተፈጠረት እያ እትመስል። ኣዝዩ ደስ ዝብል ልስሉስ ዝኾነ ድምፂ ኣለካ። ንዓኻ ክሰምዕ ከለኹ ፍሉይ ዕግበት እዩ ዝስማዓኒ። እቲ ምንታይሲ እቲ ድምጽኻ ሜሎዲ ስለ ዝኾነ።
ተስፋ እገብር ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ሙዚቃዊ ስራሕትኻ/ኮንሰርት ብቐጥታ ክተስማዓና። ኣብ መቐለ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ትግራይ ኣዚና ብዙሓት ኣድነቅቲ/ቲፎዞ ኣለናልካ ኢና።
መብራህቱ እየ ካብ መቐለ ትግራይ!
Mebrahtu Desalegn mbre wedi mekele selam entekoinu dea nay gdin ember selam yewrdelba.Dani kab 4 asmera
Mebrahtu Desalegn en
መን ኣሎ ኣብ 2020 ዘሰምዓ ጸቂጥኒ እስከ ይሕለፍ
key xegebku xeweta hamedeyyyyy felikani kab adey kabedeyyyyyyy.... ata gzie!!! nay behaki derfi robi shkor nayza tefika zkeneka kihskana n weyni Interview dengukyo kbla eye hji 👌👌👌❤❤❤💜💝💞
yewhana banie hhhh nay behaki mkseney
yewhana banie mkurey banie neaka like
*yewhana banie* nay bhaki gize hsum ...so nice song robi shikor
yewhana banie gzie do ykewn kk
yewhana banie 😀😍😘😀😀😀😀😀💪✌✌
ግዜ !!
ኸይጸገብኩ ጸወታ ሓመደይ
ፈሊኻኒ ካብ ዓደይ ካብ ኣደይ
ሕሰም ኮይኑ መቕርበይ ዘመደይ
ኣታ ግዜ
ክሳብ ምዓስ መከራ ክሕዘል
ፍጡር እኮ'የ ኣለኒ'ኮ መሰል
ኣእዛን ክፈት ሎምስ ክሳብ መዓስ ክመሳሰል
ግዜየ ግዜየ ግዜየ
ይእከለኒ ሎምስ ለዉጢ ደልየ
ኣቕልበሉ ስምዓዮ ንቓንዛይ
ማዕጾኻ ኣርሑ ክምለስ ንገዛይ
ግዜየ ግዜየ ግዜየ
ግዜ ግደፍ ስለ ኣቦይ'ዝጊ
ፍትሓዊ ኩን ተማእዘዝ ብሕጊ
በርቲዑኒ ሓለንጊ ስቓይ
ትም ኣይትበል እናርኣኻ ወጽዓይ
ግዜየ ግዜየ ግዜየ
ኣብ ዓዲ ሰብ ንዘይ ሰብ መሲለ
ነቢረ'የ ዉሽጠይ ናቖሰለ
እንተ ሎሚ ግን የብቅዕ ቲ ዛንታ
ኣቅልበሉ ናይ ልበይ ምሕጽንታ ።
ጸማም እዝኒ ኣይትሃብ - 'ናሰማዕካ ኣፍ ክዱን ምዃነይ
ንዓኻ ዘማርር - ከማይ ብዙሕ ኣሎ ምዓስ ሕቶ በይነይ
ኣየደንግጸካን ወትሩ እህህ ክብል ዚ'ፍጥረተ ኣዳም
ስቓይካ መሪሩ ኣንታ ግዜ ናትካስ ኮይኑ ኮ ጉዳም ።
ለዉጢ ደልዩ ኣእዛንና ንቓና ኣልልታ ናሰምዐ ክረዊ
ባህግና'ባ ስማዕ ሓንሳብ ኣታ ግዜ ኩነና ፍትሓዊ
ኣዒንትኻ ክፈት ግዜ ኣቅልበሉ ነዚ ዉጹዕ ወለዶ
ፈጺሙ ዘይምእምእ ኣሿኽ ኮይንዎ'ሎ ኩሉ ዘዝኸዶ
መልሲ ሃባ ንሕቶና ኣታ ግዜ
ሃበና ትምኒትና ኣታ ግዜ
ድርብ
ግዜየ ግዜየ ግዜየ ዕደመ ንእስነተይ እናተጸንፈፈ
ግዜየ ግዜየ ግዜየ ኣእጋረይ ኣብ ሱግሚ እናተዓንቀፈ
ካብ ጭካነ ኣዳም ካብቲ ሕሱም ፍርዱ
እናርኣካ ስቅታ ናትካ ኮ ገዲዱ
ማእሰርትካ የብቅዕ ገመድካ ባ ፍታሕ
ብዓል ዕላማ' የ ኮ ኣለኒ ዝብጻሕ
ሕሰም ይእከል ሎምስ ለውጢ ደልየ
ጽባሕ እናልኩ'የ ብተስፋ ተሳልየ
ገጽካ ምለስ ቀንጥጦ ሽግረይ
ኣለኩ ክብልሲ ኣምዕሮ ምንባረይ
ናብቲ ናይ ቀደም ናብ ኣነ ክምለስ
ዝጉሃየ ልበይ ክድበስ
መድሕነይ ኩን ኣገላግለኒ
እናተገዳዕኩ ሱቕ ኣይትበኒ ።
Thanx bro
bhaki
derasi wn baelka eika xbuk srah brother.
