Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሃገር ምስ ካልኦት ናይ ትግርኛ ማሕበራዊ ሚድያ ብምንፅፃር ክተቕርቦም ብዝፀናሕኻ ሚዛናዊ ሓበሬታን ትንተና ኣድናቕኻን እየ። ካብ ቀረባ እዋ ነዘ ግን ቁሩብ ናብ ሓደ ወገን ሻራዊ ናብ ምዃን ተዘንብል ዘለኻ ትመስል እሞ ብዝተኽኣለካ መጠን ዘይሻራዊ ኮይንካ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ትክክለኛ ሓበሬታ ናይ ምርካብ ባህጉ ኣብምምላስ ግደኻ ተፃወት። ይግምት እየ ዘይሻራዊ ሚድያ ዝህልውዎ ፍልፍል ሓበሬታ ውሱናት እዮም ፣ ነገር ግን ተኣማኒነት ዘለዎ ሓበሬታ ምሃብ እስካብ ዝቐፀልካ ተኸታሊኻን ሓበሬታ ዝህቀካን ሰብ ክበዝሕ እዩ።ዋላ ሐዚ ተቕርቦ ኣብዘለኻ መደብ ትህቦ ዘለኻ ትንተናን ትበፅሖ ዘለኻ መደምደምታን ዘይሻራዊኣይመስልን። እቲ ሓበሬታ እስካብ ዝበፀሐካ ፈንዎ ግን ክንዲ ሓደ ኣካል ኣይትከላኸል።
ሃገረይ ሓደ ነገር ክጥይቀካ ቤት ፅሕፍት ጊዝያዊ ምምሕዳር ተቆፃፂሩ ሕዋሓት.ናኒደብረ ፅዮን.ዝባሃል ትክክል ደዩ ክሳራጨ ዊዒሉ
ትዕምት ናይ ውልቀ ሰባት ድላዩ ዝገብሩዎ ናይ ለያቡ መጠቀሚ አይኮነን ናይ ሕዝብ ትግራይ ንብረት ኢዩ ።ጉባዔ ገይሩ ክማአራረይን ናብ ዝምልከቶን ዝውንነኖ ሕዝብ ትግራይ ኢድ ክምለስ አለዎ ።።።
Hager ❤️ nice to see you again 🙏
ዕጡቃት ብፖሊስ ተታሒዞም ኢልካ ዘረባ ሓቀኛ ዘይመስል ድራማ ዩ
አምላክ እንጀራ ዐለም የብልዕካ ዝወደይ ሃገር ስምካ ሃገረ ትግራይ ዝምስርት ይኩን በዓል ሕልና!
ጌታቸው ንአብይ ምስማን ኮይነ ካብስልጣን ንምውራድ አይሰርህን ኢሉ እዩ እዚ አድጊ ጎይታይ ዝበለኒ ናሰራቁ እታ ቁርማም መሬት ኢዘ አንባ ገነነኮይነ ክነብር እዬ እናበለ እዩ
ሓገር ፀላኢ ፀላኡ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ ቁምነገር ገርካ ምዝራብ ብዙህ ረብሓ የብሉን ምድንቃር እዩ
ሓገር❤❤❤❤❤
ካብቶም መንግስቲ እና ፓሎትከኛ ኢና ዝብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝውዛዕ mis oformion ይበዝሕ ሸቀጥቲ ብህዝቦም
አብ ትግራይ ግዝያዊ ምንግሥቲ አይኮኑን ፡ አብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ።
😊😊😊
ትእምንት ሰብ ስልጣን ህውሃት እዮም ተጠቂመሙሉ እንበረ ህዝቢ ትግራይ አይተጠቀሙሉን😢
ታይ ዓይነት ጉዳማት ዕዮም ዕዚዖም ስክፋት ነውሪን ሞራል ዘይብሎም ሰባትዶ ያጋጥሙካ መነወርቲን ከዳዓት ዓረ ተጋሩ ንዚዖም ኣደመ ሓዲዑ ንበሎም
ታይገሮም ፀላእት ከምዙይ ተረኺቦም ተኣደደኦም ሽግር ዘለዎም እቶም ንወንበር ዝማናጠሉ ዘለው ከም ደረሆ ነንባዓሎም ዝናኸሱ ዘለዉ እዮም
ታይ ዓይነት ዝብርቅርቅ ዝበለ ዝተሓዋወሰ ኢሎሙኒ ተባሂሉ ጋእሰጋእ እናበልኻ ተቅርብ።
ይመችኻ ክቡር ሓው
ዓጀው ጀው ኣይትበል ኣብ ዓድዋ መግለፂ ሰራዊት ኣይንድግፍን ዝበለ የለን ዘየለ ነገር ኣይተቅርብ
ኣታምድረጅንታ እሟ ተቃፀሌ
where is Getachew's "3 Days" promise? The guy doesn't know the size of his shoes. He was expecting something miracle from PP. Poor Vodkachow! kkkkk He is ignorant about Tigray people!
