Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሩካት ደያኑ ክብሪ ይግበአኩም እቲ ላዛኩም ክጥዕም ቀፅልሉ ትግራይ ብዘሓት ደረፍቲ ክትሃንፁ ኢኩም ❤አነ ውን ዓዲ ተመፂኤ ክፍትን እየ ድሌት አለኒ 🙏❤
ደያኑ wowww ይበል ተጋሩዋኒ ነታባበዐዮም ❤❤❤❤💛💛
እቶም ቃለ መሕተት ቡዙሕ አይስሕቡን'ሞ ተትሓስብሎም። ማለተይ ተመሳሳሊ አዩ'ሞ ፍሊይ ዝበለ ተዘይ ተዛሪቦም ቁረፅዎ ብዝተረፈ ቐፅሉሉ ደስበሃሊ ❤❤❤❤
እቲ ዓደይ ዝደረፈ ❤ጎበዝንድዩ ግን ሕሞራይ ተዝደርፋ ዋው ምኾነ ድምፁ
በሊ ሓሳብ ልብኪ ሰሚሩልኪ ሎሚ😅❤🎉
Bzgerm geyru ka texawitwa alo keydka/ki riaya/ya
ዜማ ያሬድ ብሃንቀውታ ክፅበየኩም ፀኒሐ እየ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ከምቲ ኩልግዜ ንብሎ ዳያኑ ንፈትወኩም ኢና ።ትንሳኤ ትግራይና የርእየና ❤❤❤
መምህር እዮብ ብፍሽክታካ ልበይ ሸታሕ ይብለኒ ኣሎ ❤ ኣነስ ብሃንቀዉታ እየ እኮ ዝፅበየኩም ብሰንበት ኣሊሸ ስኢነኩም ተመሊሰ ኮለል ናበልኩ ኣሊሸኩም ደስ በሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ተወዳደርትና እዉን ደስ በሃልቲ ❤
ኣነዉን ካብ ስደት ምስተመለስኩ መፅኣ ክዋዳደር እየ ተጋሩየ መዓራት ሰላምኩም ይብዘሐለይ ዜማ ያሬድ ♥️
ዜማ ያሬድ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ መደብ እዩ ቀጽልሉ ተጋሩዋይ ኣቤት ስነ ስርዓት ናይ ዳያኑ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ እዚ ናይ መጀመርያ ተወዳዳሪ ናይ ቆርጫጭ ሒዙ ዝቀረበ ኣይሰመዕክዎን ተቆሪጽዎ ክኮን ኣለዎ💛❤
ፅቡቅ መደብ ሙቁራተይ ደቂ ሪመይ ናይ ኣማኒኤል ዝደረፈ ከዓ ከይኣድነቅክዎ ኣይሓልፍን🥰❤💚
እንኮዕ ብዳሓን መፃእኩም ዜማ ያሬድ ግን ብሰንበት ክተፀብይና ዉዒልኩም😂❤❤❤
ፅቡቕ እዩ ከም ወትሩ ። ግን ብሰንበት ኩሉ ገዲፍና ንፅበየኩም ንዝወዓልና ተኸታተልትኹም ይቕሬታ ክትሓቱና ይግባእ😉😁....ጉዳይ ቀዳማይ ተወዳዳራይ ግን...........መምህር እዮብ i feel you አጆኻ ኣይትተክዝ ዓዲ ክህልወና እዩ ፅባሕ
You are right.We apologize for the inconvenience.
እዮባ ጅግና ኣጀኹም ቀፅልሉ ትሕትና ዝመለኦ መልሲ 100%
ፍሽኽታ መ/ር እዮብ ይዳነየልና ❤️😔
ሰንበት ነዊሑ እናበልናስ ክሳብ ሰሉስ ብዝኮነ ደስ ዝብል እዩ ፅርየት ካሜራ ግን ይሰረሐሉ 💞💞💞
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ😊❤
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት 💕❤️🙏
እዮብይ ኣጆካ ኣይትተክዝ ግድን እዩ ዓዲ ክህልወና እዩ 😢🥰🥰ኣነውን ካብ ስደት ምስተመለስኩ ክመፀኩም እየ እናዳ ዜማ ያሬድ❤❤
ናይ መጀመርታ ተዋዳደራይ ግን ተቆሪፁ አዩ ናይ ኮርጫጭ ሒዙ ዝመፀ ኣብ በይነይ ድዩ ኣብ ኩሉ ኣይሰማኩወን ??