😥😥😥
är SGI?
SGI är den beräknade årliga inkomsten i pengar från en anställning eller en
näringsverksamhet i Sverige. Inkomsten används för att beräkna vissa ersättningar, till
exempel föräldrapenning, tillfällig föräldrapenning och sjukpenning. Det är bara
inkomster från arbete som beräknas pågå under minst sex månader i följd eller är
årligen återkommande som kan räknas med i SGI.
Om beslutet visar att din SGI är lägre än din årsinkomst, så beror det på att den är
begränsad till en viss nivå. Från 1 januari 2022 är den högsta nivån 10 prisbasbelopp,
men vissa ersättningar har en annan begränsning. För tillfällig föräldrapenning (vab) och
ሮቢ ሓወይ ጽብቅቲ ደርፊ ቀጽሎ ግን ሕስብ እሞ ኣብለላ ግዜ ግዜ እንታይ ጌሩ ሰብ ኢየ ሰብ ርጉም ሓጺር እዝኑ ሮቢግዜ ዳኣ ከም ቀደሙ ይወግሕ ይዓርብ ኣሎ ብዝኮነ ኣጆካ ቀጽሎ ኢየ ዝብለካ like ግበርሉ ያ ጃምዓ ን ሮቢ ።
ሮቢ ጽቡቅ ደርፍ ዜማ ፋጫ ዳኣ እንታይ ክወጾ ኣጅካ ጽቡቅ ስራሓ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ፡እቶም ትጻረፉ ከ እንታይ ኣምጸኦ ጸርፊ ሪኢቶኩም ሂብኩም ንቅፍዎ ኣይትጻራፉ ደራፋይ ምንቃፍ ኣይጸልእን ኢዩ እንተኪኢልኩም ንቀፍዎ፡ግዳ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ፍቅርን ስኒትን የውርደልና
Tesfie Habteab nhna kea gzie aykonen nbl alena xerfi xubk aykonen
Miretab Geber12፡ያ ምሕሪ ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ ብስንኪ ሓደ ሰብ ኢና ተፋላሊና ሕጂ ከ ኣይንጽረፊ እቲ ሪኢቶና ንሃቦ ባሃላይ ኢዩ ኩቡር ሓወይ ተረዲኢኒ ኣሎ ሓሳብኩም
Tesfie Habteab,ane buzuh teteqami Internet aykonkun gn sahti ab ztqemelu gzie nay gele sebat kommot wey rieto ab zenbbelu kem natka awentawi wey zetababeaka tsihuf gn sahti ye zrie,slezi kubur ekamo kbret yehabka zehawey kexlo
ሳይሞን ናይዝጊ፡ሳይሞነይ Thenk you
miki teame Thenk you kbret yhabeley
እሮቢ የኔ ናፍቆት ስወድህ የኔ ማርርር በጣም ያምራል ሁሌም ምርጥ ልጅ ነክ ሁሌም እኔ ያንተ አድናቂ ነኝ ላንተ ስል ቋንቋ መማር በጣም እፍልጋለሁ የሚያስተምርኝ ካለ ላንተ ስል ዝግጁ ነኝ ውደ# love me Robi miss u #
ብሓቂ ሮቤለይ ሓደ ልቢ፤ ሓደ ባህሊ ፤ ሓደ ሃይማኖት ህዝቢ ግዜ ክፈላለ ጌርዎ ። በጣም ኣድናቂህ ነኝ Thanks Robi
Robe konjoooo ❤ I don't have any words explain about ur voice amazing 😍 God bless all Eritrean people🇪🇷 🇪🇹 I'm from Ethiopia
ሀኒ ፍቅር love you konjo am from Eritrea.😍❤️😘
Love you from Eritrea.😍😘❤️
immanuel kuwait love to 😘
ሀኒ ፍቅር we love you so much
ሀኒ ፍቅር i love you more ሃኒ ከም ስምኪ ምቅርቲ ኢኺ ንዓኺ ከማን ቃላት ሓጽርኒ
ኣቱም ሰባት ምዚ ሮቤል ዘለኒ ፍቅሪ ክነግረኩም ኣይክእልን ኢይ so ሮቢ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጊዜ ምባል ግን ግደፎ ጊዜ ከም ቀደሙ ይወግሕ ይመሲ ኢዩ ዘሎ ኣይተቀይረን ግን ደስ ኢልኒ ለውጢ ከም ዘድልይና ብምፍላጥካ so I Love you
ኣየ ግዜ ኣብኪና! ኣደካ ዘይ ትስዑሙሉ ሙስ ስድራካ ኮንካ ዘይትደርሩ እግዚአብሔር ኣምላክ ጽብቕ ግዜ ይሙለስልና! ስላሙን ቅሳነትን ይኩነልና! ሮቢ ጽብቅ ደረፉ ቀጹሎ, well done!
Lbka ttnkif muzic thanks 😊 ❤❤❤
robi hawey nay bahaki des tbl derfi so keep it up wedi erye jgna
ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ደርፊ ሮቢ!!ኣነ ካብ ኩሉ ዘሕጉሰኒ "ኣብግዜ" ተመርኪሱ ዝደርፍ ደረፋይ እዩ ደስ ዝብለኒ።
youhannes Zeray ልሕሱስ ግዜ ሞ እንታይ ጌሩ
Kala Ji ayenay emo elkayo nska geldam. bgzie zderfu derfti beal Yemane bariya, Abrar osman, Abrham afowerki derfom aymnon eyu. xerfi gn naka aymaeblekan eyu tekedadimka ab xefi aytkid.
