Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንዝቕጽል መደባት ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግብር ነታ ናይ ደወል ምልክት ጠውቁ።ruclips.net/channel/UCNp3t7HUQy96ezzD7zr9K1A
Yonatan 27 b
Ellll Elllll Elllll Amen Amen Thank you
Zmare melaekti yesmealna amen Gin Sry hito leni Nomntay Number/Kuxri 8n 9n Abzi Zeyzergahkumen!?
Wo goyta eziworidu zelo bhatatna ykrebelelna mhretka awrdelna
ኣበይ እባ ይህሉ ድያቆን አፍሬም(ዘኪዮስ) ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ ሱዳን እንዳ ሚክኤል እየ ዝፈልጦ ብዙሕ ግዜ እየ ዝሓሳብ ኣበይ ይህሉ እንዳ በልኩ።ብመዝምሩን ስብከቱን ዓቢ መቀይሮ ዝገበረለይ እዩ'ሞ ውሽጠይ ሩፍ ክብል ደሃዩ ሃቡኒ።ሰናይ ትምኒተይ እንዳ ገለጽኩ ካብ ሱዳን ወጽዩ ኣብ ንሱ ዝደልዮ ዓዲ በጺሑ ኣገልጉለቱ ይቅጽል ክህሉ ድማ ይምነየሉ።ስለ ተገዲስኩም ሃለዋቱ ምብሳርኩም ድማ የመስግነኩም ኩቡራት ኣሕዋት።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና
ኣበይ ዓለም ኢና ኔርና ዝሓለፈ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ሰማይ ወርቂ ዝኮነ እምነት ጥዑም ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ብከበሮን በገናን ዜማ ያሬድ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሃኔዓለም ኣቦይ ።
Nay behaki 🙏🏻🌿🍀
Ya bhaki
Nay behaki 🙏
Nay bhki ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ስም❤ ኢግዚኣብሄር ❤ዝከበረን ዝተመስገነንን ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና 🤲
ሰሚዐ ዘይመንዎ መዝሙር ድያቆን ኤፍሬም ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
ልበይ ይፍሳህ ኣሎ!እግዚኣቢሄር ይመስገን ነዚ መዝሙር ክንሰምዕ ዘፍቀደልና!
Zmare melaekti yesmaelna D. Efrem keshi
Amen thanks amen
ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹህ ደሙ ዘፍሰሰልናኢየሱስ'ዩ መድኃኒናገንሸል ፈሲካና ምንጪ ናይ ሓጎስና ካብ ጸልማት ባርነት ዝተበጀወናቆሲሉ ደኣምበር ኣቕሲሉ ኣይኮነንማሪኹ ልብና. ... ንኣምንንሱ'ዩ ኣምላኽና መድኅን ናይ ኂወትናዝተወሃሃደ ለቢሱ ሥጋናፍጡር'ዩ ኣይንብልን ከምቶም ዝዓሸዉኣብ ዕንደራ ሰይጣን ፍጹም ዝዓለዉነስተውዕል ኩልና ዝተኸፍለ ዋጋፈንቂሉ ዘውጸኣና ካብ ሰይጣን ምንጋጋተፈዊስና ኢና ቁስልና ሃሲሱብመከራ ጎይታ ፍጹም ተደቢሱኣማላዲ ኣይኮነን ኣምላኽ'ዩ ዘልዓለምንርእሱ ዘትሓተ ክህበና ሰላምልቦና ግበሩ ኣይትጣራጠሩ ኣብ ቅኑዕ ጎደና ብጥበብ ንበሩብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹሕ ደሙ ዘፍሰሰልናኢየሱስ'ዩ መድኃኒናዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ኃውና።
Yekenelna zmare melaekt yesmalna
Thank you Dear bxbuk akribkaya kemey goyta yibarika tifelit endanbebku xbuk astemakireya
ሰላም ማሪኩ ልብና ዝበና ንኣምን (2)ኢያ ዘላ መስለኒ
@@nahomtesfit1752 thx hawey. "zbena" entay malet eyu?
