Teddy Press "ሕወሓት ከም ሓዱሽ ኣይምዝገብን" ዶ/ር ደብረጽዮን ኣብ ህሉዉ ኩነታት ዝሃብዎ መብራህርሂ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 окт 2024

Комментарии • 10

  • @simonteclesenbet
    @simonteclesenbet 2 месяца назад

    ኣሕዋትና ተጋሩ ኣጆኹም

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 2 месяца назад

    Ready- set -Go!

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 2 месяца назад

    እሞ እቶም ገለ ውሑዳትዝተሰፉ ንደደቢት እመለሱ ክሳብ መህደሚ ዝረኽቡ ። ወልቃይት ሑመራ ኸአ ተዓጽዩ እዩ ክሳብ ናብ ወልቆቶት ዋናታቱ ዝምለስ ።

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 месяца назад

    Jigna Debre, keep it up. Victory of Tigrai people is hope for the Eritrean people under slavery. Tigrai can play a role to eliminate Iseyas, No 1 enemy of human beings particularly on the Eriream community.

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 месяца назад

    Yassu, 'anta barya' our priority is to liberate the Ertrean community from Iseyas slavery, not talking about sports.

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 2 месяца назад +1

    እዚ ሕጂ time bomb እዩ ንውግእ።እቲ አብ ባይታ ዘሎ ግዚያዊ መንግስቲ ሓቀኛ መንግስቲዶ አይኮነን ዶ ዋላስ ስቕ ኢልካ አርተፊሻል እዩ ??? እዚ እኮ ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ስራሕ እዩ ኔሩ።ደብረጽዬን እንታይ ግበሩ እዩ ዝብል ዘሎ ? ኪድ ጡረታ ውጻእ ብሰላም ንበር።

    • @tekiaegebremichaelhantal3158
      @tekiaegebremichaelhantal3158 2 месяца назад

      ኣብዘይትፈልጦ ጦብሎቕ ኣይትበል ናይ ውድብ መራሒ ናቱ እዩ ዝገልጽ ዘሎ ሱቕ በል

    • @davidharcot220
      @davidharcot220 2 месяца назад

      @@tekiaegebremichaelhantal3158 መሰቓስቕ ይሓዝካ ውረድ ኢሎሞ ዕጭ ዝበለዩ ሕጂ ምርጫ ይብል አሎ ክወዳደር ከማን አይግበኦን ኔሩ ስልጣን ደአ ዘይጽገብ ኮይኑ እምበር ተኪኤ

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 месяца назад

    'Dstikum hariru tsebhi endamatkum temaslu' hgdef guhafat. You were happy when Abiyi threatned the Tigrai leaders that he will open war on Tigray if they conduct their gubaie without their concent. But 'jigna' Debresion solved the problem.. Do something good for your people instead of looking for crises on Tigrai.

  • @thehaileab4478
    @thehaileab4478 2 месяца назад

    አውራጃውነት : ገና ከይተበገሱ ዘነጸሩ ::
    እንሄሌ ወድቀቶም ነጺሩ ::
    ደናቁር የሕዋትኩም ተጸምበሩ::
    ጸበብቲ : ርእሲ ፉጹም ዘይሓፍሩ
    አበይ ዓድኻ ይብሉኻ:
    ክቀርቡኻ ወይ ክንጽሉኻ
    ዓዲ ቃጽዖ መሬት : ያኢይ መንነት ተቆጺሩ ::
    ዓሳው ሜሬት : ተመሊስካ ዘይትነብረሉ ::
    ሓሬሶም : ከብዶም ዘይዕንጉሉሉ::
    ተመጽወቲ : አዝማሪኒ ከምዘይነበሩ ::

    ቀዳሞት አቦታተይ
    ሕይወቶም ከድሕኑ ጎቦታት ሰፊሮም ::
    ወረርቲ እስላማውያን እምበር ፈሪሑም ::
    ጎይቶት ባሕሪ ነጋዶ ኢዮም ኔሮም
    ሕጂ ሳላ ገድሊ መስዋእቲ የሕዋተይ
    መሊሰዮ አለኹ ባሕሪ አቦታተይ
    ሓበሻዊ ገባርን ሓዳግን ኮይኑ ሽመይ
    ኩላ ትግርኛ : አዛሪበያ ሕራይ ሕራይ
    አቦጊዳ ዘይበለ ይታሓጎም
    ሀሁ ዘይበለ አይንታይን
    ዋና ታሪኽ : አነ ባዕለይ
    ባሕርን መሬትን ርስተይ
    ጎይታ ወደባት መራኽብ ናተይ
    እነሄለ ደናቁር ከጽቡቡና
    ናብ ዓዲ አውራጃ ክመልሱና
    ከም ህበይ ጎቦ ጎቦ
    መሬት ጻሕታሪት ደርሆ ደርሆ
    አይካብ ትምህርቲ ምህሮ
    ሩሑቅ ዘይሓስብ ደንቆሮ
    አንጻር ጥቅሙ ዝሰርሕ ዓዋን
    መዋረዲ ዓለቱ ጉዳም
    መቃልሕ ህውክት ዝፈትር
    ነገር አሳዊሩ ድራሩ ዝምእርር
    መስኪን ሐረስታይ ሃማም
    መፍቶ ወሓላሉ ባሃም
    ተበላጺ ምልላዩ ትጽገም??
    ተሐልቅቲ ህዝቢ ክመስሉ
    ወግሔ ጸብሔ መክራ ህዝቢ የካማሱዑ
    ኩሉጊዜ ተጸቢብ ፡ ዓለታዊ ኢዩ፡፡ ጸቢቡ ጸቢቡ ፡ ማዓኮሮ አይአምንን ኢዩ። ምኽንያቱ መትከል ስነሐሳብ ፡ የብሉን።