Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
የቕንየልና ክፍሎም ሓውና ኣብ ግዜ ጸገምና ድምጺ ሰለ ዝኮንካና ክብረት ይሃብካ ❤️💛
ሓው ክፍሎም ጅግና ወዲ ጀጋኑ አነ ብጣዕሚ እየ ዝሕበን ባአካ ግና እታ ብዙሐት ከም አርትራዊ አይሐስቡኒን እዪም ዝበልካያ ከሙኡ አይኮነን ብዙሐት የሕዋት አብ ጎድንካ አለና::
ኪፍሎም ሓወይ ናኣካ ዝኸውን መግከጺ የብለይን ኢድመን ጢኢናን ይሃብካ ኢየ ክብለካ ዝኺኢል ኣቦ ሰላም
ክፍሎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ምስ ስድራካ
ኽፍሎም ሽኮር ፡ ለባመይ ❤️
ናይ ባሓቂ በሊሕ ተባዕ መንእሰይ ፅቡቅ ምግባር ንባዕልኻ አዩ ባዓል ሰፊሕ ልቦና
ናይ ብሓቂ ክፍሎም ሓወይ ምስጋ ይግብኣካ ኢዩ።ህዝቢ ትግራይ ሓውና ምዃኑ ናብ ትግራይ ምስ ሰገርኩ ኢዩ በሪህለይ እግዛበር ኣምላክ ሰላምን ቅሳኔትን ይፍጠርልና ።ኣነ ንህዝቢ ትግራይ ምሉእ ዓወት ይምነየልካ ።ግን ሓደ ነገር ድስግኣኒ ንዓይ ትግራይ ከም ክልል ከትቅጽል ጥራይ ኢዩ። ኣጆኹም ትግራይ ትዕወት
ክፍሎም ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ... ክብረት ይሃበልና ክፍሎም ሓውና ❤🥰
ኣክሱማት ሚድያ ሕቶታትና ተስተኣናግድ ሚድያ ኣዝዬ እየ ዘመስግን ክፍሎም ዓዲምኩም ስለዘቕረብኩምልና።ኣኽበረት ጽብቕቲ ኩሉ ዘጥዕመላ በርትዒ።ክፍሎም ሓውና ብርቱዕ ተቓላሳይ የቐንየልና።
ኩሉ ሰብ ከም ክፊሎም ተዝከውን ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግረሰይን ሰላም ምረከበ
ኬፊ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣካልና ሓውና 🥰🥰
ክፍሎመይ መዓረይ ሓላለይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤❤✊️
በርትዕ ክፍሎም ሓውና የቐንየልና ቀፅለሉ ሰላም!!
SELAM!!!!
አንታ ብሉጽን ፍትዉን ኩቡር ሓዉ ብሀንቀዉታ ንጽበየካ አለና ።ጎይታ ይባርኻ።
ኣይትገደስሎም ክፍለሞይ ለባም መስተወዐሊ ንሕና ተጋሩ ንክቡሩ ስብ ዝላዓል ክብሪ ኣለና ናክብረካ ነፈትወካ ኢና ኣጆካ በርትዕ ቀፅለሉ ኣጆካ
Ajoka Kiflom jigna wedi hzbi bhansab alena.Kab Eritrawit Haftka.Qexlo kea kbleka edeli.Kiflom is brave Eritrean man. Keep the good job going.Thank you
One of my favorite guy 🙏🙏🙏 WE LOVE YOU MY BROTHER!!!
I hated this guy agame
He lied to you and we support to my military and the government
ስነ ጥበባዊ ክፍሎም ሓውና የቀንየልና ለባመይ አሳናዳኢት አክበረት ውን የቀንየልና ቀፅልሉ 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💋💋💋
ንሕና ከምዚ ዩ ዘምሕረል ቀጽልዎ ኣኽሱማዊት ሚድያ ንጸላእትና ከኣ ልዕሊ ሚሳይል ዩ ብፍላይ ነቲ ንሳላሳ ዓመታት ንዓና ኣድምዩ ናብ ትግራይ ሰጊሩ ዘሎ ብጉጅለ ጉሪላ ዝምራሕ ድቃስ ዩ ዝኸልኦ ዓወት ህዝቢ ትግራይ ዓወትና ዩ ንሕና ንስዕር 💪
ምንዮትካ ተሳኺዑ ህዝቢ ትግራይ ይዕወት አሎ እንኳዕ ደስ በለካ ክፍሎመይ ምስ ኩሎም አባላት ጩራ ባንድ💪💪💪💪
ከፋሊ ሕሊናዊ ክብሪ ይሃብካ ♥💛💗🙏
ጠንካራ መንእሰይ ዕድመን ጥእናን ይሃብካ ክፍሎሞይ
ናይ ኸማቅ ጊዜና ክፍሎም ሀውና ዘልአለም አይንረሳአካን 🤚🤚🤚🤚🤚🤚✊✊✊✊🌷🌷🌹🌹
ኣክበረተይ እንኻዕ ደሓን መፃኪ 🇻🇳❤️
ክፍሎም ብጣዓሚ ጽቡቕ መንፈስካን መልእኽትኻን ይሰማዕ።ናይ ልብኻ ታሕጉዋስ ይሰመረልካ።May you be blessed with all the joy that your heart desires.