@@onelove-gd9ec zbena neamin malet zblena neamin malet eyu tetegagye kea armeni 💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
#ኣዝዩ መሳጢ #ድምጺ ኣለካ #ዲያቆን #ሓወይ ጸጋ #ኣብ ርእሲ #ጸጋ ይዓድልካ #እግዚኣቢሄር #ኣምላኽ ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ፡ ዝማሬ ምላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፡ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኸልካ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ አሜን ።
Ynafaq aleku ane goyza zara qalatka aymenekwan ah 🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤❤💒💒💒💒neza mezmur degagmu zsema delo kemay 🌎🌎❤
Zeytmno mezmur, selam tzeralka beka 🙏
🙏🏾❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ናይ ዳዊትን ቅኔ ናይ ያሬድን ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬካ የቀበለልካ ዲያቆን ሓውና !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዘመላእክት የስመዓና 🙏🙏🙏🙏
*ምስጋናኻ ክነግር**ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታይንውዕለትካ ከስተንትን ኦ ጎይታይከናፍረይ ክፈት ንልበይ ኣንጽህንቅዱስ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ኣስፍሕ(2)**ናይ ቀራንዮ ውዕለትካ ከይሃስስ ካብ ልበይክደግሞ እናሻዕ ንሱ ኢዩ ሰላመይን ሞተይ ደምሲሱ ዘህድአ ንመንፈሰይካብ ጸልማት ባርነት ባሊሁ ንነብሰይ**ንነዊሕ ዘበናት ካባኻ ርሒቐከቅልሎ ብመንፈስ ኣብ ሰልሚ ወዲቐኣባኻ ክሕየር እኔኹ ይናፍቅብላዛ ቃላት ዘልኣለም ክሕንቅቕ**መስተንክር ኮይንኒ ሕያው ኢዩ ፍቅርኻቃላት ይሓጽትልረኒ ክገልጾ ሰናይካብ ስቅታ ፈቲነ ግና ኣይከኣልኩክዝምርየ በቃ ውዕለትካ ከስተንትን**ናይ ሕይወተይ ዕያግ ኣብዚ ንከብቅዕሞይትለይ ኢዩ አምላክ ሰላመይ ከደንፍዕኣርማይ ከልዕሎየ መስቀ ኢዩ ሰንደቀይክነግር ክምስክር ንዘሕለፎ ስለይ*ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ብሩኸይይይ።
Thank you xbuk akribkaya kexlo amlak yibarika
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak
00
ዕልልልልልልል ዝማርየ መላኣክት ያሰማልን ስለ ፍፁም ፍቅሩ መዳሃን ኣለም ይክበር ይመስገን🙏
🙏🙏🙏💙💙💙💒💒💒
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬ መላእክት የስማልና፡ልቢ ዘረስርስ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ብጣዕሚ ጽቡቅ ዲን ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር
ዝማረ መላእክቲ ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም የሕዋተይ እግዛቢሄር ናይ ኣገልግሎት እድሜኩም ይባርከልም ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።🙏🙏🙏⛪⛪⛪
ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር !!!! ንሓውና ክኣ ቃለሂወት የስምዓልና፡፡
#Amen-Zmre-Melakt-Yesmalna-Ahwatey.
አሜን አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹ዝማሬ መለእክት ያሰማልን
ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና ሓውና ድያ ኤፍሬም እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ። ጸጋኡ የብዝሓልካ ።
Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha tebarekilene segawene yabezalehe ❤❤❤❤😇😇😇😇😇😇👈
ኣሰይ ን ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ስምላክ ዘመን ዕድመካ ይባርከልካ ድያቆን ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ግን እዛ መዝሙር በበይኑ ትግነ ምውራድ ኣብያትኒሎሚ ኣምላክ ይመስገን ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ነታ መዝሙር ናሰመዕኩ ናሰረሕኩ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ እሞ ኢሌትርክ ተፈንጅርኒ ግን ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይኮንኩን ብእውነት ጸጉኡ የብዝሕ ኣምላክ ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ይመስገን ኣምላክ በበይኑ እየ ዝረክባ
በረከት ረድኤት አምላክ አይፈለይኪ
ብጣዕሚ ልበይ ዝኸፍት መዝሙር ምርዳእ ዝዕድል መዝሙር…ኣምላኽና ክንስዕቦ ዝድግፍ መንፈስ ቅዱስ ካባና ኣይፈለ
ኣምላክና ፍቅሪ ዩ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤
Beautiful 🎉
Zimare melakite yisimaalena hawina aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🏩💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🏩💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ብሓድሽ መዝሙር ክትመጹና ንጽበ።elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪
እተን ዝፈትወን መዝሙር እየን ድይቆን ሃወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጾጉካ ዝሃወይ
Kabaka tefelye nabra aykielon beyney bzeybska goytay turuf u aqmey!Egziabher amlak ybarkka dyaqon Efi hawey...hiwet zhb mezamur bhaqi!!!!
