ርኢቶ ህዝቢ ኣብ ደም ምፍሳስ ጠጠው ክብል 2ይ ክፋል!!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 ноя 2024

Комментарии • 22

  • @debastmesgen3567
    @debastmesgen3567 Месяц назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሙሉየ ራኢ ዘለዎ ምዝርራብ

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 Месяц назад +2

    ግርም ስራሕ ሙሉየ

  • @HabtuGebreslase
    @HabtuGebreslase Месяц назад

    ኣጀኩም ይሕዋት ኣምላክ ይሕግዝ

  • @abrahamtesfay7524
    @abrahamtesfay7524 Месяц назад +1

    ሰላም ምልዩ ሓወይ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ቀጽሎ

  • @HabtomKahsay
    @HabtomKahsay Месяц назад +1

    agekum amlak ehagzkum

  • @SeareTowelde
    @SeareTowelde Месяц назад +2

    Hawi mulye bhaki gobez ❤❤❤

  • @rezenehadgu4708
    @rezenehadgu4708 Месяц назад

    Selam geberu selam eu xbuk

  • @saralevy-hs9ws
    @saralevy-hs9ws Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም

  • @divoramedia
    @divoramedia Месяц назад +1

    ንፉዕ ሙልየ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @semeretekia1372
    @semeretekia1372 Месяц назад +1

    ፅቡቅ ዘረባ አዩ

  • @GebrehiwetTeckle-nc7dh
    @GebrehiwetTeckle-nc7dh Месяц назад

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xbuq gosgas eyu wedgach zibahali delay Tselie hawi dimelis zelo nsu eyu baili nsom aiyrkebun eyom seb yetafeu ailewu

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 Месяц назад +1

    🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😂😂

  • @TeamuTe-b6s
    @TeamuTe-b6s Месяц назад +1

    ኣምላክ ይሓግዝኩም ሰላም ይሕሸና ❤❤❤

  • @kiflomtumzgi699
    @kiflomtumzgi699 Месяц назад +2

    Wow that's awesome

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Месяц назад +3

    ኣነ ዝገርመኒ???
    ህዝቢ🇻🇳 ትግራይ ብ ኣምሓራ🇪🇹 ብዙሕ ብዙሕ ጨፍጫፍ😢😢 ተጨፍጪፉ😭" ግን ግን ዝኾነ ትግራዋይ🇻🇳 ተጋሩ ኣብ ዲያስፖራ ስደት ዘለዉ ን ኣምሓሩ🇪🇹 ክርቡሹዎም ክቐትልዎም🇪🇹 ኣረ ረኤናን?? ኢንተ ሪኢኹም ጭብጢ ዘለዎ ቭድዮ ወይ ስእሊ ዘርጉሑልና???
    ኣብ ሱዳን ዉን ሕድሕድ😢😢 ኲናት ኣሎ? ?
    ሱዳናዉያን ኣብ ዲያስፖራ ስደት ዘለዉ" ግን ግን ንሕድሕዶም ክጫፋጨፉ ክቃተሉ ኣይ ረኤናን👍👍
    ስለዚ ነበርቲ💔 እስራኤል🇮🇱 ካብዞም ኣብ ላዕሊ ጠቒሰዮም ዘለኹ እንታይ ንመሃር???
    ነበርቲ እስራኤል ን ሙልየ ስምዕዎ ተዓረቑ ካብ ባእሲ ዝመጽእ ረብሓ የለን። ወለድኹም ናፉቖትኩም😢 ይኣኽሎም💔💔 መጽኢ ደቅኹም ሕሰቡ😭😢😢😢

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Месяц назад +1

    ካብ እስራኤል ወጻኢ ዘለና በጃኹም ነቶም ነበርቲ እስራኤል ኣይ ንረብሾም ከምቲ ዝብልዎ እስራኤል ጸባም ሃገር ኢያ ብሓደ ይሰርሑ ብሓደ ጎደና ይራኸቡ መስለኒ" ሶ ሶ እንተ ኺኢልና ዘቀራርብ ዘቀራርብ ሓሳብ ሓሳብ ንሓግዞም👍
    ሙልየ እዛ ናይ እስራኤል🇮🇱 ቀዳማይ ሽልማት🌻 ኣብ ልቢ ነፍሲ ወከፍ😘 ህዝብኻ ሰፊርካ ኣለኻ ብራቮ ሙልየ ኣርማ ሰላም!!👌🤝👏👏

  • @YESNo-dk3lq
    @YESNo-dk3lq Месяц назад

    ላግጺ ይበሃል አዚ ሙልጌታ ደይትገድፎ አዚ ለባም ለባም ጸወታ

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  Месяц назад +1

      @@YESNo-dk3lq ልቦና ኣብዝተሳእነሉ ለባም ለባም ምኽኣል በረኸትዩ።እንቋዕ ዓሻ ዓሻ ኣይትጻውት ኣይበልካኒ እምበር።

  • @EyobGrmay-dm9zv
    @EyobGrmay-dm9zv Месяц назад +2

    Ealme

  • @tesfa30
    @tesfa30 Месяц назад +1

    Xbuq tebegso u mule hawna ezi tserho zeleka nhlnaka zeqsn nxbah wn zeyetais u'mo qexlo ajoka.

  • @TeftobthaneTeftobthane
    @TeftobthaneTeftobthane Месяц назад +1

    ego ktur tebit key mote kemeylna nfaker