🥰🥰🥰በጣም ነው የምወድህ ጥሩ ማንነት ያለህ ሰው በቃ አንተ ሰው ነህ ሙሉ ሰው::
ክፍሎም,,,, ቃላት ይሓፅሩኒ ክገልፅካ!!! ብጣዕሚ የመስግነካ!!!!
Ygerm eyu 1000 nberelna hawey natey
@@muzitgaltgray166 ,, ንስኺ እባ ንበርለይ ምቅርተይ ሓፍተይ,,, አበይ ኢኺ ትነብሪ ሓፍተይ ናተይ? ፅቡቅ ክትህልውለይ ድማ ተስፋ ይገብር:: ኩሉ ክሓልፍ እዩ:::
🙏🙏🙏Ab seidAreb eye znebr hawey natey
@@muzitgaltgray166 ,, ደስ በሃሊ,, አነ ድማ አብ ካሊፎርኒያ አመሪካ,,, ናብራ ከመይ? ቴለግራም,, ዋዝአብ አለኪ?
OK kemey emo hiwet selam dka zyaday Ane🙏🙏🙏ewe Aleni
ክፍሎም አንበሳ 👍👍👍🌷🌹🌷🌹
ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ።🙏የቀንየልና ዛሓወይ🙏
ክፍሎም ሓወና ዕድመና ጥዕናን ያሃበኻ❤🙏🙏
ሰላም ኣኽሱማዊት ሚድያ ንጣዓሞት ኣሰናዳኢት የቐንየልና ንሓውና ስነጥበባዊ ክፍሎም ይክአል ብቕራቡ ነመስግን በርትዕ ክፍሎም ሓውና ቀፅለሉ!!
Amazing interview guys and good job Kiflom.
ሰላም ደቅ ሓላል መሬት 🙏🏼
ተባዕ ፡ ብዓል ፡ ቀኛ ፡ ልሳን ፡ ሽደናይ ፡ ንስለ ፡ ሐቂ ፡ ደዉ ፡ ስለ ፡ ዝበልካ ፡ ቀሲንካ ፡ ሕደር። ሕልና ፡ ዘይብሉ ፡ ሐቂ ፡ ዘይብሉ ፡ ደቂሶም ፡ አይሐድሮን ፡ ኢዩም። ክፍሉም ፡ ጅግና። 🇪🇷👌💙♥️💙♥️
God bless you keep it up for truth.
ደስ በሃሊ መደብ እዩ። ቀፅልሉ!
ናይ ብሓቂ ጅና ድምጻዊ ክፍሎም ፡ ኩሉ ንሓቂ ዝሓስብ ኩሉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ኢዩ ብዘይካ ኢቶም ልእዃት ህግደፍ ኢንተዘይኮኑ ። ብኣኻ ክኣ ብጣዕሚ ተሓቢና ኢና ቀጽሎ ። ሰላምን ቅሳኔትን ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን የውርደልና ።
ክቡር ሓውና ጅግና ከያኒ ክፍሎም ክብረት ይሃበልና ኣጆኻ በርትዕ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!!
ክፍሎም ብሱል/በሊሕ ወዲ-ህዝቢ😘
ክፋሎም ሓውና ብጣዓሚ እና ነመስግነካን ነክብረካን ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ብዝሕ ይበል ሓወይ ማዓረይ ❤💛🕊💙🌿💙🌿🕊
በርትዕ ጅግና ኢካ ብዝኣማንካሉ ሓሳብ ክፍሎም ብግለይ ኣብቲ ፀበባ እዋን ዝነበረት ደርፍካ ንዘለአለም ኣይርሳዓን፡፡
Thank You brother !
Kiflom Ykalo, I really have no words to say something about you simply I can say"Love and respect deserve you so much". Thank you for your unrestricted voice and other efforts for the people of Tigray at the time of the extermination war.
