My dear son keep good work even though I am old man with a lot of experience but I’m still learning from you therefore I have a great expectation so many young people can also learn from you god bless you Thanks yours Mustafa
luaul hawey kdmi haji Ewan xhifelka neyre eye ane zeykonku family mulua ina nketateleka ab sdet zelena hmak alena kulu gazi ab medebka mkri n menasey aytwuhad tesfa moral zhab klatka ayfeleyena kbur hawey ❤
luel hawey qexleley eske zhawey agatami ab tesfa kerixelu zneberkulu eye rekibeka abzia kolel enda beluku mara kea azanagiakani dehan eto bel eske tesfa nkey kerx gela beleni my king bro😘😘
ንዝተወሰነ ሰሙናት Video ኣይክጽዕንን'የ ። ኣዝዮም ብሉጻት መደባት ሒዘ ብልዑል ምድላዋት ክምለሰኩም'የ ። ክሳብ ሽዑ ክናፍቀኩም'የ ክቡራት ተኸታተልተይ !!
ብተወሳኺ :- እቲ ኣብ ሊብያ ዘሎ ሓውና ገንዘብ ክሰደልካ ኢለ ቃል ዝኣተኹሉ Abdu salah ዝተባህለ ሰብ Number ኣይጸሓፈለይን'ሞ ፡ ትፈልጥዎ ሰባት እንተለኹም ንገርዎ ኣብ ቦታ Comment ይጽሓፈለይ Contact ክገብሮ !!
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት 🙏
መደብካ ኻ ደስ በሃሊ እዩ።ካብ በልካ ግን አሺ ግን ብዝበለጸ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር 🤴🤴🥰🥰🥰🤴🤴🤴
Respect nay teketatelyka sle zeleka bitaemi adniqeka❤belih eka,bless you bselam temelesena
ኣይትደንጉየና ምስናይ ይቕረታ ክሳብ ትምለስ ፍሸኽ ዘብለኒ የለን ንዓይ ከኣ ከይምንጥሉካ ክኽክክክኽ 👍👍💕💕👍💕
ገብረ እግዚኣብሔር ተወልደ ብርሃን ሓጎስ እስራኤል
Way entay girnaka wedey bel dhan bslam mxena
ጃክሰን ነብሲ ኬፍ ዘለዎ ኣዝማሪኖ ኣነ ካብ ኩፑ ዝገርመኒ እዚ ኩሉ ሰብ ካልእ ሃለውቀጠው ክርኢ እንዳወዓለ ነዚ ናትካ ዝርኢ ሰብ ኣዝዩ ውሒዱ ብሓቂ ልዕሊ 100k ሳብስክራይበርስ ካባኻ ንላዕሊ ዝግበኦ የልቦን።ለባም ዋዛ ምስ ቁምነገር ቆማሚጥካ ኣረስሪስካናስ ክትመውት።❤❤❤
ቁም ነገርካ ከምዘሎ ኮይኑ መደብካ ፍሽኽ ኢለ ይጅምር ብፍሽኽታ ከኣ ይውድኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
