'Professional Journalism' - Interview with Habtom Yohannes, a Journalist and researcher.

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии • 11

  • @TesfitoHabtito
    @TesfitoHabtito 10 месяцев назад +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሞያዊ ምኽርን ትምህርትን ! የቐንየፕና ሃብቶም ፡ የቐንየልና ሽሻይ ፡ የቐንየልና ራዲዮ ኤረና። Good job 🎉🎉🎉❤

  • @nezz2025
    @nezz2025 10 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤ የቐንየልና ራድዮ ኤረና❤❤❤ ጽቡቕ መደብ።

  • @tsegazeabtewolde2271
    @tsegazeabtewolde2271 9 месяцев назад

    True information from trusted sources that is the journalist works.

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 10 месяцев назад

    የቐኔልና ባባ ሃብቶም ❤

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 10 месяцев назад +1

    ዝኸበርካ ጋዘጠኛ ሃብቶም፡ እዞም ከም በዓል ሰለሎ ሚድያ ወይ ሽሕ ስኑ ኢሎም ዝጽዉዕዎ ሰሎሙን ተሻገር ዘውርዮ ዘሎ እዋናዊ ዜናን ሓበሬታን ከመይ ምገለጽካዮ?

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 10 месяцев назад

    ኣብዛ ክንዲ መሽረፈት ዘይትኣክል ሰለስተ ሚልዮን ህዝቢ ጥራይ ዘለዋ ኤርትራ ፥ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ፡ እስላማዊ ጂሃድ ሓሪዶሞም ፡ ብዓረብ በደዊን ራሻይዳ ተጨውዮም ፡ ኣዋልድ ኤርትራ ንባርነት ወሲብ ተጨውየን ፡ ኣብ ኬንያ ቀላይ ቱርካና 15 ኤርትራውያን ጥሒሎም ሞይቶም ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግራይ ክልል ኣምሓራ ኤርትራውያን ተጨውዮም ፡ ሓኻይም ዓረብ ኩሊት ናይ ኤርትራውያን መመዝሕቖም ይሸጥዎ ኣለዉ ወዘተ ዝብል ዜና ክትሰምዕ ንቡር ውርደትን ሕስረትን ናይ ኤርትራውያን እዩ።
    ካልእ ፥ ኤርትራውያን ሰኺሮም ተባኢሶም ተቓቲሎም ፡ ሓደ ኤርትራዊ ሰበይቱ ቀቲልዋ ፡ ሓደ ኤርትራዊ ኣሸሓት ዶላር ገንዘብ ናይ ኤርትራውያን ሒዝዎ ጠፊኡ ፡ ኣብ ኤርትራ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ልዕሊ 300 ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ ፡ ኣብ ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝበሃል ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ኣሸሓት ኤርትራውያን ከም ባሮት ይግፍዑ ኣለዉ ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብቲ ድሕሪ ያኢ ሰላሳ ዓመት ዘቑጸረ "ናጽነት" ዝበሃል ዝስተ ማይ ፣ ሓይሊ ኤለትሪክ ፣ ኣገልግሎት ኢንተርነት ፣ ኣገልግሎት ሕክምና ... ኣብ ኣስመራ ከተማ ፈጺሙ የለን።
    ብሓጺሩ ፡ እዚኣ እያ እታ "ተጋዲልና ሓራ ኣውጺናኣያ" ዝብልዋ ኤርትራ ሎሚ ናብ -- "ናይ ኣፍሪቃ ገሃነም" -- ዝቐየርዋ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 10 месяцев назад

    ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣዝዩ ፈራህ ስለ ዝኾነ ፡ ኣብዛ ኣዝያ ንእሽቶ ሃገር ልዕሊ 300 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንኣሸሓት ኤርትራውያን ኣሲሩ የሳቕይ ኣሎ።
    ነዚ ኢሳያስ ዚዘርኦ ፍርሂ ፡ ኣብ ኤርትራ ሳዕሪሩ ፡ ንመላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ የመሽምሾ ኣሎ።

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 10 месяцев назад

      ጁንታ Game is Over ንወያነኻ ካብዝብሃል ካትቕበሩን 7 ዓመት ኮይኑዩ እዚ ኽኣ ብተግባር ተራእዩዩ by by by by by. ናብ ⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 10 месяцев назад

      @@kibromzeru671 ... ደንቆሮ ዝበሃል ፡ ኣብ ዓዱ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንዜጋታት ኤርትራ እናዳተሳቐዩ ፡ ጓይላ ተኺሉ ፥
      "እንኳዓሰይ! ሕራይ ኮንኩም" ፡ ዝብል ዓሻ እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 10 месяцев назад

      @@kibromzeru671 ... እማንቱ ፡ ኣቤ ኣና ዓጋመ ሚን ትግራያት ቱ። ዎ እንታ ሚን ኣስመራ ጻዕዲቱ ዎ ካርቱም ለኢትመድና መክሩህ ቱ?

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 10 месяцев назад

      ​@@kibromzeru671 ... ሓደ ነገር በቲ ፍረኡ ጥራይ እዩ ዝምዘን። እዚ ትብሎ ዘለኻ እትኣምነሉ እንተትነብር ፡ ንስኻን ስድራኻን ካብ ኤርትራ ሃዲምካ ናብ ስደት ኣይምኸድካን።
      ስለዚ ሓቂ ተዛረብ ፡ ብኸምዚ ሓሶትን ኣምሱሉነትን እዩ ስጋብ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈቐድኡ ዚሃልቕ ዘሎ።