ሽብር ፈጠርቲ ሓስውቲ በሎም ኢዚኦም 👎👎👎👎👎👎
መንጀሪኖ እኮ ምስ ሰራዊት ኮይና ጌታቸው ክነውርዶ እና እላ እያ:: ሰራዊት ዝተደለየሉ ምክንያ እኮ መፈንቅለ መንግስቲ ንምግባር እዩ
ይመችካ ሓወይ
ኣንታይትቡሌወደይ ጉጅለ ደቡረፅዮን ድኣ ይገቡርዎ እዮም ኣደነዛት እድዮም
ሰላም ሰላም ናትና ፎሮም
ምድያ መስሉኒ ክከታተለካ ፀንሐ ወገነኛ ኢኻ ትመስል ኣይጠቅምን
ወይ ጉድ በትሪ ሂዞም አትዬም እንትብሉ ፅቡቅ ነይሩ ብትክክል ገሊፅካዬ ኢካ ናይ ደብረፅዬን ቀይህ ከዳን ናይ ጌተቸው ቢጫ እዬም ክዮብልና
ብዕራይ ወለደ ዘይመሰል እዩ ሃገረ ሓውይ
መራሕትና ሰርቂ ሙሰና ለሚዶም ንህዝቢ አይሓሰቡን ሸመይ ንዓካ ሓው
Hager teklebrhan ab goni tplf kun
እት ተባሀለ ሐቅ እዩ አብ እስሪበት አለሁ
ሃገር 🤔 መጀመርታ ዜና ካብ ምስራሕካ አረጋግፅ ቀፂሉ ድማ ናይ ክልተ ውልቀ ሰባት ውድብ ጌርካ ንስልጣን ጌርካ ምዝራብ ትኽኽል አይኮነን ።።
እቱ ነገር ግን ገና ፅሂፋም ዘዛጋጀይዎ ሰበር ዜናታት ፀለእትና ክምዘለው ንምርዳእ አይክብድን
ሓስዮም ኢልካ አይትሓሱ መቀለ ምንም ሽግር የለን
ሃገር የዋህ ኣይትኹን , ረአይዎም ናብ ውሽጥና ይኣትው ኣለው ኢልካ ኣይትደነቕ ። ወሻጠና ዝኸፈትናዮ ባዕልና ተጋሩ ኢና ። ዝቕጥቅጠና ጨቋኒ መራሒ ፈቒድና ንነብር መሕዘንቲ ኢና
ብናተይ እምነት አብዚ ሕዚ እዋን አብ ትግራይልዕሊ democratization ምትእትታውልዕሊ ሐቋፊ government ሙቋም ልዕሊ decentralized system ምምስራት ልዕሊ ናጻነት media ምፍቃድ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ለውጢ ወይ ድማ reform ህዝቢ ትግራይ ኽሪኦ ዝብህጎ፣ ብቐዳምነት አብ ባይታ ክፍጸም ዝደልዮ “ከም ህዝቢ ውሕስናኡ ህላዌኡ ኸረጋገጽ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬቱ ክኽበር፣ ዝተፈናቐለ ህዝቡ ናብ ገዝኡ ኽምለስ እዩ ዝደሊ።እስከ ንዘይተራዳአኩም ውሑዳት ሰባት ብቕልል ዝበለ አብነት ኸረድአኩም።ንአብነት ንበል እስከ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) አብ ትሕቲ ጸላኢ ዝወደቐ፣ ገና ክሳብ ሕዚ ሐራ ዘይወጸ ዘሎ ህዝቢ እዩ ንበል። ካብዞም ካባቢታት ድማ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዝኾኑ ወገናትና ተፈናቒሎም አብ ደቡብ ትግራይ፣ አብ ምዕራብ ትግራይ ጸሐይ ቁሪ እንዳሀረሞም አብ ቴንዳ ተዓቒቦም ከርፋሕ ሂወት ይነብሩ አለው ንበል። ደቡቡ ትግራይ ምዕራብ ትግራይ ድማ ሐራ ዝወጸ ግዝአት ትግራይ እዩ ንበል።አብ ደቡቡን ምዕራብን ትግራይ ዝነብር ህዝብና እቲ ካብ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) ተፈናቒሉ ዝመጸ አብ ውሽጡ ተዓቒቡ ብጸሐይ ቁሪ እንዳተወቕዐ ብሕማም እንዳተሳቐየ ከም ቆጽሊኽረግፍ ብዓይኑ ዝሪኦ ዘሎ ህዝቡ ናብ ገዝኡ ኸይተመልሰ ውሕስንኡ ኸይተረጋገጸ ካልእ ዝብህጎ ፖለቲካዊ ለውጢ ዶ ምሀለወ ይመስለኩም?መልስኹም ከመይ ቢሉ ብዛዕባ ፖለቲካ ለውጢ ክሐስብ ዝብል ከም ዝኸውን አይጠራጠርን እየ።እስከ ንበል እቶም መራሕቱ ግን ብዛዕባ democratization, ሐቋፊ government, decentralized system, ናጻነት media ወዘተ ምትእትታው ጥራሕ ኽሐስቡን ኽዛረቡን እዩ ኽሪእም ዝውዕል ንበል።ብሐቂ እቶም መራሕቱ እቲ ንምትአእትታው ዝጽዕርዋ ዘለው ፕሎቲካዊ ለውጢ ዝሰልጦም ዶ ይመስለኩም?