ዋው ብራቮ ሉኡላ ብመጀመሪያ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ብራዘር ናይ በሓቂ ተስፋ ሓቦ ስንቂ ምንባር ብዙሕ ዘይ ትፈልጦ ምፍላጥ ሰሓቅ ምስ ዋዛ ኩሉ ቪድዮታትካ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ,ኣብ ዝቅጽል መደባትካ ብሃንቀውታ ክጽበ የ መቅሰነይ ❤
ሉኡል ሓወይ ሓደ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቆም ብሩህ መጻኢ ኣለዎ ኢለ ዝምክሕሉ ብሉጽ መንእሰይ ኢካ ልዕሉ ኩሉ ትርጉም ሰብን መከራ ስደትን ዝተረድኦ ልዕሊ ሓው ሓፍቲ ኢካ ንዓይ ብዓቢኡ መምህር ስደተይ ንከይጭነቅ ተስፋ ነኸይቆርጽ እንተ ደልየ ብቀጥታ ብፍላይ እታ ናትካ ሂወት ዘዕለልካና ምዓልቲ ካብ ልብያ ቱኒዝያ ታሪኽ ሂወትካ ምስ ሂወት ኣተኣሳሲረ ነቲ ዘይበጻሕኩዎ ከም ዝበጽሖ ይኣምን ሓውካ ኢየ ካብ ቱኒዝያ ቀጽሎ።
Luel arkey kulu gizie ba gtmi 1 gberelna gtmi tdeliyu Like 👍 regixkum hlefu ❤❤❤
OK I'll 🙏
ናብሓቂ ኣናቃቅሕን ምሃርን ኣዛናይ ኢካ ተቅርብ በርትዕ ብዝያዳ ኣብ ሊብያ ስለ ዘለኩስ ቃላትካ እነርጂ ይኮንና ኣለዉ ብዝኮነ ከየመስገንኩ ካ ከይሓልፍ የቀንየልና ሉል ጂግና ሰላምካ ይብዛሕ❤❤❤
ኣዜ አንደ ዝፈትወካ ግን ልንቀነ ጸሊኤካ፡ ተፊኡ አና በሉኩ መጺካ፡ሓጎሰይ ከይወዳአኩ ሕጂ ከኣ ክትገይሽ😢 በል ብሰላም ተመለስ ❤❤❤
ናይ በሓቂ ዋዛ ምስ ቁምነገር ትምህረና ተስሕቀና ኣለካ ሉል ቐጽሎ✅❤️🔥
እዛ ሓፍተይ ኣይኮንክን ምስ ኣንበብካያ ንዓባይ ሓፍተይ ኣዘኪርካኒ ሂወታ ገዲፋ ኣብ ዝብጻሕ ዘብጽሐትኒ ተስፋ ሓቦ ሓልዮት ትህበኒ ዘላ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤️
መደባትካ ብሃንቀዉታ እየ ዝጽበዮ ነዳዲ ዘይምቁራጽ🙌🏾🫶🏾
ሉና🇩🇪
ጥራይ ብዓለማዊ ዲኻ ትመጸና ሕጂ ካኣ ብስመይ ነቶም መንፈሳውን ካኣ ምጻዮም ዝዓርከይ ደስ ክብለና። ነብስን ስጋን መጻርርቲ እየን ዝሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካን ዝካታተለካን ሃይማንታዊ ዕላልል ካኣ ድረስ ኣጆካ ካብትን ካብትን ጌርካ ትመጽኒ ምጻኒ። ተገደሰለይ ሓፍተይ ካኣ ክህበካ እየ። Logbiba እንታይ ማለት እዩ ኻኣ ንግርና ምስ ይቅርታኣ። 🙏💚💚❤💚💚
ጉዳይ ቸልሲ ከይተግህየኒ ጸጹቡቁ ኣጽንዕ ኢኻ ከይሓመካ ዝዓርከይ ምዓረይ
ልዑል ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መደብካ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ❤😊
ኩቡር ሓው ካብ ሊብያ በሓቂ ተስፋ ኢካ ብተዐሚ ኢና ንፈትወካ ነቲ ዘለካዮ ሂወት ብጥልቀት ተረዲኡ ተስፋ ክበካ ዝፍትን ዉሑድ ኢዪ ❤❤❤ ሪሞን ኢን ሊብያ
መደብካ ጽቡቅ ከሎስ ሓደ ሓደ ግዜ ከተስሕቀና ኢልካስ ተሕርቀና ኣለካ እቲ ጽይፍ ቃላት ኔዮ በሎ ከሙ ምዕላል ትፈቱ እንተ ኬናካ ናብዚ ኣይተምጻዮ ምስቶ በኣካል ትረክቦም ይኩነልካ
መትረብካ ፈተኽዎ
ዓርከይ ክትከውን ትኽእልዶ ኢኻ!