zmare melaekti yesmalna
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllllllllll 💚
Amen Amen Amen
ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውንና።ንሃገርናን ዓለምናን ሰላምን ፍቅርን የውርደላ ፈጣሪ ኩሉዓለም
Amen Amen Amen 🙏🏾
ዕልልል ዕልልል ዕልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሃወይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሜን
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እጉየ ድያቆን እ/ሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪😘😘😘😘
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዛሓልኩም
Aman amen amen zmare melaekutu yesmalina edmen tanan yahabka fetar
God bless you guide you&protect you from all temptation of evil❤ናይ በሓቂ የዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር ዩ!❤ መጽሕፍ ቅዱስ ምርኩስ ዝገብረ ድርሰቱ ዜማኣኡ ኮታስ ኩሉ ነገሩ መንፈሳዊ ስሕበት ኣለዎ።I am so happy as Orthodox Tewahdo you have us.thanks to Lord amen.❤❤❤❤keep it going!❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሃውና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽን ይቀድስን ፈጣሪ ⛪❤💒💒💒⛪⛪
🙏🏾🙏🏾🙏🏾Kebern misganan ni abona Jesusey aboy ykuen aboyyy marey Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተይ የሰማዕልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዛአብሔረ አምላክ❤❤🙏❤️❤️❤️
Amen zmere meleakti yesmålna Nayegelglot zemenka yebzhayo 🙏🙏
abta bi menfesawi xaweit Amlak egri ztekelkula bete krstiyan Kdus Michail Khartum sudan ab hiwetey fluy tezekro zelewa bet Amlak gena hji wun bmhret Amlak tate zbl zeleku Egzabher ymesgen kubur hawna dikaon Efrem mes kulom agelgelti Egzibher ybarkum zmare Melakti yesmalna ab kulu kurna alem trkebu selamn tenan ymneyelkum ms bzuh nafqotn tztan axmti zetll Egzabher ymesgen mulu edmekum nberekt kunu amen
Amen
Ajoki zehaftey amlak semay msaki ykun bi hiwet entelena nay goyta .ente motna wn ni goyta ena mo kab betechrstian ayti rhaqi haderaki
@@nmenalowoezgilowogoogle7725 amen amlak ms kulatna ykun zhawey kab fqri krstos zfelyena yelen wetru ab dkamna zebertana nsu u imo kbri ni egzabher sleti menfesawi tesfa zlegeskaley dma ade goytana kdsti dngl mariam tbarka
ኣመን ኣመን ኣመንዝማረመላክት የስምዓልናብዘይ ኣፈላላይ ተከባቢርናክነበር ናይቲ ልአለ ባህሪ አግዛቢሄርኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና!!!
Amennn
Amen Amen Amen❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ብጣዕምም ደስስ ዝብል ሞዝሙር ዕልልልል ዝማረ መልኣክት የስመዐና ክብሩ ሓዉና ፆጎኡ የብዘሐልና ኣምላክ🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🙏🙏🤲🤲🤲🤲
Ellllllll ellllllll ellllllllll zmarie melakt yesmealna nay agelglot zebenka ybarko dyakoney
Kal hiwet yesmeelna eti mezmur btshuf entezkhonelna
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ኤፍሬም፡ሓውና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልል ሓወይ ቡሩኽ እድመን ትእናን ይሃቀብካ ዝማረ መልእኽቲ የስማኣና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክእት የስማዓና
አግዛቢሀር ይምስገን ክብርን ምሰጋንን ንጎታና ምደሃኒናንን አይሱስ ኩርሰቶስ ንዚኣ ምዝሙር ክሰምዓ ከለኩ ፉሉይ አዩ ዘሰማኒ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎተካ የባረክ ጽጉኡ ይብዘሃለካ አግዛቢሀር ኣምላክ,
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣግልገሎኩም ዘበን ይብረኽ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጽጉኡ የብዛሓልኩም እግዛአብሄር አምላክ 🙏🙏🙏ደስ ዝብእሊ ብሓቂ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስምላክ በዓሉ ብዓኒ ብሕረቱ ይጠምተና ንኩሉ ኩቡሩን ዓቡይን ተውሃዶና ኣምላክ ይባርከላ ንዓይኒ ሓሳድ በዕሉ እቲ ልዑል ኩሉ ዘይሳእኖ ኣምላክና የጥፋእልና ንሕና ንደልዮ ዘይኮነስ ንዓና ዘድልየና በዓሉ ይሃበና እልልልልል እልልልልል እልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Amen amen amen zmare mrlaktbyrmaalna❤.egziabher amlak xega abliali xega yaadlka amen❤❤❤.
ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዝማሬ መላአክት የስምዓልና🙏🙏🙏
ኤልልልልልል ኤልልልልልልል ኤልልልልልልል ዝማረ ምላአክት የስማልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️💪⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ ኣምላክ የስማዓና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝፈትዎ መዝሙር ናይ ድያቆን ኤፍሬም ብምጽእካ ኣዝየ ኣየ ዘመስግነካ
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏⛪⛪⛪💕
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark Hawna 👏👏👏👏👏👏👏👑👑👑💝💖❤
ዝማሪ መልዕክት ያሰማልን። አሜን ፫
አሜን ሚካኤል
@@nkhu27 9år 8
አሜን አሜን አሜን 💐💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር ሓውና ዲያቆነይኣስይይይ
God bless you for all amen amen amen 🙏🏾♥️♥️♥️
ልበይ ደስ ኢልን ፍቅሪ ኣምላክ ዕጽብ ድንቅ ኮይንን ኦ ጎይታይ ንከፍቅረካ ልበይ ክፈት አሜን! ዲ/ን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ድይቆን ሓዉና ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ኣምልክ ጽግኡ የብዝሓልካ
Amen amne amen ❤❤
Great spritual song, with a true messege of the gospel
Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna egzeabher amlak nay agolgulet zemenkum ybarkelkum 💒💒💒🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalena ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmaelina yhwat 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ኣሜን፫ኤልሻዳይ እግዚኣብሔር ፪ከኣሊ ኢካ እግዚኣብሔር ፪ ቀድሰኒ ካኣሊ ኢካ ኣንጸሀኒ ብምሕረትካናትካ ኽከውን ንዘለኣለምባርክ ህይወተ መድኃኔዓለም ኣሜን፫
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ፡መዝሙሩ በዓል ቤት ዝኮነ ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫
zmare melaekti yesmalna AMEN🙏🙏🙏
Zimare melakt yesmalna, Amen.
Amen Amen Amen zimare meliakti ysmialina xega ab lieli xega ybzihalika nay agelgilot zemenika ybarikelika diyakon efirem 🙏💖
ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ድንግል ብጸግኣ ትሓልካ ኣብ ሃይማኖትካ የጽንዕካ
ኣዝየ ዝፈትዎ ዘማራይ አግዝኣብሄር ይሓልካ ኣብዘለካ halu ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ
ኣምላክ ጸጉ ይብዛሃልካ ድያቆን ሃወይ ❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና🙏🙏🙏💝💞🥰🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ፍታሪ ዳኮን ሃውና
ኣሜን መልኽቲ ዝማሬ የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ድያቆን ኤፍሬም ጸጉኡ የብዛሓልካ
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ኣመንኣመንኣመን ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ድያቆን ኤፍረም ሓወይ ደስ ዝብል ምስጋና ንእግዛኣብሄር ኣምላክ
Selam wesenay hawey Agelglotku.m yibreqm mulue xega tieina yihabkum God bless you amen amen amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍
Haqi naymen dina ahwat ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ቅዱሳን ጸጋ ብድቤ ጸጋ የብዝሓልኩም
naymen din nahna naymen naymennay kurosto ina nahna Ellllllll kale meloket yesmealn
ዝማሬ መልኣክ የስማዓልና ዲያቆን እፍሬም
አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
Zmare melaekti yesmalna dyakon hawey edmen tienan yhabka fetari kulu alem 🙏🙏🙏
ዝማረ መላክት የስመዐልና ብትግሪኛ መዝመር ደስ ክብል
Amen zmare meleakti yesmalna Nayegelgot zmemenka yebzhayo❤❤
ንዝቕጽል መደባት ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግብር ነታ ናይ ደወል ምልክት ጠውቁ።
ruclips.net/channel/UCNp3t7HUQy96ezzD7zr9K1A
Yonatan 27 b
Ellll Elllll Elllll Amen Amen Thank you
Zmare melaekti yesmealna amen Gin Sry hito leni Nomntay Number/Kuxri 8n
9n
Abzi Zeyzergahkumen!?
