These two beautiful sisters are good lesson for most Eritreans ladies . Even though their father is a singer but they are completely out this path . They are blessed , featured , praised . Always love you beautiful sisters
@@senait9742 I met him last year for about one week in one Guest House. Tiena iwin qurub yeblun beti natey tizibti. Buzuh hasab kea alewo. Buzuh ayzarebin iyu.
Wow, Dawit is intelligent. Lucky to have a one week time with him in 2019. I observed that he does not like to talk a lot but sing rather. I was really emotional the way his daughters spoke. Amazing children.
Ata camera dea entay koynka? Akerarba btaemi xbuk. Kab bota jemirka, albasat, nxurnet nay camera ..very clear. I don't know ember...kurub kemzi hasad neger konka tsm'ani aleka.
ዳዊት ሽላን ናይ ብሓቂ ጥዑም ሽታ ኤርትራውነት ሃገራውነት ብግጥምኻን ዜማታትካን ካናሪ ድሃይካን ከም ጥዑም መአዛ ሽታ ብእዛና አቢልካ ንልብና እተህግግ : ዕድመን ጥዕናንን እምነየልካ🇪🇷😘🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😘
ሽላነይ ኩሉ እካ ንስኻ ዕድመን ጥዕናን ይብካ ልዑል ፈጣሪ ምስ ስድራቤትካ። ሜሪ ከኣ የቀነልና ንፈትዎ ድምጻዊ ገጹ ዘራእኽና።
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እዘን ደቀይ፡ዳዊት ሽላን ክኣ ዕድለኛ ኢካ ከምዚ ኢልካ ክትዛረብ ምብቃዕኻ፡ዝተረፈ ጽቡቅ ዕድመ ይሃብካ ።
ዳዊት ኣስላን ብሉጽ ካብ ክልተ ከውሒ ተፈጺሑ ዝወጸ ወርቂ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ምሉኣይ ስድራ ቤትካ። ርውየት ጥበብ ኢኻ ኮምኡ ውን ሜሪ ብልጽቲ ኣችተር ካብተን ዝፈትወን ኣርቲስት ሃገርና ፈጣሪ ዕድመ መዋእልኩም የንውሓዮ!!!
ኣቦና ዘይምህላዉ ጎደሎ ኣለዎ ተዋሓደ ዝባርኸልካ ትደሊ፡ኣይገርምን ደቂ ሎሚ ባርከለይ ዝብላ ዕድለኛ ዘብል ዶ ኣይከውንን።
ዳዊት ለዋህ አንደዩ አግዚኣቢሄር ዘርኡ ቁባኣት ጌሩ ሂብዎ ኣንታ ንዳዊት አግዚኣቢሄር ጌና ካልአ ክህቦዩ ሱሱዕ አካ ዘይኮነ ከምዞም ሃረፍረፍ ዝብሉ ብኸሙኡዩ ኩሉ ዝፈትዎ ኣነ ፍልይ ዘብለኒ ማዓንጣ ዳዊት
Indeed, zgerim. Good daughters.
ሽላነይ ንፉዕ ድምጻዊ እንድዩ ልዕሊ ኩሉ ግን ኣታዓባብያ ናይ ደቁ ዝናኣድ እዩ ኣምላኽ ብርኽ የብልክን ቡሩኻት
እዘን ደቁ ገለ ተልእኮ ኣለወን ዘይ ተረዳኣና ,,,, ብግምጣል ጉዕዞ ኣቦኦን ይከዳ እንዳፈተወኦ ደርፉ ደይስምዓ እሞ ከኣ ኣፍቀርቲ መዝሙር ጎደና ዓለምን መንፈስን ዶ ነለሊ ኣለና ኣሕዋተይ ተደኒቀ ኣምላክ ይባርክን ኪዳነ ምሕረት ተጽልለልክን ሰምክን ውን ብሩክ ዩ ,,,፡
Jenina mesleni shlan hawey
Ygermeka eyu, sedrabet adien kurub yifeltom eye, azyom kuburat, hifurat, wrzuyat eyom. Nayti sedra eyen dims weciden. Edmen tenan yhaben fetari. Abinet kulu hibreteseb.