እንተ ኽኢልካ ግና
I am really appreciate it for your time lulu shokri keep it up as always 🥰
ዋውውው ሉኡል ሓቢቢ ያኣራዳ ፕላን ካብዚ ተቅርቦ መደባትን ስነ ሓሳባትን ብዙሕ ተማሂረ ኣለኹ ሞ ቀጽሎ ዛዓርከይ ዕድመን ጥዕናን ካኣ ኣብዚሑ ይሰላዓልካ ፊጣሪ ካብዛ ወያል ዓዲ ሊብያ እዚኤን ካኣ ኣይተስተዋሕደን ❤❤❤❤❤❤
ውውው ብጥዕሚ ደስ በሃሊ ከፍ ኣለካ ትጠፈኣና ኣለካ ሉኡል ሓወይso thanks good job needed keep it up
ሉኡል ሓቢቢ መደብካ ብጣዕሚ ኬፍ ካብ ዝህበኒ አንታይ ድዩ ኣብዚ ናይ ፖሎቲካ ኣለም ብዙሕ ኣይትግደሲን ኢካ ሞ ቀጺሎ
መደባትካ ኩሉ ዝወጾ የብሉን ከምዚ ንፉዕ ከሻናይ ንዓማዊሉ ብጽቡቅ ቀረብ እንዳይሕጎሰ ዝነብር ደረጃኻ እንዳወሰኸ ይኸይድ ኣሎ እሞ በርትዕ ነንሓሕድና ብንኽእሎ ንተሓጋገዝ ትብል ኣበሀህላኻ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ክብለካ ደልየ ዘሎኹ መጀመርታ ነብስኻ/ስድራኻ/ኣዝማድካ/መተዓቢትኻ/ንስለሰናይ ኢልካ ትገብሮን ገለ ሰባት ብቀረባ ንፈልጦም ነተን ኣብ ክንዲ ሰብአይን ሰበይትን ኮይነን ዘዕበይኦም ኣዴታት/ኣቦታት ዝረስዑ ኣብዚ ቀዳማይ ዓለም ዝነብሩ ብዙሓት ኣለዉ እሞ በቲ እንዳዋዘየ ቁምነገር ዝምህር መደብካ ገለ በለልና ብፍላይ ኣደ ተሸጊራ ዘሙሱል መሲላ ክትርእይ ጽቡቅ ስለዘይኮነ ኣብ ዘዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን
❤ተስፋይ ዶ ክብለኻ ተስፋ ኩሉ
ብተስፋ ቃላትኻ ልበይ ተስፋ ትሰክዓሉ❤ 🎉🎉🎉🎉 ኣጆካ በርትዕ ብሮ
ነዚ መንእሰይ ደኣ ኣባራብሮ
❤ l like you bro keep going🎉
ደቂቅ ኣይተውህድ እባ ሓቢቢ ብዝተረፈ like ይግበአካ ኢዩ እንተ ዘይውሕድካ❤❤❤❤😜
ብሐቂ አዘናጋዕን መሃርን እዩ መደብካ ብራብ መልክዕ ዝደረፍካዬ ትሕዝቶ ግጥሙ አደራርፋካ ❤❤❤❤:ብሐቂ መጽሐፍ ንነገራት ብኩሉ ኩርንዓት ክትርድኦ ክጥምቶ ይሕግዘካ:አራአእይካ ካብ ናይ ፈረስ አጠማምታ አዉጺኡ ሐንጎልካ ክፍት የብሎ። ቀጽሎ ብዙሕ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ 👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️
ጽቡቅ ኣለካ (ጽባሕ) ኣንምቢበያ ብልጽቲ እተን ካልእ ግን ብሕጂ ከንብበን ተስፋ ኣለኒ።ብሉጽ መደብ ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ፣ ልዕሊ ክሉ ግን ኣብ ሰባት ኣይቢ ክብሪ ዘለካ ኢካ ትመስል፣ ተስፋ ይገብር ከምዞ ዝቅየሩና ከይትቅየረና። ሰስነልና ወገነይ!