❤❤❤❤❤
Gn eko suk elu eyu zihukon zelo
@@sarapopinh4329 bsru eyu eko zeyderefe
ዓዲ ላትኒ best of tigray music
አዋይ አዚኦም ደያኑ ግን ኽነፍዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ተዋዳደርቲ ካኣ ጀጋኑ ብሓቂ 🥰🥰
Berihu is an owner of yummy work keep it. we are with you young boy;
ነቶም ተዋዳደርቲ አታባብዕዎም ከይዳሃሉ ብዝተረፈ ማራ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ።
ዓደየ ዓዲ ፍቅሪ ሲኒት
እዮባ ናይ ዓዲ ከቅርቡ ከለዉ ስሜታዊ ኣይትኩን ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሮይይይ❤️💛❤️❤️💛
ዳናዩ ብሓቂ ዳናዩ !! ፍልጠት ምስ ፅቡቕ ትግርኛ ## ክብረት ይሃብኩም !! ብፍላይ !! እንትን !! ብቻ !! ደሞ !! በተለይ !! ዝብሉ ቃላት ካብ ዓድና ክጠፍኡ ኣለዎም
ደያኑ ይበል ግን ተዘጋጅየ ዝብል ተዳልየ ብዝብል ተዝስተካከል ይሐሽ 💕❤️🥰
zy 031 Ztewadadere btami tsbuk
አሸናፊ ደስታ ኣፍቂረዮ ኣለኩ በይዛኩም ተሓባበሩኒ ተጋሩዋይ ብምንታይ ክረክቦ ይክእል🥺😢🙏
ኸነግሮ እየ
@@danitekeste7277 😂😂😂😂😂ዷ
😂😮
Ab kereba diki xenihki
እንቛዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ🙏😍😍🥰
ደያኑ ግን ሽኮራት ብሓቂ❤
ደያኑ ብጣሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ትሕትናኩም💛❤️ግንሲ ናይ ተጋሩ ደርፊ ተሳኢኑ ድዩ ናይ ኤሬትሪን ገይሮም ዝወዳደሩ በጃኩም ኣማሓይሹ ዘይ ናይና ኣይተምፁኡልና
ናይ ኤርትራ ዝበሃል ትግርኛ ደርፊ የለን ካብ ዘይምርዳእኪ እዩ ። ትግርኛ እዮም ዝደርፉ ዘለዉ።
ዓገብ አቱሙ ዋጠት 😭ቅዱስ ያረድ✅✅ይቅዘፍኩሙ
አዋይ አዚ ማአከል ወዲ ግን💋🙈 🥹🥹❤️
ክዕብደና እንዶ እሎ ሓቀየ 😄
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም 💊💊ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤ 💊💊💊❤❤❤❤
ዋላ ዝ ሳልሳይ ዝደረፈ ዋው ዋውው ዋውውሸ
አታ ሓንቲ ፅብቅቲ ጋዘጠኛ ዘይብሉ አዲ
please upload again እቲ ናይ መጀመርታ ተዋዳደራይ ተቆሪፁ አዩ ናይ ኮርጫጭ ሒዙ ዝመፀ ?
ናይ ቆርጫጭ ዝደረፈ ዝሰማዕኹም እዝንኹም ይብራህ
እኮ
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ
Great job as always to our brilliant judges keep up the good work ❤️💛
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደያኑ ❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደይ 😢😢
ጎበዛት
Deyanu shikorat ❤💛
ተካታተልቲ ገጌኦም ክእረሙ ንምንታይ ኢና ዘይንናገር ካብ ሃይማኖት ዘዓቢ የለን።
What happened guys we don’t heard anything
Neshty ama demo afenktka eina❤❤❤
እሞ እቲ ናይ ቆርጫጭ ዝደረፈ ተወዳዳሪ ድምፁ እኮ ኣይሰመዕናዮን፡ ብፍላጥ ድዩ ዋላ ብዘይፍላጥ? ደጊምኩም ረኣይዎ።
ናይ ቆርጫጭ መእረምታ ባ በጃኩም ከይስማዕናዬ ኣርምዎ
good job zema yared!!!!