አብ ከምዚ ኹነታት ወዲቑ ንዘሎ ህዝቢ ብዓይኖም እንዳ ረአዩ እቶም መራሕቱ ብዛዕባ democratization, ሐቋፊ government, decentralized system, ናጻነት media ወዘተ ምሕሳቦም ከ የምሕረሎም ዶ ኢልኩም ትግምቱ? ህዝቢ ትግራይ ከ ዝስዕቦም ዶ ይመስለኩም?አነ 100% ርግጸኛ እየ no way ጨሪስካ ዘይሕሰብ እዩ ከም እትብሉኒ።ምኽንያቱ አብ አእምሮኹም ቅጅል ዝብሉኹም ካብ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) ዝተፈናቐሉ መቕረብኩም የሕዋትኩም ስድራኹም አብ ትሕቲ ጸላኢ ኾይኖም ዝሳቐዩ ዘለው ወገንኩም ምርአይኩም ስለ ዝኾነ።ስለዚ እቲ ናይ ቦታ ምቅይያር እዩ አብ ባይታ ዘሎ እምበር አብ ትግራይ ዘሎ ኹነታት መስቲ ንአብነት ኢለ ዘቕረብክዋ ወላ ሐደ አፈላላይ የብሉን።እቲ ህዝብና ድማ ሐደ ህዝቢ እዩ። ለባም ህዝቢ እዩ። ሙሉእ ዓለም ዝምስክረሉ ወረጃ ህዝቢ እዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ወገናቱ አብ ቅድሚ ዓይኑ እንዳ ተሳቐዩ ብሕማም እንዳ ረገፉ እንዳ ራአየ ካልእ ክሐስብን ኽብህግን አይኽእልን እዩ።ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ውሕስንኡን ህላዌኡን ሙሉእ ብምሉእ ኸይተራጋገጸ ዝተፈናቐሉ ወገናቱ ናብ መረበቶም ኸይተመልሱ ወላ ሐደ ናይ ፖለቲካ ለውጢ ኽሰምዕ ኽርኢ አይደልን እዩ። አርባዕተ ነጥቢ።ፖለቲከኛታት ሊሂቃናት ሚድያታት ትግራይ እቲ ሐቂ እዚ ሙኻኑ ተረዲእኹም ሱቑ ኢልኩም ግዜኹም ከንቱ ካብ እተባኽኑ ስቓይ ህዝብኹም ካብ እተናውሑ መፍቶ ጸላእትና ካብ እትኾኑ ቅያ ታሪኽ ሰራዊት ትግራይ ካብ እትድውኑ ኩሉ ፖለቲካዊ ጡሙሕኹም አብ ከብሒ አቐሚጥኩም ከም ቀደምኩም ምስ ህዝብኹም ምስ ሰራዊትኩም ብ ሐደ ረቢብኩም ሐድነትኩም አስጢምኩም እቲ ናይ መጀመርያ መጀመርታ ዝኾነ ውሕስናን ህላዌን ህዝቢ ትግራይ ኽረጋገጽ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬት ትግራይ ክኽበር፣ ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ኽምለስ እንተ ትጽዕሩ ምሐሸ።ንኹሉ ገግዚኡ አለዋ። ንፖለቲካ ለዉጢ ን reform ናቱ ግዜ አለዋ። አብዚ ሕዚ እዋን ንህዝቢ ትግራይ እቲ ለውጢ፣ ለውጢ፣ ለውጢ እንዳ ተባህለ ወግሐ ጸብሐ ዝዝረብ ዘረባ ነበረያ ነበረ (ጽውጽዋይ) እዩ ኾይኑ ዝስምዖ ዘሎ። ስለዚ አቱም ፖለቲከኛታት፣ ሊሂቃናት፣ ከምኡ እውን ሚድያታት ትግራይ እቲ መጀመርታ ኽፍጸም ዘለዋ ኽትፈልጥዋ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ ውሕስናኡ ህላዌኡ ኸይተረጋገጸ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬቱ ከይተኸብረ፣ ዝተፈናቐሉ ናብ ገዝኦም ኸይተመልሱ ወላ ሐደ ናይ ፖለቲካ game ክስራሕ ከም ዘይካአል ኽትአምኑ አለኩም።
ሓቂ እዮ
አንታ ሚድያ ጉጀለ አደመ ዝኾንኻ ጉጀለ ደብረፅዮን ዳአ ልማዱ እዩኮ መህተም ምሰራቅ
ዋ ቀልጢፈካ አይትአመን ሓው አነ ንክልቲኦም ፓርቲ አይአምንን ግን ኩሎም ንሰልጣን አዮም ደጋጊምካ ተገዘብ ከብ ውቅሮ ሸመይ ንዓካ
Tigray people should be grateful. Social media bubble is for personal ego.
ሃለውለው ኣይትበል ከም ጋዜጠኛ ዘግብ ካብዚ ወፃኢ ንስኻ ትድግፎ ጉጅለ ክጋጌዮ ከለው ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ነገር ክብል ኣይደልይን ትብል ነጥቢ ከይጎድሎም ካሉኩሌት ብምግባር ማለት ኤዮ።እቲ ዘይትድግፎ ጉጅለ ንክተሰጥሖ ድማ ኣብ ትግራይ ናይ ባዕሎም ዕላማ ዘለዎም ፀላኢቲ ንዝተዛረብዎ እናኣካከብካ ከተፀለም ትፍትን ኣለኻ።ሃገር ሓደ ምክሪ ከካፍለካ ውሽጣውሽጢ ወይድማ ተሸፋፍኒካ ብምኻድ ምንም ትከስቦ ነገር የለን ከምኒ ስታሊንን ሃይለን ጉልባብካ ቀሊዕካ ብዘይስክፍታ ምንቅስቃስ ይሐሸካ።