Wowwww Robi Konjo God Bless You Im From ethiopa Love You You Music
Zifetwa derfi. Thank you Robi. Gziye sidet aytseamenan nafikot bezihuna 😭😭😭
ኣነስ like ጢዕመ ዘይፈልጥ በጃኩም አባ ሃቡኒ ደስ ክብለኒ
wawwwww Rob nice song
ብጣዕሚ አየ ዘመስግነኩም
Robel 1000000000000
ምንባር ንመን ትግብኦ abel.7 98 likes
ምንባር ንመን ትግብኦ abel.7 mnbar. nkulatna. eyu. zgbeana. ab. zezelenayo. edmen teanan yhabena. gn. Like. gerelka. aleku. Brotherey.
ዋውውውው ሮቢ ሽኮር ናይ ባሓቂ ገለ ዓይነት ።ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ የ ዝፍትዎ ሕጂ ካኣ ዝበለጽ ገዜ አንታይ አሞ ክንገብር ዳሓን ብሓይሊ ኣምላክ ክሓልፍ ዩ። ነዞም ዝጻረፉ ካኣ ኣይትገደሰሎም ካላኣይ ግዜ ካብዚ ዝበልጸ ሒዝካ ክትመጸና ብሃንቀውታ ንጽበየካ
Entay geru(Gzie) tog gda zeytebla, anta rob. Sebayn frahn xelaekuuuuuu.
አንታይ ዝገበረ ግዜ አዩ ወደይ ዘዝርከበ ስ ን ግዜ ደኣ ይማረር ። ግዜ ስ ክም ቀደም አዩ ዘሎ ድቂ ሰባት ደኣ ሓሲምና አምበር
ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ኣይትሕመቅ።
ሮቢ ሽኮር በየን ደኣ ጸኒሕካ welcome
ane n robel Michael kem sebey ysemeo yfetwo yedniko bsrahatu. biakal gin ayfeltonye.Gin nimintay kaliot derefti dlayom kderfu keleku nice music niblom . nay robel derfi GIN kulu nikawomo.Gizie elu u derifu kdmi hji win bzuhat derefti hagerna n Gizie derifomulu yom ztezarebe gin ayneberen. slezi pleas respect!respect!respect!!! hawna u entekielna nimekaker shigrna nmftah tanx god blessed our country
Robel kulu gzie natay nay hiwet tezata zalka seb eka miss you bro 🎸🇪🇷🇲🇹 please visit to Malta my best
Robel hawey hji khiskana.Derfi zwetsa yeblan . Ybel zebl'yu!!!
kab kulu clip ntsurn tsifufn.
wow robi hawey nice srah ane blbi i love it qedimeyomo n neshnesh emo like aytewuhudley pls
Abiel Yosief RobiiiiiiiiiiiiiiiiR
ኣቱም ሰባት እታይ ዝገበረ ግዜ ኢዩ ሽግርና ባፅልና
ዘይንፈትሕ ካብ ግዜ ነማርር and robel ካኣ ምስ ውጽፅ ህዝብካ ኮንካ ክትሰርኣሕ ይምህጸነካ god bless you
The one reading this
You are beautiful,talented,
amazing,and simply
The best at being you
Robel ❤️❤️❤️
ሮቤ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ ደርፍ ፈላሊና ካብ ኣደና ሮቤ ሽኮር ናይ ዞም ስባት ኢና ኢሎም ናቶ ገዲፎም ናይ ሰብ ዝጻረፉ ሓንቲ ከሕፈሎም ኢየ ኣቱም ንሮቤ ክትሓምዩ ግዜኹም ተጥፍኡ ዘለኩም ዕድልኛታት ኢኩም ናይ ስራሕ ዕድል ስለ ዝከፍተልኩም
ክትፈልጡ ድማ ንሱ ኢዩ መናጀር ናይ ስራሕኩም ሕሳብ ኣብ ወርሑ። ሮቤ ኸጽሎ ብናይ ሰብ ሓሳባት ኣይትታዓቀፍ ክብለካ ይፈኡ
yosief yemane
josi yemane
ROBELO I MISS YOU SO MUCH MORE zefetwe musica😢😢😢adnakitika from Adis❤❤❤🙏🙏🙏
ዋው ገለ ዓነት ደስ ባሃሊት ብልጽቲ ሰርሓት
ኣጆዃ ቀጽሎ ትብዕብዕ በል ሓቂ ዕግበት
ሕልና ኢዪ ፣ ኣጆዃ ሮቢ ።
ግዜ) ኩሉዪ ዝብል ግን (ጉኣድባ) ግዜ ግዜ ኣይቲ በሉ ፣ ግዜ ዳኣ እንታይ በዲሉ
ወዲ ሰብ ከሎ እከይ መጋብሩ ፣ ማሕለኻና ጠቅሊሉ ። ትብል ግጥሚ ናይ
(ጉኣድባ ) ንግዜ ከም ዘይ ብድል ኢዪ ዘረዳኣና ስለዚ ግዜ ኢልና ኣይ ነማርር
ሓደራ ኣይ ንጠቀመሉ ።
Robi nice keep it up .like ba aytiemuni entay entay ytiem kitiemo wela 3 gele like tray giberuleyy
nice song bro
ናይ ባሓቂ ሮብየ ልዕሊ ማንም ሰብ
የፍትወካ ደርፍታትካ ውን ሓደ ካብቶም ጦብላሕታ ፈጢሮም ስሚዒተይ ደርውዩ ኢዮም፤መቃልሕ ድምጺ እዚ ለዋህ ህዝቢ ዘይ ምኻንካ ግን ቂር ኢሉኒ ኔሩ ሕጂ ግን
ናብ ንብር ተመሊሱ ስሚዒተይ ዝነበረ ኣባኻ፤ሽም ዩ'ነባሪ ንኽድ ዳኣ ነዛ ሓጻር ዕምሪ ብፍቅሪ።
መን ኣሎ ኣብ 2021 ዝሰምዓ
ሮቢ ሽኮር ቢታአሚ ሕልናዊት መለክቲ ።ቢዝያዳ ኣብ ክሊብ ኣሰርርሃ ማራ መሃሪቲን ህልው ኩነታት ትገሊጽ አያ ።ዘስተውዕል ኣእምሮ ያዲልና ፈጣሪ ።ኣይንከሳሰር ኣህዋት ።
ወዲ ትካቦ ከይስምዓካ ግዜ ኣይትበል!