😂የሕዋት እዚ ናይ መጀመርያ ናይ ቆርጫጭ ሒዙ ዝመጻ ምሉእ ብምሉእ ተቆሪጻ ኣላ ጉዳይ ኤዲተር ዲዩ 😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤
❤❤❤❤
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ግን ዓገብ አቱም ደባት ድምፂ ተካታተልትኩም ስምዑ ስም ልምንታይ ኢኩም ዘይትቅይርዎ?? መ/ር ድያቆን ይብራህን ካልኦም መማህራንን ንምታይ ክኮን ከም ዘይግበኦ አስፊሖም ተናጊሮም እዮም ።ስለዚ ~~~~~~~
ተቅርብዋ ፕሮግራም ፅቡቕን ክተባባዕ ዝግቦኦን ምድላው እዩ ዕላምኡ ዉን ሙዚቃ ትግራይ ምዕባይን እዩ ግን ደርፍታት ከምዘይብልና ናይ ኤርትራ ደርፊ ተደጋጋሚ ክቀርብ ርኤ እዚ ክማሓየሽ ኣለዎ
nay tgraway derfi bcha ykun bzuh aynet nay tgrigna mewedaderi derfi enhalewe nay ertria derfi ayedln
ትክክል ኢልካ
Tedaliye aleku entezbahal mehashe
Enkae bedhan metsakum mejmerte Des behali berogram ey ketselulu
ናይ ቀዳማይ ዝተዋዳደረ ኣይስማዕን እዩ
ንሽተይ ክርደኣኒ ዝክእል ሰብ እንተሃልዩ ንምንታይ እዩ ፅሩይ ትግርኛ ዘይትዛረቡ ዳያኑ ቅልውላው ትግርኛ ትዛረቡ ኢንግሊሽ አምሓርኛ ትሓውስሉ
Tigrinya flourish!
በጃኹም ተዘጋጅየ ኢየ ዝብል ተዳልየ ኢየ በሉ። ንካልእ መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽልሉ።
ኣብ ክንዲ ተዳሊኹም ዶ ተዘጋጅኹም ዲዩ ዝኸውን ዘሎ 😂 ህውከት
Nayti kedamey wedi nmntay zeysededkumlna
ዓዲ ላትኒ😢❤
Des label serah eyu dki adey marey
❤💛🙏
እዚ ናይ ቆርጫጭ ደርፊ ሒዙ ዝተወዳደረ ምንም ኣይሰማዕናዮን, ደያኑ ክዛረቡ ተለው ጥራሕ እዩ ተቀሪፁ ?
ዓዲ አላትኒ😢
Waay agualat tewedaderti yeleway diyen hiws enabelkum
Alewa eyen kulu kfal reayyo wela
ብሓይሊ ድዮም ኸምፅወን
Sef zeybl shm hizkum zwerede srah aytsrhu nay tigray derfi hizkum mxu belwom
ኮኾብ ሰማይ😢
Tgriga aytebalashu, tezegagia amaharigna eyu.