ሃገረ ተክለ ብርሃነይ ሰዓት ክንደይ እዩ ብኡ ክመላለስ ዊዒለ ግን ዝተፈጠረ ነገር ኣይራኣኩን ሓሶት እዩ። ብጣዕሚ ዘሕዘነኒ ግን መጫወቲ ጆኖሳይደራት ምዃና እዩ😢እወ ሓቅኻ ኣለኻ እቱ ኩናት ዝደሊ ዘሎ እቱ መንግስቲ እየ ዝብል ሓይሊ እዩ።ህዝቢ መቀለ ድማ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ዕፅዋን ክባን ክገብራ እየ ኢሉዓብዪ ኣሕመድ እናበሉ ህዝብና የርዕድዎ ኣለዉ ዕፅዋን ክባን ዝናፍቆም ኣቦታትኩም እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ እናበሉ ህዝቢ ናብ ካሊእ ኣንፈት ክእንፍት ይገብሩ ኣለዉ ዝተሳሓሓተ መረጃ እናሃቡ ናብ ዘይኮነ ሓደጋ ክሳጣሕ ይስራሕ ኣሎ። ልኣብነት ከም ነዳጅ ዝበለ ኣብ መቀለ ብሓደ ጊዘ ናብ ዝላዓለ ዋጋ ወሲኹ ኣሎ ዕፅዋን ክባን እናበሉ እቱ ፀገም ግን ከምኡ ኣይኮነን ኣብ ናይ ጅቡቲ እዩ ጋብ ገይሩ ተባሂሉ እቱ ሓቂ ንሱ እዩ ንሶም ግን ብዘይ ኾነ መረጃ ህዝቢ የዳናግሩ ኣለዉ ዓገብ በለልና ሃገር ተክለብርሃነይ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ናይ ደብረፅየን ጉሩፕ ኮይንኻ ናትና ፎሮም
ኣስተኻኽል ደኣምበር ኣካይዳኻስ ፅቡቕ ኣይኮነን ዘሎ ምኽንያቱ ዘይምልከቱኻ ኣጀንዳታ መልሲ ክትህበሎም ትርአ ኣለኻ
ኣንታ ሰብ መን እዩ ተራኺቦምዶ ኣይተራኸቡን ኢሉ ሓቲቱካ መልሲ ትህብ ዘለኻ ሓደ ነገር ግን ዘይበርሃልካ ነገር እንተኾይኑ ኣብውሽጢ መሬት ትግራይ ዘሎ ፀገማት ኩሎም መበገሲኦም ማእኸል ሃገር ከምዝኾነ ገይርካ እትትንትኖ ዘለኻ ሓደገኛ እዩ ኣብ ትግራይ ዘለው ፀገማት ከይረኣዩን ትኹረት ከይወሃቦም ኢኻ ትገብር ዘለኻ ናብ ወገናውነት ከዓ ተዘምብል ኣለኻ
ጋዜጠኛ ዘይምኮንካ ብአፍካ ትምስክር አለካ ፎረም ደኣ እንዳ ህሜታ ድያ ትፅብፅብ ከምጋዜጠኛ አብዘይምልክተና አይንአትውን ማለትስ እንታይ ማለት እዩ?
ኣብዘይ ምልከተና ኣይንኣቱን እማ ኣይንኣቱን እያ።እዚኣ ንብዓል መን ከምትሕምም ንፈልጣ ኢና፣እዚኣ እያ እታ ሓቂ።
አንተኪኢልካ ድማ ተክልሸይ ኣብ ስዑዲ ዓረብ አየ ዘለኩ አሕዋትና አብ አሰር ቤት ሰዑዲ የሳቀዩ ኣለዉ አሕልፉልና በጃካ
እሺ።እንተኪኢልካ ብዋትስኣፕ ኣድራሻና(+251967232534) ዝርዝር ጉዳይ ብድምፂ ላኣከልና ክነመሓላልፎ ኢና።ይቅንየልና
ናትና ፎርም ከመይ ኣለኹም በጃኹም ንልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ዓዲ ዓረብ ዝጠፍኡ መናእሰይ ምስ ወለቶም ብድምፂን ብቪድዮን ቓለ መሕተት ገይረ ነይረ ተኽእልኹም ንኡሽተይ መብርሂ ስለ ዘለኩም ብዩትብኩም ልቐቕዎ መአንታን እዞም ወለቶም ።
Hager tsbuk hassab
ሓንቲ ኣብነት ክህበካ ክልተ ሰባት ብዛዕባ ናይ FM መቐለ ዘሃብኻ ኢንፎርሜሽን ነቲ ሓሶት እዩ ዝበለካ ከምዘለዋ ተቐቢልካ ደጋጊምካ ኣቃሊሕካያ ነቲ ሓቂ እዩ ዝበለካ ግን ደዊልካ ኣረጋግፀለና እምበር ዝብል መልሲ ወጣራይ ሕቶ ኢኻ ኣቕሪብካሉ ስለዚ ባዕልኻ ንባዕልኻ ምፍታሽ ከድልየካ እዩ
ወገንተኛ ኢኻ ዘይሻራዊ ክትመስል አይትሞክር
መሲሉካ እዩ
ዓርሰ እምነት የብልካን ጆርናሊስት ከምኡ ኣይኮነን ካብ ሳባውያን ተማሃር
Hahaha የቕንየልና።
Degafi hade gugile ika leka
ኣታ ታይ ኢኻ ትብል ?
