ሰብ ክልተ ዓለም_ 2ይ ምዕራፍ ክፋል 21 _seb klte alem tigrigna series Dram Season 2 part 21 (FULL)2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 518

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 14 часов назад +106

    ጽባሕ እኮ ኪዳና ምህረት ኣዴና ሓሳብ ልብና ተስምረልና ሰደት ዘለና ሰደትና ተሕጽረልና ብሩካተይ🙏❤❤❤❤❤

    • @FiliKing-j2b
      @FiliKing-j2b 11 часов назад +1

      Classtical aytebzhlu d3ki eney✌✌✌

    • @RgatYutb
      @RgatYutb 11 часов назад +1

      ኣሜን(3)

    • @Zafuhans12
      @Zafuhans12 10 часов назад +1

      ኣሜን መዓረይ ደምርኒ

    • @YdtHr
      @YdtHr 10 часов назад +1

      ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏

    • @wediereyfetawiadu2413
      @wediereyfetawiadu2413 10 часов назад +1

      Amen 🙏 🙏 🙏

  • @zweduTube
    @zweduTube 16 часов назад +100

    ዜኑ ክበኪ ከሎ ዘሕዘኖ ካምዙ ካማይ😢ደራማ ምካኑ ናፈለጥኩስ ምስኡ ነቢዐ👍

    • @MeryMm-lk6iw
      @MeryMm-lk6iw 15 часов назад

      ኣነ ኣለኩ😢

    • @LBTube-m2c
      @LBTube-m2c 15 часов назад

      ደምራኒ ሓላላተይ

    • @SmairhYug
      @SmairhYug 13 часов назад

      ኣነ ኣለኩ ምስኡ ነቢዐ😢😢ናይ ባሓቂ ሃኒ ተመልሳ መስሉኒ ኮላይ እፍፍ😢😢

    • @haylayey
      @haylayey 12 часов назад

      ኣብ ጥቃ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኣይተብኪ ኢሎም ወለድና 😢😢😢😢ምስ ቆስልና ስለዘለና ንኽንበኪ ንእሽተይ ምኽንያት እዩ ዘድልየና ዘሎ😢😢😢😢

    • @zweduTube
      @zweduTube 12 часов назад

      @haylayey ሓቅኪ🥺

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ 16 часов назад +93

    ናጋኮ 16 ኪዳና ምህረት እዩ ኣብዙርያኩም ትኩን ቡሩካተይ300 ሙሉኡኒ ብቅንዕና ተካታተልቲ ዛፊልሚ❤

  • @nuratshow7778
    @nuratshow7778 15 часов назад +44

    ኩቡራን ቤተሰብ ብሳላ ሞራላዊ ደገፍኩም አብዚ በፂሕና አለና ከምቲ ሉሙድ ሼር ሳብስክራይብ ዳገበርኩም ክትካታተሉ ብክበሪ ንዕድም🙏ፕሮዳክሽን ማናጀር ኑራት 👑👑👑👑ኑጉስ🔥🔥

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 15 часов назад +43

    እኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋርዋኒ ❤🎉 ናጋ እኮ ኪዳነ ምህረት እያ ብኪዳነ ቃላ ትሓልወና❤🙏🙏🙏

  • @UfGo-eo1oh
    @UfGo-eo1oh 14 часов назад +26

    ኪዳነምህረት ትሓሊኹም ተሓሊየና ❤🙏🙏🙏

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 16 часов назад +108

    ስራ የሌላችሁ ስራ ይስጣችሁ ያላገባችሁ ባል ሚስት ይስጣችሁ ልጅ የሌላችሁ ልጅ ይስጣች ❤❤❤

  • @ميريميري-ت3ي
    @ميريميري-ت3ي 11 часов назад +13

    ኪዳነ ምህረት አደይ ካብ ወፂካ ምትራፍ ሓልውና ❤❤

  • @NecheyAbrah-d9g
    @NecheyAbrah-d9g 14 часов назад +23

    ፅባሕ 16 እዩ ❤❤❤❤ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ የቅንየለይ ❤🙏💝💝😢

  • @GerGer-w2y
    @GerGer-w2y 14 часов назад +24

    ኪዳነ ምህረት ትሓልኩም ተሓልየና❤❤❤

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ 8 часов назад +2

    ኣፍፍፍፍ ኣቡሽይ ክሕዝነካ ደራማ ሙካኑ ናፍልጥኩስ 😢😢 ፅባሕ ኣኮ ክዳናምህረት ኣዩ ብዘለናያ ኣደና ክዳና ምህረተ ታሓልወና ደሙሩኒ ፍትዋተይ 🤲❤

