Mestyat Betna | ወዲ ትኹልን ሓዳስ ደርፉን ናበይ ገጾም፧

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 110

  • @Ambes-e2r
    @Ambes-e2r Месяц назад +5

    ዛኪ ብሉጽ ሃው ኩሉ ግዝየ ትቅርቦ መደባት ኣዚዩ መሳቲ ቀጽለሉ❤❤❤❤

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 Месяц назад +1

    ዛኪ ትኽክል ሓሳብካ ይሰማማዕ የ።

  • @solomonliza
    @solomonliza Месяц назад +15

    በርትዕ ዛኪ 🙏

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 Месяц назад

      ወዲ ትኹል ትቀዋማይ እዩ ነይሩ ግን ስሰምዖ ይረከበን ተጸርፉ አዩ ቅድሚ ሕጂ

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 Месяц назад +1

    Thanks Zaki for all you do 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 Месяц назад +5

    Well said, brother Zeki.🎉🎉🎉🎉

  • @masitillan7875
    @masitillan7875 Месяц назад +2

    Well said bro 🎉🎉🎉🎉

  • @tumzgieyob2991
    @tumzgieyob2991 Месяц назад +3

    Bravo

  • @zemhretdagnew3757
    @zemhretdagnew3757 Месяц назад +1

    Thank you Zaki 💙

  • @SenaitYohannes-l3g
    @SenaitYohannes-l3g Месяц назад

    Great job 💙💪🙌👏💙💙💙💙💙

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 Месяц назад

    Good on you zack always I love your program keep going for good job 💙

  • @bayruisayas3887
    @bayruisayas3887 Месяц назад +1

    Good job zaki !!

  • @1995mwa
    @1995mwa Месяц назад +10

    ግርም ትንተና መስትያት ቤትና። ምስቲ ሓሳብካ እየ ዝሰማማዕ።

  • @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ
    @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ Месяц назад +4

    ዛኺ ቡሉጽ ሰብ

  • @michealmehari577
    @michealmehari577 Месяц назад +2

    Welcome ዛኪ

  • @becool4344
    @becool4344 Месяц назад

    Amazing zaki!!

  • @semeretsegay2249
    @semeretsegay2249 Месяц назад +2

    Wellcome zaki thanks

  • @adiamkflu9172
    @adiamkflu9172 Месяц назад +2

    Zaki hawey ❤

  • @bahabelommichael
    @bahabelommichael Месяц назад

    Well done zaki

  • @ShewitTeame-r8c
    @ShewitTeame-r8c Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 Месяц назад

    Bravo 💙 zaki haweyy haki eiyu

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal Месяц назад +1

    ዛኬ ጹቡቅ ሰራሕ አነ አይአምነሙኔ ግን ዓይኔ ልቤ ንዘለዎ እቲ ሰርዓት ናይ ዓማጼ ዓማጼ ምካኑ ይፍልጡ እዩም ትብዓት የብለሙን ኩሉ ጊዜ ከተረደኦም ምሰትፈትን አሕሌፈካ አይዋሃብን እዩሱቅ በል እዩም ዝብሉካ ሰለዚ ጊዜ ከሐለፍ እርጋን ከየረከበና ተሐባቤርና ንሐርነት ሰላምን ፈትሕን ብዘይግልጹ ምልጹ ከንነብር ንጹዓር። 🙏🏾💕

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 Месяц назад +1

    Zaki our future president

  • @zebene-tebelexti
    @zebene-tebelexti Месяц назад +14

    Well come back Zaki

  • @ሓዊእሱራት
    @ሓዊእሱራት Месяц назад +4

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @godwithmealways9849
    @godwithmealways9849 Месяц назад +2