ኡይይይይ ናትና ጋውና ክኣ ምስ ኣህባይ ምብላዕ ጀሚረ ያ ጀምዓ Liverey for ever yehgiskani broye Logibeba my king 🤴 ❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ተስፋታትካ ገለ ማራ እዮም ኬፍ ዝህብኒ ቀጽሎ ❤❤❤
I really admire you Luul for being so mature and encourager. You are truly gifted person. Keep up the good work😊
ዋው!ተነ ቢቡ ዘይውዳ መጽሓፍ ኢኻ ።ኣበይ እሞ ኩሎም ኣሕዋት ከማኻ እንተ ዝኮኑ ❤❤❤❤❤❤
ሉል ሓወይ ሳሚ ይበሃል ካብ ለብያ ኣቲ ሓይሊ ተበል መጸሓፍ ኣበይ ይረከባ ❤❤❤
🎉🎉🎉 ልኡል ሓወይ ጭንቀት ልብያ ኣሸንፍኒ ዝነበረ ብምትብባዓኻ ኣእሙረይ ቅስ ብቀስ ክራጋጋእ ደሉ ሎ ።
🙏🙏🙏♥️
Good job logbiba ኣስሊ መደባትካ ኣዚዬ መሃሪ ኣዛናጋዒ መሳጢ ኢዬ ሓጺርን ጹፉፍን ኣብዛ ናይ ማንችስተር ግን ኩሉ ጊዜ ኣይንሳማማዕን ኢና ብናይ ኣኪለ ጥቅሲ ደኣ እንበር ኪሕስካኒ ❤❤❤
ወደደይ ከመይ ድካ ከፈ ትህበኒ ከይ ትግረም ኣቦይ ልኡል ኢዩ ዚበሃል ኣመና በሊሕ ዩ ናይ ኣቦይ ወስድካ❤❤❤
Luel hawey ናይ በሃኪ youtuder ኣድኒከካ 2 ቢሊዮን ይኩን iስከ ናtካ ተከታሊ good job hawey natey
ሎጉቢባ ዓቢ ሰብ ስራሕካ ብጣዕሚ እዩ ከፍ ዝህበኒ ቀጽሎ ወገነይ❤🎉 ግን ሰበይተይ ብጣዕሚ ፈትያትካ ሕጅስ ንበይነይ ኮፍ ኢለ ክሓስቢ ከሎኹስ እታ መንጥሎሙና ክንምንጥሎም ኢና ትብልስ ቀስ ብቐወስ'ዶ ናብ ገዛይ ትመጽእ ኣላ ሓቀይ😂
ሉኡል ሓወይ መደባት ደስ ዩ ዝብለኒ ብራቦ 👌👍👍👍 ቀጺለ ድማ ሂወት ናይ ስደት ሲ ተስፋ ኣቁሪጹ አርትራ አርትራ ተመለስ የብለኒ ግን ከኣ እንታይ ሒዘ ክምለስ ይብል ። ገለ በለኒ እስከ ካብ """ጉዕዞ ስደት ""ሓውኻ።❤❤👍👌🙏💝💖🇪🇷🇪🇷
እቲ ምስጢር እዛ መጽሓፍ ንዓይ ውን ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ኣስጠዋጽኦ ጌራትለይ እያ።
My dear son keep good work even though I am old man with a lot of experience but I’m still learning from you therefore I have a great expectation so many young people can also learn from you god bless you
Thanks yours Mustafa
ልኡል ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣበይንካ ኣይኮነን ❤❤❤ ንሻኣላህ ሓደ ማዓልቲ እንተስ ብኣካል እንተስ ብሞባይል ክንራከብ ❤❤❤❤
ዘዓርከይ ኣነ ናትካ ቪድዮክ ክሳብ ዝመጻኒ ብሻቅሎት እየ ዝጽበ ስለዚ ንፉዕ ካላይ ከኣ ኣምሓርኛ ጽሒፍካ ጽሒፍካዮ ዘለኻ ኣጥፈኣያ እቶም ንእሽቶ ዝክልሙ ከይሕክዩልካ 😂😅