Wo goyta eziworidu zelo bhatatna ykrebelelna mhretka awrdelna
ኣበይ እባ ይህሉ ድያቆን አፍሬም(ዘኪዮስ) ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ ሱዳን እንዳ ሚክኤል እየ ዝፈልጦ ብዙሕ ግዜ እየ ዝሓሳብ ኣበይ ይህሉ እንዳ በልኩ።ብመዝምሩን ስብከቱን ዓቢ መቀይሮ ዝገበረለይ እዩ'ሞ ውሽጠይ ሩፍ ክብል ደሃዩ ሃቡኒ።ሰናይ ትምኒተይ እንዳ ገለጽኩ ካብ ሱዳን ወጽዩ ኣብ ንሱ ዝደልዮ ዓዲ በጺሑ ኣገልጉለቱ ይቅጽል ክህሉ ድማ ይምነየሉ።ስለ ተገዲስኩም ሃለዋቱ ምብሳርኩም ድማ የመስግነኩም ኩቡራት ኣሕዋት።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና
ኣበይ ዓለም ኢና ኔርና ዝሓለፈ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ሰማይ ወርቂ ዝኮነ እምነት ጥዑም ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ብከበሮን በገናን ዜማ ያሬድ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሃኔዓለም ኣቦይ ።
Nay behaki 🙏🏻🌿🍀
Ya bhaki
Nay behaki 🙏
Nay bhki ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ስም❤ ኢግዚኣብሄር ❤ዝከበረን ዝተመስገነንን ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና 🤲
ሰሚዐ ዘይመንዎ መዝሙር ድያቆን ኤፍሬም ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
ልበይ ይፍሳህ ኣሎ!እግዚኣቢሄር ይመስገን ነዚ መዝሙር ክንሰምዕ ዘፍቀደልና!
Zmare melaekti yesmaelna D. Efrem keshi
Amen thanks amen
ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹህ ደሙ ዘፍሰሰልና
ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና
ገንሸል ፈሲካና ምንጪ ናይ ሓጎስና ካብ ጸልማት ባርነት ዝተበጀወና
ቆሲሉ ደኣምበር ኣቕሲሉ ኣይኮነን
ማሪኹ ልብና. ... ንኣምን
ንሱ'ዩ ኣምላኽና መድኅን ናይ ኂወትና
ዝተወሃሃደ ለቢሱ ሥጋና
ፍጡር'ዩ ኣይንብልን ከምቶም ዝዓሸዉ
ኣብ ዕንደራ ሰይጣን ፍጹም ዝዓለዉ
ነስተውዕል ኩልና ዝተኸፍለ ዋጋ
ፈንቂሉ ዘውጸኣና ካብ ሰይጣን ምንጋጋ
ተፈዊስና ኢና ቁስልና ሃሲሱ
ብመከራ ጎይታ ፍጹም ተደቢሱ
ኣማላዲ ኣይኮነን ኣምላኽ'ዩ ዘልዓለም
ንርእሱ ዘትሓተ ክህበና ሰላም
ልቦና ግበሩ ኣይትጣራጠሩ
ኣብ ቅኑዕ ጎደና ብጥበብ ንበሩ
ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና
ንጹሕ ደሙ ዘፍሰሰልና
ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ኃውና።
Yekenelna zmare melaekt yesmalna
Thank you Dear bxbuk akribkaya kemey goyta yibarika tifelit endanbebku xbuk astemakireya
ሰላም
ማሪኩ ልብና ዝበና ንኣምን (2)
ኢያ ዘላ መስለኒ
@@nahomtesfit1752 thx hawey. "zbena" entay malet eyu?