    💎🧢💙💙💙💙

  • @Yosantewelde-abraham
    @Yosantewelde-abraham Месяц назад

    ዛኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 Месяц назад

    ❤❤❤

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc Месяц назад +2

    መደባትካ ዛኪ ሓወይ ካብቲ ብሃንቀዉታ ኢየ ዝጽበዮ ኣብዛ ኣዛራራቢት ቅነ ዘላ ብዛዕባ እዛ ናይ ወዲ ትኹል ግን ትንታነኻ ኣዝየ ኣድንቐዮ። ገጣማይን ዘያማይን ብዛዕባ እዛ ስራሕ እንታይ መልሲ ይህብሉ ይኾኑ ንዝብል ግን እታ ሕቶ ናብኦም ሰዉ ከነብላ።

  • @jonjon695
    @jonjon695 Месяц назад +1

    zaki abi seb

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ Месяц назад +5

    ዛኪ

  • @mhrtabyosief290
    @mhrtabyosief290 Месяц назад +1

    💙💙💙

  • @loveismyreligion2510
    @loveismyreligion2510 Месяц назад +1

    Xebuq aqerariba 🎉

  • @beletse3
    @beletse3 Месяц назад +2

    እዚ ጋዜጤና ግን ኣበይ ኣሎ

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 Месяц назад +4

    በቲ ኮነ በቲ ልንጎን ወዲ ትኹልን ምስ ህግደፍ ርክብ የብሎምን:: ካብ ደገፍቲ ድማ ክርሕቁ ግድን እዩ::

    • @MaDiD2006
      @MaDiD2006 Месяц назад

      @@yoditb5198 እዚ ደርፊ ብዙሕ ትርጉም ዘየድልዮ ቑሉዕ ዝገብሮ ሓቅታት ዝሓዘ እዩ:: ክኸዱ ዝብል ርድኢት የብለይን:: ናብ ሰማያዊ ግንባር ክቅልቀሉ እዮም:: ኣበይ ኣለክን ዲዲት::

  • @merry7267
    @merry7267 Месяц назад +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙🙏

  • @Abelab642
    @Abelab642 Месяц назад +2

    ካብ ቁዞማን ጣዕሳን ወጺኦም ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ክብሉ ይግቦኦም ሹዑ ካዓ ህዝቢ ይቅረ ይብለሎም ሲለዚ ሒጂዊን ተኮነ ጊልጺ ይግበሩዎ ሲለዚ ኣብ ጎኒ ህዝቦም ይሰለፉ ኢንተ ተጣዒሶም

  • @herantekle1880
    @herantekle1880 Месяц назад +1

    ዛኪ እዞም ትብሎም ዘለኻ ንህግደፍ ብፍጹም ክድግፎዎ ኣይ ክእልዎንዮም ከይ ባሃሉን ራዕድን ሽበራን ሓዊሶም ካብቶም ቀዳሞት ግዳይ ስለ ዝኾኑን ኣብ ሙስሉይነት
    ስለ ዝጸኑሑን እንተ ዘይኮይኖም ብልቢ ንህግደፍ ክድግፍዎ ኣይ ኩእሉንዮም።
    በቲይ ኮይኑ በዝይ ሰላም ክንረክብ ህግደፍን
    ስነ ሓሳብ ህግደፍ ሐሓንሳብን ንሓዋሩን ክጠፍእዩ ዘለዎ። ስቃይ ሃገርና ክፍታሕ ፍልልይትና ኣጽቢብና ንቃለስ።

  • @liveyourdream2121
    @liveyourdream2121 Месяц назад +1

    Zaki the bihere azemarno original Eriterawi🦁 🥰🫡

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 Месяц назад +2

      ክክክ Fake Eritrawi ke kemey zbelu u?