Bro, who is waiting for a lot from you? keep going like this I am proud of you
ገለ ዶ ክብል
ኩሉ ሰብ ብዛዕባ እዚ ሕጂ ትሰርሖ ዘለኻ ቪድዮ ጥራይ ይዛረብኣሎ
ኣነ ግን ብግጥምታትካ ተደኒቐ ( ኣጆኻ please ቀጽሎ)
Welcome wedi nugus blbi ena nemesgneka kabaka kaea buzuh ena nmhar so qexlo❤
Senay megesha kea ymneyelka bselam temelesena Amlak mes kulna ykun❤❤❤
ኣብ ቁ 5 ዘላ ጠቅሲ ሓንቲ እታ ኣዝየ ዝፈትዋ ደርፊ ናይ ስነ-ጥበባዊ ጣኒቆ ኣይነገርኩማን ዲኹም ትብል'ያ ኣዝያ ጥዕምቲ ደርፊ'ያ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ልኡል ሓዉና❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኢኪ ግን ቁምጥ ቁምጥ ቁምጣ ዓርከይ እዛ ቁምጥ ቁምጥ ኣባሃህላካ ይጥቀመላ እየ ኣብ ዝኮነ ኣጋጣሚ copyright ከይትሕዘኒ ሰለ ዝሕብየካ የ ቀጽለለይ ክኣ ቁምጠይ😂❤❤❤❤
Well said bro, Liverpool supports are the honest and trusted of all the others.
ኣታ ንስካሲ ፈአውሲ ጭንቀት እኮ ኢካ መድሃኒት በቃ❤❤❤
ሎጉቢባ ነብሲ ኣነ ካብቶም 7 ዓመት ዝገፈትኒ ልብያ አየ ሕጂ ግን ርዋንዳ ኣለኩ ኣምላክ ይመስገን በጃካ ሓደ ነገር ክብለካ ግን አዛ መጽሃፍካ ብሃተርታ አየ ዝጽበያ ዘለኩ ክሳብ ርዋንዳ ክትዝርጋሕልና ተስፋ ይገብር ምክንያቱ ቡዱል አየ ከማካ + ከምዚ ከማካ ዝድንቆ ራፐር ኣሎ ግን ካብ ዝተፋኒ ነዊሕ ጌሩ ኣሎ ባልቦይ ብታሚ ንፉዕ አዩ በጃኩም አስኩም ኢኩም ዓይኒ ሕዝቢ አሞ ከም ገለ አንተ ረኪብካዮ ንባልቦይ ሓቢርኩም ገለ ክትሰርሑ ተስፋ ይገብር ኣብ አዛ ትመጽአ ቪዶካ መልሲ ክጽበየካ አየ
Logi thanks for all ur videos..bzaeba 369 entay tbleni
እንዳ ሞቱ ኣለና ዝብሉ ፍሉያት ፍጥረት ደገፍቲ ኣርሰናል ዝዓነወት ከተማ ዝኮነ ሰብ ደጋፊ ኣርሰናል ክሪኢ ከለኩስ ብጣዕሚ እዩ ዘደንግጸኒ ምሽ ኣለካ ከምዚ ናይ ቀደም ክዳንካ እውው ክዳነይ እንዳ በልካ ትሪኣ ጉሕፋ ተብላ ደጋፊ ኣርሰናል እንተ ኮይንካ ወላሓንቲ እዩ ዘይሰልጠካ ወላ ኣዲካ ኣይትፈትወካን እያ ሱቅ ኢሎም street food India
ኣታ ሓወይ ቀስ ጌርካ'ባ ነቲ መጻሕፍቲ ኣቐምጦ
ቅርዪን ፡ ብዛዕባ እቲ ሰንበት ሰንበት ንህደም ትብሎ ዝነበርካ ገለ በለና ካብ ካሜራ 18፡
Logbiba aytxaref eba ..man city kea nbehal wancha 🏆 nabna ya ... anyway hto alatni ፡ "ንስኻ ከም ትሓስቦ ዘይኮንካስ ከም ኣተሓሳስባኻ ኢኻ" እንታይ ማለት ዩ .tegdiska melseley..