@@onelove-gd9ec zbena neamin malet zblena neamin malet eyu tetegagye kea armeni 💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
#ኣዝዩ መሳጢ #ድምጺ ኣለካ #ዲያቆን #ሓወይ ጸጋ #ኣብ ርእሲ #ጸጋ ይዓድልካ #እግዚኣቢሄር #ኣምላኽ ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ፡ ዝማሬ ምላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፡ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኸልካ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ አሜን ።
Ynafaq aleku ane goyza zara qalatka aymenekwan ah 🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤❤💒💒💒💒neza mezmur degagmu zsema delo kemay 🌎🌎❤
Zeytmno mezmur, selam tzeralka beka 🙏
🙏🏾❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ናይ ዳዊትን ቅኔ ናይ ያሬድን ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬካ የቀበለልካ ዲያቆን ሓውና !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዘመላእክት የስመዓና 🙏🙏🙏🙏
*ምስጋናኻ ክነግር*
*ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታይ
ንውዕለትካ ከስተንትን ኦ ጎይታይ
ከናፍረይ ክፈት ንልበይ ኣንጽህ
ንቅዱስ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ኣስፍሕ(2)*
*ናይ ቀራንዮ ውዕለትካ ከይሃስስ ካብ ልበይ
ክደግሞ እናሻዕ ንሱ ኢዩ ሰላመይ
ን ሞተይ ደምሲሱ ዘህድአ ንመንፈሰይ
ካብ ጸልማት ባርነት ባሊሁ ንነብሰይ*
*ንነዊሕ ዘበናት ካባኻ ርሒቐ
ከቅልሎ ብመንፈስ ኣብ ሰልሚ ወዲቐ
ኣባኻ ክሕየር እኔኹ ይናፍቅ
ብላዛ ቃላት ዘልኣለም ክሕንቅቕ*
*መስተንክር ኮይንኒ ሕያው ኢዩ ፍቅርኻ
ቃላት ይሓጽትልረኒ ክገልጾ ሰናይካ
ብ ስቅታ ፈቲነ ግና ኣይከኣልኩ
ክዝምርየ በቃ ውዕለትካ ከስተንትን*
*ናይ ሕይወተይ ዕያግ ኣብዚ ንከብቅዕ
ሞይትለይ ኢዩ አምላክ ሰላመይ ከደንፍዕ
ኣርማይ ከልዕሎየ መስቀ ኢዩ ሰንደቀይ
ክነግር ክምስክር ንዘሕለፎ ስለይ*
ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ብሩኸይይይ።
Thank you xbuk akribkaya kexlo amlak yibarika
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak
00
ዕልልልልልልል ዝማርየ መላኣክት ያሰማልን ስለ ፍፁም ፍቅሩ መዳሃን ኣለም ይክበር ይመስገን🙏
🙏🙏🙏💙💙💙💒💒💒
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬ መላእክት የስማልና፡ልቢ ዘረስርስ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ብጣዕሚ ጽቡቅ ዲን ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር
ዝማረ መላእክቲ ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም የሕዋተይ እግዛቢሄር ናይ ኣገልግሎት እድሜኩም ይባርከልም ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።🙏🙏🙏⛪⛪⛪
ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር !!!! ንሓውና ክኣ ቃለሂወት የስምዓልና፡፡
#Amen-Zmre-Melakt-Yesmalna-Ahwatey.
አሜን አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹ዝማሬ መለእክት ያሰማልን
ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና
ሓውና ድያ ኤፍሬም እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ።
ጸጋኡ የብዝሓልካ ።
Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha tebarekilene segawene yabezalehe ❤❤❤❤😇😇😇😇😇😇👈
ኣሰይ ን ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ስምላክ ዘመን ዕድመካ ይባርከልካ ድያቆን ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ግን እዛ መዝሙር በበይኑ ትግነ ምውራድ ኣብያትኒ
ሎሚ ኣምላክ ይመስገን ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ነታ መዝሙር ናሰመዕኩ ናሰረሕኩ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ እሞ ኢሌትርክ ተፈንጅርኒ ግን ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይኮንኩን ብእውነት ጸጉኡ የብዝሕ ኣምላክ ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ይመስገን ኣምላክ በበይኑ እየ ዝረክባ
በረከት ረድኤት አምላክ አይፈለይኪ
ብጣዕሚ ልበይ ዝኸፍት መዝሙር ምርዳእ ዝዕድል መዝሙር…ኣምላኽና ክንስዕቦ ዝድግፍ መንፈስ ቅዱስ ካባና ኣይፈለ
ኣምላክና ፍቅሪ ዩ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤
Beautiful 🎉
Zimare melakite yisimaalena hawina aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🏩💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🏩💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ብሓድሽ መዝሙር ክትመጹና ንጽበ።elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪
እተን ዝፈትወን መዝሙር እየን ድይቆን ሃወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጾጉካ ዝሃወይ
Kabaka tefelye nabra aykielon beyney bzeybska goytay turuf u aqmey!Egziabher amlak ybarkka dyaqon Efi hawey...hiwet zhb mezamur bhaqi!!!!
