ኢሳያስ ቁኑዕ ኣሎ ቢተው እዩ ተጋግዩ። ክብርታት ገድሊ ቀንዲ ንተጋዳላይ እዮም በዲለሞ። Kahld/Yonas/ Ykealo

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 дек 2024

Комментарии • 15

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 14 часов назад +2

    Thank you so much halid respect. Clear message 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @mehariabraha9592
    @mehariabraha9592 16 часов назад +2

    አጆኻ ንፋዕ መንእሰይ ናይዚ ግዜ ዘለናዮ እዋን። ቀጽሎ

  • @Nadia-rf8kp
    @Nadia-rf8kp 16 часов назад +2

    Young Man, You are the MAN of the Highest INTEGRITY. Bravo. Thank You.

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 16 часов назад

    ኣረጋይ ብኣፉ ዝሓርእ ሰብ እዮ ።

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 3 часа назад

    ካልድ ማለት ላይብረሪ፡ማለት ዩ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቦ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 Час назад

    ስላም ኩብር ሓው ሃብቶም እዛም በዓል ዓወት ናይ ለውጢ ሰባት ኣይኮኑን ልእኾት ናይቲ ስርዓት እዩም ኣይትጋገ

  • @welduberhane8681
    @welduberhane8681 16 часов назад

    ካብ ምህሮስ ኣእሙሮ!
    ንኣእሙሮ ዘለዎ ትምህርቲ ይጠቕሞ ኢዩ
    ንኣእሙሮ ዝወሓዶ ግን ትምህርቲ ኣይጠቕሞን ኢዩ።

  • @lemlemedris9950
    @lemlemedris9950 5 часов назад

    Jigna

  • @ShishayAsmelash
    @ShishayAsmelash 16 часов назад

    እቲ ዝብሎ ዘሎ ኮ ምርዳእ ስኢነዮ። ዳሓር ካኣ ንህዝቢ ኤርትራ ድዩ ከም ኡ ዝብል ዘሎ ዓወት

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 3 часа назад

    ኣታ ሓቅካ እካ ኣብዚስ ኤርትራውነት የሕፍር ኮይኑ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 14 часов назад

    አዚ ፕሮፈሶር ምሁር ክትብሎ የጸግም ፥ሃገራዊ አርቂ ምስ መን?ምስ ህግደፍ ጥይት ብረን ጥራይ አያ ትኣርቀና ፥ኣቦታትና ምስ ጸላኢ አርቂ ኣየስተማህሩናን፥ንጸሊኢ ብጥዩቱን ብብረቱን ሃንጎሉ ምፍራስ ጥራይ አያ መድሃኒቱ፥ ነዚ ቃልሲ ኣብ መአለቢ ክሳብ ዝበጽህ ድቃስ የለን፥ስለዝኮነ ከም ብኣል ኣወት ዝኣምሰሉ ምሁራት ኮነ ኢሎም ንቃልሲ ዘቃሹሹ ሞራል መናአሰይ ክሰብሩ አርቂ ወዲ አርቂ አናበሉ ግዘ መግዛአቲ ንምንዋህ፥ስለዝኮነ ከምዚኦም ዝበሉ ኣብ ማአከል ሰፈርቲ ገዲፍና ስራህና ንግበር ፥

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 13 часов назад

    ብፍላይ ነዞም ንኻልድ ዓብዱ
    ሽሙን ዘይሽሙን ትህብዎ ዘር ኢ
    ክርዳድ ክነግረኩም ልዕሊኡ ነዛ
    ሃገር መፍትሒ ክርከብን ህዝቢ'ውን
    ክርህዎ ብውሕሉል መንገዲ ህዝቢ
    ክነቅሕ ዝቓለስ ሓርበኛ 1ደ ክንዲ
    1000 ኢዩ።