ሰማዕታት ናግራን Eritrean Orthodox Tewahdo church 2020

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 71

  • @yonaszaid3300
    @yonaszaid3300 4 года назад +7

    ኣሜን!ቃል ሕይወት የስምዓልና። ታመጽሓፍ፣ ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል፧

    • @samihaile2124
      @samihaile2124 4 года назад

      ሰላም አምላክ ምሳኻ ይኹን ፍቁር ሓውና፡
      ኣየነይቲ መጽሓፍ ኢኻ ደሊኻ

    • @yonaszaid3300
      @yonaszaid3300 4 года назад

      @@samihaile2124 ናይ ሰማዕታት ናግራንን ናይ ኑጉሥ ካሌብን ።

    • @samihaile2124
      @samihaile2124 4 года назад

      @@yonaszaid3300 ምስ ውልቂ ሰብ እዩ ዝርከብ፡ብእኩብ ዝተሓትመ የብልናን፡ምስ ሰናይ ይቕሬታ

    • @philmon236
      @philmon236 4 года назад

      Hxir zbele eyu ember ab sinksar alo

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 4 года назад +3

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና።
    በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ሰማዕታት ናግራን ኣብ እምነትና የጽንዓና።
    ንዓኹም ንማሕበረ ማርያም ድማ ኣምላክ ቅዱሳን ሰማዕታት ከምኣቶም ኣብ እምነትኩም የጽንዕክም።

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 4 года назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓፍተይ።
    እግዚኣብሄር ኣብታ ጽንዕቲ እምነት ደው ክንብል ብሓይሉ ይደግፈና።

  • @ተመሰገንኣምላክ-ቐ3መ
    @ተመሰገንኣምላክ-ቐ3መ 4 года назад +1

    ቃል ህይወት የሰመዕና አሜን አሜን አሜን

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸሎት በረከት ረዲአት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ሰማእታት ምስ ኩሉና ይኩን ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ ኣብታ ቅድስት እምነትና የጸንዓና።

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay4254 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ደቂ እመብርሃን ጸጋኹም የብዝሓልኩም።

  • @destatsegay6403
    @destatsegay6403 4 года назад +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ማሕበር" በረኸት ሰማእታት ናግረን"

  • @fygdfgfdgvdgg8093
    @fygdfgfdgvdgg8093 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰምዓልና እግዛብሄር ፀጉኡ የብዘሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኩም አገልገልቲ ጎይታናን መድሃኒትናን እየሱሰ ክርሰቶሰን አመንቲ ቅድሰቲ ቤተ ክርሰትያን አርቶዶኩሰ ተዋህዶን ንኩሉ ድማ ከም ፍቃድ አግዛብሄር ይኩነልና አሜን አሜን

  • @almasaeeeslmase7152
    @almasaeeeslmase7152 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ በረክቶም ኣይፈለየና🙏

  • @mebrahturezene1346
    @mebrahturezene1346 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @sk4858
    @sk4858 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
    በረከት ቅዱሳን ሰማዕታት ናግራን ኣይፈለየና

  • @tesfahiwetalem8385
    @tesfahiwetalem8385 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳን ሰማእታት ምሳና ይኩን።

  • @askaleschngusee5008
    @askaleschngusee5008 4 года назад

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna kbrti haftey Egzabher amlak xegeu yebzhalku amen amen amen

  • @filmonmedhanie549
    @filmonmedhanie549 3 года назад

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna berketn redietn nay kdusan nagran ayfeleyena

  • @senaytmengstab9843
    @senaytmengstab9843 4 года назад

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna bereketomn ayfeleyena egziabher amlakna abta xnatin emntin haymanitna xeniana kinnebr bhaylu ydegfena

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 4 года назад

    በረከተሙን ፀለቶምን ናይ ስማእታት ናግራን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን፧3፧

  • @samihaile2124
    @samihaile2124 4 года назад

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና በረኸት ቅዱሳን ሰማዕታት ኣይፈለየና
    ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍትዋት ማሕበር

  • @Kahsay068
    @Kahsay068 4 года назад +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል አመላክ የሰማለና

  • @ኦግይታተመስገንስለቲውዕለ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም

  • @michaelbaryagabir8384
    @michaelbaryagabir8384 4 года назад

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabhier xegeu yebzhalkum

  • @ትግራይዓደይ-ጸ1ጰ
    @ትግራይዓደይ-ጸ1ጰ 4 года назад

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና

  • @aebyaeby0061
    @aebyaeby0061 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @selam6473
    @selam6473 4 года назад

    ቃለ ቃለህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ በረከቶም ይሕደረና

  • @ኦጎይታኩሉመዋእልህይወተይ

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna

  • @albadralbadr2168
    @albadralbadr2168 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና

  • @abyelfukadu255
    @abyelfukadu255 4 года назад

    AMEN AMEN AMEN kale hiwet yesmealna

  • @yacobhaile7915
    @yacobhaile7915 3 года назад

    ቃለሂወት የስምዓልና

  • @tesfitsolomun9489
    @tesfitsolomun9489 4 года назад

    Amen amen amen qal hiwet yesmaalna

  • @ጋልክርስቶስ
    @ጋልክርስቶስ 4 года назад +1

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️🙏

  • @tirhastewelde3216
    @tirhastewelde3216 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @anutrdd7745
    @anutrdd7745 4 года назад +1

    ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንን⛪️⛪️🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 4 года назад

    Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 4 года назад

    Amen3 klae hiwet yesmlna xegu yebzh goyta ybarki teslot semaetat Nagran nay ngus Kaleb nhagerna Eritrea ybarka yhalwa hzbi Eritrea kab kedemu dkas zeyblu eyu Eritrea hagerey hager semaetat xadkanat Kdsti meret 🇪🇷❤⚘👑👑👑👑👑👑👑💥🇪🇷⚘⚘

  • @embayefinan3726
    @embayefinan3726 4 года назад

    Aman Aman Aman kal hiwet yesmalna 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @hsg7561
    @hsg7561 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @abebabest1554
    @abebabest1554 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን

  • @ተመስገንኣምላኬ-ሸ9ወ

    አሜን አሜን አሜን👏👏

  • @anutrdd7745
    @anutrdd7745 4 года назад

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜን🤲🤲✝️✝️✝️💒💒💒

  • @muluheshe9456
    @muluheshe9456 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 4 года назад

    Amennn amennnn
    Amennnnn amennn

  • @kinfetareke6703
    @kinfetareke6703 4 года назад

    qalehiwet yesmealna

  • @habentensfamariam4535
    @habentensfamariam4535 4 года назад

    Amen Anen Amen

  • @azieb09
    @azieb09 4 года назад

    Amen

  • @grmaybrhane7531
    @grmaybrhane7531 4 года назад

    Amien amien amien

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 3 года назад

    ዝኸበርኪ ሓብትና ቲ ታሪኽ ገድሊ ሰማእታት ሃገረ ናግራን ብምስማዕኪ ጽቡቅ እንዲዩ ግና ጌና ክጽናዕ ዘለዎ ታሪኽ ገድሊ ቅዱሳን ዘሃገረ ናግራን ብጉቡእ ኣይተጸንዐን ከምቲ ዘልኪዮ ትገድሊ ቅዱሳን ቶም ትሻዓተ ቅዱሳን ብራስ ቄሳር ማርሳ ተኽላይ ዝኣተው ብጊዜ ስርዓት ልቦና ብኦሪት ከምዝኾነ ሓደ ክንፈልጦ ዝግባእ
    ነገርዩ ኤርትራ ሃገርና ብዝተፋላለየ ኣስማት እኳ ትጸዋዕ እምበር ብሕጊ ልቦና ሄይማኖት ዝተቀበ
    ለት ቅድሚ ናይ ኣኽሱም ክፍለ ዘመን ባዓል ኣዱሊስን ዝላን ብዲሕራኡ ውን ቆሓይቶን መጠራን መንግስትነት ሃገረ ዓቢ ባሕራ ቀይሕ
    ባሕሪ ባሕሪ ነገስታት ሃገረ ሓማሴን ካልኦት ኣስማት ዝተፈላለዩ ኣስማት ቅድሚ እቲ ኣኽሱምዶ ዋላ ሃጸይ ዶ ክትብልዮ ዝጸናሕኪ ኤርትራ ሃገርና ምስተን ዝማዕበላ ሃገራት ናይ ሮም ቻይና ብንግድን ካልእን ኣዚያ ዝተፈልጠት
    ያ ኔራ ካበኽሱም መጺኡ ናብ ማርያም ጸሊዩ ትብሊዮ ትግራዎት ብሓፈሻ ካኣ ኣብ መግዛእቲ ኣምሓራ ቅድሚ ጥልያን ን10 ዓመት ገዚእምሉ
    ኣብ ዝነቀሩ ንስንክሳራት ከምብሓዲሽ ብምጽሓ
    ፍ ኤርትራ ካብ ነዊሕ ብኢትዮጵያ ዝተገዝኣት ንኽትመስል እዞም ትብሊዮም ሃጸያት ኢትዮጵያ
    ነቲ ገድሊ ከም ዝተቃጸለ ብግራኝ ብምምሳል ዝንክሳራት ወይ ገድሊ ክጽሕፉ ከለው ምስ መግዛእቲ ሃጸያት ከም ዝሳማማዕ ጌሮም ጻሓፍዎ እዚ ዘይኮነ ካልእ ታሪኽን ቅዱሳን መጻሕፍቲን ሰሪቆም ሃይማኖት ቅድሜና ከም ዝተቀበሉ ጌሮም ጽሓፍዎ ስጋብ ሕጂ እቲ ሙሴ ብባሕሪ ኤርትራ ኣብ ክልተ ከፊሉ ዘሳገሮም ኢግዚኣቢሄር ባሕሪ ኤርትራ ኢሉ ከም ዝሰመዮ
    ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ንሪኦ ኢና ነዚ ከይተረፈ ናይ ግብጺ ከም ዝኾነ ነቦታትና ካህናት ይነግርዎም ከም ዝነበሩ ናይ ሕጂ ታሪኽ እዩ ዚ ኤርትራ ትባሃል ሃገር በይናን ናጻ ሃገርን ከም ምኳና መጽሓፍ ቅዱስን ስለ ዝመስ
    ከረ ኢትዮጵያውያን ደስ ኣይበሎምን ካህናቶም
    ስለዚ ናይ ግብጺ ባሕሪ እዩ እናሉ የታልልዎም ኔሮም ነቦታትና ካህናት ብገዛእ ናቶም ከም ናይ ግብጺ ይፈልጡዎ ኔሮም ስለዚ ክትሰብኩ ከለኹም ብዛዕባ ኣድባራት ቅዱስ ቦታታት ክትሰብኩ ከለኹም ካብቲ መኽሰቡ ክሳርኡ ዝበዝሕ ጌርኩም ኣይትስበኹ ናይ ኤርትራ ቅዱስ ቦታ ዲዩ ሃገረ ናግራን እወ እንታይ ዳኣ ንትግራይ ሰደደኪ???
    ብዛዕባ ሓንቲ ደብሪ ክትሰብኪ ትደሊ ተሊኺ
    ብዛዕብኣ ዶብ ከይ ሰገርኪ ስበኺ ፍልጠት የለን ኣቋርጺ ሃገረ ኤርትራ ትግራይ ኮይና ብኹሱም ተማሓዲራ ኣይትፈልጥን ፈሊጥኩም
    ማሃሩ።