ruclips.net/video/Pbq511-jcg8/видео.htmlሓገዝ ተኾነካ
ካብ ሐደ ሚልዮን ሕዝቢ ን ነብረት ን ዘጨፍጨፈ ጉጅለ አደመ ሀዚውን ሐራ መሬት ዝበሎ ወርቂ ይሰርቅ አሎ
ሓመድ ብላእ ወዲ ረሳሕ አደመ እናበልኩም ንበሩ ተምጽእዎ ለውጢ የለን ጉጅለ ካሕዳማት 🤮🤮
ኩርኩር መሽረፈት 👹 ባንዳ ወድ ባንዳ
ሃገር ምስ ካልኦት ናይ ትግርኛ ማሕበራዊ ሚድያ ብምንፅፃር ክተቕርቦም ብዝፀናሕኻ ሚዛናዊ ሓበሬታን ትንተና ኣድናቕኻን እየ። ካብ ቀረባ እዋ ነዘ ግን ቁሩብ ናብ ሓደ ወገን ሻራዊ ናብ ምዃን ተዘንብል ዘለኻ ትመስል እሞ ብዝተኽኣለካ መጠን ዘይሻራዊ ኮይንካ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ትክክለኛ ሓበሬታ ናይ ምርካብ ባህጉ ኣብምምላስ ግደኻ ተፃወት። ይግምት እየ ዘይሻራዊ ሚድያ ዝህልውዎ ፍልፍል ሓበሬታ ውሱናት እዮም ፣ ነገር ግን ተኣማኒነት ዘለዎ ሓበሬታ ምሃብ እስካብ ዝቐፀልካ ተኸታሊኻን ሓበሬታ ዝህቀካን ሰብ ክበዝሕ እዩ።
ዋላ ሐዚ ተቕርቦ ኣብዘለኻ መደብ ትህቦ ዘለኻ ትንተናን ትበፅሖ ዘለኻ መደምደምታን ዘይሻራዊኣይመስልን። እቲ ሓበሬታ እስካብ ዝበፀሐካ ፈንዎ ግን ክንዲ ሓደ ኣካል ኣይትከላኸል።
ሃገረይ ሓደ ነገር ክጥይቀካ ቤት ፅሕፍት ጊዝያዊ ምምሕዳር ተቆፃፂሩ ሕዋሓት.ናኒደብረ ፅዮን.ዝባሃል ትክክል ደዩ ክሳራጨ ዊዒሉ
ትዕምት ናይ ውልቀ ሰባት ድላዩ ዝገብሩዎ ናይ ለያቡ መጠቀሚ አይኮነን ናይ ሕዝብ ትግራይ ንብረት ኢዩ ።ጉባዔ ገይሩ ክማአራረይን ናብ ዝምልከቶን ዝውንነኖ ሕዝብ ትግራይ ኢድ ክምለስ አለዎ ።።።
Hager ❤️ nice to see you again 🙏
ዕጡቃት ብፖሊስ ተታሒዞም ኢልካ ዘረባ ሓቀኛ ዘይመስል ድራማ ዩ
አምላክ እንጀራ ዐለም የብልዕካ ዝወደይ ሃገር ስምካ ሃገረ ትግራይ ዝምስርት ይኩን በዓል ሕልና!
ጌታቸው ንአብይ ምስማን ኮይነ ካብስልጣን ንምውራድ አይሰርህን ኢሉ እዩ እዚ አድጊ ጎይታይ ዝበለኒ ናሰራቁ እታ ቁርማም መሬት ኢዘ አንባ ገነነኮይነ ክነብር እዬ እናበለ እዩ
ሓገር ፀላኢ ፀላኡ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ ቁምነገር ገርካ ምዝራብ ብዙህ ረብሓ የብሉን
ምድንቃር እዩ
ሓገር❤❤❤❤❤
ካብቶም መንግስቲ እና ፓሎትከኛ ኢና ዝብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝውዛዕ mis oformion ይበዝሕ ሸቀጥቲ ብህዝቦም
አብ ትግራይ ግዝያዊ ምንግሥቲ አይኮኑን ፡ አብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ።
😊😊😊
ትእምንት ሰብ ስልጣን ህውሃት እዮም ተጠቂመሙሉ እንበረ ህዝቢ ትግራይ አይተጠቀሙሉን😢
ታይ ዓይነት ጉዳማት ዕዮም ዕዚዖም ስክፋት ነውሪን ሞራል ዘይብሎም ሰባትዶ ያጋጥሙካ መነወርቲን ከዳዓት ዓረ ተጋሩ ንዚዖም ኣደመ ሓዲዑ ንበሎም
ታይገሮም ፀላእት ከምዙይ ተረኺቦም ተኣደደኦም ሽግር ዘለዎም እቶም ንወንበር ዝማናጠሉ ዘለው ከም ደረሆ ነንባዓሎም ዝናኸሱ ዘለዉ እዮም
ታይ ዓይነት ዝብርቅርቅ ዝበለ ዝተሓዋወሰ ኢሎሙኒ ተባሂሉ ጋእሰጋእ እናበልኻ ተቅርብ።
ይመችኻ ክቡር ሓው
ዓጀው ጀው ኣይትበል ኣብ ዓድዋ መግለፂ ሰራዊት ኣይንድግፍን ዝበለ የለን ዘየለ ነገር ኣይተቅርብ
ኣታምድረጅንታ እሟ ተቃፀሌ
where is Getachew's "3 Days" promise? The guy doesn't know the size of his shoes. He was expecting something miracle from PP. Poor Vodkachow! kkkkk He is ignorant about Tigray people!