ክፍሎም ጅግና ኣምላክ ምሳካ ይኩን
የቀንየልና ክፍሎማ ሓውና በጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤️💛❤️
ከፋሊ ሓውና ኣብ ሕማቅ ግዜና ኣብ ጎንና ጠጠው ስለዝበልካ የቐንየልና
Thank you Kefali. Nay bhaki meraaya mekeyro, buzuhat keyrkan yisiebuka alewun. Great job hawey natey!
Thank you both of you to stand with Tigray people Kifelom Yekalo Axumawit Media.
ክፍሎመይ ወርቂ ኢካ ንስካ ።እዞም ሕልና ኣልቦ ባራዩ ኢሰያስ ደቂ ሃገርና ምካኖም ብልቢ ይሕዝን።
ኩፍሎም ሓውና ማራ ኢና ንፈትወካ ክቡር ሓው ክብረት ይሃበልና
ክፍሎም ክቡር ሓወና❤❤💘💘
ክፍሎመይ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ንምኻን ኤርትራዉነት ኣይሓተካን።ግን ድማ ንክልቲኡ ህዝቢ ዓንዲ ሑቀ ኢኹም ዝግበር ዘሎ ናይ ስርዓት ሽርሒግን ናብ ሰላም ክትምልስዎ ናትኩም ግደ ዓብዪ እዩ❤🥰
Ab bzuh teazibeki lebam haftey i Love u 💝💝💞
@@alenadema8334 ❣️❣️❣️❣️🙏🙏
ኣጀካ ከፋሊ ኩሉ ሰብ ምሳካ ኣሎ ውሕዳት ባራዩ እዚ ሰታይ ደም ህዝቢ ኤርትራ ጸግቡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝሰገረ
ለባም ኤርትራዊ ክፍሎም፣ ንሓቅን ፍትሕን ጠጠው ኢልካ ካብቲ ብፅልኢት ትግራይ ዝተሃነፀ ማንነት ኤርትራውነት ብድፍረት ሴርካ ታሪኻዊ ስራሕ ፈፂምካ፣ከምቲ ዝተመነኻዮ ድማ ህዝቢ ትግራይ ብጀግንነቱ ዓወት እንዳተጎናፀፈ ይርከብ፣ እንኳዕ ድማ ደስ በለና፣ በርትዕ።
Thanks again 🙏
❤️❤️❤️❤️🙏🙏
√ ጥበብ ማለት √ ህይወት √ ህዝቢ√ ሕሉፍ ታሪኽን ባህልን እትዕቅብ' ንህልውን መጻእን ኩነታት ናይ ህዝቡን ሕብረተሰብን ከምኡ'ውን ሃገሩን ንሓቂ ፡ ንፍትሒ እትጣበቕን ሓላፍነት ዝስማዓ'ያ ጥበብ ከማኡ'ውን ሚዛናዊ ኣመለኻኽታ, ብስለት ኣተሓሳስባ, ትሕትና, ኣኽብሮት,ምውናን ኣንነት, ትምክሕቲ ምውጋድ ኢያ፥ ስለዚ ኩፍሎማ ሓቀኛ ትርጉም ስነ ጥበብ ተላቢስካ ትምርሽ ዘለኻ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኢኻ። So keep it up!!!