ግዜ'ዶ ይባሃል እዩ ኪድንዶ ጽናሕ፡
ባዓሉ እንድዩ ዝመጽእ ዝሎምን ጽባሕን፡
-
- መላኣዮ ሮቢ ብግዜ ኣይትሸቅጥ ብሩኸይ
Miki Eritrea klkkkkkkkkkk eway moyte
+mer one ሜሪ ክክክክክክ
nice one
nice one
Miki Eritrea Nay beaki entay Geyru Gzi . grm Eba Gzi ❗Nay Qorchach do aysemean eu ⁉
ጽቡቕ ስራሕ ሮቤል ቀሪብካ ኣሎካ ኣብ መስመር ክትመጽእ: ኣጆዃ ትባዕ ዝተሰመዓካ ደርጓሓዮ ።
robiiiii nay mudeyyy🎵🎶🎧👌nay robiìi tefatwi #Like habni eska pls
Wedi Babiii hawi sami hawey natey
ፍጡራት እወ ነርና መሰል እዚ ግን ግዘ ኣይ ካነን ትምኒትና ከሊእና 100% ትፈልጦ ኢካ ግን ብጥዓሚ ደስ ትብል ደርፊ ቆጽሎ
I'm from Ethiopia i love Eritrea music 😍😍
,waw Robel thkx again u come up with amazing songs every time may God bless .thkx again 😚
ሮበል ጅግና ገለ ዓይነት ደርፊ ግዜ ጨካን እወ ኣጆካ ግን ደሓን፡ ኣቱም ትጻረፉ ዘለኩም ከኣ ቁሩብ ሕሰቡ መን ኢካ ንመን ክትጸርፍ so ሮቢ ኣጆካ።
Maekele Andom naybhaki meliskaya arku men kinka nmen ktxerf 👊
መ እል ነዛደርፊ ዘይመንዋ ኩልሻዕ ዝስምዓ Robel ❤🎉🎉🎉❤
ናይ በሓቂ ገለዓይነት ደርፊ ሮቢ በዓል ጥዑም ድምጺ።
ይገርም እዩ ድሮ ዲስ like መሊእክሞ ሰብ ዝመሰሎ ክደርፍ ኣይክእን እንታይ እዩ እቲ ጸገም እስኪ ንገሩና እቶም ትጻረፉ ዘለኩም፡እቲ ስነጥብ ዓድና ግዳ ከም ዝምዕብል ዘይ ንሓስብ እቲ #Like እንዳ ገበርና ተስፋ እንዳ ሃብና ደኣ ተባብዓዮ ብጸርፊ ዝልወጥ ነገር የለን፡!!!!!
Robi hawey gelaynet. qexilo aytgedeselom kea nezom wezete
ኡፍፍፍፍ ይሄን ልጂ ስወደው ቋንቋውን ባላቅም ግን ይመቸኛል ፐውድድድ
Fatima Alshamsi ክክክክክክክ
one love bob marly ምነው እውናት ይመቸኛል
Kemzi kemaka lebamat yom zfelxuwo zarkey
ሮቢ ሽኮር ናይስ ስንግ መድሕነይ ኩን ኣገላግለኒ አናተገዳዕኩስ ስቕ ኣይትበልኒ ናይ ብሓቂ
love the melody great job Fitstum Beraki
bravo robi menesey buzuh eyu texebiyuka wegeney ajoka tray kexlo 👉💪💔💋💔💪👈
ግዜ ከም ቀደሙ እዩ ዘሎ ይወጊሕ ይዓርብ ኣሎ ጸላእካ ኣለሊ robel ህዲ ናብ ግዜ ኣይተላግበሉ 24 ሳዓት ኣሎ ኣይትቀይርን
Samuel Tesfalem ata beray gundi
eri love እንታይ ገድሽካ ወላ ድላይ ይበሎ ክሳብ ሮቤል ዘይከንካ ኣብ ናተይ ሪእቶ ኣይትወካን አዩ እቲ ጸርፊ መግለጽካ እዩ
Samuel Tesfalem kndi hexabu zeytmexesi entay ktwnjlo eka emo moral geda zeythebo
haku eyu samuel entay eyu endamekneka ngize
Samuel Tesfalem xebuk alka sami shkorrr
Ajoka robtey😢😢
ናይ ሎሚ ስራሕካ ናይ በሓቂ ጽብቕቲ። ሎምሲ ወጽዓ ህዝብኻ ተረዲእካ ኢካ ትመስል እሞ like ክትወስዳ ኢካ። ኣይትሕመቅ ጥራይ ኣይቲጥፋእ ከኣ ዋእ።
ሮብ ቆንጅ ማር ውድ from Ethiopia God bless you my brother
ሮቢ wel come . ከብድካ ዝበልዕ ግጥሚ ምስ ዜማ ፡.