ሽብር ፈጠርቲ ሓስውቲ በሎም ኢዚኦም 👎👎👎👎👎👎
መንጀሪኖ እኮ ምስ ሰራዊት ኮይና ጌታቸው ክነውርዶ እና እላ እያ:: ሰራዊት ዝተደለየሉ ምክንያ እኮ መፈንቅለ መንግስቲ ንምግባር እዩ
ይመችካ ሓወይ
ኣንታይትቡሌወደይ ጉጅለ ደቡረፅዮን ድኣ ይገቡርዎ እዮም ኣደነዛት እድዮም
ሰላም ሰላም ናትና ፎሮም
ምድያ መስሉኒ ክከታተለካ ፀንሐ ወገነኛ ኢኻ ትመስል ኣይጠቅምን
ወይ ጉድ በትሪ ሂዞም አትዬም እንትብሉ ፅቡቅ ነይሩ ብትክክል ገሊፅካዬ ኢካ ናይ ደብረፅዬን ቀይህ ከዳን ናይ ጌተቸው ቢጫ እዬም ክዮብልና
ብዕራይ ወለደ ዘይመሰል እዩ ሃገረ ሓውይ
መራሕትና ሰርቂ ሙሰና ለሚዶም ንህዝቢ አይሓሰቡን ሸመይ ንዓካ ሓው
Hager teklebrhan ab goni tplf kun
እት ተባሀለ ሐቅ እዩ አብ እስሪበት አለሁ
ሃገር 🤔 መጀመርታ ዜና ካብ ምስራሕካ አረጋግፅ ቀፂሉ ድማ ናይ ክልተ ውልቀ ሰባት ውድብ ጌርካ ንስልጣን ጌርካ ምዝራብ ትኽኽል አይኮነን ።።
እቱ ነገር ግን ገና ፅሂፋም ዘዛጋጀይዎ ሰበር ዜናታት ፀለእትና ክምዘለው ንምርዳእ አይክብድን
ሓስዮም ኢልካ አይትሓሱ መቀለ ምንም ሽግር የለን
ሃገር የዋህ ኣይትኹን , ረአይዎም ናብ ውሽጥና ይኣትው ኣለው ኢልካ ኣይትደነቕ ። ወሻጠና ዝኸፈትናዮ ባዕልና ተጋሩ ኢና ። ዝቕጥቅጠና ጨቋኒ መራሒ ፈቒድና ንነብር መሕዘንቲ ኢና
ብናተይ እምነት አብዚ ሕዚ እዋን አብ ትግራይ
ልዕሊ democratization ምትእትታው
ልዕሊ ሐቋፊ government ሙቋም
ልዕሊ decentralized system ምምስራት
ልዕሊ ናጻነት media ምፍቃድ
ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ለውጢ ወይ ድማ reform ህዝቢ ትግራይ ኽሪኦ ዝብህጎ፣ ብቐዳምነት አብ ባይታ ክፍጸም ዝደልዮ
“ከም ህዝቢ ውሕስናኡ ህላዌኡ ኸረጋገጽ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬቱ ክኽበር፣ ዝተፈናቐለ ህዝቡ ናብ ገዝኡ ኽምለስ እዩ ዝደሊ።
እስከ ንዘይተራዳአኩም ውሑዳት ሰባት ብቕልል ዝበለ አብነት ኸረድአኩም።
ንአብነት ንበል እስከ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) አብ ትሕቲ ጸላኢ ዝወደቐ፣ ገና ክሳብ ሕዚ ሐራ ዘይወጸ ዘሎ ህዝቢ እዩ ንበል።
ካብዞም ካባቢታት ድማ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዝኾኑ ወገናትና ተፈናቒሎም አብ ደቡብ ትግራይ፣ አብ ምዕራብ ትግራይ ጸሐይ ቁሪ እንዳሀረሞም አብ ቴንዳ ተዓቒቦም ከርፋሕ ሂወት ይነብሩ አለው ንበል።
ደቡቡ ትግራይ ምዕራብ ትግራይ ድማ ሐራ ዝወጸ ግዝአት ትግራይ እዩ ንበል።
አብ ደቡቡን ምዕራብን ትግራይ ዝነብር ህዝብና እቲ ካብ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) ተፈናቒሉ ዝመጸ አብ ውሽጡ ተዓቒቡ ብጸሐይ ቁሪ እንዳተወቕዐ ብሕማም እንዳተሳቐየ ከም ቆጽሊኽረግፍ ብዓይኑ ዝሪኦ ዘሎ ህዝቡ ናብ ገዝኡ ኸይተመልሰ ውሕስንኡ ኸይተረጋገጸ ካልእ ዝብህጎ ፖለቲካዊ ለውጢ ዶ ምሀለወ ይመስለኩም?
መልስኹም ከመይ ቢሉ ብዛዕባ ፖለቲካ ለውጢ ክሐስብ ዝብል ከም ዝኸውን አይጠራጠርን እየ።
እስከ ንበል እቶም መራሕቱ ግን ብዛዕባ democratization, ሐቋፊ government, decentralized system, ናጻነት media ወዘተ ምትእትታው ጥራሕ ኽሐስቡን ኽዛረቡን እዩ ኽሪእም ዝውዕል ንበል።
ብሐቂ እቶም መራሕቱ እቲ ንምትአእትታው ዝጽዕርዋ ዘለው ፕሎቲካዊ ለውጢ ዝሰልጦም ዶ ይመስለኩም?
አብ ከምዚ ኹነታት ወዲቑ ንዘሎ ህዝቢ ብዓይኖም እንዳ ረአዩ እቶም መራሕቱ ብዛዕባ democratization, ሐቋፊ government, decentralized system, ናጻነት media ወዘተ ምሕሳቦም ከ የምሕረሎም ዶ ኢልኩም ትግምቱ?
ህዝቢ ትግራይ ከ ዝስዕቦም ዶ ይመስለኩም?