@@adudali9060 gn teketelti orthodox ikonan yfelten eye gorebet enda haftey eyom
@@yanetdani8931 ፔንጠ ዶ ይመስላ ሓቀይ
forever ewe
ዋው ዳዊት ብሓቂ ከምዚኤን ዓይነት ለባማት ቆልዑ ምህላዉ ሃብታም'ዩ፡ ልዕሊ ኩሉ ክኣ ከምቲ ዝበሎ ኣደ ክትድነቕ ይግበኣ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሽላኒኖ እዋይ ዕድለኛ ኢኻ ብሩኻት ደቂ አለዋኻ እግዝአብሄር ይባርኽክን
ንዳዊት ብ2 ቃል ግለጽዮ እንተትብልኒ ሜሪ ሓፍተይ፡ ልግስን ፍቅርን ምበልኩኪ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
ውውውው ደቂ ዳዊት ብጣዕሚ ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንውዲ ሰብ ስነስራዓት እዩ ዞንብሮ ንፍዓት ቀጽሎኦ
ደቂ ዳዊት ሰላም ንዓክን ደስ ትብላ ኣቀራርባክንን ዘይ ከም ካልኦትን ዝመሰጠኒን ብዘይ መጋየጽን ምቅራብክንን ናይ ኣምላክ ኣገልገልትን ምካንክን ካብቲ ስሓብነት ዘለዎ ኢዩ ሰይቲ ዳዊተይ ግን መግለጺ የብለይን ነዚ ኩሉ ንእስነት ናይ ዳዊትን ተጻቦኦ ናይ ህግደፍን ተጻዊራን ከምዚኤን family ምህናጻ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግና ፍቃደና ተኮይና ዓዲምኩም ናብ ካሎኦት ተመኩራኣ ከተመሓላልፍ ደስ ምበለና ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ክንደይ ምጠቀመና ብሃላይ ኢየ ብዝኮነ ጽቡቅ ዕድል ዳዊተይ ምስ ምሉኣት ስድራቤትካ ካብ ወዲ ገዛኩም ነበር ዓሰብ ስርሒት 04 ሳንዱ ወይ ዳ ኣሚነ ዓሳ ።
ናይ ብሓቂ
ሜሪ ጎበዝ ኣርቲስቲ ኢኺ ንዳዊት ዝዓደምክልና ብልቢ ነምስግነኪ
መሪ ሃፍተይ ሽኮር ክብተን ኣለዋ ዝበሃላ ውርያት ስነ ጥበባውያን ኢየ ንኩሎም እዚትገብርዮ ዘለኪ ቐጽልዮ ። ዳዊት ሽላን ሲኮር እድመ ተና ይሃብካ
These two beautiful sisters are good lesson for most Eritreans ladies . Even though their father is a singer but they are completely out this path . They are blessed , featured , praised . Always love you beautiful sisters
ወይ ግዱ እግዚኣብሔር ክንደይ ሰናይ እዮ ተአዱሶ ተአድሶ በላ ብሁ ይሕለፋልክን ።ዕዱመን ጥዕናን ይአብክን መዛሙራን ተባረካ ካሜራ Man ገጸን ዘይርኢና I hope አገልገልቲ ተዋህዶ ትኮና
I don't think so...
ካብ ዝኩሉ ዝሰማዕክዎ ቃለ መሕትት ናይ ትግርኛ እታ መሰልቸዉ፡ እዚ ኩሉ ፍትወትን ኣክብሮትን ዳዊት ሽላን ስሚዕትና ሰርኩምና ።
በተን ደቂ ደኣ ቅሩብ ተሓጉሰ እምበር።
Ata seb please ketrdae feten
ቀሽም ጋዜጠኛ ስላም ደቂ ኢሬ ሽኮር ንዳዊት ንሶም ጥርሕ እዮም ዝድንቕዎን ዝፈትዎን ንሕና ኸ ትግርኛ ኣይንስምዕን
Kkkkk.... yrdaaka tray eye kbleka. Ezi nebse mt'hatsi nmewael dyu kxawetelkum knebr? Entay kndzi zhmim aleka, zedleyeka semieka zeytestahml. Amlak kemzi zelekum nebse mthat mhret yewrdelkum tray ena nbil. Eta keshim gn seb dleyela.
ብጣዕሚ ሕማቅ ቃለ-መሕተት፡ ሓሚሙ ከሎ እሞ ድማ ብጣዕሚ ፍሉጥን ዓብን ስነ-ጥበባዊ፡ ንስኺ ንባዕልኺ ርእሰ ምትእምማን ኣጥፊኪ።
Bravo bravo betekekel hmake interview zehfer betaemi
ቃለመሕትት ክትገብር ቅድሚ ክልተ ወርሒ አዩ ዝሕበረካ አንታይ አቢሳ ሜሪ ከምኡ ካሜራ ማን ስለምንታይ አርሒቁ ይስእሎ ተረድእዎ አቅሪቡ እንዝቀድሖ ብርግጽ እንታይ ኮይኑ አርሒቁ ዘይስእሎ ኩሉ ወዮ ገጹ ከይተሐጸበ ንግሆ ዘይከድኩሞ
ጽቡቅ ዕላም ምስ ንፈትዎ ስነ-ጥበባዊ( ሽላን)ሜሪ ሓፍትና ክኣ ንፍትወኪ ኢና ኣጆኪ ብሉጽ መደብ ኣለኪ።😍🇪🇷🇪🇷🇩🇪
Mare sekore
ምናልባት ሃሪፍኪ ኣምጺክዮ ትኮኒ ሜሪ ፡ ጊን respect ! ዝባሃል ኣሎ ማዓልቲ ክትቅይሪ ኔርኪ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መሕተት ምስተን ምቁራት ደቁ ሰላምታ ኣብጽሕለይ ምስ በዓልቲ በቱን ደቁን