  • @abraham7146
    @abraham7146 4 года назад

    Selam yehwateyn ahateyn selam egziabher msakum ykun eza chanel Abraham zetewahdo mezmur tble sabskrayb ktgbrloy bthtna yhatekum

  • @gebreyesussolomon6357
    @gebreyesussolomon6357 4 года назад

    Amen amen amen ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒

  • @Adiam-4818
    @Adiam-4818 Месяц назад

    ❤❤❤⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏

  • @semerekesete7039
    @semerekesete7039 4 года назад

    🙏🙏🙏♥️♥️♥️🍒🍒🍒🍒

  • @maakenhabtom8553
    @maakenhabtom8553 4 года назад

    Kbrti habtey kem dfret da ay thsebley eber kal amlak sebeti ay tnegrn eya nooooo dfret eyu

    • @dtyifuii8655
      @dtyifuii8655 4 года назад

      Maaken habtom ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ሓሳብ ብምሃብካ ነመስግን ፡ እቲ ደቂ ኣንስርዮ ኣበናይ ጊዜ እየን ክምህራ ዘይግብኤን ክንፈልጦ ይግበኣና። ንሱ ከኣ ኣብ ጉባኤ ኣብ ኣትራኖስ ወጺኤን ክምህራ ህዝቢ ኣይግባእን ።
      ኣብ ስነ ጽሑፍን፡ ግጥሚ ምንባብ ግና ጸገም ይብሉን ፍቁድ እዩ ።

  • @abitigraweyti3608
    @abitigraweyti3608 3 года назад

    ይቅርታ ግበርለይ ድኣ ምዓረይ ሰማእታት ናግራን ኣብ ኤርትራ ዘይኮኑስ ብዙ ናይ ሎሚ የመናውያ ኮይኖም ኣብ ሰንዓ ድኣምበር ኣብ ኤርትራ ኣይኮኑን ብናይ ቀደም ናግራውያን ናይ ሎሚ ሰንዓ ከተማ እያ ስለዚሲ እቲ ሓቂ ምስ ዝዝንተው እዩ በረከቶም ዝበፅሐና ከም ኣምሓሩ ብዝመፀልኩም ገድሊ ቅዱሳን ኣይተባላሹዉ

  • @samera7043
    @samera7043 4 года назад

    ቃለ ሕይወት የሰምዓልና በረኸት ቅዱሳን ሰማዕታት ኣይፈለየና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍትዋት ማሕበር

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረከቶም ምሳና ይሕደር።

  • @nasnetgirmasion4221
    @nasnetgirmasion4221 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @helenyemane2698
    @helenyemane2698 4 года назад

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna

  • @ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @dggf3570
    @dggf3570 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን

  • @abrahaletsige2863
    @abrahaletsige2863 4 года назад

    Amen amen amen

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863
    @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filimontesfamichael6456
    @filimontesfamichael6456 4 года назад

    Amen Amen Amen

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @kidaneermieas1860
    @kidaneermieas1860 4 года назад

    Amen amen amen