Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንፈዑ ናይክልቲኦም ኣማራራሓት ትግራይ ጠሚርካ ሰለዘቅረብካዮ ክፍተት ክይፈጠርጌርካ ምቅራብካ የድነቀካ ንቀፃሊ እውን ክካታተለካ እየ።
😢
WaY You Call Now Not before Ms TPLf ፡፡ሸርሒ
ጌች ወዲ ረዳ አቦ ሰላምን መናእሰይን ፀረ ዓለታውያን ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን ሽረን ዓድዋን ባንዳታት ስብሓታውያን ደቃሉ ህግደፍን ኢካ ደብረ ፅንተት ካብ መሬትና መቀለና በቂርና ነውፆኦም ኢና
GUHAF AGAME
ENATH TIBEDA
ራራ ሚድያ ዘሐሸን ዝበሰለን ሓበሬታ ትህቡ ኣለኩም ነገር ግን ን4 ዓመት ዝኣክል ብምክንያት ኮማንድ ፖስት ካብዝግበኦም ንላዕሊ ግፍዒ እናተፈፀሞም 20 እና 25 ልዕሊኡን ብታራ ዝነኣሰ ስርቆት ክሲ ብኮማንድ ፖስት ምክንያት ዘይግቡእ ፍርዲ ተፈሪድዎም ይሳቀዩን ይሞቱን ቤተሰቦም ድማ ተበታቲኖም ኣብ ሕማቅ ኩነታት ይርከቡ ኣለዉ እና ድምሚ እቶም ዉፁዓት ክተጋወሐሎም ይመሓፀነካ ኣለኹ ብሽም ዉፁዓት ትግራይ
ሐሳዊ ሚዲያ ዕግርግር ትፈትዋ ኢኹም
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለኹም መራሕቲ ኢና እትብሉ ሰባት ልኡኻት ፒፒ ስለዝኾንኩም ንህዝቢ ትግራይ ደጊሙ ንኽነብዕ ናብ እግሪ ሸዋ ኽርገጽ ትወስድዎ ኣለኹም ። ህዝቢ ትግራይ ኣንጻርኩም ኡይ ይብል ኣሎ ። እንታይ ኢኹም ኾይንኩም ። መራሕቲ ሃይማኖት ኩሉኹም ብፍላይ ተዋህዶን ካቶሊክን እስልምናን ከምኡውን ካልኦት ኣመንቲ ክርስትናን ትግራይ እንታይ እናኾነት እያ እትሪኡዋ ዘለኹም ። እንተይፈሰሰ ዶ ምስፈሰሰ ምሕፋስ ይሓይሽ ሕደጉታባ ጻድቃንን ገይታቸውን ብዝበሃሉ ሰባት ዓዲ ትበላሾ ኣላ ኣራት ኪሎ ዘይየፍረሶ መሰረተ ልምዓት ትግራይ የለን ሰብኣይ ሰበይቲ ቆልዓ ዓብይ እንተይፈለየ ቀጢሉ ካብ ዓዶም ክስደዱ ገይሩ ዞምሰብ እዚኦም ናብ ጸግዒ ሞት ሒዘሙዎ ይኸዱ ኣለዉ ንሳቶምኮ ነናብ ጸግዖም ክኸዱ እዮም ተባዕታይ ኣንስታይ ኣደ ትኹን ኣቦ ከይፈለየ ትግራዋይ ናብ ዘጥፍእ ሓይሊ ይወስድዎ ኣለዉ ናይ መፈለምታ ተጠቃዕቲ መራሕቲ ሃይማኖት ኢኹምሞ እንታይ ይሓይሽ ኢልኩም ሓደ ነገር ግበሩታ ምስኮነ ዋይ ኣነ ዋጋ የብሉን ሐዚ እዩ ፍታሕ ዘድሊ ። ካብ ኩሉ ትግራይ ትጠፍእ ኣላ። ሐዚ ንሓዛ ዝሞተ ምቕባር ዝከኣል ምስደሙ እዩ ደሙ እንተዘይብሉ ጨንዩ ኣየቕርብን ። ተዋህዶ ትግራይ ጭራ ነብሪ ኣይትሓዝ እንተሒዝካ ኣይትስደድ እዩሞ ብቕልጡፍ ዝኸውን ግበሩታ ።
ታደሰን ፃድቃንን ክታሓዙ ኣለዎም ወንጀለኛታት እዮም:: ብቐንዱ ንሳቶም እዮም ካብ ብጉሓቱ ህዝቢ ዘብርሱ ዘለው:: ለኻብጥ ሙሩኻት እዮም:: ንህዝቢ ማርያም ሸዊቶ ብሻዕብያ ንጭፍጨፍ ኣለና ርድኡና እንትብሎም ኣይንረድእን ድላዮም ይግበሩኻ እንትብሉ ዓለም ሰሚዑዎም እዩ::