ሜሪየ ሺኮር መጀመርያ ንፈትዎ ደራፋይ ሒዝኪ ብምምጻእኪ የቀንየልና፡ እቲ ዘሐጎሰኒ ኒዓይ ግን ኩባያታትኪ ብባንዴራ ኤርትራ ዝወቀባ እየን፡ ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ብራቮ ሜሪ፡
ሜሪን ሽላን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዳዊት ተኽለሰንበት ወላ ገብረሰንበት ስም ኣብኡ
ሽላነይ ቅጭን ወዲ ኣስመራ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ዝኻነ ጻገም ዘለወ እዮ ዝመስል ቁሩብ ኣዛራርብኡ ኣይግድን ብሐይሊ እዮ ድዛረብ ዘሎ፡ ድሐር ታሪኽ ህወቱ ጽብቅ ገሩ ክትንትኖ ኣለወ ፡፡፡፡፡
ዳዊተይ ሰላም ንዓካ ዓሰብ መሊስካና ከመይ ነበረ ስርሒት 4 ሰብ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ብዓል ጋል ባጽዕ ብዓል ሳሚ & ቃላብ ንድሕሪት መሊስካና ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳዊተይ።
ኣለውኻ ክኣ ብዓል ኣቤል ተኽለ
"ሜሪየ ሽኮር ሓፍተይ ምስ ህቡብ ድምጻዊ ዳዊት ሽላን እንቋዓ ብሰላም መጻኽና
ካብቶም ቡሉጻት ስነ ጥበባውያን ሃገርና ንዳዊት ሽላን ምቅራብኪ ከየመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳዊቶም።
ሺላን ከምቲ ዝበልክዮ ገጹ ምርኣይ እንበር ካልእ"ሲ እዋይ ዓቕሊ ይሓተት እዩ ንክትሰምዖ ደቁ ግን ብጣዕሚ ኣድኒቀየን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን
ሽላን ኢቲ ብክእለቱን ብድምጹን ዘድንቆ ስነ-ጠበበኛ ኢዩ ኢቲ ኣዝየ ደንቆ ናይ ደቁ ኢዩ ኣቦአ ኣርቲስቲ ብምካኑ ሲ ድርፊ ክሰምዓ ይክእላ ኢየን ኢልካ ትሓስብ ኢሞ ብኣንጻሩ አዝጋኣበሀር ይባርክን መዝሙር ኢዩ ኢቲ ሂወት ዝህብ ኣጆክን ቀጽልኦ የሕዋተይይ edman tenan yehabkum fetari mes mulu family
ሽላነይ ሓፋር ደኣ ሎምስ ካሜራ ደፊርካያ።we love you our super artist
ሓፋር ኣይኮነን ሎም ኣይኮነን መጀመርቱኡ ቃለ መሕተት ጌሩ ' ብዝኮነ ተቆኒኑ ከሎ እያ ኣቅሪባቶ
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ክክክክክክክ ከጸብቀልካ ከምዛ ትፈልጦ ኮይንካ ክትዛረብ ከለካስ ሓሳዊ ሰብ ጸላእኩ
ሜሮን ሃይለ ፍትውትን ህብብትን ተዋሳኢት ኤረትራ ኢኺ
ኣስይ ሽላን ብደቃካ ብቲኣሚ ተሐጎስ ናይ ኣምላክ ስባት ብምኳነን እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረኳም ምስ ስደራኳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሜሪ ሽኳር ቀጽልዬ በፍላይ ኣብ ባንዴራ ሃገርና ዘለኪ ፍቅሪ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኳን🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷
ወይ ለብዘበን በዓል ዳዊትስ ኣብነት ምኮንክም እምበር ሎሚዶ ክሳብ ዓንቀርኩም መሊእኩማ ናብ እንተርቢ ምቀረብኩም ሕማቅ ስራሕ እተን ደቅካ ደኣ ዝተባረካ እንቃዕ ኣየራከስካየን መሐጎስቲ ኣዲኣን ይግበረን እግዛብሀር ካባካስ ተሪፈን ምሕማቅ መርኣያ ንሰን ይሕሻ ብንግሇኣን መንገደን ዝፈለጣ
ሰላሚ ሰላሚ ዳዊት ሺላን ኣንበሳ ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢካ ሚሲ ደቅ ካ👍💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💙💙💙💙👈
ስነ ጥበባዊ ዳዊት ተኽለሰንበት ኢዩ ዝበሃል ይመስለኒ እንተ ዘይተጋግየ ፣ዳዊት ገብረሰንበት እትብል ኣብ ዝቅጽል ክፋል እንተ ትእረም ጽቡቅ ነይሩ መሪ ሓፍትና ።
Luwam Sium hakki aleki Dawit Teklesenbet eyu zebhal
ዋውውውው ደስ ዘብል መሪ ሓፍትና ጽቡቅ ገይርኪ ዳዊት ሽላን ምስ ስድሩኡ ስለ ዘቅረብክልና ደስ ዝብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ
T
Waw gex nfetwo reina SHILAN hawey edmen teinan yhabka ms mluat sdraka
መርሓባ ሜሪ & ሸላነይ እንካ ብደሓን መጻኩም ዕደመን ጥዕናን አአብ ዘለናዮ ደቂ ኤሬይ ሽኮርናታት 👉🇪🇷❤👈
ንበር ንጉስ ክራር ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ.