zmare melaekti yesmalna
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllllllllll 💚
Amen Amen Amen
ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውንና።
ንሃገርናን ዓለምናን ሰላምን ፍቅርን የውርደላ ፈጣሪ ኩሉዓለም
Amen Amen Amen 🙏🏾
ዕልልል ዕልልል ዕልልልል
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሃወይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሜን
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እጉየ ድያቆን እ/ሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪😘😘😘😘
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዛሓልኩም
Aman amen amen zmare melaekutu yesmalina edmen tanan yahabka fetar
God bless you guide you&protect you from all temptation of evil❤ናይ በሓቂ የዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር ዩ!❤ መጽሕፍ ቅዱስ ምርኩስ ዝገብረ ድርሰቱ ዜማኣኡ ኮታስ ኩሉ ነገሩ መንፈሳዊ ስሕበት ኣለዎ።I am so happy as Orthodox Tewahdo you have us.thanks to Lord amen.❤❤❤❤keep it going!❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሃውና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽን ይቀድስን ፈጣሪ ⛪❤💒💒💒⛪⛪
🙏🏾🙏🏾🙏🏾Kebern misganan ni abona Jesusey aboy ykuen aboyyy marey Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተይ የሰማዕልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዛአብሔረ አምላክ❤❤🙏❤️❤️❤️
Amen zmere meleakti yesmålna
Nayegelglot zemenka yebzhayo 🙏🙏
abta bi menfesawi xaweit Amlak egri ztekelkula bete krstiyan Kdus Michail Khartum sudan ab hiwetey fluy tezekro zelewa bet Amlak gena hji wun bmhret Amlak tate zbl zeleku Egzabher ymesgen kubur hawna dikaon Efrem mes kulom agelgelti Egzibher ybarkum zmare Melakti yesmalna ab kulu kurna alem trkebu selamn tenan ymneyelkum ms bzuh nafqotn tztan axmti zetll Egzabher ymesgen mulu edmekum nberekt kunu amen
Amen
Ajoki zehaftey amlak semay msaki ykun bi hiwet entelena nay goyta .ente motna wn ni goyta ena mo kab betechrstian ayti rhaqi haderaki
@@nmenalowoezgilowogoogle7725 amen amlak ms kulatna ykun zhawey kab fqri krstos zfelyena yelen wetru ab dkamna zebertana nsu u imo kbri ni egzabher sleti menfesawi tesfa zlegeskaley dma ade goytana kdsti dngl mariam tbarka
Amen
ኣመን ኣመን ኣመን
ዝማረመላክት የስምዓልና
ብዘይ ኣፈላላይ ተከባቢርና
ክነበር ናይቲ ልአለ ባህሪ አግዛቢሄር
ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና!!!
Amennn
Amen Amen Amen❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ብጣዕምም ደስስ ዝብል ሞዝሙር ዕልልልል ዝማረ መልኣክት የስመዐና ክብሩ ሓዉና ፆጎኡ የብዘሐልና ኣምላክ🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🙏🙏🤲🤲🤲🤲
Ellllllll ellllllll ellllllllll zmarie melakt yesmealna nay agelglot zebenka ybarko dyakoney
Kal hiwet yesmeelna eti mezmur btshuf entezkhonelna
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ኤፍሬም፡ሓውና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልል ሓወይ ቡሩኽ እድመን ትእናን ይሃቀብካ ዝማረ መልእኽቲ የስማኣና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክእት የስማዓና
አግዛቢሀር ይምስገን ክብርን ምሰጋንን ንጎታና ምደሃኒናንን አይሱስ ኩርሰቶስ ንዚኣ ምዝሙር ክሰምዓ ከለኩ ፉሉይ አዩ ዘሰማኒ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎተካ የባረክ ጽጉኡ ይብዘሃለካ አግዛቢሀር ኣምላክ,
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣግልገሎኩም ዘበን ይብረኽ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጽጉኡ የብዛሓልኩም እግዛአብሄር አምላክ 🙏🙏🙏ደስ ዝብእሊ ብሓቂ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስምላክ በዓሉ ብዓኒ ብሕረቱ ይጠምተና ንኩሉ ኩቡሩን ዓቡይን ተውሃዶና ኣምላክ ይባርከላ ንዓይኒ ሓሳድ በዕሉ እቲ ልዑል ኩሉ ዘይሳእኖ ኣምላክና የጥፋእልና ንሕና ንደልዮ ዘይኮነስ ንዓና ዘድልየና በዓሉ ይሃበና እልልልልል እልልልልል እልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Amen amen amen zmare mrlaktbyrmaalna❤.egziabher amlak xega abliali xega yaadlka amen❤❤❤.
ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዝማሬ መላአክት የስምዓልና🙏🙏🙏
ኤልልልልልል ኤልልልልልልል ኤልልልልልልል ዝማረ ምላአክት የስማልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️💪⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ ኣምላክ የስማዓና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ዝፈትዎ መዝሙር ናይ ድያቆን ኤፍሬም ብምጽእካ ኣዝየ ኣየ ዘመስግነካ
Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏⛪⛪⛪💕
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark Hawna 👏👏👏👏👏👏👏👑👑👑💝💖❤
ዝማሪ መልዕክት ያሰማልን። አሜን ፫
አሜን ሚካኤል
@@nkhu27 9år 8
አሜን አሜን አሜን 💐💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር ሓውና ዲያቆነይኣስይይይ
God bless you for all amen amen amen 🙏🏾♥️♥️♥️
ልበይ ደስ ኢልን ፍቅሪ ኣምላክ ዕጽብ ድንቅ ኮይንን ኦ ጎይታይ ንከፍቅረካ ልበይ ክፈት አሜን! ዲ/ን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ድይቆን ሓዉና ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ኣምልክ ጽግኡ የብዝሓልካ
Amen amne amen ❤❤
Great spritual song, with a true messege of the gospel
Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna egzeabher amlak nay agolgulet zemenkum ybarkelkum 💒💒💒🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalena ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmaelina yhwat 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ኣሜን፫
ኤልሻዳይ እግዚኣብሔር ፪
ከኣሊ ኢካ እግዚኣብሔር ፪
ቀድሰኒ ካኣሊ ኢካ
ኣንጸሀኒ ብምሕረትካ
ናትካ ኽከውን ንዘለኣለም
ባርክ ህይወተ መድኃኔዓለም ኣሜን፫
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ፡መዝሙሩ በዓል ቤት ዝኮነ ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫
zmare melaekti yesmalna AMEN🙏🙏🙏
Zimare melakt yesmalna, Amen.
Amen Amen Amen zimare meliakti ysmialina xega ab lieli xega ybzihalika nay agelgilot zemenika ybarikelika diyakon efirem 🙏💖
ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ድንግል ብጸግኣ ትሓልካ ኣብ ሃይማኖትካ የጽንዕካ
ኣዝየ ዝፈትዎ ዘማራይ አግዝኣብሄር ይሓልካ ኣብዘለካ halu ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ
ኣምላክ ጸጉ ይብዛሃልካ ድያቆን ሃወይ ❤❤🎉🎉🎉
እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና🙏🙏🙏💝💞🥰🌿🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ፍታሪ ዳኮን ሃውና
ኣሜን መልኽቲ ዝማሬ የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ድያቆን ኤፍሬም ጸጉኡ የብዛሓልካ
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ኣመን
ኣመን
ኣመን ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ድያቆን ኤፍረም ሓወይ ደስ ዝብል ምስጋና ንእግዛኣብሄር ኣምላክ
Selam wesenay hawey Agelglotku.m yibreqm mulue xega tieina yihabkum God bless you amen amen amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍
Haqi naymen dina ahwat ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ቅዱሳን ጸጋ ብድቤ ጸጋ የብዝሓልኩም
naymen din nahna naymen naymen
nay kurosto ina nahna Ellllllll kale meloket yesmealn
ዝማሬ መልኣክ የስማዓልና ዲያቆን እፍሬም
አሜን
ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና