Well come back dron aba dahri I feel super proud to have this strong eritrean media of dron and mati and saied I learned a lot about my history. Keep it going guys
Deqi reemey wedi Ali mati bhafesha all the crew of eri dronawi keep it deqi reemey ember Ezom denaqur low attitude ezia eya aqimom eu Kem ensisa migunax tray eyom belom tray...
Thanks
👉🏾Share &. like 👍🏽please 🙏🏽
ሲዒድ ዓርከይ ናይ ልበይ ❤❤❤❤❤❤❤
የሴፍ ገብረ-ሕዋሓት በሎ ቀጥቅጦ
Well come back dron aba dahri
I feel super proud to have this strong eritrean media of dron and mati and saied I learned a lot about my history. Keep it going guys
ድሮን ጂግና ጺብቅ አንበሳ የቀኒየልና ተባረካ🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁🦁🦁🇪🇷🦁🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪🙏
ድሮረነይ ናይ ሕሜክስ ❤❤
የቐንየልና ደቂ ኤረይ🙏🙏🙏👍👍✌🏾✌🏾❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አታ ወዲ በሎም የሔጉሰኒ በታ ናይ ሕማመይ ዝዄነት ናይ ዡንዤሮ መንጋጋ ጌርካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተጋሩ የሕዋትና የሕዋት ኤርትራዊያን አይኮኑን ‼️‼️‼️‼️
ናይ ባሓቂ ግርሚን ኣገላልጻካ ብራቮ 👍👍👍👍👍
Very well said ❤🇪🇷❤️👏🏿
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Thanks so much AAN MEDIA all stuff. ❤❤❤
ተዓወቱ ክቡራት የሕዋተይ ደቀይ ኩሉ ድዝህሪ ሃገር ኤቲ ካልእ ብድሕሪኡ ከነርክበሉ ኢና ንጽናዕ ንሃገራውነትና
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🙏 በሎም ነዞም ደመበ ጉማ ድሮን
Good job bro ann medai 🎉🎉🎉🎉🎉
Selam. Wedi. Erey ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea is our nation,,, no more agame, no more fake Eritreans ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉jagen wediy Eireyy
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ድሮን ናይ ሕማመይ ናይ ብሓቂ ፈሊኻ ጨምት
መራሕትና ምስ ሓመሙ ትቃወምትና ምስ ምስ መቱ እዛ ሃገርና ዕደለኛ ኣይኮነትን
❤❤❤🎉🎉🎉
Anabs ahwatna Proud of you 💪🏽🇪🇷
🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹
Blom.dron.absa
ከዝንጀሮ መንጋ ቆንጆ አይመረጥም
ይብሉ ጎረቤታች
🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤duron tebaa meksen.
👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤
ክክክክክ በላዕቲ ሳዕሪ ምስ በላዕቲ ስጋ ሞ ይሳማምዑ ዶ??? ኢዩ ዘሎ እቲ ሕቶ መን ካብ መን ይበልጽ ኣብ ሪእሲ መን ክዉርዚ ከፍርሱ ጥራይ እዮም ዝኽእሉ።ተንከስ እንዶ ይበሉ ዳኣ ፈኸራ ያ ሽሮስ ክሳብ ጣይታ ትወጽእ።
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!
💌💌💌👍👍👍
ሰልጠነ ናይዚ ኩሉ እንዳጎስጎሰ ደም ኤርትራውያን ዘፍስስ ዘሎ ኣብ ደቁ ክረኽቦ እዮ ብሂወቱ ክሪኦ እዩ ንኹሉ መስጣ ኣለዎ ሓዘን ካብ ቤቱ ኣይፈለ ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ትብል ምስላ ኣብኡ ክትበጽሕ ይምነ
ደሮን ምሕረር 😄😄😄🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Droney hbun wedi rimey mearey smi kedat esubat sheyati hager
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹⚘️⚘️⚘️⚘️
Alamakum hager mifrse or hager mewihase majakum astewelu edhire nay bahki Eritreawan konkum but I know all of u hafe cast
ዓዲ ራእሲ
You mean Josef Gebremot he is schäme of Eritrea
1:34
We need fedien in diaspora
Bhaki dron abet tntena
በሎም ሕርሕራይ ገይርካ ድሮን ጅግና፡ ነዞም ብ ሃገርን ህዝብን ዚጣልዑ
dron teawet
Bejakatkum kitkawemu enta delkum hagerkum atukume tekawmu and telling us ur aim please
Nefu kexelelu
ፈልሲዶ ፈሲ
ይዝምር ኣሎ እንዳበለ ፈልሲ ፈልሲ
ክኸውን ክመስል ገስጋሲ
ብዘይ ድኹዒ ንዘይ ኮስካሲ
ብስቡር ነዊት ሓራሲ
ኣብዘይዓውዱ ክኸውን ቀላሲ
ብዘይዕጥቂ ብዘይ ተኹሲ
ኣብዘይሃገሩ ክኸውን ነጋሲ
ኣብ ዘይባሕሩ ሓንባሲ
ኣብዘይ መሪየቱ ክኸውን ሓራሲ
ኣብዘይሃይማኖቱ ሰጋዲ ቀድሲ
ኣብዘይደብሩ ክኸውን ፈላሲ
ኣብዘይውራዩ ወዳሲ
ኣብዘይሓዘኑ ኣልቃሲ
ኣብዘይዓራቱ ደቃሲ
ዕሱብ ብገንዘብ ክነሱሲ
ይብል ኣሎ ፈልሲ ፈልሲ
ከም ቁማል ክወጽእ ናብ ርእሲ
ታሪኽ ኣቦታቱ ደጋሚ ወራሲ
ጋዘጠኛ ክመስል ደራሲ
ተሓጺቡ ዘይጸሪ ከም ፈርሲ
በጃኻትኩም ኣሕጽብዎ ክልተ ሽውዕስተ ዕስዲ ራእሲ
ይገርመኒ ፈልሲ ድዩ ፈሲ።
hasotka zewedea gud reye meskin sedraka nake zamnu
ስልጠነ ካብዚ ህዝቢ እንታይ መስጣ እዩ ክወርዶ ይገርመኒ እዩ አነ ። ግና ንኩሉ ግዚ ስለ ዘለዉ ግዚኡ ሓጺር እዩ ግዜኡ ይጸበ ።
መስጣ አለዎ ጊዜ ይጸበ!