entay yeateweka nay natka zeytgebr rkus
eritrawi selam ። እንታይ ዶ ኢለ የ ብዛዕባ ዛ ደርፊ ርእይቶ ሂበ ኣለኩ፡ድላየይ ርእይቶ ይሃብ ፡ንዓካ ይምልከተካ ድዩ
ነሽነሽ ተስፈኣለም
ሮቤል ዉን ጽቡቅ ኣሎ ከም ቆርጫጭ ምክንያቱ ገሊኡ ን ሰብ ገሉኡ ከኣ ን ግዜ ስለ ዘማርር 55/50 ማለት ኢዩ ሮቤል ከኣ ኣብ ሕማቅ ግዜ ከም ዘሎን ምስ ወላዲቱ ዝራከበሉ ግዜ ክመጸን ይምናይ ኣሎ ዝለዚ ግዜ ዉን ተራ ኣለዎ ዝሓወይ
ነሽነሽ ተስፈኣለም natka giber wereket silie deyendede bandera silie deyendede kemhu eyu neaka dibrhaka
ነሽነሽ ተስፈኣለም --ስማዕ ንዓካ ክሓተካ--መጀመርታ ስነ-ጥበብ ክትፈልጦ ጽቡቅ'ዩ!!!ግዚኡ ብኩሉ ወገኑ ከቢድ ኣሎ--ተሰዲድኩም ትርጉም ሓዳር ጠፊኢኩም ዘሎ፥ከም ወለዲ ንወለዲ ክብረት ከሊክእሞ ዘለኩም ውሑዳት ኣይኾኑን፥ብዓለትን ኣውራጃን ኣሕዋቶም ዝብሉ ንሪኤሉ ግዜ በጺሒና፥ስውእ ምእንቲ ሃገር ዝሓለፈ ሽፍታ ክባሃል ንሪኢ ኣለና፥ሰብ ዘረዳድኦ ገዲፉ ሕቆን ከብድን ዝገብሮ ኣብ ምሕሳብ ብዙሕ ጻዕሪ ይግበር ኣሎ፥ሰብ ናጽነት ኮኑ ሃገሩ ከይነብር ውን ይስደት ኣሎ፥ሰብ ተሰዲዱ ክንዲ ዝተሓቆቖፍ ክጻረራፈፍ ይውዕል ኣሎ፥እምነት ጠፊኡ ንሃማኖት ከይተረፈ ሰብ ኣብ ዋጋዕዳጋ የእትዩ ይዛረብ ኣሎ!!!ብሓሳብ እጀራን ማይን ሰቲና ከምዘይዓበና ሎሚ ኣብ ስደት ስላማይ ክስታናይ ክንባሃል ንውዕል ኣለና!!!ንምንታይ ኢኩም ሽግርኩምን ኣማዕቢልኩሞ ዘለኩም ሕማም ንቅድም ከተለልዩን ክትእረሙን ክንዲ ምፍታን ንህግድፍ ከተልግብ ምድላይ!!!ዳሓር እዚ ኩሉ ግዜ ኢዩ ኣርእዩና--ስደት እንተዘይህሉ ሕማም እዞም ዲሒሮም ዑዕ ዝብሉ ዘለዉ ኣይምተፈልጠን---ግዜ ግን ከም ጻዕዳ ዕንባባ ኣጊሂዱልና!!!ሕጂ ድማ ምውጻዕና ኣብ ሃገር ጥራይ ምዝራብ ዘይኾነ ---ነቲ ኣብ ስደት ተቃስልዎ ዘለኩም ህዝቢ ውን ዘክሩ!!።
ዳሓር ንስካ ስነ-ጥበባዊ ኢካ!!ሰብ ናቱ ሪዲኢት ሒዙ ይገጥም፥ይደርፍ፥ይደሪስ!!ባዕልካ ከምዚ ማለት'ዩ!!ንምንታይ ከምዚትብል፥ከምዚዘይትብል ኢልካ መልሓስካ ኣብ ኣፉ ኣይተእቱን ኢካ!!!ሰሚዕኩም ኣስማቅሩ---ሓሳብ ኣብ ግጥማ፥ዜማ፥ውድቀት ግጥማን ህርመታን ተዛረቡ!!!እንተዘይኾኑ ነንዝደረፈ ከምዚ ዘይትብል ከምዚ ዘይትብል ኣይባሃልን ኢዩ!!!