#ኣከከጉዛይ #ዓደይ ዓዲ #ጅግንነትን #ጥበብን #ፍልስፍናን #ሜስን #ጥሕሎን #ባህልን #ቅርስን, ንሕና ደቂ #ኣከለ ኪኖ ዶብ ኢና ንሓስብ መክንያቱ ህዝቢ #ትግራይ ናትና ህዝቢ እዩ። 👌🏿❤❤❤💪🏿💪🏿💪🏿
ክፍሎም ሐዉና እንካን ብሰላም መፃእካ አንታ ተባዕ ጅግና ንአኻ ዝገልፀሉ ቃላትየብለይን አነ ክብሎ ዝደሊ ንዞም ህልናኦም ዝሸጡ ተፃዊርካ እቱ ንህዝቢ ትግራይ ዘበርከትካዬ ወርቃዊ ስራሕካ ብታሪኽ እናተዘከረ ክነብር እዩ አምላኽ እድመን ጢዕናን ይሀብካ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ክፍሎም ሽኾር ፍቕሪ ዝኾነ ሰብ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛ተባረኽ 🙏🙏🙏
ክፍሎሞይ ደላይ ፍትሒ ኣጆካ በርትዕ ቀፅለሉ ካብ ልቢ ደሞ ነምስግነካ ሰላምን ክብርን ይምነየልካ ኣብ ዘለካዮ
ክፍሎመይይይ ለባመይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩከይይ🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀✅✅✅💛❤️💛❤️✅✅✅
ክፍሎም ሓዉና ፈጣሪ ይሓልኻ መቸም አብዚ ግዜ እዙይ ንሓቂ ጠጠዉ ምባል ከቢድ እዩ ግን ዝተኸፈለይከፈል ዋጋ ኢልኪ አብ ጎኒ ዉፁዓት ስለ ዝኾንካ ምስጋነይ ብቃላት ክገልፅ ይሓፅረኒ
Bravo Akberet abertieki qetselelu
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካፈጣሪ
ክፍሎም ጅግና ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አብታ ጸልማት እዋን ዘጽናዕካና ኢካ ክፍሎማ አምላክ ፍረ ጻማካ ይክፈልካ የቀንየልና❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘
ምስ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ መወዳእታ ዶው ክንብል ኢና።
ክፍሎሞይ ባጣዕሚ እና ንፈትወካን ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ለባመይ
Tnx kb hawna
ናይብሐቂ ብሱል ኢካ ክፍሎአም ይከኣሎ ❤🌹🌹🌹🌹🌹 በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ክፍሎመይ ተካፋሊ ሽግርና ማራ ኢና ንፈትወካ ሰላም አብ ዘላካዮ
ክፍሎም ሓወይ ውዱእ ኣርቲስት ኢኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Kiflom big man ,fighter, democratic ,wish best on ur work
በርትዕ ክፍሎም ሓውና ያቀንየልና ቀፅለሎ እዚ ፅልኢ ክስበር አለዎአኩስማውያን ከዓ በርትዑ
ክፍሊት ሐወይ ጀግና ለባም በዓል ሕልና ቀጽሎ አብጎንካ አለና።
yekenyelna artist kflom ykealo edmen tienan yhabka fetari mis sdraka 🙏🙏🙏
We proud of you keep it up your good work 🙏.
ክቡር ስነ ጥበባዊ ክፍሎም ብሓቂ ጹቡቕ ኢኻ ትሰርሕ ቀጽሎእንተ ቲ ምሕዳግን ምዕዳልን ኤርትራዉነት ግን ናተይ ኢልካ ሓዞካብ ኤርትራዊት
የቀንየልና ብሓቂ መሰስተውዓሊ በሊሕ መንእሰይ ኢካ ቀፅለሉ👍👍♥💛♥💛💐
ክፎሎም ጅግና ናይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ኣጀኩም ለለ ክንዕወት እና መልእና ትግራይ ትስዕር ብቅልፅም ደቃ መልኣ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Awesome 👌 for bringing Kiflom
well-done @Axumite Media❤❤
ክፍሎም ሓዉና በርትዕ የቀንየልና ❤❤❤❤❤
Bravo 👍
ካብዛ ብሸፋቱ ህግ ተወሪራ ዘላ ሃገር ዓቢኻ ክንድዚ ዝኣክል ትብዓትን ብልሓን ምውናንካ ብጣዕሚ ተስፋ ትህብ ንፉዕ ጥበባዊ ኢኻ ክፍሎም
May God bless you and protect you.
ክፍሎም ሓወና ኣፍቲ ሕማቅ ግዜ ኣጆኩም ዝበለና ካብ ሰብ ተራ ዝወፀ ሰብ እዩ ።ብጣዓሚ የድንቀካን ይፈትወካን ጀግና ኣፅናዕኒካ ክንጥንክር ጌርካና ኢካ ነመስግን ።
ክፍሎምይ ጅግናይ❤❤
ክፍሎሞይ ባዓል ሕልና እግዝአቢሔር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ 🙏
ክፍሎም ሐዉና አፍታ ቁርፂ እዋን አብ ጎኒና ምኳንካ ዝተሰመዐኒ ሐጎስ ወሰን አይብሉን እግዚአብሄር ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ KEEP IT UP YOU ARE OUR HERO MAY GOD BLESS YOU AND YOUR FAMILY AMEN !!!