  • @maromar08888
    @maromar08888 13 часов назад +17

    ቤዛኩም ናሃኒ ኩሉ ግዜ ወላ ብሕልሚ ኣምፅእዋ
    ኣነስ ክፈትያ😢

  • @sarayan525
    @sarayan525 14 часов назад +20

    ኡፍፍፍፍ 😢😢😢😢አቡሸይ ከሕዝነካ ድራማ ምዃኑ እናፈለጥኩስ 😢😢😢

  • @BekiHappy
    @BekiHappy 16 часов назад +24

    ብጣዕሚ ልምስጠኒ ድራማ ተሃለወ ሰብ ክልተ ዓለም እዩ እና ደቅነይ ሰስኑለይ አሕዋተይ❤❤

  • @Hwnetchanelሕውነትቻነል
    @Hwnetchanelሕውነትቻነል 13 часов назад +9

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ኪዳነ ምህረት ትሓልኹም ባዕላ❤❤❤ወላ ኣሜን በሉ

  • @سبحاناللهسبحانالله-س2ذ
    @سبحاناللهسبحانالله-س2ذ 14 часов назад +13

    ፀላእካ ይንባዕ ኣቡሸይ 🎉🎉🎉

  • @asibeLove
    @asibeLove 7 часов назад +2

    ኪዳነ ምህረት ብቃል ኪዳና ታሓልውኩም ነዛ ፅሕፍ ተንብቡ ትርእዩን 🎉🤲

  • @SaraaNajai
    @SaraaNajai 15 часов назад +12

    ድራማ ምኮኑ እንፍለጥኹስ ምስ ዘኑ ብነብዓት ጀማረ ብነብዓት ወዲኣ እህህህ ብዝኾነ ቀፅለሉ ፅብቅ ስራሕ እዩ የኔየ ጀጋኑ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤

  • @silasd6790
    @silasd6790 13 часов назад +11

    እፍፍፍ ኣብሸይ ከሕዝነካ ድራማ ምኻኑ እናፈለጥኩስ ሓዚነ😢😢

  • @Ruta-t1z
    @Ruta-t1z 12 часов назад +10

    ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ተጋሩዋይ 🎉😍❤️‍🔥❤❤❤

  • @FsSd-jd1ym
    @FsSd-jd1ym 12 часов назад +7

    እንካዕ ብሰለም መፃኣኩም ሰብ ክልተ ዓለም❤❤❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 11 часов назад +4

    ኪዳና ምሕረት ትሓልወኩም ፅሩያተይ❤❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 15 часов назад +19

    ናጋ እኮ 16 ኪዳነ ምህረት እዩ እንኳዕ ኣብፀሐና
    እስቲ ብስም ኪዳነ ምህረት #ሳብስክራይብ ግበርለይ ኸይትሓልፍኒ ኣቡሸይ😢

  • @HhGg-t2g
    @HhGg-t2g 9 часов назад +3

    ምሰ ኣቡሸይ ከምዚ ከማይ ዝብከያ ኣሎ ዶ😢😢😢😢😢

  • @ajsjskhajsi3114
    @ajsjskhajsi3114 15 часов назад +14

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ🥰 ኪዳና ምህረት ኣዴና ትሓሊኩም ደቅኖ🥰🙏

  • @SihDiv
    @SihDiv 11 часов назад +4

    ዘይኑዋይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @FifiHayelomTube
    @FifiHayelomTube 10 часов назад +3

    ኣረ እንባዓል ሓንጓል ኣምፅእዎም እዞም ናይ ቀዶሞት እንባዓል ሚጣ ❤

  • @RakiRaki-ne6vb
    @RakiRaki-ne6vb 16 часов назад +11

    2 ባዕለይ ደቂ መዳም🎉🎉

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 14 часов назад +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ክቡራተይ😢

