Join this channel to get access to perks: / @zaramedianet Zelle/cash app-571-622-8891 donorbox.org/support-zara-med... gofund.me/6229ecd0 #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea
I am not Tegaru but I have the highest respect for you and your comrades of TDF . Thank you sir, May god bless you and everything that is yours. Bravo Teklay!!!!
Good speech. While the people of Tigray are at dire situation our politicians are busy in conducting endless meetings. When the people are at risk, what is the meaning of meeting? It’s better to stand in unison by creating a unity government comprising different interesting groups. Tigray at this time will never be the same as before. TPLF should understand this reality. Learn, learn and still learn! Wise man learn from one mistake, but fools never learn from the past mistakes!
Unity has no meaning for TPLF. They only need unity when it is war, and you sow them after Pretoria, they completely abandoned Diaspora. If diaspora does not participate Tigray will will not got one step forward with the rustic and corrupt leadership.
The piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 their foundation is rooted on fear hate envy inferior identity crisis and ignorance 😊😊 ras teferian 😊😊😊 identity crisis babene alora 😊
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
ንዝገበርኩምዎ ደረትኣልቦ ቃልስኹም ብጣዕሚ ነመስግን❤❤❤❤
I am not Tegaru but I have the highest respect for you and your comrades of TDF . Thank you sir, May god bless you and everything that is yours. Bravo Teklay!!!!
መጀመርያ ዲያስፖራ ተጋሩ ብሳላኹምን ሳላ እቲ በቢ ዘመኑ ብሽርሕን ክሕደትን ከፅንተዎ ድቃስ ዘይብሎም ደመኛታት ፀላእቱ እናመከተን ሕፍረት እናኸደነን ዝመፀን ዘሎን ውፃእ መዓት ጅግና ህዝብን ደቁን ብውሑድና ብዙሓትን ሱሙራትን ብምዃና ካብ ዘመነ ፅንተት ናብ ዘመነ ተነፃፃሪ ህላውን ምብፃሕና ስጡም ሓድነትናን ኣንግዛእን በሃልነትናን ዓለም ብዘገርም ጀግንነት ዝፈፀምናሉ ግዜ ከም ተጋሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ብምባል ብፍላይ ድማ ኣቱም ብብዙሕ ፈተና ወይከፈተኽ ዘይትብሉ ምእንተ ህላወኹምን ህላወ ህዝብኹምን ክትብሉ ኹሉ ነገር ገዲፍኩም ሌትን በትርን ከቢድ ቃልሲ ኣብ ወፃኢ ብምክያድ ዓለም ዘገረምኩም ዲያስፖራና ድማ ብፍላይ እንኳዕ ናብዚ ፍረ ቃልስኹም ዝረአኹምሉን ናብዚ ሐዚ ዘዳለኹምዎ መድረኽን ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ክብል እፈቱ
ነገር ግን እቲ ሂቡ ዝሰኣነ ኣኾሊሱ ኢዱ ዝተነኽሰን ንዘመናት ብሽርሕን ክሕደትን ፀላእቱ ዘይናይኢዱ ዝረኸበ መዘና ኣልቦ ጀግንነት ትግራዋይ ሐዚውን ኣብ ሽርሕን ክሕደትን ዝተመልኦ ሰላሕታዊ ፅንተት ከም ዘለና እውን ዝፍለጥ እዩሞ ሐዚውን ብውሽጥን ደገን ዘለና ተጋሩ ከምቲ ሕሉፍ ኹለመደያዊ ቃልሲ ብምክያድ ካብዚ መፃብብ ወፂእና መፃኢና እነአንፍተሉን ሕሉፍ ውድቀታትና እንእርመሉን ሓድነትን ምትእምማንን ክህልወና ኣበርቲዕና ክንቃለስን ተጋሩ ካብ ናይ ዘመናት ክሕደት ፀላእና እንወፀሉ ስትራተጂ ክንሕንፅፅን ይግባእ ከም ወዲ ዓሻ ንዘመናት ኣንፅነት ኣንወቓዕ ክብል ድማ እፈቱ ሰናይ ግዜ ንዓኹም
ተናዊፅና እወ ፀላኢና ይናወፅ ሕጂ ከማን ኣጂና🙏
ጅግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጅግና ወዲ ትግራይ ጀነራል አጆኩም አብ ጎንኩም አለና ❤❤❤
ጀጋኑና አጀኩም ኩሉ ክስገር እዮ ተጋሩ ንሕበር ንስመር አይንዘላለፍ 🙏🙏
💪
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውአትና! ትግራይና ንዘለአለም ተኾሊዓ ክትነብር እያ። አምላኽ ድማ ክሕግዘና እዩ።🥰❤🙏
GOD bless you our hero beloved. Long life with all your family amen 🙏.