Deqi reemey wedi Ali mati bhafesha all the crew of eri dronawi keep it deqi reemey ember Ezom denaqur low attitude ezia eya aqimom eu Kem ensisa migunax tray eyom belom tray...
ድሮን ዓርከይ ስናይፐር ኢኻ ንስኻ
Bhki eritrean
ዮሴፍ ጓሓፍ ክጽፋዕ አለዎ አብ ቀረባ ጊዜ።
መንጋ = ኣምሓርኛ
ዕስለ ወይ ጭፍራ = ትግርኛ
Yoseph Ghebrehiwhat is painted Agame and he cannot step on Eritrean soil.
AYE DERON JIGNA GEBERELOM ASKE EZOM MEDRE FARA,LOMI ETA NAYBHAKI SHEMOM REKIBKALOM ,KEXLELU ESKE EZIOM KABEY EYOM FESISOMNA ,KEMZA ZEBLUWA TEZGEBRUS KENDEY KON MEXEBEKE,GENA AYGEBRUWAN EYOM EMBER,EZES MEALTU TRAY YEXEBE RKUS,METAKOSI,ENTE DRON GEN KEMA TRAY AGZMOM TRAY,
ፈልሲ ትንሳኢ አርትራ ናይ አቲ ሽፍታ ነበረ ካሳ ደሐር ሃጸይ የውንስ ዝበሃል በቲ ናይ ውግአ መራሒኡ አሉላ አብ ልዕሊ አርትራ ናይ ቡዙሓ አሽሓት ሂወት
አብ ዝተፈላለየ አርትራ ዝቀተለ መራሒ ምኻኑ ይሰመረሉ።
ዓስከር አሉላ ቅጽል ሰምም ኩብኩብታ ይበሃል ነሩ።
ኩብኩብታ ማለት አቲ ምንፋር ዘይጀመረ አምበጣ አብ ዘለዎ ከባቢ ፈጺሙ ዝኾነ ቀጠልያ
ሳዕሪ ይኹን ተኽሊ ዘጥፍአ ፍጡር ማለት አዩ።
ሰለዚ አዞም ምስ ኩብኩብታ ዝሻረኩ ፣ መስ መን ከምዘለዉ
ይፈልጡ ድዮም ።
ቀዳሞት ተሓተቲ እዞም ኣስማቶም ምጽዋዕ ዘፈንፍነካ ዕሱባት ብጉልባብ መስቀልን ቆቢዕን ናይ ካህናት ተኸዲኖም ዘለው ሰባት እተን ንባዕለን ዘይስሕነኦ ወይ ድማ ዝቕተል ውላድ ዘይብለን ኣንስቲ እዮም።
ሕውሓት ብርካ ምስ ተሰብረት ፡ሓሶታን ጃህርኣን ዘልመደቶም ምስ ስኣኑ እቶም ዝበልዐት ከብዲ ዝኾነቶም ውሑዳት ገርህታት ብስም ኣውራጃን ከባቢን ለኪሞም መንእሰይ ለደናግሩ ይኽእሉ ግን ባይታ ሓቂ ሒዝ ኣላ ።ትማል ካብ እስራኤል ኣራሲኖም ንትግራይ ዘፋንውዎም እኮ ሓቲቶምሎም ኣይፈልጡን እዮም።ሎሚ ውን ካልእ ወዲ ገርሂልባ ዓሻ ከይህሉ ።
Ethiopia suden libey segerki meski Ni Europa ab RUclips tzribom ilo ab odi fithi imni zdrbey kului keynom zeykon geli nieyAimro segem alwom
ነዞም ኣዉራጃ ዉያን ኣልጊብካ በሎም ደብድቦም ድሮን
ብጣዕሚ ዮም ዝገርሙኒ ንዓና ንኤርትራዉያን ኣይኮነን ኤርትራ ዓለም ከማን ጸቢባትናላ
ድሮናዊ and ሲዒድ ስራሕኩም ሞራልን ሓይልን ኤርትራውነትዩ ኣብ ታሪኽ ድማ ቦታ ኣለኩም ።