እስኻ ሓደ ኮኾብ ናይዚ ሸባብ ዝብሃል ወለዶ ኢኻ::ዕላላካ ጽፉፍ: ኣቀራርባኻ ስሩዕ መንገድኻ ኣጽኒዕኻ ሓዝ ምሳኻ ኣለና እቲ ዝዕረ ያዕ ንብል እቲ ጽቡቅ ንኽጽብቅ ነተባብዕ::✌🏽🇪🇷💯
ጹሩይ ኣዝማሪኖ ከምዚ ኣስሒቁ ዝምህር።
ዋውው ቀፅሎ ከማኻስ የለን ብሩኸይ🙏❤️🥰
Open kehekiyeka ab mejemerta kemzi aynet resi kem zeleka ayteredakun bhaki kulu eka harifn belihn bravo 👏 friendeyyy
ልኻልኣይ ግዜ እየ ኮመንት ልፅሕፍ ለለኹ ግን #19 ኣይትሰርሕይ ድኻ ንሶሙናት ኢልካ አዋርሕ ጌርካ
ሓወይ ዑዉት ኢኻ ተስፋ ንገብር በዚ ናትካ ሞራል ክንገብር ❤️💯
ሰላም!ትግርኛ-English ንዑ ምሳይ ተመሃሩ! ኣብ ኣሜሪካ፡ኣብ ካናዳ ፡ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም!
ሉኡል ሓወይ ጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤
Hilarious.....I like d way u rap and mostly eti gtmi...amazing
My God u r talented
❤❤❤❤❤❤❤ብሰላም በል ተመለሰና ሉኡል ሓቢቢ
ዘን መጽሓፍቲ ኣበይ ንረክበን ቁጽሪ ስልኪ ምናምን ሉኡል ሓወይ
ብሉጸይ ክናፍቀካ ኢና ካምፓላ መጺኻ ሞ ከይረኸብካኒ ኪድ ክኹሪ የ 😌😇🙏
ሎግ ቢባ ሃንቲ ኣላ ናትካ ብታምሚ ደስ ትብለኒ +291 ማራ አያ ትምስተኒ ወደደይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Dehan dika logbiba hawey qefika pls eba temelesena waza mes qewnegerka nafiqnayo 😊❤
luaul hawey kdmi haji Ewan xhifelka neyre eye ane zeykonku family mulua ina nketateleka ab sdet zelena hmak alena kulu gazi ab medebka mkri n menasey aytwuhad tesfa moral zhab klatka ayfeleyena kbur hawey ❤
😂😂😂 ኣታ ገምባር ናዓ ጊደፍ ብ ይናይትድ ዝመጻኒ ኣይፎቱን ኢየ ክንድታ ዝፎትወካ ክንዳኣ ከይጸላኣካ ሎግቢባ😂
😮 bravo ab musica zytfitin zewdyi
Wow wow azka nufui ika amlak zemenka ybarko 🙏🏾♥️🙏🏾♥️🙏🏾✅♥️🙏🏾
ብዛዕባ ናይዞም ደግፍቲ ሓቅኻ ኣለካ. ዓርክና ኣሎ United እንተ ጎል የትዮም ገዛ ክግምትላ እዩ ዝደሊ ፈኸራ ዘሎ 😃
😕ክናፍቀካ ኢና ማይ ስሓ ዓርከይይይ❤❤❤
ዋዛ ምስ ቁምነገር ብሉጽ መንእሰይ እዛ ሎግ ቢባ እንታይ እዩ ትርጉማ ካብ ሎግ ቢባ ሎግኢን ኣንብባ ምባል ኣይማሓይሽ😊
መጽሓፍቲ ምንባብ ክፈቱ መዓት እየ ነይረ ሎሚ ግን ናብ ዜሮ ወሪደ
waza mis qumneger tible qall'si nay bhaqi botea rekiba qexilo mdebka bihanqweta eye zixibeyo ❤senay qine❤ssenayoo❤❤