Robii shkor nice song .ezom txarefu zelekum kea bejeka kiros ayenay derafay u hgdef endabele zderefe tm elkum dendenti aytkunu kbret alewo seb, mhret yewrdelna fetari klu alem 🙏
ዋው ሮቢ ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ
Mexelel Robi TUM dimxi
"medhney kun agelagleni
enategedaku sik aytibeleni!"
💔heart touching💔
እንቋዕ ደሓን መጻእካ ሮቢ፡ እዚ ህዝቢ ሆሆ...!!! ምስ በለካ ፈሪሐልካ ነይረ ብኡ ንብኡ ከይንኸስረካ። ሕጂ ግን ናይዚ መንእሰይ ስምዒት ተረዲእካ፡ ብደርፍታትካ ሞራል ሃበለይ፡ ተስፋ ኣስንቐለይ ሓደራኻ ከም ዝሓለፉ ኣያታትካ። ኣጆኻ በርትዕ...!!!
ናብሓቂ ሮቢ
ህዝበይ ይጠፍእ ኣሎ
Mesobna ዓንጋሊ
ሮቤ ጽብቅቲ ደርፊ ጥዑም ድምጺ ዩ ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ያ ሞ ኣጆኻ ካብዚ ንላዕሊ ትባዕ
i cant stoppppp listening dis music❤
robey shikorr always am proud of you habibi ana nay ezom seb gn mara eyu zgermeni yegermka ewun ykewun eyu anyway robi hawey nice song with nice melody and nice Lyrics ajokum alem ab art eyu kulu rahwa kiewej ente koynu ewun aw elka mzrab eyu zdle ab art kea hibiebie sile zeyele
ሮቢ ሓወይ ጥዕምቲ ደርፊ ግን ቁሩብ ሕሰበላ ግዜ እንታይ ጌሩ ?
Habibi selam amlak msaka ykun wedi afewerki yu gze akaley natey
ሮቢ ኣስሊ ጽብቅቲ ደርፊ ግዜ ግዜ ኣይ ኮነን ግን መፍትሒ ሽግርና በዓልና እና ክንፈትሖ ንክእል እንተ ተካኣይሉ ግዜ'ዩ እንዳ በልና ግዜና ነባክን ኣለና
wwww ሮቢ ሓወይ ታይ፡ክወጻ ብጣዕሚ፡ገለ ዓይነት ምትብባዕ፡ኢዩ፡ዓቅምና ንሱ ከኣ ኣይንበቀልካን፡ኢና ነዓይ ከ like ኢስከ ሃቡኒ ታይ ከይብለኒ
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ like knhbeka ente keyna ety bexbax isseyas awxayo
Ksanet Rezene ቀይረ ዘይክእላ ኮይነ 2ይ ከኣ ኣብ ነብስኻ ዝኾነ ነገር ጉድኣት ወይ በደል ተምጺልካ ጽረፎ ኢንበር ታይ ስለ ዝገበረካ፡ኢኻ ትጸርፎ ዘለኻ ህግደፍ ስለ ዝኾነ ኡፍፍፍፍፍፍ
fouk eritrean music
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ እንታይ ኢካ ትብላ ዘለካ ን ቅሳኔት ኣብ ነብስካ ዝኮነ ጉድኣት እንተጌሩ ጽረፎ ዲካ ዝበልካ ኣብ ነብሲ ሓደ ሰብ ጉድኣት እንተኣምጺኡ ክንጸርፎ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ጉድኣት እንተ ኣምጺኡ ከ እንተይ ክንዉስነሉ እስከ መልሰለይ ክብረተይ
ኣዝማሪኖ ወዲ ጎዳይፍ ኣይይይ በጃኹም እስከ ሕማቅ ከይተዛርቡና ኣብ ርእሲ ናትካ ህዝቢ ጥራይ ድዩ ጸገም ዝወርድ ዘሎ፡ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኩላትና ኤርትራውያን ኢዩ ምሽ ኣነ ከኣ ምጽራፍ ስለ ጽቡቅ ዘይኮነ የ ከምኡ ኢለያ ኢንበር ጸርፊ ደኣ ደስ ተይልካ ነዓይ ውን ጽረፈኒ ግን ካብ ኣብ you tube ንጸሓሓፍ ኣብ Text ክጽሕፈልካ ምጻኒ
መጅመርታ ሰላም ናኣኹም ግዘ አንታኣይ ገሩ
Robi shikorrr ብታዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ገን ሮቢ ግዘ አንታይ ገሩ ወዳይ
ግዚየ እንታይ ገይሩ ሮቢ ሽኮር ሰብ ኢዩ ሰብ ሩጉም።
Yonas Emeha wiii
sra abrhe ተመስገን አምላኬ ተጋግየ ድየ
ከማካ ጌሮም ዝክልሙ ተዝበሑስ ኩሉ ምተሰገረ lol
fet nefit Tezareb Robi,KemAbotatka woridwo Gezya !!!