ቀጽሉ ኣይተዕርፉ ሎሚ ቃልሲ ኣብ ሚድያ ኢዩ ትፈልጥዎ ኢኹም ። ፈሊጥኩሞስ ተበጊስኩም እኳ ግን ክብሎ ክደግሞ ከተሓሳስበኩም ስለዝደሊ ጥራይ ኢዩ። ቀጽሉ።
ተጋጊኻ ድሮን ጋንታ ፈሲ ማሌሊት'ያ ፈልሲ'ድአ ጸጋ'ንድዩ።እዚ ነቲሕ ዮሴፍ ናይ salvation Army መጻሕፍቲ ደርዲሩ አብ አርባዕተ በርባዕተ ከም ድዱዕ ታሓቢኡ ዝልፍልፍ ቱሩፋቶረ ብጽልኢ ዝዓፍተወ ትሕሲ ሰብ'ዩ።እዚ! ጉልባቡ ቀሊዑ ንህዝቢ ኤርትራ አብ ሓደ ቁራዕ የእትዩ ህዝቢ ኤርትራ አራዊት ህዝቢ'ዩ ከምኡ ድማ ከም ህዝቢ ኤርትራ ውርደተኛ አብ ዓለም የልቦን ዝበለ ነቲሕ'ዩ።አስዕብ አቢሉ ድማ አብ ዓለም ከም ህዝቢ ኤርትራ ውርደተኛ አብ ዓለም የልቦን ዝበለ በላዒ ውዳቅ'ዩ።ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሽፍትነት ጀሚሩ ብሽፍትነት ተፈጺሙ ዝበለ ፈሲ ማሌሊት'ዩ።
ዝተዛረባካ እንተትዛረብካ የለን ዝህበካ ዋጋ ።ኣታ ሕልና ኣልቦ ።ሎምስ ተፈሊጥካ ኢካ ኣምሲላ ትጸርፍ ሻዕቢያ ።ቀንዲ መጋበርያ ምካንካ
seket wade medra fara nagame sameka kemakn tenabeh aleka ,,shebya ketkawen eko edel eu
ድሮን ፈታዊ ሀገሩ ስሚ ከዳዓት እዩደ
@@Elsa_Jesus እንታይ ስሚ ከዳዓት ደኣ ስሚ ህዝቡ እንበር ።ኣብ ሕማቅ ዘሎ ድምጺ ህዝብካ ከይትከውን ።ምስ ዓመጽትን ሰረቅትን ወጊንካ።ያኢ ን ደለይቲ ፍትሒ እንተጸረፍካ መሲልካ ፡ትኣቱ ንሃገርካ፡የለን ሞ። ምእታውሲ ንሃገር ወላ እንተሞትካ
መን እዩ ደላይ ፍትሒ???? እቲ ብወያነ ተዓሲቡ ህዝቡን ሀገሩን መንነቱን ሸይጡ ዘሎ ብላሽ ወለዶ ዲዩ??? ኤርትራ ነዞም ከምዚኦም ዝአመሰሉ ከዳዓት ስፍራ የብላን። ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን እያ። ፍትሒ ንህዝብኻ ምድላይ ሓላል እኳ እንተኾነ እዞም ብስም ፍትሒ እምኒ ዝድርብዩ ሽዩጣት ግን ሸውዓተ ወለደኦም ኤርትራ አይሪእዋን። ድሮን ከአ ሀገረይ ሰራዊተይ ህዝበይ ስለዝበለ ክትጸልእዎ ግድን እዩ።
@@Elsa_Jesusደላይ ፍትሒ እቲ ምስ ቃንዛ ህዝቡ ዝቅንዞ፡ምስ ተኣሰሩ ዝእሰር፡ህዝብና ሰራዊትና ኮ ኣበይ ጸጊቡ፡ንስኩም ዝጸገብኩሞ ንሶም የጉስዕዎ ኣለዉ፡ከምዚ ንስካ ዝበልካዮ ምበልኩካ ግና ካቡኡ ንላዕሊ ከትዛረ ወይክትሓስብ ዓቅሚ የብልካ፡ኤርትራ ከኣ ነቶም ዋጋ ዝከፈሉላ እንበር ነቶም ብመልሓስ ዝዛረብላ ኣይኮነትን፡ብዝኮነ ህዝብና ብ ኦአርትራዊ መበቆል እንበር ብኤርትራዊ መንነት ኣይምራሕን ኢዩ።እንተተረዱኡካ ኢዩ ጋና።
Drony Elsa chrmty aytemn seltanya shyaty abun hwun nsbytu khgus hewtu zhsytn ayemn klom enda tgray teser ayemnu zymdhlal drony mndelay kkkkkkkkkkk 😂
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