ሓደ ኢስካ ኢካ ትርአ ኣብዛ ዩቱብ ቀጺላ ባሮይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልእለይ በኡነት ኮሜንት ምፅሓፍ ኣይፎትን ኣብናትካ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ በቃሲ ንዓካ እየ ክፅበ ዝውዕል ናትካ መደብ ተተካታቲለ ተስፋ ብተስፋ እየ ዝከውን እና ሓደራ ከይተቃርፆ ቀፅሎ ይሞችካ
Thanks 🙏❤️🙏
Kulu negerka feteyo bhaqi amlak edmen tenan yhabka tesfa tesnq abi seb eka yeqenyeley ❤❤❤❤❤
luel hawey qexleley eske zhawey agatami ab tesfa kerixelu zneberkulu eye rekibeka abzia kolel enda beluku mara kea azanagiakani dehan eto bel eske tesfa nkey kerx gela beleni my king bro😘😘
ኣይትደንጉየና ኢካ ሉአል ሃዊና ❤❤❤❤
ብዓንይ ክትወፀእ ኣልካ😅😅
ሎግቢባ ሓወይ ከመይ ኣለኻ?ብጣዕሚ ኢና ንደልዮ መደባትካ፥፥ሞያ እሞ ኸኣ ዝጎድለካ የብልካን፥፥ኣብ ርሑቐ ኮይነ እየ ዝከታተሎ ምኽንያቱ wi-fi ኣለዎ እቲ ዘለኹዎ፥ክከታተሉኻ ዘይከኣሉ ከኣ ዕድል ይገበሩን፥፥ብዝኾነ ንመደባትካ ቀጽሎ፥፡ርሒቐ እንድየ ዘለኹ ቀሪበ ክሰምዓካ ውን(ብኣካል) ምደለኹ ግን ጁባ ውን ቀረባ እዩ ናብ ዘለኻዮ፡፡ራፕ ዝበሃል ሕቡእ ሞያ ከኣ ብጣዕሚ ደስ ዝብል thank you
Logbiba habibi selam kit Kewun beal mulue tesfa eye mera eye zifetweka bi selam temeleselna. Kawu qexile ay hisiwelka eye kab natka mir ay kabzi jimir awarih eye gere zelekhu beqa qexilo bitaemi hayli alewu rab antka kulu rieyo eye beqa hayli zihib eyu neana kea abzi afriqa zelena darga megbi eyu ente eleka hasot aykonen silemintay si lisae ab mengedi slezelena mitibibae natka emo kexeleni eyu zideli qexilo ajokha thanks zifetweka kab tifozka hade eye kab coiro Egypt
ልኡል ሓው ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካን ዘመስግነካን ካብዚ ቀጺለ ነገራት ኩሉ ኣጽሊኡኒ ካብ ሰበይ ሪሒቀ ካብ ስድራይ ሪሒቀ በይነይ ተገሊለ ምንባር ካብ ዝጅምር ውሑድ ጊዜ ኣይገበርኩን እሞ ኽኣ ኩሉ ጊዜ ብልምዲ ነዚ ምዕራባዊያን ሃገራት ዓዲ ሰብ እንብሎ ዓዲ ሰብ Europe ምስ ኣተኹ ኢዩ ብዙሕ'ዶ ተዛሪበ ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደለኹ ኣብቲ በይነይ ዝነብረሉ ጊዜ ምውዓለይ social media/mass media ኢዩ ኔሩ ብዝያዳ ከኣ TIKTOK ኣብ ዝጥቀመሉ ዝነበርኩ ሕልፍ ክብል ካብ ዝተዛረብካዮ ዘረባታት ብፍላይ እታ ብዛዕባ ሂወት ሊቢያ ን ብዛዕባ ምንባርን ዝገልጻ ሓጸርቲ ቪዲዮታት ግን ከኣ ዓቢይ ትምርቲ ሓዘል ዘለወን ቪዲዮታት ነጥቢ መቃይሮ ሂወተይ ኮይነናኒ ኢየን እሞ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንዘልኣለም ኣብ ዙርያኻ ይኹን ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ብየቀኔለይ ክዛዝሞ ብኻልእ ከይዛዝሞ ዓቅሚ ሓጺሩኒ ልኡል ሓወይ።