ኩቡር ሰብ ከፋሊ ዕድመ ይሃብካ
he is figure of peace of @tigrayans we love you our brother kiflom
ክፍሎም ዓቢ ሰብ ምስሊ የማነ ባርያ
ክፍሎም ሓላል አይዞኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን ዛሓወይ💖♥️♥️♥️
ፍንጫሕ መሰንገልና ሓውና ምስእዚኦም ዝፈላለየና ግን መን ዩ ? ኣሕ ተፈላሊና እባ ኣደዳ ሞትን ሽግርን ኮይና ልቢ እንዶ ንግበር ትግርኛ ንተኣኻኸብ ዘርእና ከይጠፍእ
Greetings from Seattle Washington ☔☔☔☔☔☔☔☔ TDF is marching to Addis Ababa!!
We love you kefali hawey god bless you
ክፍሎም ይካአሎ ተባዕ ተቃላሳይ ደላይ ሰላም ለባም
Kefali jigna 🇪🇷❤️
የቕንየልና ክፍሎም ሓውና ኣብ ግዜ ጸገምና ድምጺ ሰለ ዝኮንካና ክብረት ይሃብካ ❤️💛
ሓው ክፍሎም ጅግና ወዲ ጀጋኑ አነ ብጣዕሚ እየ ዝሕበን ባአካ ግና እታ ብዙሐት ከም አርትራዊ አይሐስቡኒን እዪም ዝበልካያ ከሙኡ አይኮነን ብዙሐት የሕዋት አብ ጎድንካ አለና::
ኪፍሎም ሓወይ ናኣካ ዝኸውን መግከጺ የብለይን ኢድመን ጢኢናን ይሃብካ ኢየ ክብለካ ዝኺኢል ኣቦ ሰላም
ክፍሎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ምስ ስድራካ
ኽፍሎም ሽኮር ፡ ለባመይ ❤️
ናይ ባሓቂ በሊሕ ተባዕ መንእሰይ
ፅቡቅ ምግባር ንባዕልኻ አዩ
ባዓል ሰፊሕ ልቦና
ናይ ብሓቂ ክፍሎም ሓወይ ምስጋ ይግብኣካ ኢዩ።ህዝቢ ትግራይ ሓውና ምዃኑ ናብ ትግራይ ምስ ሰገርኩ ኢዩ በሪህለይ እግዛበር ኣምላክ ሰላምን ቅሳኔትን ይፍጠርልና ።ኣነ ንህዝቢ ትግራይ ምሉእ ዓወት ይምነየልካ ።ግን ሓደ ነገር ድስግኣኒ ንዓይ ትግራይ ከም ክልል ከትቅጽል ጥራይ ኢዩ። ኣጆኹም ትግራይ ትዕወት
ክፍሎም ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ... ክብረት ይሃበልና ክፍሎም ሓውና ❤🥰
ኣክሱማት ሚድያ ሕቶታትና ተስተኣናግድ ሚድያ ኣዝዬ እየ ዘመስግን ክፍሎም ዓዲምኩም ስለዘቕረብኩምልና።ኣኽበረት ጽብቕቲ ኩሉ ዘጥዕመላ በርትዒ።ክፍሎም ሓውና ብርቱዕ ተቓላሳይ የቐንየልና።
ኩሉ ሰብ ከም ክፊሎም ተዝከውን ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግረሰይን ሰላም ምረከበ
ኬፊ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣካልና ሓውና 🥰🥰
ክፍሎመይ መዓረይ ሓላለይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤❤✊️
በርትዕ ክፍሎም ሓውና የቐንየልና ቀፅለሉ ሰላም!!
SELAM!!!!
አንታ ብሉጽን ፍትዉን ኩቡር ሓዉ ብሀንቀዉታ ንጽበየካ አለና ።ጎይታ ይባርኻ።
ኣይትገደስሎም ክፍለሞይ ለባም መስተወዐሊ ንሕና ተጋሩ ንክቡሩ ስብ ዝላዓል ክብሪ ኣለና ናክብረካ ነፈትወካ ኢና ኣጆካ በርትዕ ቀፅለሉ ኣጆካ
Ajoka Kiflom jigna wedi hzbi bhansab alena.
Kab Eritrawit Haftka.
Qexlo kea kbleka edeli.
Kiflom is brave Eritrean man. Keep the good job going.
Thank you
One of my favorite guy 🙏🙏🙏 WE LOVE YOU MY BROTHER!!!
I hated this guy agame
He lied to you and we support to my military and the government
ስነ ጥበባዊ ክፍሎም ሓውና የቀንየልና ለባመይ አሳናዳኢት አክበረት ውን የቀንየልና ቀፅልሉ 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💋💋💋
ንሕና ከምዚ ዩ ዘምሕረል ቀጽልዎ ኣኽሱማዊት ሚድያ ንጸላእትና ከኣ ልዕሊ ሚሳይል ዩ ብፍላይ ነቲ ንሳላሳ ዓመታት ንዓና ኣድምዩ ናብ ትግራይ ሰጊሩ ዘሎ ብጉጅለ ጉሪላ ዝምራሕ ድቃስ ዩ ዝኸልኦ ዓወት ህዝቢ ትግራይ ዓወትና ዩ ንሕና ንስዕር 💪
ምንዮትካ ተሳኺዑ ህዝቢ ትግራይ ይዕወት አሎ እንኳዕ ደስ በለካ ክፍሎመይ ምስ ኩሎም አባላት ጩራ ባንድ💪💪💪💪
ከፋሊ ሕሊናዊ ክብሪ ይሃብካ ♥💛💗🙏
ጠንካራ መንእሰይ ዕድመን ጥእናን ይሃብካ ክፍሎሞይ
ናይ ኸማቅ ጊዜና ክፍሎም ሀውና ዘልአለም አይንረሳአካን 🤚🤚🤚🤚🤚🤚✊✊✊✊🌷🌷🌹🌹
ኣክበረተይ እንኻዕ ደሓን መፃኪ 🇻🇳❤️
ክፍሎም ብጣዓሚ ጽቡቕ መንፈስካን መልእኽትኻን ይሰማዕ።
ናይ ልብኻ ታሕጉዋስ ይሰመረልካ።
May you be blessed with all the joy that your heart desires.
🥰🥰🥰በጣም ነው የምወድህ ጥሩ ማንነት ያለህ ሰው በቃ አንተ ሰው ነህ ሙሉ ሰው::
ክፍሎም,,,, ቃላት ይሓፅሩኒ ክገልፅካ!!! ብጣዕሚ የመስግነካ!!!!
Ygerm eyu 1000 nberelna hawey natey
@@muzitgaltgray166 ,, ንስኺ እባ ንበርለይ ምቅርተይ ሓፍተይ,,, አበይ ኢኺ ትነብሪ ሓፍተይ ናተይ? ፅቡቅ ክትህልውለይ ድማ ተስፋ ይገብር:: ኩሉ ክሓልፍ እዩ:::
🙏🙏🙏Ab seidAreb eye znebr hawey natey
@@muzitgaltgray166 ,, ደስ በሃሊ,, አነ ድማ አብ ካሊፎርኒያ አመሪካ,,, ናብራ ከመይ? ቴለግራም,, ዋዝአብ አለኪ?
OK kemey emo hiwet selam dka zyaday Ane🙏🙏🙏ewe Aleni
ክፍሎም አንበሳ 👍👍👍🌷🌹🌷🌹
ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ።🙏የቀንየልና ዛሓወይ🙏
ክፍሎም ሓወና ዕድመና ጥዕናን ያሃበኻ❤🙏🙏
ሰላም ኣኽሱማዊት ሚድያ ንጣዓሞት ኣሰናዳኢት የቐንየልና ንሓውና ስነጥበባዊ ክፍሎም ይክአል ብቕራቡ ነመስግን በርትዕ ክፍሎም ሓውና ቀፅለሉ!!
Amazing interview guys and good job Kiflom.
ሰላም ደቅ ሓላል መሬት 🙏🏼
ተባዕ ፡ ብዓል ፡ ቀኛ ፡ ልሳን ፡ ሽደናይ ፡ ንስለ ፡ ሐቂ ፡ ደዉ ፡ ስለ ፡ ዝበልካ ፡ ቀሲንካ ፡ ሕደር። ሕልና ፡ ዘይብሉ ፡ ሐቂ ፡ ዘይብሉ ፡ ደቂሶም ፡ አይሐድሮን ፡ ኢዩም። ክፍሉም ፡ ጅግና። 🇪🇷👌💙♥️💙♥️
God bless you keep it up for truth.
ደስ በሃሊ መደብ እዩ። ቀፅልሉ!
ናይ ብሓቂ ጅና ድምጻዊ ክፍሎም ፡ ኩሉ ንሓቂ ዝሓስብ ኩሉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ኢሉ ኢዩ ብዘይካ ኢቶም ልእዃት ህግደፍ ኢንተዘይኮኑ ። ብኣኻ ክኣ ብጣዕሚ ተሓቢና ኢና ቀጽሎ ። ሰላምን ቅሳኔትን ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን የውርደልና ።
ክቡር ሓውና ጅግና ከያኒ ክፍሎም ክብረት ይሃበልና ኣጆኻ በርትዕ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!!
ክፍሎም ብሱል/በሊሕ ወዲ-ህዝቢ😘
ክፋሎም ሓውና ብጣዓሚ እና ነመስግነካን ነክብረካን ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ብዝሕ ይበል ሓወይ ማዓረይ ❤💛🕊💙🌿💙🌿🕊
በርትዕ ጅግና ኢካ ብዝኣማንካሉ ሓሳብ ክፍሎም ብግለይ ኣብቲ ፀበባ እዋን ዝነበረት ደርፍካ ንዘለአለም ኣይርሳዓን፡፡
Thank You brother !
Kiflom Ykalo, I really have no words to say something about you simply I can say"Love and respect deserve you so much". Thank you for your unrestricted voice and other efforts for the people of Tigray at the time of the extermination war.
ክፍሎም ጅግና ኣምላክ ምሳካ ይኩን
የቀንየልና ክፍሎማ ሓውና በጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤️💛❤️
ከፋሊ ሓውና ኣብ ሕማቅ ግዜና ኣብ ጎንና ጠጠው ስለዝበልካ የቐንየልና
Thank you Kefali. Nay bhaki meraaya mekeyro, buzuhat keyrkan yisiebuka alewun. Great job hawey natey!
Thank you both of you to stand with Tigray people Kifelom Yekalo Axumawit Media.
ክፍሎመይ ወርቂ ኢካ ንስካ ።እዞም ሕልና ኣልቦ ባራዩ ኢሰያስ ደቂ ሃገርና ምካኖም ብልቢ ይሕዝን።
ኩፍሎም ሓውና ማራ ኢና ንፈትወካ ክቡር ሓው ክብረት ይሃበልና
ክፍሎም ክቡር ሓወና❤❤💘💘
ክፍሎመይ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ንምኻን ኤርትራዉነት ኣይሓተካን።ግን ድማ ንክልቲኡ ህዝቢ ዓንዲ ሑቀ ኢኹም ዝግበር ዘሎ ናይ ስርዓት ሽርሒግን ናብ ሰላም ክትምልስዎ ናትኩም ግደ ዓብዪ እዩ❤🥰
Ab bzuh teazibeki lebam haftey i Love u 💝💝💞
@@alenadema8334 ❣️❣️❣️❣️🙏🙏
ኣጀካ ከፋሊ ኩሉ ሰብ ምሳካ ኣሎ ውሕዳት ባራዩ እዚ ሰታይ ደም ህዝቢ ኤርትራ ጸግቡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝሰገረ
ለባም ኤርትራዊ ክፍሎም፣ ንሓቅን ፍትሕን ጠጠው ኢልካ ካብቲ ብፅልኢት ትግራይ ዝተሃነፀ ማንነት ኤርትራውነት ብድፍረት ሴርካ ታሪኻዊ ስራሕ ፈፂምካ፣ከምቲ ዝተመነኻዮ ድማ ህዝቢ ትግራይ ብጀግንነቱ ዓወት እንዳተጎናፀፈ ይርከብ፣ እንኳዕ ድማ ደስ በለና፣ በርትዕ።
Thanks again 🙏
❤️❤️❤️❤️🙏🙏
√ ጥበብ ማለት
√ ህይወት
√ ህዝቢ
√ ሕሉፍ ታሪኽን ባህልን እትዕቅብ' ንህልውን መጻእን ኩነታት ናይ ህዝቡን ሕብረተሰብን ከምኡ'ውን ሃገሩን ንሓቂ ፡ ንፍትሒ እትጣበቕን ሓላፍነት ዝስማዓ'ያ ጥበብ ከማኡ'ውን ሚዛናዊ ኣመለኻኽታ, ብስለት ኣተሓሳስባ, ትሕትና, ኣኽብሮት,ምውናን ኣንነት, ትምክሕቲ ምውጋድ ኢያ፥ ስለዚ ኩፍሎማ ሓቀኛ ትርጉም ስነ ጥበብ ተላቢስካ ትምርሽ ዘለኻ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኢኻ። So keep it up!!!