  • @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ
    @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ Месяц назад +1

    🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌱🌱🌱🌱🌱💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 Месяц назад

    ወዱ ትኩል ኣብውግእ ተወጊኡ ምቅላሱ ኣይ ኣቃረጸን ኣብዛ ናይ 93 ግን ሓንሳብ ምስ ተደረዐ በህሪሩ መጋበርያ ኮይኑ ኣሎ።

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal Месяц назад

    ኣየኸየ፡ ወሪድዋ'ታ ኣደ፦
    በዲላ ትበሃል ኣላ በቲ ዕደ፡
    ሎም'ስ ከኣ ነታ ፈቃር ሓርበኛ ኤርትራዊት ነደ
    ኣየ ኾንተ፦ ዝጠፈሸ ነጋዳይ ሓላፍነት ዘይወሰደ
    ሎሚ ምፍጣሩ ኣጽሊእዎ፡ ፍጹም ዕሽሽ ኢሉ ናቱ ግደ።

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 Месяц назад

    አነ ትግራይዋይ እየ ወዲ ትኹል ግን እፈትወ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 Месяц назад

      Qahmam emo barya slezkone fustum tigray aykonnen betekrstyan tigray wn andidemo fezaz ftret

    • @danielwoldu1855
      @danielwoldu1855 Месяц назад

      @@abrhaleyrussom1718 አሻ

    • @Wedihagereseb-q3h
      @Wedihagereseb-q3h Месяц назад

      ኢንካዕ ፈተካዮ ክብር ሓወይ

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 Месяц назад

      You can like anyone you want to hawey

  • @okbamikaelredae6294
    @okbamikaelredae6294 Месяц назад

    ወዲ ሰብ እኮ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ዝተጋገዮ፤ኣብ ዕብየት ምስ በጽሔ ግን ጌጋ ኡ ተረዲኡ ይናሳሕ እዩ። ወዲ ትኹል ውን ዝገብሮ ዝነበረ ጌጋ ተረዲኡዎ ክኸውን ተስፋ ንገብር።

  • @Bilal-pe5dc
    @Bilal-pe5dc Месяц назад +1

    ኣብ 93 ዝነበረ ተቃውሞ ፖሎቲካዊ ኣይነበረን ካልእ እዩ ነሩ ፡ወዲ ትኹል ምስ ቡጾቱ ን ህግደፍ ተቃዊሙ ኣይፈልጥን እዩ ፡እንድዒ ሕጂ እንተተረድኦም

  • @Elias-vr9vz
    @Elias-vr9vz Месяц назад

    "ገንዘብ ኮይኑ ልሳን" ይብለኩም ኣሎ። እታ ኣደ ደቁን መካፍልቲ ሓዳሩ ዝነበረትን ብዓልቲ ቤቱ ምስዚ ዓሻ ሰልጠነ ኮይና ብዝሑን ውሑድን ስለተዛረብት እዩ ካብ ሰብ ምእማን በይነይ ምዃን ይሕሸኒ ዝብል ደሎ።

  • @simyaya8680
    @simyaya8680 Месяц назад

    ኣነ ሲ አታ ጽሕፍቲ ከመይ ተረዲኣትኒ ከሙ ኢሎም መጽዮም ኣብ ጉድጋድ የእኢናዮም አያ መልእኽታ ጌርዋ ዘሎ። ኣብ ጉድጋድ ኮፍ አሉ ሓደ ወዲ ይረኣ ፡ አታ ቲቪ ከኣ ናይ ትግራይ ቲቪ አዮም ጌሮማ ዘለዉ። አምበር ወዲ ትኹል ሲ ?

  • @binites7284
    @binites7284 Месяц назад

    Zaki abo hakii

  • @umamier3318
    @umamier3318 Месяц назад

    ወዲ ትኹል ንአርትራ እዱ ከፍሉ ጠፍእዎ ኣይኮነን ግን ተቓው ሰማዒ ከምዘይረክብ ኣብታ ናይ ብጸቱ ጉድጋድ ከምዘእትውዎ ይፈልጥ ካብታ ዝደኸመላ ሃገር ተፈልዩ ስደተኛ ካብ ዝኾውን ተኣሳስልካ ምምኣር ዝመረጸ ይመስል እምበር ወዲ ገላ መግዛእቲ ክጸሪግ ብንኡሱ ገስግሱ ዕላምኡ ንኸምዚ ከምዘይኮነ ኣዕርዩ ይፈልጥ ብዝኾነ ሰላም የውርደልና ተዓብሱ ዘኣፍ ክፍታሕ ህዝብና

  • @ግዜይተሰሪቁ
    @ግዜይተሰሪቁ Месяц назад

    N kulu haqi bksadu haniqka awuxayo.