Thanks ዝሓወይ ። ኣጆኻ ካብዚ ንላዕሊ ሞራል ዝህቡ ትሕዝቶታት ብምቃራብ ኩልና ክንጥቀም ክጽዕር'የ ። ንሕና ኣንጻር ህይወት'ዩ እቲ ውግእ ። እቲ ውግእ ብሓደ ክንቃለሶ ኢና ። Be strong man.
Kief Aleku btami xbuq program I rlly appreciate
Öziley liverpool ❤❤❤ always love ❤❤
Wwwwwww nay behaqi waza ms qmneger beti hade tmhr beti hade tezanage🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Enqe teweledka nskas luel hawey kem shmu eka am proud u meteabity 🙏
Luuley shkorr mejemerya bselam kedka bselam temelesena 🙏🙏qexile videotatka mara yhaxrena alo natka kri keleku mara eye fresh zkewun bflay ab Libya zelekum endabelka ketexananaana keleka more tesfa ygebr hawuka eye kab Libya Btaemi eye zfetweka ab srahka asalton awetn ymneyelka Luuley asli ❤❤❤
ካብቶም ዘድንቆን ዝፈትዋን ሰብ ❤❤❤❤
በዛ ግጥሚ ልበይ መሲጥካኒ !!! ካብ ገዛ ሓንቲ ኢያ ሓፋተይ ኣዘኪርካኒ ቡኡነት miss u😢😢😢
Me too
ane ezi wedi mera nafiqeyo meas duyu zmexena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብቲ ትኸዶ ብሰላም ተመለስ ልኡል ሓውና ብኣኻ ኣዝየ ምሱጥ ኢየ
Liverpool fans Tnx ❤
Anes kfetweka... nay bhaqi Ktabi zgbeaka seb eka ajoka bertie💪 GBU🥰🥰🥰
Logbiba aslie ya neska kemey elka halfekane abe lebeya kerkebeka nernie sedetey mersaikewo ❤❤❤
ልኡል ጅግና❤🦁
ልኡል ዓርከይ ዶ ክብለካ ሓወይ❤?
መደብካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ካብ ኣብ ይቱብ ዝርከብ ስርሓት ናይ ሓበሻ ኑሞረ ኡነ 1 ሂበካ ኣለኩ👑
ብዝኮነ ክረክበካ ደልየ ኔረ ፍቃደኛ ተኮንካ?🙏
😂😂😂😂😂ህበይ ብነና ምብላዕ ጀሚራ😅😅😅😅😅
Wawww 👏👏👏👏👏 gele nay gtmi 🎉🎉🎉 i appreciate you
Hto Alatni:
Eza metilemuna knmtlom ena kemey kemey eya Wededey?
Ezen mexhaf da zeyteleqhani anbibe kmelselka🤗