አነ 100% ርግጸኛ እየ no way ጨሪስካ ዘይሕሰብ እዩ ከም እትብሉኒ።
ምኽንያቱ አብ አእምሮኹም ቅጅል ዝብሉኹም ካብ መሬት ሽረ፣አኹሱም፣ዓድዋ፣ዓጋመ፣እንደርታ፣ተምቤን (ዳርጋ ፍርቂ መሬት ትግራይ) ዝተፈናቐሉ መቕረብኩም የሕዋትኩም ስድራኹም አብ ትሕቲ ጸላኢ ኾይኖም ዝሳቐዩ ዘለው ወገንኩም ምርአይኩም ስለ ዝኾነ።
ስለዚ እቲ ናይ ቦታ ምቅይያር እዩ አብ ባይታ ዘሎ እምበር አብ ትግራይ ዘሎ ኹነታት መስቲ ንአብነት ኢለ ዘቕረብክዋ ወላ ሐደ አፈላላይ የብሉን።
እቲ ህዝብና ድማ ሐደ ህዝቢ እዩ። ለባም ህዝቢ እዩ። ሙሉእ ዓለም ዝምስክረሉ ወረጃ ህዝቢ እዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ወገናቱ አብ ቅድሚ ዓይኑ እንዳ ተሳቐዩ ብሕማም እንዳ ረገፉ እንዳ ራአየ ካልእ ክሐስብን ኽብህግን አይኽእልን እዩ።
ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ውሕስንኡን ህላዌኡን ሙሉእ ብምሉእ ኸይተራጋገጸ ዝተፈናቐሉ ወገናቱ ናብ መረበቶም ኸይተመልሱ ወላ ሐደ ናይ ፖለቲካ ለውጢ ኽሰምዕ ኽርኢ አይደልን እዩ። አርባዕተ ነጥቢ።
ፖለቲከኛታት ሊሂቃናት ሚድያታት ትግራይ እቲ ሐቂ እዚ ሙኻኑ ተረዲእኹም ሱቑ ኢልኩም ግዜኹም ከንቱ ካብ እተባኽኑ ስቓይ ህዝብኹም ካብ እተናውሑ መፍቶ ጸላእትና ካብ እትኾኑ ቅያ ታሪኽ ሰራዊት ትግራይ ካብ እትድውኑ ኩሉ ፖለቲካዊ ጡሙሕኹም አብ ከብሒ አቐሚጥኩም ከም ቀደምኩም ምስ ህዝብኹም ምስ ሰራዊትኩም ብ ሐደ ረቢብኩም ሐድነትኩም አስጢምኩም እቲ ናይ መጀመርያ መጀመርታ ዝኾነ ውሕስናን ህላዌን ህዝቢ ትግራይ ኽረጋገጽ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬት ትግራይ ክኽበር፣ ዝተፈናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ኽምለስ እንተ ትጽዕሩ ምሐሸ።
ንኹሉ ገግዚኡ አለዋ። ንፖለቲካ ለዉጢ ን reform ናቱ ግዜ አለዋ። አብዚ ሕዚ እዋን ንህዝቢ ትግራይ እቲ ለውጢ፣ ለውጢ፣ ለውጢ እንዳ ተባህለ ወግሐ ጸብሐ ዝዝረብ ዘረባ ነበረያ ነበረ (ጽውጽዋይ) እዩ ኾይኑ ዝስምዖ ዘሎ። ስለዚ አቱም ፖለቲከኛታት፣ ሊሂቃናት፣ ከምኡ እውን ሚድያታት ትግራይ እቲ መጀመርታ ኽፍጸም ዘለዋ ኽትፈልጥዋ ይግባእ።
ህዝቢ ትግራይ ውሕስናኡ ህላዌኡ ኸይተረጋገጸ፣ ግዝአታዊ ሉአላዊ መሬቱ ከይተኸብረ፣ ዝተፈናቐሉ ናብ ገዝኦም ኸይተመልሱ ወላ ሐደ ናይ ፖለቲካ game ክስራሕ ከም ዘይካአል ኽትአምኑ አለኩም።
ሓቂ እዮ
አንታ ሚድያ ጉጀለ አደመ ዝኾንኻ ጉጀለ ደብረፅዮን ዳአ ልማዱ እዩኮ መህተም ምሰራቅ
ዋ ቀልጢፈካ አይትአመን ሓው አነ ንክልቲኦም ፓርቲ አይአምንን ግን ኩሎም ንሰልጣን አዮም ደጋጊምካ ተገዘብ ከብ ውቅሮ ሸመይ ንዓካ
Tigray people should be grateful. Social media bubble is for personal ego.