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 Месяц назад

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @lulyabereke7848
    @lulyabereke7848 Месяц назад

    Zaki eza nay mihretab music yiekela ba

  • @yosieffishaye4116
    @yosieffishaye4116 Месяц назад

    Kabtiey zagermka ezome hajie tasirom elna nazerblo zalena sheu ne bale wadie tukiel zaseru yome

  • @bereketissac9078
    @bereketissac9078 Месяц назад +2

    Zakiiiii

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber Месяц назад +1

    🚙🚙🚙🚙💙💙💙💙

  • @open795
    @open795 Месяц назад

    ዝኾነ ይኹን ሓቅነቱ ወይ ትርጉሙ ወላውን ከምታ " ሓንካስ ዘውረያ ፡ ፈረሰኛ ነየርክባ " ዝተባህለ እዛ ደርፊ ከም supper sonic missile ፈጨው ዓዲ ሃሎ ወዲቃ ስለዘላ ወዲ ትኹል ከይእሰር ኣቀዲምና እሕሕ ንበል ።

  • @binites7284
    @binites7284 Месяц назад

    Wed tekul Tesfa ngber netom bexotka ab shelatt zelwo ketzkrom

  • @GennaCooper-n1c
    @GennaCooper-n1c Месяц назад

    Martin Deborah Johnson Anthony Jackson Kimberly

  • @Tareke-cr1md
    @Tareke-cr1md Месяц назад

    1993 እቶም ኣባላት እቲ ውድብ እዮም ደሞዝ ሃበና ኢሎም ኣዲሞም ምስ ኣጽዋሮም ከኣ ተኣሲሮም እቶም ኣባላት ቲ ውድብ ከኣ ትም ኢሉ ሪኡን ሰሚዑን ህዝቢ ሕጂ ኣብ ምንታዩ እዩ ጌጉኡ ባዕሎም ንባዕሎም ይባልዑ ኣለዉ ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ምስ ኮነ ናብ ህዝቢ ምጽጋዕ ኣይግርምን

  • @merhawiDesbele-y4u
    @merhawiDesbele-y4u Месяц назад

    Ezi Sebay ezuy alo do ksab lomi???

  • @Juwani436
    @Juwani436 Месяц назад

    Ane zgermeni eza derfi meas awxieuwa eske ngereni 2013 derfi sle zeystemakerkuma

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት Месяц назад

    1993 እቲ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝተቆጽየ ሓያል ተቋውሞ እዩ ነይሩ! ኣሽሓት ከኣ ኣብ ዓዲ ኳላን ካሎኦት ቤት ማእሰርትን ዳሮን ርእዮም ኢዮም!

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 Месяц назад

      93 ምሕራር ባጽዕ ኔሩ ማኣስ ኣርኪበምሉ ምቁዋም

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት Месяц назад

      @@mihreteabsyum1780 ጨሪምካ ዲካ ድሕር ናጽነት እዩ 1993

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 Месяц назад

      @@mihreteabsyum1780
      Kkkk ባጽዕ 1990 ኢያ ተሓሪራ ሓወይ።

  • @samifilimon
    @samifilimon Месяц назад

    ክስውሮ ደልዮ ይከውን ኢሱሰባብ 😅😅

  • @henokmengsteab1907
    @henokmengsteab1907 Месяц назад +1

    በጃኹም ንቁርብ ደቃይቅ ግዜ ሂብኩም ን ኣስመላሽ ስምዕዎዮ እታ ከምዚ ዝኣመሰለት ተስፋ ዲሞክራሲ ዝኮነት ኤርትራን ኤሪ ቲቭን ናይበይ ኣበላ ?

  • @habentesfay5285
    @habentesfay5285 Месяц назад

    Thank you Zaki. What is your opinion about what the latest Ethiopia plan about Aseb.