sami sami ንለባም ኣምተሉ ንኣሻ ደረጉሓሉ እዩ። እንተይ። ዘየገበረ ደሊካ
Xerfi gidef Ata wedi .Robel derfu key semakwo Aye wealen Aye mera Aye zeftwo.bejaku aytxarfu .Bezterf Selam nekulatukum Ab zelkumo. Robel nay werhey rekibe derfka I lov you
ኣታኣ ግሕፍ
I am from Ethiopia but I like Eritrea music I love it cool man.💛👍
waw robi shukor btami des tib derfi zema fache shukor ajekum.deqi.eri shukornatat amla sdetna yehxrelna
ሮቢ ጽቡቅ ስራሕ በላ ኣጆኻ ካብዚ ንላሊ ቡሉጽ ይጺበየካ ኣለኩ ። እቶም ሓሳድት ተተጻረፉ ኣይቲገደሰሎም ኦቅሞም እዩ ዚገብሩ ዘለዉ ንስካ ጥራይ ኣይቲሕመቅ
Wedi haile entay xibuk srah serihu tidigfo nisikha ke geziye elu derifulka tehaguska net haki kebiru giziye diyu asediduka emo eta haki nikewxeca hagizo ab Goni wuxu hizbi koynu nifithi dew kibil . Robel kea ferah becal casertew betru kem zibehal konka alekha necay bzirdeani weridiwo giziyeeeeeeeeeeeee trir bel
ewe gizi dukumat seb kea beadin awrajan neana ytamena yblu alewu balu kea ygelxelka alo teteredika nlebam amtelu neasha dergehalu eyu
Bisenki hgdf ember gizye zemxeo aykonen etom kemu elom zizrebu kea nihade seb aywukilun yom kedi cilama nayzom sebat dima ab hzbin meniseyin himam nimtaw u emo aytigedeselom entekielka kea kabey mexiom elka fetish kisab eti haki tibexho ember bicadin awrajan kinxiwac nikil ember nihmak neger zibiges kemzeyele kitfelit aleka
kulu ko n selam eyu zkales gina nska srahka ena geberka selam tixbe aleka do hakey zgeberkayo yelen elama ko bkofka aykonen zhirem entay zgeberkayo alo diyu tim ilka nderafay ziderefe kemzi derifu ilka tizareb meselu eyu ko dilietu kiderif mrsleni srhu aykonen diyu
Derfi win an hake zitemerkose ente koynu u xibuk mesleni
Key xegebku xeweta hamedey felikani kab adey adey nay bhaki robi shikor 👍❤❤❤
i love you Eritrean music♥I'm from Ethiopia
Ethiopia Hegera we love ethiopian music & people.
ሮቢ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሓደ ስነ ጥበባዊ ንሓደ ክገልጾ ዝደለየ ነገር ግድን ብግሁድ የውጾ ማለት ኣይኮነን ንመለስ ኣብ ደርጊ ብ ኣሽሙር ኢዩ ኔሩ ሕጂ ድማ ሮቢ ግዜ ስለ ዝበለ ንግዜ ኢዩ ክንብሎ ደጊምካ ሕሰብ ኢዩ መልሱ። ስለዚ ቅድሚት ሓሊፍና ንጽናሕ እምበር ንድሕሪት ተመሊስና ግዜ ታይ ጌሩ ዶ ታይ በዲሉ ዶ ኣይንበል።
እዚኣስ ኣይደርፍን።ወሪድዎ ግዘ። ምስ ፈጣሪ ከተባአሰና ጽናዕ ከምቶም የሕዋትካ። ለኽበጥበጥ ኣይትበል።ግርም እባ ብመልሓስካ ምውሕላል።
ሮቢ ሓወይ ኣብ መጨረሻ ኪሒስካና ኣጆኻ ቀጽሎ
Best of the best I"m more than happy to enjoy it.you just hit the now ongoing situation here and there bro.keep to produce such impressional hits all time.
ኣጆካ ዝሓወይ
@@bilaljan2138 ድ
Cl
@@bilaljan2138 ❤️❤️xpjhp🇪🇹
ትምንት ሰናይ ልብና ለውጢ ሰናይ ናብራ አብ ጊዜ ዘይኮነስ አብ ኢድ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ ። We must Pray to GOD not to human..
🎧🕛Robi keep it up!!!
Kab twexe ksab hji ysema aleku mo gn zeytemenawit derfi robey good job based on reality thanks our hero❤❤❤❤❤❤❤
ሮቢ ካብ ጊዜ'የ ጊዜ'የ ትብል
ህግደፍ'የ ህግደፍ'የ ክትብል ይቀልል
ነይሩ እቲ ምንታይ ጠንቂ ኩሉ ምብትታን
ምጽናት ናይዚ ወሎዶ ታሓታቲ ህግደፍ ሰለ
ሕጂ ትንክፍ ትንክፍ አቢልካ'ዮ አለካ ካልእ
ጊዜ ካብዚ ንላዕሊ በርቲዒካ ክትመጸና ተስፋ
ይገብር አጆካ በርትዕ ሮቢ ንኡስ ወሎዶ!!!!
Denden Metkel Ja Nay beaki entay geyru Gzi. hgdef eu tehatati bezi nay lomi weledo?
እዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ኣይጣዓኻን
ጊዘ አንታይ ጋሩ ሮቢ ሸኮር ኣታ ሰብ አንበር ጊዘ ከም ቅደሙ አዩ ዘሎ
ሮቢ ሓወይ ብጣዕሚ ጸብቅ ስራሕ ኣጆካ ቆጽሎ ሮቢ ሓወይ ዜማ ካኣ ፍጹም በራኪ በጣዕሚ ንፉዕ ሰብ ኢካ ኣጆኩም ጀጋኑ
Eske like key gebrkumley emo hilefu kikyemlkum eye Really
robi hawey nice job nay bhaki gin gze trah aykonen yitefaka eu ka aybiln eye gin tesfa yigebir neti eshok koyniwo delo weledo xegie konka kitdbiso so much love robi💖💖💖
atum sebat anes kndey yestewil ye xegem eko rekibe Mara mestewali koyne eske ab 2:45 -300 teazebwa emo entegetimkumni, mestewali elku xrefuni.
da berhane aba kela ember qmt ela
2024.....sdetna zhaxrelu ygbera
ጹቡቅ ስራ ሮቢ ግን ጊዘ አንታይ በዲልና ነዓ ደኣ አቲ ዘሎ ብጋህዲ ደርግሓዮ ወሪድዎ ጊዘ ናፍቆት አንዳ በልኩም በጽቢጽክሙናኮ፥ግን l am sure ሮበል ሚካአል & ሮበል ሃይለ & ፉጹም በአራኪ ኣብቲ karnival eritrea ab turki ዝግበር ምስ ቶም ሁቡባት ሰነ ትበብ ሃገርና ኣሰር ባርያ ዝሓዙ ኪሮስ ኣስፍሃ 🌷ፍረ ሙሰ🌷 ወዲ ትካቦ 🌷ዓንዲት ዕቅባይ🌷 ምሕረተኣብ ሚካአል🌷 ፍትሒ ዝብል ካሎም ቀሲሞም ከምዝምለሱ ድሕርኡ ፍትሂ ሓርነት አንዳ በሊ ክዝምሩ አዮም ምክንያቱ አዞም ላንጋ ላንጋ ትበብ ቦታ ዮም ዝደልዩ ደለዉ ምስ ድተዓወተ ክድቅደቁ ጊዘ ከለካ ጊዘ ኣይትጸበ ስነ ጥበብ ላንጋ ላንጋ ንስለ ዉጹአ ህዝብካ ኣፍ ኩኖ ::
ኪሮሰይ
ፍትሂ
ሓርነት
ነጻንነት
ዝብል ድምጺ ገሪ ኣጽሚሙ ድሰደኩም ይግበሮ አምበር አኮ አቲ መስሚዑኪም ተዓጹ ዩ ዘሎ፥ ፥
Robel ብጣዕሚ ጽብቅቲ ዜማ ቀጽሎ ካብዚ ንላዕሊ እዞም ትጻረፉ ዘለኹም ካብ ጸርፊ ዝርከብ ረብሓ የለን ስለዚ ጉድለታቱ ናይ ሓደ ስነጥበኛ መእረምታ እንዳሃብና ነተባብዓዮም
ሮቤል ሙሹሙሽ ህጂ አንበኣር ተረዲኡካ ግዜ ኣይኮነን ፈላሊና ካብ ስድራና ካብ መታዓቢትና ካብ ገዛና ፡ መን ፋሕ ፍሕ ከም ዘብለና ዘሎ ኣጸቢቅካ ትፈልጥ ኢካ ፡ ዘዘርከበስ ናብ ግዜ ታይ ዝገበረ ግዜ ዩ ከ።
wedi selye ksab hiji abey xenihu eyu kkkk
Miretab Geber12 ከላ አዚ ሳክት ዩ ን ህዝቡ ሓልዩ መሲሉካ
wedi selye hakika wedey weriduwo gize kem kedemu u 24 seat seb u kefieu
wedi selye entay feltina elika gizy ybli alo werdiwo gezy higdef kefamuna alewu.
wedi selye higdef keybil da ferihu u zikewin Ni gize texegieuwa😂
ሮቤል ጽቡቅ ስራሕ ገላጺ ግጥሚ ዜሜ ው ጽቡቅ ምጽዓር ግን ከዲልየካ ዩ ኒቀጻሊ ካብዚ ኒላዕሊ ንጺበየካ ኣጆካ ጽዓር ንዝበለጸ ስራሕ።
በጃኩም like በሉኒኒኒኒኒኒ ደስ ክብለኒ
Robi shukorrr behaqi eiza derfi ziwexa zeybla eiya Ezom txarefu zelekum kea seb meselu aykielin eindiu kab txerfu Neqefieta ente alekum Niqefuwo So Robi nay mudey kea qexulo 💗💗💗❣❣❣💓💓💓
መን ኢዩ ግዜ ዝከውን እቲ ሓርዲ ወላ ተሓርዲ ወላስ እቲ ኣብ ስርሑ ጥራይ ተገዲሱ ዝሰርሕ ???መን ኢዩ ግዜ እቲ ዘይዛረብ ብትዕድልቲ ዝተዋህበና ወላስ ካልእ ዘይንፈልጦ ሓያል ኣሎ' ዩ??? ? ?
wwww robi kem kemey dika asli jegna ajeka
ናይ በሓቂ ገለ ዓይነት ደስ ደብል ድምጺ ቀጽሎ
ወሪዱዎ ግዜ
ነዞም ብኣጻብዕቲ ዝቑጸሩ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ነተባብዓዮም እምበር እዚ'ዶ እቲ ግበር እናበልና ኣይነናቕጾም፡ ሮቢ ከኣ ጥዑም ደርፊ፡ ግዜ ግን ፍትሓዊ ኢዩ ዘሎ ንሕና ኢና እቲ ጸገምና።