#ኣከከጉዛይ #ዓደይ ዓዲ #ጅግንነትን #ጥበብን #ፍልስፍናን #ሜስን #ጥሕሎን #ባህልን #ቅርስን, ንሕና ደቂ #ኣከለ ኪኖ ዶብ ኢና ንሓስብ መክንያቱ ህዝቢ #ትግራይ ናትና ህዝቢ እዩ። 👌🏿❤❤❤💪🏿💪🏿💪🏿
ክፍሎም ሐዉና እንካን ብሰላም መፃእካ አንታ ተባዕ ጅግና ንአኻ ዝገልፀሉ ቃላትየብለይን አነ ክብሎ ዝደሊ ንዞም ህልናኦም ዝሸጡ ተፃዊርካ እቱ ንህዝቢ ትግራይ ዘበርከትካዬ ወርቃዊ ስራሕካ ብታሪኽ እናተዘከረ ክነብር እዩ አምላኽ እድመን ጢዕናን ይሀብካ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ክፍሎም ሽኾር ፍቕሪ ዝኾነ ሰብ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ተባረኽ 🙏🙏🙏
ክፍሎሞይ ደላይ ፍትሒ ኣጆካ በርትዕ ቀፅለሉ ካብ ልቢ ደሞ ነምስግነካ ሰላምን ክብርን ይምነየልካ ኣብ ዘለካዮ
ክፍሎመይይይ ለባመይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩከይይ🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀✅✅✅💛❤️💛❤️✅✅✅
ክፍሎም ሓዉና ፈጣሪ ይሓልኻ መቸም አብዚ ግዜ እዙይ ንሓቂ ጠጠዉ ምባል ከቢድ እዩ ግን ዝተኸፈለይከፈል ዋጋ ኢልኪ አብ ጎኒ ዉፁዓት ስለ ዝኾንካ ምስጋነይ ብቃላት ክገልፅ ይሓፅረኒ
Bravo Akberet abertieki qetselelu
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካፈጣሪ
ክፍሎም ጅግና ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አብታ ጸልማት እዋን ዘጽናዕካና ኢካ ክፍሎማ አምላክ ፍረ ጻማካ ይክፈልካ የቀንየልና❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘
ምስ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ መወዳእታ ዶው ክንብል ኢና።
ክፍሎሞይ ባጣዕሚ እና ንፈትወካን ዕደመን ጥዕናን
ይሃብካ ፈጣሪ ለባመይ
Tnx kb hawna
ናይብሐቂ ብሱል ኢካ ክፍሎአም ይከኣሎ ❤🌹🌹🌹🌹🌹 በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ክፍሎመይ ተካፋሊ ሽግርና ማራ ኢና ንፈትወካ ሰላም አብ ዘላካዮ
ክፍሎም ሓወይ ውዱእ ኣርቲስት ኢኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Kiflom big man ,fighter, democratic ,wish best on ur work
በርትዕ ክፍሎም ሓውና ያቀንየልና ቀፅለሎ እዚ ፅልኢ ክስበር አለዎ
አኩስማውያን ከዓ በርትዑ
ክፍሊት ሐወይ ጀግና ለባም በዓል ሕልና ቀጽሎ አብጎንካ አለና።
yekenyelna artist kflom ykealo edmen tienan yhabka fetari mis sdraka 🙏🙏🙏
We proud of you keep it up your good work 🙏.
ክቡር ስነ ጥበባዊ ክፍሎም
ብሓቂ ጹቡቕ ኢኻ ትሰርሕ ቀጽሎ
እንተ ቲ ምሕዳግን ምዕዳልን ኤርትራዉነት ግን ናተይ ኢልካ ሓዞ
ካብ ኤርትራዊት
የቀንየልና ብሓቂ መሰስተውዓሊ በሊሕ መንእሰይ ኢካ ቀፅለሉ👍👍♥💛♥💛💐
ክፎሎም ጅግና ናይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ኣጀኩም ለለ ክንዕወት እና መልእና
ትግራይ ትስዕር ብቅልፅም ደቃ መልኣ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Awesome 👌 for bringing Kiflom
well-done @Axumite Media❤❤
ክፍሎም ሓዉና በርትዕ የቀንየልና ❤❤❤❤❤
Bravo 👍
ካብዛ ብሸፋቱ ህግ ተወሪራ ዘላ ሃገር ዓቢኻ ክንድዚ ዝኣክል ትብዓትን ብልሓን ምውናንካ ብጣዕሚ ተስፋ ትህብ ንፉዕ ጥበባዊ ኢኻ ክፍሎም
May God bless you and protect you.
ክፍሎም ሓወና ኣፍቲ ሕማቅ ግዜ ኣጆኩም
ዝበለና ካብ ሰብ ተራ ዝወፀ ሰብ እዩ ።
ብጣዓሚ የድንቀካን ይፈትወካን
ጀግና ኣፅናዕኒካ ክንጥንክር ጌርካና
ኢካ ነመስግን ።