  • @tesfayteklehymanot1343
    @tesfayteklehymanot1343 Месяц назад

    ክንእሰር ኮለና ህዝቢ ዘይሰዓበና ይብሉዶ ንዝበልካዮ ኢሂናይደ። ምክንያቱ ብድሕርኦምሲ ምስቲ ናይ ስንኩላን ሓዊስካ ብሚኒስተራትን ሓለፍቲ ሰራዊትን ዉን ተጊሩ ሰዓብቲ ከይረከቡ አብ አብ ማእሰርቲ በልዮም አለዉድዮም የለዉን ብሂወት ዘሕዝን ፍጻሜ ኮይኑሎ።

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im Месяц назад +1

    Hilkus niyewu belo

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት Месяц назад

    ኣዝያ ብልጽቲን መልእክቲ ዘለዋን ደርፊ ኢያ

  • @robelgezae8707
    @robelgezae8707 Месяц назад

    Danke zaki ❤

  • @samyohannes8371
    @samyohannes8371 Месяц назад +1

    Why do people think this is a new song? It is over 10 yrs old from his Gizie album. He just added video clip to it.

  • @teweldezeru5175
    @teweldezeru5175 Месяц назад +1

    ny tebayat seb ya tgelxe.

  • @HenokMehari-l3i
    @HenokMehari-l3i Месяц назад

    Wedi Tukul bergid nhmedu

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 Месяц назад

    አርትራ ሕጂ አንታይ ከይና?
    አብ ጭቡጥ ነገር ተመሪከስና ንተንትን።
    ዕላማ መንግስቲ አርትራ ካብ 1994 ከሳብ 1998 ዝነበረ ኑጹር ኔሩ፣ አርትራ ሐንቲ ብቁዋም ትምራሕ ሃገር ምህናጽ።
    ካብ 1998ከሳብ 2018 ወይ 2020 ድማ አትም ንአርትራ ከጎብጡ ዝመጹ ሓሳዳት ጎረበት ምጥፋአ ኔሩ።
    ሐደ ሰርዓት አቲ ዝተሰአሉ ዕላማ ድሕሪ ወቂዑ፣ ተዓዊቱ ይበሃል።
    ነዚ አብ ልዕሊ ጸላአትና ተዓዊትና ምውጻአ ከም ድኽመት ከውሰድ አይኽአልን። ናይ ሐደ ህዝቢ ዉሱን ዓቅሚ ናብ ከድመዓሉ ዕላማ አውጺአካ ምስ ትዕወት ናይ ፖሮግራምካ ዓወት አዩ።
    አብዚ ዝተሰዓረ ወያኔ ዝመርሖ ሰርዓትን አቲ ንወያኔ አሚኑ አብ አርትራ ሰልጣን ከጭብጥ ዝትምነ ዝነበረ፣ ነዚኦ ቁምነገር አለዎም ኢሎም ዝምውልዎም ምዕራባውያነን ተሳዒሮም። ሃገር ናይ ወሎዶታት አያ አቶም ከም መራሕቲ ወያኔ ሰልጣን ሒዝኩም ከትህብትሙ ዝተመነኹም የለን ገሊኦም ንሃገር ሐደገኛ አብነት ከኾኑ ሰለዝኽአሉ አብ ማአሰርቲ ከሐቁ ወሲኑ።

    • @selaemnewxeu4738
      @selaemnewxeu4738 Месяц назад +4

      Nea wexea wedi maytlmet hizbe eritrea tetlemu beal neskea weyne ketblu tenberu esyes eu qedme weyne xele hizbe eritrea

