ጉዕዞ እግሪ ካብ ኣስመራ ባጽዕ ምስ ተቐማጣይ ሽወደን ኣቶ ሮቤል ተስፋ ኣብ ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ።

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 13

  • @brktieyasu1667
    @brktieyasu1667 7 месяцев назад +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 7 месяцев назад +1

    9:56 Beautiful Eritrean story that must be shared by all.
    That route [Asmara - Massawa] you took can be expanded to become a tourist destination. The future of our beautiful country Eritrea is bright.
    Eternal glory to our martyrs!

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 7 месяцев назад +1

    ዋው ዋው ብጣዕሚ ደስ ደስ ዘብል ኢንተርቪውን ኮሙኡውን ናፍታ ወርቓዊት ሃገርና ጌሹ ዝነበረን ብሓቒ ደስ ዘብል ጉዑዞን ደስ ዘብል ዕላላቱን እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ ብሓቒ ኣቕኒኢካና ኢካ ሞ በዚ ኣጋጣሚ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኲም ናይ ዛ መደብን ጋሻናን።
    ነዚ ወርቓዊ ቓላት እንድዪ ሸር ዝግበሮ ዳኣ ሸር ንበሎ ብሓቒ።
    የቀኔልና 🇪🇷🌷🇪🇷
    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታትና!!!
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
    🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 7 месяцев назад

    ዘሐጉ መምሃሪት ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾❤️❤️❤️❤️

  • @naqurabatsie5016
    @naqurabatsie5016 7 месяцев назад +1

    👍

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 7 месяцев назад +1

    🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🌹🌹🌹🌹

  • @afeworkiteslay1704
    @afeworkiteslay1704 7 месяцев назад

    ❤🎉 nberelna deki erey

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 7 месяцев назад +1

    እዚ እቲ ክልመድ ዝግብኦ ዓቢ ባህሊ ኢዩ። ጎስጓስ ክነካይደሉ ይግባእ።

  • @margarettesfamicael4853
    @margarettesfamicael4853 7 месяцев назад

    🎉it's a beautiful thing 🎉🎉🎉🎉!!!!

  • @araia5277
    @araia5277 7 месяцев назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 7 месяцев назад +1

    ዕድለኛታት ኢኹም ከምዚ ዓይነት ተበግሶ ዘይርሳዕ ተበግሶ ክትሳተፉ ምኽኣልኩም ብልቢ አሐጉሱኒ። ክልመድ ክቕጽልን ዝግብኦ ተግባር ኢዩ።

    • @dmtsiertrawyangbg7129
      @dmtsiertrawyangbg7129  7 месяцев назад

      ንሪኢቶኻ ነመስግን።እዚ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ብነጻ ክትረኽቦ ኣይሕሰብን። ንሕና ግን ስለ ህዝቦም ዝሓስቡ ሙሁራትና ብነጻ ዘገልግሉ ብዙሓ ኣለውና።እንተኾነ ግን ኣይንጥቀመሎምን ኢና። እቲ ዘሕዝን ግን ከምዚ ዓይነት ከነቕርብ እንከለና ክተባብዑ ኣይንርእን። ኣብዛ ፈነወ እዚኣ እንተታዓዚብና እኳ ነዛ ቪድዮ ፕሮግራም ዝራኣኹማ ብቑጽሪ ውሑዳት ኢኹም። ነዝን ከምዝን ገዲፎም ኣብ ቆይቊ ክዓስሉ ክትሪኢ እንከለኻ ትሓዝን። እዛ ቪድዮ እውን ነዝን ከምዝን ተመሪዞም ዘለው የሕዋትና እተድሕን መድሃኒት እያ ኔራ እሞ ምስ ግዜ ሰብ ደጋጊሙ ክሰምዓ ዓቢ ትምህርቲ ክረክብ ተስፋ ንገብር። እንተክኢልና ናብ ቡዙሓት እንተዘርጊሕናያ ጽቡቕ እዩ።