N Thanks Merry ቆንጆ ፍጥረት
ሽላን ካብ ዘረባ ኣብ ክራርን ደርፍን እዩ ኃይሉ❤❤
ዳዊታ ሽላን ተባዕታይ ግና ሰኪርካ ዲካ ዘለካ, ከምዚ ፡ዳሓር፡ምሽ ኣሎ ኣብዚሕካ ።ዕድለኛ ኢካ ሽላን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ደቅካ በሓቂ ።
ሽላነይ ታይ ክዓብሰልና ዘረባ ዋላ ኣይትኽኣሎ ተዛሪብካ ብስሕካ ዕጉባት ኢና!!
ዋውውውውው ደቂ ሸላን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዳዊት እሞ ኣይግድን ሰኪሩ እንከሎ ክመጽእ ኣይነቦሮን
ናይ ብሓቒ ገሬ ይስተ ይጽገብ ብገንዘቡ አዞም ሰኼሩ ዝብሉ ጭንን አንዳበሉ ኮፍ ዝኽልኡ ሰባትዮም ከምደላዩ ኣታ ዳዊቶም ፍረ ዘርኡን ኪዳኑን ይምስክሩ ሽላነይ ክምደስ ዝበለካ መትከላዊ
Wwwwwoooo jegna wedi Eryyy 🇪🇷ህግደፍ🇪🇷👈ወይ💪ሞት!!✊:: ሜሪ ሽኮር ኣብ ኩሉ ብልጽቲ ኢኺ ምስ መሳርሕትኺ ናይ ኢሂን ሚሂን ፍቕሪ ይምነየልኩም ዝያዳይ😍
ቃለ መሕተት ሳክት ኢዩ ነይሩ ምድላዋት ዘይተገብሮ ግዜ ዘይተፈለየሉ ዳዊት ከኣ ክሳብ ምዝራብ ትስእን ስክራን ዓገብ፡ ሰኪርካ ናብ ቃለ መሕተት ምምጻእ ክብረት ተዓዘብቲ ዘይምህላው ኢዩ ስለዚ ክብረት ተዓዘብቲ ይሃልውኩም።
Wawooooo ata kndey testewelll ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ azaribkani kulu gize hrrr ele zzarebelu e u. Meste mstay kemdlayom kbri hzbi gn n mntayom zeyykbru?
Mera Natey bkamey falitka shagigu kamzalo hamima eko yebll alo zaytsamo eway
@@filimonberhane6808 eti xegem eko, eti ksem'ewo zdelyu tray eyom zsem'u.
Simon Berhe ya gen gaxu endo shyfo anormal eu zalo gen nayti zechrmo kaxali gororka yaxwaka
ኣምላኽ ብርኽ የብልክን ብሓቂ ንስኻትክን ብሩኻት ኢኽን መዝሙር ምስማዕ ደኣ ቀጽላ ንሱ'ዩ ሂወት ዝኾነክን ክርስቶስ መድሓኒ ዓለም እዩ ሃረርታን ሩፍታ ደቀይን ንዳዊት ሓወይ ድማ ኣምላኽ ብርኽ የብሎ መሪቱ ድማ ጹቡቕ ኣቀራርባ።
ብጣዕሚ God bless u Rahma
ዳዊት ዓቢ አርቲስት ሃገርና 'ዩ.... ሰኺሩ መሊእ ከሎ ናብ ዓይኒ ካሜራ ከተምትጽኦ ኣይነበራን...
🙈🙈🙈 Ysekeren kzareb kelo Kulu gzei kemeu eyu bro💕💕💕💕💕💕😃
@@afwerkiabel2062 👍👍👍
ሰብኣዩ ክሳብ ዓንቀሩ ይምላኣዮ ሞሽካታት ክንዳኻ ዘይኣኽላ ብኣኻ ይዋዓላ ገንዝቡ ክብቶም ትቁርጥም ሓደ ትኽዉን ይገርምዩ ዳዊት ብዓል ሓሞት ሰብ ዘይጎድአ ፉጡር ቡዕልጋት ኢልኩም ኣለኹ ፈሰፈስ ክም ደላዩ ሜሪ ጽብቅቲ
@@ሓሞትሓርማዝ aystyan xebuk wedi
ንፉዕቲ ሓታቲት ንፉዕ መላሲ ዕድመን ጥዕናን ን ኩሉኹም ተጋሩ(ህዝቢ ትግርኛ)
እዋይ ሽላን ጣጣ ማዓንዱ ጌርኪላ እኪ መስለኒ ቁሩብ ዳኣ ሜሪ ሽኮሪ የቀንየልና ንፈትው ዘቅረብክልና
He smoke weed bro he is high
@@hustler5209 weed ?