❤❤🎉😊
🙏❤️❤️❤️
nmntay nayti nay korchachi zeyesmakumna
Is that Grammar of music?😢😮
❤️
❤❤❤❤❤❤😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ትግራይ ሙሩፃት ደርፊ ወይ ሙሩፃት ኣርቲስት እናሃለዉኩምስ ናይሓረድትና ደርፊ ክተሰልጥኑ ወይልኡ ወድዓሻ መስዋእቲ ዝኾነ እምበር ከምእንጣጢዕ ምልቅሉቅ እናበልኩም ፀኒሕኹም ብደምን መስዋእትን ኣሕዋትና ትቅልዱ ኣለኹም ኣብ ማህፀን ኣዴናንኣሕዋትናን ብባዕዲ ዝተፃወቱ ሰባት ከይጠፍኡ ትእልሽዎም ኣለኹም💔💔💔
💛❤️💛❤️💛💊💊💊💊💊💊💊💊👏👏👏👏👏
Kal mehtet 🙄😏
Deyanu Mara eyom des behaliti des behali medeb biteaeimi eye zfetwekum
የ ሶንጎን ሜሎዲ ማጥፋት ረስታቹ በጣም ይረብሻል።
እንታይ ማለት እዩ
ብትግርኛ ዘይትፅሕፍ
@@nawanawa6775 men klkbtelu
@@nawanawa6775 ከ ትግራይ ውጪ የተወለደ 2 ሚሊዮን የሚሆን ትግርኛ የማይናገር ትግራዋይ አለ እሱን እንዳትረሱት።
@@tigray460 እናትህ አባትህ ትግራዎት ከሆኑ አለመቻልህ ጅል ስለሆንክ ነው
ናይ ኮርጫጭ ገና ከይደረፈ ድዩ ርኢቶ ትህብዎ🤔
😅😅😅😅ይገርመና ኣሎ ኣነ ከኣ ክሕቆን ምስ ረኣክዎ ክጅምር መሲሉኒ ሃንቀው ኢለ ክጽበዮ ጸኒሐስ ሪኢቶ ምሃብ ጀሚሮም😅😅😅😅😅
@@tsegat6873😂ዋላ ኣነ
Please no more Eritrean music we are tegaru tigray music please
ዘፋኚ አጣቹ እንዴ ?
መሀጀሀመርያሞ ብትግርኛ ፅሓፍ?
ዜማ ያሬድ ዝብል ርእስይ ክሳብ ትቅይርዎ ላይክ ይኹን ስብስክራይብ ኣይገብርን😢
ናይ ኤርትራ ደርፊ አይተምጹ ናይ ትግራይ ቡዙሕ ጹቡቅ ደርፊ አለኩም💊💊💊
Nay korchach korixoma nay Eritrea ybezi sile zelo eyom eko kkk xinih elom nabey eka netirka nab Eritrea ktmexie eya kkkk
❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
ብሩካት ደያኑ ክብሪ ይግበአኩም እቲ ላዛኩም ክጥዕም ቀፅልሉ ትግራይ ብዘሓት ደረፍቲ ክትሃንፁ ኢኩም ❤አነ ውን ዓዲ ተመፂኤ ክፍትን እየ ድሌት አለኒ 🙏❤
ደያኑ wowww ይበል ተጋሩዋኒ ነታባበዐዮም ❤❤❤❤💛💛
እቶም ቃለ መሕተት ቡዙሕ አይስሕቡን'ሞ ተትሓስብሎም። ማለተይ ተመሳሳሊ አዩ'ሞ ፍሊይ ዝበለ ተዘይ ተዛሪቦም ቁረፅዎ
ብዝተረፈ ቐፅሉሉ ደስበሃሊ ❤❤❤❤
እቲ ዓደይ ዝደረፈ ❤ጎበዝንድዩ ግን ሕሞራይ ተዝደርፋ ዋው ምኾነ ድምፁ
በሊ ሓሳብ ልብኪ ሰሚሩልኪ ሎሚ😅❤🎉
Bzgerm geyru ka texawitwa alo keydka/ki riaya/ya
ዜማ ያሬድ ብሃንቀውታ ክፅበየኩም ፀኒሐ እየ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ከምቲ ኩልግዜ ንብሎ ዳያኑ ንፈትወኩም ኢና ።
ትንሳኤ ትግራይና የርእየና ❤❤❤
መምህር እዮብ ብፍሽክታካ ልበይ ሸታሕ ይብለኒ ኣሎ ❤ ኣነስ ብሃንቀዉታ እየ እኮ ዝፅበየኩም ብሰንበት ኣሊሸ ስኢነኩም ተመሊሰ ኮለል ናበልኩ ኣሊሸኩም ደስ በሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ተወዳደርትና እዉን ደስ በሃልቲ ❤