የቐንየልና። ክቡር ጀግና ሓውና ትግራይ ዓድና መዋፅኢቲ ይፍጠረልኪ♥️♥️♥️♥️🙏
ዝፈትወካን ዘኽብረካን ሓወይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንዓኻን ንቤተሰብካን ንዓኻን ይምነ ! ፈጣሪ ምስ ውፁዕ ህዝቢ ይኹን ::
ጀነራል (ተጋዳላይ) ተክላይ ኣሸብር ነቲ ኩነታት ብትኽክልን ብጥበብን ሕፅር ብዝበለ ክትገልፆ ምኽኣልካ የቐንየልና ክብለካ ይፎቱ።ከማኻ ዝበሉ የብዝሐልና።ኣብ ጎንኻ ኣለና። ካብቲ ንፈልጦ መንገዲ ከይግለስኩም እሰካብ ዝመረሽኩም ኣሰርኩም ከምንኽተል ድማ ምንም ዓይነት ምጥርጣር ክህልወኩም የብሉን። ረብሓ ህዝቢ ትግራይ እናቐደምኩም ዕላማታት ስዉኣትና ከይዘንጋዕኹም ቀፅሉ።ምሳኹም ክንቅፅል ኢና።
Tsubuk agalatsitsa yekenyelina (tegadaley )wedi Ashebure
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
the leadership of tigray is fantastic wow look on the coherence of the speech respect !!!!!
ጅግና ወዲ ኣሸብር ካብቶም ብሉፃት ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ሓደ ኾይኑ ክብሪ ይግበኦ
ብወዲ ኣሸብር ድማ ንኾርዕን ንሕበንን
Jegna ,Tebae Tegedalay General wendi Asheber enqae be Selam mesaeka etu dumuk wuhlul jegninetka bitaemi nemesgin niberelna edme mis tiena temeniye 🙏💖
ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ድያስፖራ ትግራይ ኣናብስ TDFዋሕስ ህዝቦም ሳላኹም ብመስዋእትኹም ሂወት ዘሪኡኩምልና🙏💝💚💚💊
አንታ ዙጀግና ሐዉና ወዲህዝቢ፣ሐበን ኹልና፣ንሰኻን ፣ብፀትካን፣ከምአዉን አቲ ለዋህን ለባምን ፣ህዝቢ ትግራይ፣ነዚ አንዃዕ አብቀዕኩሞ፣አብቀዕና በአኹም ንሕበን ንዃርዕ ❤
የቐንየልና ወዲ አሸብር!
ሐዚ ውን እምነትና አባኹም እዩ። በርትዑ አብጎንኹም ኢና!
ጅግና ጀነራል ወዲ አሸብር
ንፉዕ ወዲ ኣሸብር!ወድዓዊ ኩነታት ዓድና ሕፅር ብዝበለ ኣገላልፃ ኣቐሚጥዋ።ካብቶም ሓደ ሓደ ፖለቲከኛታት ኢና ዝብሉ ብግብሪ ግን ፖለቲከኛታት ዘይኮኑ ብመዳይ ፖለቲካዊ ርድኢት ውን እዞም ውፃእ መዓት ጀጋኑ ወታደራውያን መራሕቲ ብብዙሕ ዕፅፊ ዝሓሹ ኮይኖም እዮም ዝረኣዩኒ።ኣጆኹም ኩሉ ክስገር 'ዩ ።እቲ ገጢሙና ዘሎ ፀገም ኣዝዩ ከቢድን ዝተሓላለኸን ዋላ እንተኾነ።ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም።ክብርን ሞገስን ምእንተ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ንዝሓለፉ ኩሎም ሰማእታት ትግራይ።🙏🙏🙏
ጀግና ዝሃወይ ❤❤❤❤
ናይ ዕድመ ልክዕ ጅግና ። በሊሕን ጥበበኛን ። ዕድመ የሃብካ።
ብጣዕሚ ዝፍትዎን፣ ዝኮርዐሉን ፣ዝተኣማመነሉን ጂግና ተጋዳለይ ወዲ ኣሸብር እንኳዕ ኣብ ኮምዙይ ዝበለ ቦታ ረአክካ ንዙይ ክከውን ዘመቻቸኩም ክብራት ተጋሩ ክብሪ ተወንዘፊ🙏✊💛🥰
General Thanks!
Thank you too!
❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪 ንበሩልና ጀጋኑና ኣምላክ ናብዝነበረቶ ሰላም ይምለሳ ፈጣሪ ሀገርና
Jigena wedi ashebir
great respect we ashebir
❤❤❤❤
Neberulena l0q🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጀጋኑ አያታትና ንበሩልና💪🙏❤
ህዝቢና ላብመረበቱ ብቅልጡፍ ክምለስ ተጋሩ ክንሰምር ይግባእ
አባቶቻችን ሺ አመት ኑሩልን
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Very Good
ሕዋሓት እናሃለወት ትግራይ ኣይትህልውን
Halay
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ስላም ስላም ትግርይ ዓደይአኩሉ ሐየለተ ነ ሐደተከወነ ኢየ
ወዲ አሸበር ጀግና እንኳዕ ናበዚ አበፀሐና
ጀግና ዉላድ ትግራይ
አብ ወደሸብር ዝረአኩወን ገይጋ ቃላት ክእርመን ዝግበአን ቃላት
ንፀላእትና መዕዶ ንማዕዶ አፋጢጥናዮም ዝብል ቃል ክጥቀም አይነበሮን ብውሽጢ ክስራሕ ዝገቦኦ ነገርዩ ነይሩ
ፖለቲካ ስለዘይፈልጡ እኮ እዩ እዚ ኹሉ ዋጋ ዘኽፈሉና
ሰብ ለጨረሰ ገበነኛ እዩ። ሞት ንጉጅለ ሕዋሓት።
❤❤❤❤❤
❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
Ezi gigna dea beyen mexyu. Good to see you. Tigray ab gze xebeba seb koynkuma ekum.....
Nice to see you my hero
ዝስርሐሉ 40% ዝኾነ መሬቱ ተወሪሩ አበይ ሰሪሑ ይብላዕ? እቲ ዘሎ ፀገም ብዝግባእ ምርአይ የድሊ፣ንምንታይ ሕማቅ ነገራት ተርአዩ ኢልካ የመና ምምራር አየድልን፣ጠንኪርካ ምስራሕ እምበር።
💪💪💪 jegina merahina wedi ashebir ተጋሩ ኩናት ጦርነት ንክእል ኢና። ግን ...
I like wedi Ashebir
Tigray Tigray Tigray!
Wedi Asheber❤❤❤❤❤❤
ወዲ አሸብር ምቕሉልን በሊሕን መራሒዩ ነነይሩ መራሕየይ ኔሩ ንፈትዏ ድማ ነነርና ምሰ ከማኻ ዝበሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሞዕንቲ ትግራይ ።ሰለባ ድማ ተመለሰ ሓቂ።
❤❤❤❤❤❤❤
ንፀላእትና ፕሪቶርያ ዘይኮነ ፈላሊዎም ግዜ እዩ.. ኣብ ፖለቲካ ቀዋሚ ፀላኢ ኮነ ፈታዊ የለን
Jigna tegadalay wedi Ashebr, Newih Edmey TiEinay D'Aakhay d'weder albo Jeganu qedamotn nayHezin btsotkhay!!
Work with dr abi against the dictator in Eritrea and Tigray problem will be solved for ever
Yibal esay !!!!
ጀነራል ወዲ ኣሽብር ጅግና
ተክላይ ኣብ 1998 ኣብ እግሪ መከል 150 ታንኪ ብሓደ ኣንፈት ዘእቱ መሃይም ናይ ኪናት እዩ እስከ ካብ ናይ ኤርትራ ጀነራላት ረኤይዎ ናይ 20 ዓመት እትንትኑ ብዓል ተክላይ ግን ናይ ሓንቲ ወርሒ ክትንበዩ ዘይ ክእሉ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እንዃዕደስበለካ/ኢስታሊን/ፃማኻእዩ።
ዘተረኪበ ምንም የለን ግን ተጣቁዑ ኣለኩም
ህዝቢ ከም ህዝቢ 3 ዓመት ኣብ ዘዓዱ ኣብ ተንዳ ተደርቢዩ 😢😢😢 ይገርም ኩፋት ካድረታት ፎኦ መጣቃዕቲ
ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ጀነራል ዶክቶር መሃንድስ ወይ ኢንጂነር ፕሮፈሶር ወጋሪ ዘራፊ ሓሳድ መታለሊ ከዳዕ ጠላም ንምኳን ኣይ ቐሊል እንድዩ ኣታዮ መክፈቲ ዋዕላ ኣሸበርቲ ትግራይ ቓልካ ተሰሚዕ ለለኻ ሓዱሽ ጉዳይ ለይብሉ ናይ ሕሾት ማዓርግ ክስብ ጀነራል ክሳብ ኢንጂነር ፕሮፈሶር ዶክቶር ኣይ ኣብታ ናይ ሕሾት ማዓርጋት ምነፍረዪት ዩኒቨርሲቲ መቐሌ እንድዩ ዝፈሪን ብ400 ብር ዝሽየጥ ዝነበረ ኣታዮ ኣይትገረም ኩሉ ናይ ሕሾት ኢዩ ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ሰርቲፊከት ይኹን ወተጋዳራዊ ማዓርጋት ነኣብነት ክነግረካ ኣይተ ኣስራ ሃላቓ ምግበይ ሰንካቲ ቕጫ ናይ ሲየ ኣብረሃ ነሩ ካብ ኣስራሃላቓ ናብ ጀነራል ሓፍ ኣቢሎምዎ እዚ ስራሕ ዓጋመ ኩሉ ኣካላቶም ብሕሾት ዝተሃንጸ ኢዩ !!!!!!!
68, 68 68 ትሰምዓኒ ኣለኻ ክሃድም ዝረኣኻዮም በሎም ብጥይት ዝብል ዝነበረ ድዩ?
🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good speech. While the people of Tigray are at dire situation our politicians are busy in conducting endless meetings. When the people are at risk, what is the meaning of meeting? It’s better to stand in unison by creating a unity government comprising different interesting groups. Tigray at this time will never be the same as before. TPLF should understand this reality. Learn, learn and still learn! Wise man learn from one mistake, but fools never learn from the past mistakes!
Unity has no meaning for TPLF. They only need unity when it is war, and you sow them after Pretoria, they completely abandoned Diaspora. If diaspora does not participate Tigray will will not got one step forward with the rustic and corrupt leadership.
ኣብይ እክብሮትን አድናቖትን አለኒ
ጅነራል ተክላይ ንዓና ዝከፈልካዮ መስዋዕትነት ዝንተ ዓለም እናዘከርናዮ ክንነብር ኢና
ሓሳብካ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዲያስፓራ ትግራይ ይድግፎ እዬ
ትከድዎ ዘለኩም ውሕሉል ናይ ሰላም አካይዳ ቀጽሉሉ
ንሕናውን አብ ጎንኹም ኣለና ትግራይ ንምልማዕ
Jeganu generalna❤❤❤
Did you guys played the tape of wedi Ashabir?
Because your mission failed? It will fail yet again and Tigray will get justice one or the other. Your crimes will be dealt in due time.
@@Rachel-xy8sc kkkkkkk wedi Ashebir entay elu
@@alganeshkelati9124 Ati adgi why do bother about Tigray. You are refugee in Tigray even now. Discarding people.
@@Rachel-xy8sc kidi kondaf Agame
@@alganeshkelati9124 sedetgan. Lemante .
ሸዉዓተ ህዝቢ ዝመከተ ኢልካ ዘረባ። ደደብ ትማሊ ሚጋትን ታንክታትን አብኢድኩም ኔሩ ሕጂ ስረኻ ምስፈታሕካ ጃህራ።
እቱ ብተጋዳላይ ወድ አሽብር ልግለፅ ለሎ ዋላ ብምሉእ አይንቀበሎ ግን ብዝዓባ ስርቂ ሓፂን መፂንይ ስርቂ ረድኤትን ግን መልሲ ክህብ ነይርዎ ።
Wed ashebr mizanawi zkone hasab eka hibka bzeywugnna tigray wekilka tmur hasab amehalalifka.kem seb ayresenkan jegna ayana.
ኣብ ካምፕ ጌርካ 1 ሚልዮን ህዝቢ ምቕላብ ዝብል ምእካብ ብዝብል እንተዝእረም ምሐሸ ንኽንያቱ ዝበዝሕ ህዝቢ ኣብ ካምፕ ኮይኑ እኽሊ ዘይረክብ ህዝቢ እዩ ዝበዝሕ ናብ መረበትና ተመሊስና ክንሰርሕ ውሕስነትን ቅልጣፈ ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ
ኣታ ሓሳዊ ሰራቒ ግጅለ ዓድዋ ዋና ጰላእቲ ህዝቢ ትግራይ ንስካትክም እክም ኣትም ሸየጥቲ መርየት ትግራይ
And you are gugle who’s?
Wetsa kabzi resah sheabiya
@@robelaraya7139 b shaebya firihi atikum kkkkkk Kkkkkk
@@robelaraya7139merahti tigray serekti sirnay eyom
ወዲ አሸብር ካብ ቆቦ ጀሚሩ ጭፍራ መገዲ ሚለ ብፍላይ ካሳጊታ ብሐንቲ ብተመሳሳሊ ቦታ ልዕሊ 7ተ ዙር እተው ናበለ ህጻውንቲ ቆልዕት ልምዲ ዘይነበሮም መናእሰይ ንሱ አብ ጎቦ ኮይኑ እተው እተው እንደገና እተው ናበለ ከም ቆጽሊ ዘርገፈ ግፍዓኛ እዩ ።
እቲ ዝሓመቀ ጀነራል ኣብ ኩናት እግሪመኸል ነዛ ኩላ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣህሊቁዋ፡ ኣብዚ ናይዚ ሕጂ ድማ ኣብ መጥቃዕሊ ሚለ ኣብ ካሳጊታ ነዛ ኩላ ጁጅማጁጅ ሰራዊት ዓጋመ ከም ቆጽሊ ኣርጊፉዋ።
This isn't your platform, go to your poor home
@@samsondebas2865 Deqi Mosoloni, hashker tilianawian, tegezikum tinbru, sereqti kuskusti, heruch, mendil, farketa, kuskusti, Deqi graziani, Sidet meninetkum.
Deqi Mosoloni, hashker tilianawian, tegezikum tinbru, sereqti kuskusti, heruch, mendil, farketa, kuskusti, Deqi grazini,
@@Tewodros-tm7bs ዓጋመ ቆማል ማንካ ፎርኼታ ደኣ እንታይ ክትበልዓሉ ክትሕዞ፡ ኩዕንቲ ቆሎ ስርናይ ናይ ረዲኤት ብምንታይ ዲኹም ትበልዕዎ? ዘክሮ ደኣ እዚ ኩሉ ሮኼት ታንክታት መዳፍዕ መካይን ብሓይልና ውሽጢ ትግራይ ኣቲና ዝመንዛዕናዮ።
ጀነራል እንዶ በሎ ሓውና ተኽላይ ትብል እንታይ እዩ
Leakum kibehal zu kulu wetat tewediu
የዛራ ሚዲያ ግን ለትግራይ ህዝብ ሰላም እየሰራ አይደለም ።
የትግራይ ሰላም ወገባቸውን ሰብሮ ከጨዋታው ውጭ ያደረጋቸው አረመኔ ኤርትራውያን እና የአማራ ሀይሎች ድምፅ በመሆን ተመልሶ ትግራይ ውሰጥ እሳት እንዲነድ ታላቅ ተጋድሎ እያደረገ ያለ ሚዲያ ነው። ዛራ ሚዲያ ትክክለኛ የትግራይ ህዝብ ድምፅ ከሆነ ለአረመኔ ኤርትራውያን የሚጠቅም ፕሮፖጋንዳ መስራት ማቆመ አለበት።
እዋይ እንዳ ጁንታ ጀነራላት ነቶም ህጻናት አብ ኩናት ከንሳሕቡ ዝፈተኑ በል ዎም ብጥይት እንዳበሉ ነብሶም ንምድሐን ህጻናት ዘህለቁ ሕጂ ጀጋኑ ኮይኖም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Long live TPLF❤
The general sounds honest, thank you #TDF 🫡 ኣዛውንቱ ፎጣ ለባስሹ ከወደ ደሴ ማዳበሪያ ዘርፎ ተሸክሞ ሲሄድ TDF ኣይቶት “ ኣሁን ኣጥሞሎት ነው “ ብሎ ሲወቅሱው የፎጣ ለባሹ ሲመል " ኣቅም ኣጥቺ ነው የዘረፍኩት " TDF በበኩሉ ገርሞት “ ይህን ይህል ኩንታል ለመሸከም ግን ጉልበት ኣገኘህ ብሎ ተሳለቀበት:: #TDF ደብረርሃን በጺሑ ናብ ሞያለ ገጹ እዩ ክበጽሕ ሓሲቡ #TDF ዓቅሚ ኣይሳኣነን ህዝብና ንናጽነቱ ኣብታ መዝሙር ዘላ ይትግብራ እዩ :: Ethiopia is guilty of #TigrayGenocide
ኣቱም ንፈልጥ ኢና እትብሉ ጊዝያዊ ድኽመት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሚድያ
እናበተንኩም ንፀላእቲ ዘሐጉስ
ትሰርሐዎ ዘለኹም ብቕልጢፍ ደው
ክተብሉ ኣለኩም።
ወደ ኣሸብር ሓድነት ድያስፖራ እና መንግስቲ ዝተፈላለየ ብፕሪቶሪያ ተይኮነ በቶም ለያቡ ፖለቲከኛ በሎ ለይባ ወታደር መረሕቲ እዩ ህዝቢ ከም ህዝቢ ፋሕ ዘበለና ።
አዚህዝቢ አንታዩ ወሪዱዎ ንበላዒሰብ ታሃድመሉምበር ትአከበሉ መንአሰይ ትግራይበሊዑ ዝመጸስ ተጣቓዓሉ ወይጉድድድድ
ስርቂ፣ ጭውያ Normalize ምግባር ግጉይ እዩ...
ንምንታይ እቲ ብረት ሸጥኩም ዘይምገዛእኩሙሉ
ሀተዉተዉ አይትበሉ መቋፀሪ ዘየብልኩም
And you are?
Tplf natkum.poletica alem aydeleyon .mesmerna haylena endabelkum seb awedikum.
እዚ ሰራቂን ዓማጽን ሰብ ብዓለም ኽውን ዝገበርናዮ TDF ናብ ናይ ህወሐት ሰራዊት ኢሉ ቃልሱን ተፈላጥነቱን ውጽኢት ቃልሲ ህዝቢ ዝሐንሸሸ ካብቶም ድሑራት ባህላዊ ጀነራላት ሐጀን ቀንድን እዩ ።
Absolutely understood General Thank you.
ሕጅ ተመዛብልቲ ኣብ ከመይ ዝበለ ሂወት ይርከቡ?
ንትግራይ ዘይወድቕ በልዎ እንዳበለ ቖልዑ ከም ሁንኩቶ ዘወደኤ ባህላዊ ጀነራል እንድዩ ።
ሰራቂ ጀሪካን😂
@@kidusgirma7909 Abaq
ዝብኢ ሃዳሚ,
Entadekum gedeshekum antum dekalu 👎👎👎
Aye inda weyane HATAFAT !!! Were bicha !!!
ምስ ሸዉዓተ ዓዲ...ሚልየን ሰራዊት... ሱዕረት ንዘይምቕባል ጌጋ ንዘይምእማን..ዝበሃል ብሂላት ..ቅድም ምስ ሓቂ ተዓረቅ
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊
The piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 their foundation is rooted on fear hate envy inferior identity crisis and ignorance 😊😊 ras teferian 😊😊😊 identity crisis babene alora 😊