ሜሮን ሃይለ ብዘይ ቀልዓለም ዶ ክነግረኪ ኣብ ልበይ ሽግር ትፈጥርለይ ኣለኺ ንዘይርኽበኪ።
እቲ ዘሕምመኒ ግርማኺ ቁጽይጽይ፥ከም በርቂ ዝዋቃዕ ፍሽኽታኺ፥
ኣይተሕምምኒ በጃኺ::i love you from the bottom of my heart ሜሪ
Aman agebab gber
@@EriMBH ቀናእ ሓሳድ
ሽኮሪናታትትትት ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ጻዕዳ!!
@Noh direct ቀዳማይ ነገር፡ እቲ ጽሕፍካ ንጹር የለን። ብዝተረፈ ግን ኣውራይጃይ ብልዓለይ ጽቡቕ እንተዘይተሰሚዑካ ዒም ዝበለ ይተሓጎም ኣይምልከተካን ኪድ ንዓሻኻ በሎ።
ብምንታይ አዮም ባ ደስ ዝብሉ አዚኦም መሸልጠው ዕላል ሒዞም መጽዮም ሲ ደስ ዝብሉ ክክክክክ
@@king-qv6tl እወ ንዓኻ ከምኡ ክስማዓካ እዩ። ምኽንያቱ ለቕመጽመጽ እናበለ ዘየለ እናጋነነ ዝሕሱ እዩ ዝብርሃካ እምበር ከምዚ ጻዕዳ ብጻዕዳ'ዳ ጠዋይ ልቢ ሒዝካ ኣበይ ክርድኣካ ፈሳዊ።
@@wedigere1549 ኣብዚ ጽሕፈተይ አንታይ ኣሎ ጠዋይ ልቢ ዘብለኒ ኣነ ዝበልኩ መሸልተው ዕላል ሒዞም መጽዮም አየ ዝበልኩ ሓቀይ አየ ክኣ ቀዳምነት ገረሩኡ ጽቡቅ የለን ዘረባ 0% አቲኣ ሜሮን ክኣ ሓሚሙ ከሎ ምምጽኡ ትውጋግያ አዚ አዩ መሸልተዎ ዕላል ዘበለኒ
@@king-qv6tl ከም ባህሪ ናይ ሽላን ምፍላጡ ከድልየካ እዩ ኣዘራርብኡ መጀመርያ፡ ብድሕር'ዚ ምስ ሰዓሉ ኣብ ቃል መሕትት ምምጽኡ ድማ ርእሱ ዝኸለ ዝተፈላልየ ምኽንያት ክህልዎም ከምዝኽእል ኣብ ግምት ኣእቱ። ቀጺል ናይ ዳዊት ሽላን ዕላል ዝብላዕ እምበር ዘሸልቱ ኣይኮንን ብርግጽ!! ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ስለዝፈልጦ እየ እታ መልሱ ኣብኣ ከላ ጻዕዳ ብጻዕዳ እያ ከምዞም ገሊኦም ዘይኮነ ማለት'ዩ
ሜሪ ሓብትና ብጣዕሚ ደስ፡ዝብል፡መደብ ጀሚርኩም ኣለኩ ምስ ንፈትዎም ሃብቲ ሃገር ሙዚቀኛታት ምርካብኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልኣጦን ዓወትን ይምነየልኩም!ቐጺለ ናይ ካመራ(ምርሓቕን ምቕራብን) ጸገም ኣሎ ብፍላይ ንደቂ ሽላን፡ሲ፡ኣነ ብወገነይ ደጋጊመ ፈቲነ ይርኣያ ኣይነበራን
እዚ ሰብ እንታይ ኮይኑ ምስ ውኒኡ የለን ድዩ ዋላስ እንታይ እእእእእ ተጸሊኢዎ እንተሎ ንምንታይ ገዲድኩሞ
Ane keman ygermeni u delo 🙄
ቦትካ ኣውሪድላ ኣሎ ይመስል
He smoke weed he look high dawit gang
ተቆኒኑ ኣሎ ' ንምንታይ ግን ዘይጸንሕ ባእ
ሜሮን ናትኪ ሽም ውን ደስ ብሃሊዪ ትርጉም ኣለዎ ናተን ጥራይ ኣይኮነን
ከምን ደቁ ጌሩ ልበይ ዝተንከፈኒ የለን ። ኣብ ሓደ ገዛ ክልተ መንገደ ኣምላኽ እስራኤል ይባርክንን ይቀድስክንን ዘን የሕዋተይ።
Well come deqi eri shkor
Medbki kmu megabrki xbuku u. Gena setiyu kelo interview be natey areaaya gega u betami. Sorry mes nay akbrot selam we senay
Same here Goitom. I was emotional as well.
ኣዛ እንዳ ዳዊት ሽላን ፋሚሊ ሲ ሓንቲ ምስላ ኣዘኪራትኒ ፥ ለባም ዓሻ እንተ ወለደ ተዘምተ ዓሻ ለባም፡እንተ ወለደ ተቀልተ ኣምላኽ ይባርኽን ደቂ ደራፋይ መዛምራን።
Oy sebabat afkum tray akbu
ከመይ ኣብ ሰባባ እተዊ ንስኺ ደኣ ኣፍኪ ዘይትእክቢ ክክክክክ።
@@ወዲ78ኣስመራ kid qofquaf zubala guhaf ajus aadawka ysebera stupid follow for you 😭😭😭😭😭😭 eti Profilka kea qeyro adgi
@@rahwaisaak1232 ደሓን ዲኺ ደኣ ክንድዚ ትውድስኒ ናትኪ ወሲደ love u 2.