ኣነዉን ካብ ስደት ምስተመለስኩ መፅኣ ክዋዳደር እየ ተጋሩየ መዓራት ሰላምኩም ይብዘሐለይ ዜማ ያሬድ ♥️
ዜማ ያሬድ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ መደብ እዩ ቀጽልሉ ተጋሩዋይ ኣቤት ስነ ስርዓት ናይ ዳያኑ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ እዚ ናይ መጀመርያ ተወዳዳሪ ናይ ቆርጫጭ ሒዙ ዝቀረበ ኣይሰመዕክዎን ተቆሪጽዎ ክኮን ኣለዎ💛❤
ፅቡቅ መደብ ሙቁራተይ ደቂ ሪመይ ናይ ኣማኒኤል ዝደረፈ ከዓ ከይኣድነቅክዎ ኣይሓልፍን🥰❤💚
እንኮዕ ብዳሓን መፃእኩም ዜማ ያሬድ ግን ብሰንበት ክተፀብይና ዉዒልኩም😂❤❤❤
ፅቡቕ እዩ ከም ወትሩ ። ግን ብሰንበት ኩሉ ገዲፍና ንፅበየኩም ንዝወዓልና ተኸታተልትኹም ይቕሬታ ክትሓቱና ይግባእ😉😁....ጉዳይ ቀዳማይ ተወዳዳራይ ግን...........መምህር እዮብ i feel you አጆኻ ኣይትተክዝ ዓዲ ክህልወና እዩ ፅባሕ
You are right.We apologize for the inconvenience.
እዮባ ጅግና ኣጀኹም ቀፅልሉ ትሕትና ዝመለኦ መልሲ 100%
ፍሽኽታ መ/ር እዮብ ይዳነየልና ❤️😔
ሰንበት ነዊሑ እናበልናስ ክሳብ ሰሉስ ብዝኮነ ደስ ዝብል እዩ ፅርየት ካሜራ ግን ይሰረሐሉ 💞💞💞
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ😊❤
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት 💕❤️🙏
እዮብይ ኣጆካ ኣይትተክዝ ግድን እዩ ዓዲ ክህልወና እዩ 😢🥰🥰ኣነውን ካብ ስደት ምስተመለስኩ ክመፀኩም እየ እናዳ ዜማ ያሬድ❤❤
ናይ መጀመርታ ተዋዳደራይ ግን ተቆሪፁ አዩ ናይ ኮርጫጭ ሒዙ ዝመፀ ኣብ በይነይ ድዩ ኣብ ኩሉ ኣይሰማኩወን ??
❤❤❤❤❤
Gn eko suk elu eyu zihukon zelo
@@sarapopinh4329 bsru eyu eko zeyderefe
ዓዲ ላትኒ best of tigray music
አዋይ አዚኦም ደያኑ ግን ኽነፍዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ተዋዳደርቲ ካኣ ጀጋኑ ብሓቂ 🥰🥰
Berihu is an owner of yummy work keep it. we are with you young boy;
ነቶም ተዋዳደርቲ አታባብዕዎም ከይዳሃሉ
ብዝተረፈ ማራ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ።
ዓደየ ዓዲ ፍቅሪ ሲኒት
እዮባ ናይ ዓዲ ከቅርቡ ከለዉ ስሜታዊ ኣይትኩን ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሮይይይ❤️💛❤️❤️💛
ዳናዩ ብሓቂ ዳናዩ !! ፍልጠት ምስ ፅቡቕ ትግርኛ ## ክብረት ይሃብኩም !! ብፍላይ !! እንትን !! ብቻ !! ደሞ !! በተለይ !! ዝብሉ ቃላት ካብ ዓድና ክጠፍኡ ኣለዎም
ደያኑ ይበል ግን ተዘጋጅየ ዝብል ተዳልየ ብዝብል ተዝስተካከል ይሐሽ 💕❤️🥰
zy 031 Ztewadadere btami tsbuk
አሸናፊ ደስታ ኣፍቂረዮ ኣለኩ በይዛኩም ተሓባበሩኒ ተጋሩዋይ ብምንታይ ክረክቦ ይክእል🥺😢🙏
ኸነግሮ እየ
@@danitekeste7277 😂😂😂😂😂ዷ
😂😮
Ab kereba diki xenihki
እንቛዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ🙏😍😍🥰
ደያኑ ግን ሽኮራት ብሓቂ❤
ደያኑ ብጣሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ትሕትናኩም💛❤️
ግንሲ ናይ ተጋሩ ደርፊ ተሳኢኑ ድዩ ናይ ኤሬትሪን ገይሮም ዝወዳደሩ በጃኩም ኣማሓይሹ ዘይ ናይና ኣይተምፁኡልና
ናይ ኤርትራ ዝበሃል ትግርኛ ደርፊ የለን ካብ ዘይምርዳእኪ እዩ ። ትግርኛ እዮም ዝደርፉ ዘለዉ።
ዓገብ አቱሙ ዋጠት 😭ቅዱስ ያረድ✅✅ይቅዘፍኩሙ
አዋይ አዚ ማአከል ወዲ ግን💋🙈 🥹🥹❤️
ክዕብደና እንዶ እሎ ሓቀየ 😄
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም 💊💊ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤ 💊💊💊❤❤❤❤
ዋላ ዝ ሳልሳይ ዝደረፈ ዋው ዋውው ዋውውሸ
አታ ሓንቲ ፅብቅቲ ጋዘጠኛ ዘይብሉ አዲ
please upload again እቲ ናይ መጀመርታ ተዋዳደራይ ተቆሪፁ አዩ ናይ ኮርጫጭ ሒዙ ዝመፀ ?
ናይ ቆርጫጭ ዝደረፈ ዝሰማዕኹም እዝንኹም ይብራህ
እኮ
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ
Great job as always to our brilliant judges keep up the good work ❤️💛
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደያኑ ❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደይ 😢😢
ጎበዛት
Deyanu shikorat ❤💛
ተካታተልቲ ገጌኦም ክእረሙ ንምንታይ ኢና ዘይንናገር ካብ ሃይማኖት ዘዓቢ የለን።
What happened guys we don’t heard anything
Neshty ama demo afenktka eina❤❤❤
እሞ እቲ ናይ ቆርጫጭ ዝደረፈ ተወዳዳሪ ድምፁ እኮ ኣይሰመዕናዮን፡ ብፍላጥ ድዩ ዋላ ብዘይፍላጥ? ደጊምኩም ረኣይዎ።
ናይ ቆርጫጭ መእረምታ ባ በጃኩም ከይስማዕናዬ ኣርምዎ
good job zema yared!!!!
😂የሕዋት እዚ ናይ መጀመርያ ናይ ቆርጫጭ ሒዙ ዝመጻ ምሉእ ብምሉእ ተቆሪጻ ኣላ ጉዳይ ኤዲተር ዲዩ 😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤
❤❤❤❤
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም
ግን ዓገብ አቱም ደባት ድምፂ ተካታተልትኩም ስምዑ ስም ልምንታይ ኢኩም ዘይትቅይርዎ??
መ/ር ድያቆን ይብራህን ካልኦም መማህራንን ንምታይ ክኮን ከም ዘይግበኦ አስፊሖም ተናጊሮም እዮም ።
ስለዚ ~~~~~~~
ተቅርብዋ ፕሮግራም ፅቡቕን ክተባባዕ ዝግቦኦን ምድላው እዩ ዕላምኡ ዉን ሙዚቃ ትግራይ ምዕባይን እዩ ግን ደርፍታት ከምዘይብልና ናይ ኤርትራ ደርፊ ተደጋጋሚ ክቀርብ ርኤ እዚ ክማሓየሽ ኣለዎ
nay tgraway derfi bcha ykun bzuh aynet nay tgrigna mewedaderi derfi enhalewe nay ertria derfi ayedln
ትክክል ኢልካ
Tedaliye aleku entezbahal mehashe
Enkae bedhan metsakum mejmerte
Des behali berogram ey ketselulu