ሃለውለው ኣይትበል ከም ጋዜጠኛ ዘግብ ካብዚ ወፃኢ ንስኻ ትድግፎ ጉጅለ ክጋጌዮ ከለው ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ነገር ክብል ኣይደልይን ትብል ነጥቢ ከይጎድሎም ካሉኩሌት ብምግባር ማለት ኤዮ።እቲ ዘይትድግፎ ጉጅለ ንክተሰጥሖ ድማ ኣብ ትግራይ ናይ ባዕሎም ዕላማ ዘለዎም ፀላኢቲ ንዝተዛረብዎ እናኣካከብካ ከተፀለም ትፍትን ኣለኻ።ሃገር ሓደ ምክሪ ከካፍለካ ውሽጣውሽጢ ወይድማ ተሸፋፍኒካ ብምኻድ ምንም ትከስቦ ነገር የለን ከምኒ ስታሊንን ሃይለን ጉልባብካ ቀሊዕካ ብዘይስክፍታ ምንቅስቃስ ይሐሸካ።
ሃገረ ተክለ ብርሃነይ ሰዓት ክንደይ እዩ ብኡ ክመላለስ ዊዒለ ግን ዝተፈጠረ ነገር ኣይራኣኩን ሓሶት እዩ። ብጣዕሚ ዘሕዘነኒ ግን መጫወቲ ጆኖሳይደራት ምዃና እዩ😢
እወ ሓቅኻ ኣለኻ እቱ ኩናት ዝደሊ ዘሎ እቱ መንግስቲ እየ ዝብል ሓይሊ እዩ።ህዝቢ መቀለ ድማ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ዕፅዋን ክባን ክገብራ እየ ኢሉዓብዪ ኣሕመድ እናበሉ ህዝብና የርዕድዎ ኣለዉ ዕፅዋን ክባን ዝናፍቆም ኣቦታትኩም እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ እናበሉ ህዝቢ ናብ ካሊእ ኣንፈት ክእንፍት ይገብሩ ኣለዉ ዝተሳሓሓተ መረጃ እናሃቡ ናብ ዘይኮነ ሓደጋ ክሳጣሕ ይስራሕ ኣሎ። ልኣብነት ከም ነዳጅ ዝበለ ኣብ መቀለ ብሓደ ጊዘ ናብ ዝላዓለ ዋጋ ወሲኹ ኣሎ ዕፅዋን ክባን እናበሉ እቱ ፀገም ግን ከምኡ ኣይኮነን ኣብ ናይ ጅቡቲ እዩ ጋብ ገይሩ ተባሂሉ እቱ ሓቂ ንሱ እዩ ንሶም ግን ብዘይ ኾነ መረጃ ህዝቢ የዳናግሩ ኣለዉ ዓገብ በለልና ሃገር ተክለብርሃነይ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ናይ ደብረፅየን ጉሩፕ ኮይንኻ ናትና ፎሮም
ኣስተኻኽል ደኣምበር ኣካይዳኻስ ፅቡቕ ኣይኮነን ዘሎ ምኽንያቱ ዘይምልከቱኻ ኣጀንዳታ መልሲ ክትህበሎም ትርአ ኣለኻ
ኣንታ ሰብ መን እዩ ተራኺቦምዶ ኣይተራኸቡን ኢሉ ሓቲቱካ መልሲ ትህብ ዘለኻ ሓደ ነገር ግን ዘይበርሃልካ ነገር እንተኾይኑ ኣብውሽጢ መሬት ትግራይ ዘሎ ፀገማት ኩሎም መበገሲኦም ማእኸል ሃገር ከምዝኾነ ገይርካ እትትንትኖ ዘለኻ ሓደገኛ እዩ ኣብ ትግራይ ዘለው ፀገማት ከይረኣዩን ትኹረት ከይወሃቦም ኢኻ ትገብር ዘለኻ ናብ ወገናውነት ከዓ ተዘምብል ኣለኻ
ጋዜጠኛ ዘይምኮንካ ብአፍካ ትምስክር አለካ ፎረም ደኣ እንዳ ህሜታ ድያ ትፅብፅብ ከምጋዜጠኛ አብዘይምልክተና አይንአትውን ማለትስ እንታይ ማለት እዩ?
ኣብዘይ ምልከተና ኣይንኣቱን እማ ኣይንኣቱን እያ።እዚኣ ንብዓል መን ከምትሕምም ንፈልጣ ኢና፣እዚኣ እያ እታ ሓቂ።
አንተኪኢልካ ድማ ተክልሸይ ኣብ ስዑዲ ዓረብ አየ ዘለኩ አሕዋትና አብ አሰር ቤት ሰዑዲ የሳቀዩ ኣለዉ አሕልፉልና በጃካ
እሺ።እንተኪኢልካ ብዋትስኣፕ ኣድራሻና(+251967232534) ዝርዝር ጉዳይ ብድምፂ ላኣከልና ክነመሓላልፎ ኢና።ይቅንየልና
ናትና ፎርም ከመይ ኣለኹም በጃኹም ንልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ዓዲ ዓረብ ዝጠፍኡ መናእሰይ ምስ ወለቶም ብድምፂን ብቪድዮን ቓለ መሕተት ገይረ ነይረ ተኽእልኹም ንኡሽተይ መብርሂ ስለ ዘለኩም ብዩትብኩም ልቐቕዎ መአንታን እዞም ወለቶም ።
Hager tsbuk hassab
ሓንቲ ኣብነት ክህበካ ክልተ ሰባት ብዛዕባ ናይ FM መቐለ ዘሃብኻ ኢንፎርሜሽን ነቲ ሓሶት እዩ ዝበለካ ከምዘለዋ ተቐቢልካ ደጋጊምካ ኣቃሊሕካያ ነቲ ሓቂ እዩ ዝበለካ ግን ደዊልካ ኣረጋግፀለና እምበር ዝብል መልሲ ወጣራይ ሕቶ ኢኻ ኣቕሪብካሉ ስለዚ ባዕልኻ ንባዕልኻ ምፍታሽ ከድልየካ እዩ
ወገንተኛ ኢኻ ዘይሻራዊ ክትመስል አይትሞክር
መሲሉካ እዩ
ዓርሰ እምነት የብልካን ጆርናሊስት ከምኡ ኣይኮነን ካብ ሳባውያን ተማሃር
Hahaha የቕንየልና።
Degafi hade gugile ika leka
ኣታ ታይ ኢኻ ትብል ?
ruclips.net/video/Pbq511-jcg8/видео.html
ሓገዝ ተኾነካ
ካብ ሐደ ሚልዮን ሕዝቢ ን ነብረት ን ዘጨፍጨፈ ጉጅለ አደመ ሀዚውን ሐራ መሬት ዝበሎ ወርቂ ይሰርቅ አሎ
ሓመድ ብላእ ወዲ ረሳሕ አደመ እናበልኩም ንበሩ ተምጽእዎ ለውጢ የለን ጉጅለ ካሕዳማት 🤮🤮
ኩርኩር መሽረፈት 👹 ባንዳ ወድ ባንዳ