    • @fessehazeru1946
      @fessehazeru1946 Месяц назад

      @@selaemnewxeu4738 ወያኔ (ትግራይ ) ደመኛ ጸላኢ ሰለዝኾነ ከጠፍአ ዝነበሮ ሐይሊ ኔሩ።መንግስቲ አርትራ
      ዝገበሮ ካሊአ ጉዳይ አወንዝፉ ጸላአቱ ቀቢሩ።
      ግን ወያኔ ብምቅባሩ አቶም ሐለምቲ ብወያኔ ተደጊፍም (
      ከምናይ ወያኔ ዓይነት ሰርዓት ከተአታቲው ዝትምነዩ ዝነበሩ ገለ አብ ቀይዲ ዝአተዉ ገለ አብ ደገ ከይኖም ዘጉሩዑን፣ አቶም መወልቶም ምዕራባውያን አቲ ቀንዲ መሳሪሒኦም ስኢኖም አለው።
      ሐደ ህዝቢ ወይ መንግስቲ መርጫ ገሩ ፣ ነዞም መሬትናን ባሕርናን ዝትምነዩ ብቀዳምነት ነሰዓር ኢሉ።
      ዓቅምኻ ዉዙን ምዝኾውን ከትገበሮ ትኽአለ በዓቅምኻ
      መሰረት ኘ አዩ።አምበአር ሃገር
      ምምዕባልን ምህናጽን ከምኡ ውን ሃገር ምከልኻል በሐንሳብ
      ምስ ዝመጸካ፣ መጀመረታ ሃገር ትከላኸል ብድሕሪኡ ዝመጽአ ናብ ከሊአ አድህቦ ትኸይድ።

    • @DaniBravo12
      @DaniBravo12 Месяц назад

      ችድ ጸቢብ

    • @MeronGoytom-cm1pz
      @MeronGoytom-cm1pz Месяц назад +1

      Qrub axbibkya endika eta atatmamtka ezi arky...qrub emo hsb abl bzaba Hager eko Eka tzareb zeleka..ertra ka hadish Hager aykonetn qdmia hagerat nyren eye. Xelati wn nyromen...hiji wn alewa xelati wn alewuwen Hager mklkaln mhnaxn gn goni goni ygebro alewa....aqmi wihudna dika elka emo....endhr nay kulu wsanie ane beyney kgebro eye zbl endhr koynu eti zelo mengsti emo ewe yhwdo...quwam gyru bhgin srat kulu ab zemzmlketo edu keberkt entezgber gn eti aqmi mweseke.....hiji ab hade rgex nsom qunuat alewu endhr elka aqmom kulu kklwo nyrwom...endhr aqmi wihudna tbl aleka koynka ka Eti nsom kgebrwo zneberom Kem mengsti gubu aserarha sle zeykedu eyu wihdwom nkulu hzbi ab wthdrna aseirom wesenti koynom slsezi neti aqmi wihdana zbl wduq ygebro...slezi eti hmqet natna Kal Seb aydnleyelu ezi hawy nska ka nkulu ab gmet zetwe hsab hseb dea ember nebska tegagigka Kal Seb aytegagi. Thank you.

    • @selaemnewxeu4738
      @selaemnewxeu4738 Месяц назад

      @@fessehazeru1946 eritrea mengstie alwea elkea teamen tena godlkea alo schftea esyes telkea gen kensmmea ena etmtay qewam zeyblea hager zemrhie kabne bayteo zeybleu hager wedeuq eu dhaer weyne ewe xele eritrea eu lele weyne gen xele hizbe eritrea esyes eu hawey iq nay rese yeblkean brother nezey z
      rdea kerde gezeay aytfen esyes gen ane keglxeo schftea eu bewelqeu neay

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq Месяц назад

    💙💙💙💙

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal Месяц назад +1

    ኣየኸየ፡ ወሪድዋ'ታ ኣደ፦
    በዲላ ትበሃል ኣላ በቲ ዕደ፡
    ሎም'ስ ከኣ ነታ ፈቃር ሓርበኛ ኤርትራዊት ነደ
    ኣየ ኾንተ፦ ዝጠፈሸ ነጋዳይ ሓላፍነት ዘይወሰደ
    ሎሚ ምፍጣሩ ኣጽሊእዎ፡ ፍጹም ዕሽሽ ኢሉ ናቱ ግደ።