ሌላ ምስ ሓውሲ ከተማ ኦምሓጀር - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 ноя 2024

Комментарии • 22

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 Год назад

    When i was in high school,I remember I was in Gergef for summer student service.Gergef was full of long grasses, a long sorghum & a tree with a nickname called Teredadae (ተረዳዳእ)full of short thorns & twined/connected branches to each other. During the service,we're given two oxen. We had a good meal. Some of the students were going to Golij for a natural Kunama drink called Daga(literally Kunama's ስዋ)
    It's one of my beautiful memories ♥️ 👍

  • @tesfagergishsereke144
    @tesfagergishsereke144 10 месяцев назад +2

    1,ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ክሳብ ሕጂ ናይ ኤሌክትሪ መስመር: ወይ ሞተረ ኤሌትሪክ ናይ ዓዲ
    ክህልዋ ወይ ክትውንን ዘይ ከኣለት?
    2,ስለምንታይ ኦምሓጀር ፕላን( ማሃንድስ) ክሳብ ሕጂ ዘይ ተገብረላ?
    3, ስለምንታይ ከ ኣብ ከተማ ኦምሓጀር ክሳብ ሕጂ ምህጽ ኣባይቲ ዘይተፈቅደ?
    4, ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ፖስታ ኦፊስ ዘይ ብላ ክሳብ ሕጂ?
    5, ኣብ ከተማ ኦምሓጀር ዘለው ዓበይትን ንኣሽቱን ጎደናታት( ጽርግያታት) ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ኣስማት ዘይ ብሎም?
    6, ስለምንታይ ከ ከተማና ኦምሓጀር ናይ ነፍሲ ወከፍ ገዛ መለለዪ ቁጽሪ ( መጸውዒ ቁጽሪ ገዛ) ዘይ ተገብረላ?
    7, ስለምንታይ ኩለን ቤት ትምህርትታት ኦምሓጀር ካንሸሎታት( ዳሬባታት) ዘይ ተገብረለን?
    8, ስለምንታይ ንህዝቢ ኦምሓጀር ዘገልግል ኣዳራሽ( እስተጅ) ክስራሕ ዘይ ተኻእለ?
    9, ስለምንታይ ዲጋ ኦምሓጀር ምስቲ ንዓዲ ቀረባ ምዃኑ ዋርድያ ወይ መከባብያ ዘይ ተገብረሉ?
    10, ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ኦምቡላንስ: መጥፊኢ ሓዊ(ቢምቦሪ): ናይ ጉሓፍ መኪና ክህልዋኣ ዘይ ተገብረ?
    11, ስለምንታይ ጽሬታ ክሕሎ ፉሉጥን ፉሉይን ናይ ጎሓፍ ቦታ ዘይ ተገብረላ ከተማ ኦምሓጀር?
    12, ስለምንታይ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ኦምሓጀር ካንሸሎ: ኮፍ መበሊን ዘይብሉ? ስለምንታይ ከ ሜዳ ባስኬት ቦል: ሜዳ ቮሊቮል ዘይተገብረ?
    13,ስለምንታይ ኣብ ከተማ ኦምሓጀር ናይ መሕረዲ እንስሳ ዘየለ?
    14,ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ዕዳጋ እክሊ: ዕዳጋ ጥሪት: ዕዳጋ ከብቲ በበብናቱ ክህልዋ ዘይ ከኣለ?
    15, ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር መዕሩፎ ኣውቶቡስ ዘይ ብላ?
    16, ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ህዝባዊ ዓይኒ ምድሪ( ሽቃቅ) ዘይ ብላ?
    17, ስለምንታይ ቤት ትምህርትታት ኦምሓጀር ማይን: ዓይኒ ምድሪ(ሽቃቅን) ዘይ ተገብረለን?
    18, ስለምንታይ ማዓስከራት ሰራዊት( ማለት እንዳ ስልያ: እንዳ ዑቁር) ኣብ ማእከል ከተማ ኦምሓጀር ክህሉ ተገይሩ?
    19, ስለምንታይ እታ ኣብ ማእከል ከተማ ኦምሓጀር ዘላ ናይ ማይ ቡምባ ካንሾሎ ክግበረላ ዘይ ተካእለ?
    20, ስለምንታይ ጉቡእ ዝርግሐ መስመር ጹሩይ ማይን : መስመር ረሳሕ ማይን እንተ ወሓደ ኣብ, ቲ ማእከል እቲ ሹቅ ክግበር ዘይ ተካእለ?
    21, ስለምንታይ ከተማ ኦምሓጀር ካልኣይ ቢንቶ ንሑሞራ መስገሪ ዘይ ተሃንጸላ ።
    22, ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ጽርግያ ጎልጅ ኦምሓጀር ቅጥራን (ካርታመ) ዘይ ኣተወ ? ስለምንታይ ከ እዩ ጽርግያ ጎልጅ ኦምሓጀር: ኣብ ክንዲ ብልዕሊ ዲጋ ጌሩ ብቃጭሮ ኣቢሉ ንኦምሓጀር ዝኣቱ: ብትሕቲ ዲጋ ጌሩ ንኦምሓጀር ከም ዝኣቱ ተገይሩ???
    23, ስለምንታይ ካብ ኦምሓጀር ክሳብ ኣይተርፍ ዘሎ ሩባታትን ሰናጭሮን ቢንቶታትን ጽርግያታትን ዘይተገብረሉ??
    24, ስለምንታይ ለሰ ገማግም ኦምሓጀር ጀራዲን ንከልምዑ ዓቅሚ ዘለዎም ዜጋታት ክወሃብ ዘይተገብረ።

  • @senait4255
    @senait4255 Год назад

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 💐‼️

  • @NiyateyNatey
    @NiyateyNatey 3 месяца назад

    Omhajer aykonen ezi

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 10 месяцев назад

    Plzea lwtea ndley alnea plzzea

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 Год назад

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea9494 Год назад +1

    ms Gen Bitweded zeytelalyuna.

  • @mikeabraham6630
    @mikeabraham6630 Год назад +2

    እቲ ስእላዊ ፡ምስሊ ግን ናይ ኦምሕጀር ኣይኮነን ፡እሞ እዚ ኣብ ቀጻሊ እንተ ዝእረም፡

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 Год назад

    🇪🇷❤️👍

  • @wediosman5487
    @wediosman5487 Год назад +1

    እዋ እምሕዳር ተባህሉ ግን ከኣ ገለ ጌጋታት የሕልፉ ኣሎ፡ ብምብራቅ ቃጨሮ ድሕሪ ቃጨሮ ከኣ ኣይተርፍ ሸረት ለባን ኢዩ። ንሱ ግን ቃጨሮ ብደቡብ ኢሉ ብደቡብ ኢትዮጵያ ኢያ ትዳውባ ንኡማሓጀር። ብምዕራብ ከኣ ሱዳን፡ ብሰመን ከኣ ድሕሪ ደጋን ሕረሻን በረካን ምሕላፍ ገርገፍ ተበልድያ ክሳብ ገሎጅ ኢዩ።

  • @sdraelgheberyesus7863
    @sdraelgheberyesus7863 10 месяцев назад

    bro eziy video ney Omhajer ayekene !

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 Год назад

    Bog belu hager nidhrit melsukuma

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 Год назад

    እዞም ሃላያት ሓማሴን ሲ ንሓደ ወዲ ሰራየ ተዘራርዮም ኣራሪዶሞ 😢😢😢

    • @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
      @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 10 месяцев назад

      መዓስ ብከመይ ከ ደኣ ሓማሴን ጥራይ ከይኖም ። ኣነ ክሕዘካ ይክእል እየ ። ኣነ ወዲ ኦምሓጀር ተወሊደ ዓብየ እዚ ትጥቅሶ ዘለካ ኣውራጃ ኣብቲ ዓዲ ዝላዓለ ክብርን ፍቅርን ኣለዎ ።😢 ኣውራጃ ከኣ ፈለጥና ዓቢና 🎉 ❤ድከነ ስግረ ዶብ ዝስግር ሰብ ኦምሓጀር ከም ዝዓበተላ ጊሩ እዩ ዝወስዳ ማለት ስራሕ ኣለዎ ኣብ ከተማ ድከን ሰብ ስራሕ ኢሉ እዩ ዝወስደካ

    • @redaeteklay2484
      @redaeteklay2484 8 месяцев назад

      ያ ሓቆም ክሕረድ ኣለዎ ሓማ❤🇪🇷💪

    • @Mewarsti123
      @Mewarsti123 8 месяцев назад

      @@redaeteklay2484 ናብ ኣገለጉዛይ ጥራይ ኣይምጽኣ እምበር ነንሕድሕደን ድኣ ይተሃናኮታ ገዲሱኒ ሞይቱ 😔🤔

  • @mikeabraham6630
    @mikeabraham6630 Год назад

    ከምቲ ኣማሓዳሪ ዝበሎ፡ምድራዊት ወደብ ልዕሊ ኦምሓጀር የለን፡ 9 ብሄራት ኤርትራ ዝርከቡላ፡ ብ ተፈጥሮን ሃብቲ እንሳን እታ ዝደመቀት ፡ከተማ እያ፡

  • @eyobamine3557
    @eyobamine3557 Год назад +1

    ኦምሓጀር ፍሉይ ሞሶብ ኤረትራ ዓዲ መጓሰን ሕርሻን መራኸቢት ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንንግዳዊ ኔጥፈት ምችእቲ ግን ምሕደራን ቆላሕታን ዝጎደላ ምስቲ ኣገዳስነታ ብዙሕ ዝጎደላ ከም ኤለትሪክ ቴለፎን ክጥቀስ ይከኣል መንግስቲ መሬት መገሃጫ መሬት ሕርሻ ብግቡእ ኣነጺሩ ሕጋዊ ግብሪ ናይ መሬት ይኹን ጥሪት ሰሊዑ ከምኡውን ንኣውፈርቲ ዘተባብዕ መደብ እንትሰሰርዕ ኦምሓጀር ንርእሳ ከይኮነ ንካልእ ምኾነት