@@ወዲ78ኣስመራ kid aska anjal
ሜሪ ሽኮር ዋዕሮ ጽቡቃት ደቂ ዳዊት ጀግና ስንስርዓት ካብ 2 ዎልዲ ዳዊት ምስ ኪዳንካ ትሓበኑ
ገጽ እቲ ንፈትዎ ኣርኢክና ፡ ግን፡ሜሪየ ድምጺ ምትዕርራይ plz ግበሪ sound setting ግበሪ ንፋስ በዚሕዎ ንክሰምዖ፡ሓቂ ይሓይሽ ቁሩብ ዘሸግር ኮይኑ ረኪበዮ
ኡይይ ሜሪ ብጥዓሚ ጸሊኤኪ ሓሚሙ ከሎ ንምንታይ ተምጽልና ናፈለጥኪ ከም ዝሓመመ አዞ ድኣ ምሕረት የዉርደሉ አንበር ሕማም ሰሚር ዝሓዞ ይመስል ሲ ኢንተርቮ ክትገብርሉ ዓገብ ያኸ
🖒haqkiiii❤
ናይ ብሓቂ
ክደርፍ ጥራይ ኢየ ዝክእል ክዛረብ ኣይክእልን ኢየ ዝብል ዘሎ ኣማዛዚንካ ጽሓፍ
Kab qedemu melak yeblun ti gexu zerebu, dmxi tray eu zelewo.
nmeri aytelgbula huket
@@ኤርትራ-ፈ9ኘ ኢሞ ባእሉ ዶ ፈትርዎ ኢዩ መልክኡ ገለ ትዛረቢ ኢኪ ክክክክ
30 ደቂቅ ግዜይ ዝበላዕኽሞ የጣዕሰኒ:: ክትጅምሪ ብጌጋ ጀሚርኪ ዳዊት ገብረሰምበት ኢልኪ:: ናቱ ኻኣ እሞ ዝሰልቸዎ ድቢ መሲሉ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ meri well done
ሽላን ጎይታ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሜሪ ካኣ ንፍዕቲ ከሙኡ ጌርኪ ዳኣ ኣቅርብልና ነዞም ስነ ጥበባውያን ናይ ሃገርና
አንኮአ ደሓን መጻኩም ደቂ ኤራይ መኽሰባት ታንክስ ሜሪ ሽኮር 💯💯❤️❤️🇪🇷🙏👍👍👍👍
We love you our super artist
ዋውውውውው ደቂ ሽላን ንፋዓት ካብዛ ናይዛ ጨናዊት ዓለም ዝና ገዲፈን መዝሙር ብምምራጸን ብጣዕሚ ኣድኒቐክን ኣምላኽ ይባርኽክን
ያ ኸ እቲ ካሜራ ማን ክንደይ የሕርቐካዩ,,,ኣቕሪቡ ዘይምጽአን ነተን ደቁ ,,ጽቡቕ ገይረን ዘይርኣያ ዘለዋ,,ካሜራ 0000
you are right. I also wanted to see their facial expression and their look.
Kjkkkķkkkkkk way gelekum ko
@@ኤርትራ-ፈ9ኘ Lol...anti intay dirara Akberet haftina. kkkk
@@hermonogbamichael8599 kkkkkkk ane wn why hasas koynu ile, xbuk alekum, gn ta comment mesihaq kea 😂😂aytsanu dea deqi Erey toumat😍
@@ኤርትራ-ፈ9ኘ Iwe teshiq iya. Ane iwin kiriey tsire iydiye. Inteqerebku Inteqerebku, getsen tsubuq gere kiriyen aykealkun. Aytisiani Akhbir Kiflay.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነጥበባዊ ዳዊት ተክለሰንበት(ሺላን) ምስ ስድራቤትካ ኣስማት ደቅካ ክኣ ከየድነቅኩካ ክሐልፍ ኣይደልን
*ከም ርእይቶ መስተ ሰትዩ ከሎ ንምንታይ ናብ ኢንተርቪው መጽዩ ካልኣይ ሓታቲት ሜሮን መስተ ሰትዩ እናፈለጥኪ ንምንታይ ኣቅሪብክዮ ይቅሬታ ናተይ ርእይቶ ዩ*
shilan komu u wela btuyu sle zeytfelto eka zereba aykieln u tuhut u kulu sa
@SHAM Ab Sport ናይ ሰዓል ዝሓመመ ኣይኮነን፡ ከምዝመስለኒ የ ርእይቶይ ኣቀሚጠ ንስኻ ዘይኮንካ ድማ ቶም ቻነል ዮም መልሲ ክህቡና ዘለዎም
Yaaa shlan setu alo melhasu kolteftef ilu nayseal trah aykonenn
ኣስይ ገጽ ንፈትዎ ዘርኣካና ኣምላከይ ተመስገን
ብምቅጻል ሜሮን ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣብ ካልኣይ ክፋል የራክበና: :
ሜረይ ሽኮር ብጣዕሚ የሕጒስክኒ
ናይ ሽላነይ ትሕትና ክኣ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ
ደቁ ክኣ'ሞ ብጣዕሚ ደስ ይብላ ንኣሽቱ'ዩ ዝመስለኒ ኔሩ ብዝኾነ ጽቡቕ ጌርኪ ፈትሽዮ
ንውሕ ዝበለ ክፋላት ተትገብርሉ ጽቡቕ ምኾነ
የቐንየልና።
Meri ane ab Eritrea yelekun Eritrea kemey ala nafikeya ko selam belley please zemenki ybarek merie love you 😍
መሪ ሽኮር የቀንየልና ንሽላን ዘምጻእክልና ጀጋኑ ደቂ ኤረይ እግዛብሄር ምሳኩም ወይኩን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዋዋ ሜሪ ስም ኣቦ ተጋጊኪ ኣለኪ ንሕና ንፈልጦ ዳዊት ተኽለሰንበት ንስኪ ትብሊ ዳዊት ገብረሰንበት
Dawiteyyyyyyyyy Mariam Asmara misaka tikun. God bless u.
ሜሪ ብዛዕባ ስራሓትኪ ካብ መጥን እና እና ነድንቀኪ ሎሚ ውን ኣብዛ ደቂ ጣንቆ ክትሓትየን ከለኪ ዝለበስኪያ ክዳን ኩሉ ግዜ ቀጽልያ
Kkkkk Ab kdmi amlak Eza interview dasemakuwa meste meste cheninu ezi screen 📺. Shilan yeahoo ✌️🇪🇷
ሜሪ ሽኮር የቀንየልና አንፈትዎ ስነ ጥበባዊ ብሉጽ
ፈቃር
ሽም ይመሪሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝብሃል ሲ ሎሚ ውን ብ ዝያዳ አሚነሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ቡሩካት ቆልዑ
ኣብ ታሃድሶ ግምባር ዓሰብ እንከሎ ምስ ባዓል ኪሮስ ኣስፋሃ ቃልኣብን።
ሽላን ብጣዕሚ ኣሳልቻዊ ኔሩ ከም ዓቢ ስነ ጥበበኛ ሃሪፍና ሪኢናዮ በር ኣይነበረን በይንኺ ኔርኪ
Shelan tume seb iyu hji gen aytayen moral u zedlyo
Uma cherimu alo b charm walhanti aygebrn u goney nay beynu alem u zelewo
Texelin alo enda beles bejakum hmak synizareb bezey biu kea transbay aykonen
Bered keyrwa za medeb
@@senait9742 I met him last year for about one week in one Guest House. Tiena iwin qurub yeblun beti natey tizibti. Buzuh hasab kea alewo. Buzuh ayzarebin iyu.
ዳዊት ጽቡቕ ቃና ዘለዎ ድምጻዊ ሃገርናዩ
እዝስ ምስ ሽላን ኢንተርቪው ኣይኮነን ምስ ሞሎቲ ኢዩ ዘየለ ካልኣይ ክፋል ሻሂ ሰቲካ ምጸና ሽላነይ ግርማ ኤረና
Kkkkkkkk nay Bhaqi zeykem texebienayon
እዘን ደቁ ግን ከም ኣቦኦን ደረፈቲ ክኮና ትፅበየን ግን ክኣ ብመዝሙር ንኣምላከን ዘገልግላ ናይ በሓቂ ኣድኒቐየን ጀመርቲ ዘይኮነ ፈፀምቲ ይግበርክ ንፉዓት፣
ሜሮን የቀንየልና ነዞም ክቡራት ስድራ ቤት ምዕዳምኪ
ጨሪምኻ መጺኻ , ዳዊተይ Life is short, ዘሐጎሰካ ጥራይ ግበር ። ንበረልና ሀልወልና ንዐካ ዝጸል ሐነዉዉዉ ነው ይበሎ ሽላነይ ሐወይ
ተቖኒኑ እኮ ቅቅቅ
ዳዊቶም ኣምበሳ ኣምላኽ ሙሉኢ ጥዕና ይሃብካ ምስ ሙልእት ስድራኻ ወዲ ሐትነይ መዓረይ
Wow, Dawit is intelligent. Lucky to have a one week time with him in 2019. I observed that he does not like to talk a lot but sing rather. I was really emotional the way his daughters spoke. Amazing children.
ሽላን ከከከከ ኩሉ ግዜ ጫርማ ደቅኻ ኣምላኽ ይባርኸልካ ፡ ፡
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ እዩ ግን ካሜራ ማን 0% ቅሩብ ኣቅርብ ኣቢሉ ዘይየርእየን እተን ደቂ ዳዊት ሽላን
Nmewsbo dika delikayen 🤣
ሜሬ ሽኮር በዚ ኣጋጣሚ ክፈትወኪ መዓት እንዲየ ጠፊክና ከኣ ኣጆኺባ ሕጂ ካኣ ብዝበለጸ ዳዊተይ ሒዝክልና መጺኽና thanks ብሩካተይ
Dawit shilan nay behaki welidka .😍🇪🇷🇪🇷🇸🇪
ዋዉ ደቁ መንፈሳዉያን እየን አምላክ ይባርክን ዘግርም እዩ ክብሪ ንአምላክ ይኩን ደፍቲ መንግስተሰማይ አይአትዉ እዩ ዝብል መጽሀ ቅዱስ ሽላ ሀወይ ንካዉን ካብዚ ደርፊ አዉጺኡ ንአምላካ ክትዝምረሉ ትምኒተይ እዩ
ኣብ ኤርትራ ዝግበር ቃለመሕትት ግድን ዲዩ ናይ ገድሊ ጥራይ ከተዕልል ሰልቺና እኮ ናይ ገድሊ ክብሉ ገደል ይእተዉ ደኣ እምበር ታሪክና ከም ንጸሊእ ገሮሙና ህግደፍ ርጉማት።
መን ኣዲካ 'ሞ ጎቲቱ ኣምጺካ ናብዚ interview እንተ ሰልቺካ ካልእኻ ዘይትሪኢ ይንዓል ከዛብ ዋሒድ ናዓኻስ ምወሰንኩልካ ኔረ እንታይ ሞ youtube እንዶ ኮይኑ
@@hmotivate5314 hhhh gedef abzy seytanka keyteatu
@@hmotivate5314 kkkk wesnelu
Mininu seket
ናይ ጥዕና ጸገም ኣለዎ ወላስ ተፈጥሩኡ ከምኡ ኢዩ ቐስ ኢሉ ይዛረብ ? መጀመርታ ግዜ ቓለ-መጠየቑ ይሰምዕ ኣለኹ።
Ayesmskayon inber seal gororey hamime aleku ilu eko hawey!!
God bless these sweet familly.
Meron shkor ...Ezi moyaki aykonet nmana hdegla pls Aytetseykyo
ስለምንታይ ንሽላን ሰትዩ ከሎ ኣምጺኽልና ሜሪ ኣኽዒብክዮ እዚ ኩሉ ኮመንት እሞ ኣንብብዮ መዓልቲ ክትቅይርሉ ኔሩኪ ዋላ ድሕሪ ዓመት ይኹን ።
ሜሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ::
ዘድነቅ ክዎ ስም ናይ ደቁ ኢቲ ልክዕ ትግርኛ ኣርእዩ ንፉዕ ዳዊት ፡ሃረርታ ሩፍታ ፡መዝሙር፡ወንጌል(ብስራት) ተማሃሩ ካብዚ ንደቅኹም ብትግርኛኹም ኣኽርዕዎም፡
Des zbl shim tray do aym'akelen? Digital weyane....agaazian....politicize kgebrwo hrdig sle zblu zelewu...ms nay ykreata eza comment bayni ezom zbelkuka eye zr'eya.
@@simonberhe3695 ሰላም ንዓኻ ሳይሞ ሓወይ፡ቀዳማይ ነገር ተገድስካ ኮሞንት ናተይ ነብብካ ሓሳብካ ምቕማጥካ የመስግነካ ኣነ ግን ውድብ ኣግኣዝያን፡ዋላ ዲጅታል ወያነ ኣይኮንኩን ሕቡን ብትግርኛይ ዚኾርዕ፡ኤርትራዊ እየ፡ዚኾነ ዚተጸሓፈ ምስ ኣግኣዝያን ግን ኣይንጠምቶ፡ኣነ ኣባሃህላይ ትርጉም ዚህብ ስያመ፡ባዕዳዊ ዘይኮነ ፡ባሃላይ እየ፡ብኻልእ እንተረድኻዮ ኣብሩሀልካ ክኽውን፡ተስፋ ይገብር!! ሰላም ኩን ዚሓወይ!!
@@nolawi30com88 selam Nolawi hawey. Yemesgneka bthtna sle zmeleskaley. Mszi zelo kunetat bkxbet nab baelawi medemdemta mkadey ykreata. Ms hasabka dma ysemamae.
INTERVIEW ዘመጻክዮም ጹቡቅ ድምጺ ዘሮ አሳአእላ ዜሮ ቅድሚ ሎዱ ምግባርኪ ተመልሰኪ ራእዮዮ ኢኺ
Ata camera dea entay koynka? Akerarba btaemi xbuk. Kab bota jemirka, albasat, nxurnet nay camera ..very clear. I don't know ember...kurub kemzi hasad neger konka tsm'ani aleka.
ዕዳጋ ዓርቢ: እንዳ ምስሪ : ሓድሽ ዓዲ: ዓወት ስምረት : ካምቦ ሰራየ: ጎቦ ኽራማ ምስ በልካ ሽላን ትብል.........
Shlan gezawtna ezekhakirkani👍
👍👍👍👌👌👌