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 15 часов назад +13

    𝘞𝘦𝘭𝘭𝘤𝘰𝘮𝘦 𝘚𝘩𝘶𝘬𝘰𝘳𝘢𝘵𝘦𝘺 ❤🎉

  • @brhaneye
    @brhaneye 14 часов назад +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም 😊❤ ኣቡሸይ 😢 ውይ ሃኒዋይ ብሓቂ ዘላ መሲሉኒ 😢

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 8 часов назад

      ደምርኒ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 7 часов назад

      ደምረን መዓረይ🎉❤

    • @brhaneye
      @brhaneye 5 часов назад

      @@merhawitmuaz1619 ክንደይ ጊዜ ድየ ኽገብረልኪ 🙂

    • @brhaneye
      @brhaneye 5 часов назад

      @@ኣሉሓበሻዊት1921 ክንደይ ጊዜ ድየ ኽገብረልኪ 😑

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 14 часов назад +6

    ኣብ ዝሃለኹም ሃልኹም ቅድስት ክዳና ምህረት ትሓልወኩም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም 🙏💜💜

  • @aaaar2232
    @aaaar2232 12 часов назад +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሰብ ክልተ ዓለም♥😋

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ-ጐ8መ
    @ጋልትግራይጋልትግራይ-ጐ8መ 15 часов назад +13

    16 ኪዳና ምህረት ካብክፉእ ዘበለ ትሓልወና ብስም ኪዳና ምህረት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 🙏🙏❤❤

  • @AmanGebre511
    @AmanGebre511 15 часов назад +5

    ናኦድ ኮ ኣጸሊልዋ መሬት ሰሱኑለይ ደቂ ለምለም ትግራይ❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 9 часов назад +1

    ናጋኮ ኪዳና ምህርት ኣደና እያ ደቂ ተዋህዶ ኪዳና ምህርት ኣደዋይ ምርኩስ ናይ ስደተይ❤ እንካዕ ኣብፀሐና ቃል ኪዳና ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን 🎉ሓሳብ ልብና ኣስሚራ ብሰላም ላብታ ቅደስት ዓደና ተመልሰ ና አሜን///🎉🎉🎉

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 15 часов назад +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳ ሰብ ክልተ ዓለም ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Beryeyey
    @Beryeyey 3 часа назад +1

    😢ሞትሓያል😢

  • @MiriMm-f9q
    @MiriMm-f9q 9 часов назад +1

    እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ ፅርይተይ ቀፅሉሉ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💛

  • @GsHd-e4r
    @GsHd-e4r 12 часов назад +9

    ዘይኑ ግደፈና ባ😢😢😢😢😢😢

  • @AgreedYour
    @AgreedYour 13 часов назад +5

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ከማየይ ብሃንቀውታ ንቀነየ እየዶ ካብ ዘለ ድራማታት ዝከታተላ ሰብ ክልተ ዓለም ጥራሕ እዩ እና ኣጆኩም ቀፅሉ ተጋሩዋይ ማዓረይ

  • @محليههكعو
    @محليههكعو 15 часов назад +5

    እንቋዕ ብስላም መፃእኩም ክፈትወኩም 😘🙏😢

  • @TDFእየፈቃር
    @TDFእየፈቃር 12 часов назад +4

    ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @eluzai-g1j
    @eluzai-g1j 24 минуты назад

    ኪዳነ ምህረት ሓላዊትና ትኹን ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 15 часов назад +8

    ዘይኑ ግን🥺🥺

  • @FILIMON-TV-F2Y
    @FILIMON-TV-F2Y 12 часов назад +4

    Welcome seb 2 alem💙🌿💙💙

  • @rud9851
    @rud9851 11 часов назад +4

    ዘይኑ ዋይአህ😢😢🎉❤

  • @ትግራወይቲ-ኀ1ጀ
    @ትግራወይቲ-ኀ1ጀ 11 часов назад +3

    ደሙሩኒ ተጋሩ ኣሕዋተይ ክምልስ የ🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AaAsa-ui3ve
    @AaAsa-ui3ve 14 часов назад +4

    ደምርኒ ተጋሩዋኒ❤🎉❤

  • @BsratGebrihiwet
    @BsratGebrihiwet 11 часов назад +2

    ኣብሸ ከሕዝነካ😢😢

  • @NegasiAregawi-y3h
    @NegasiAregawi-y3h 13 часов назад +3

    Xabku srha ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GrfrfGtt5
    @GrfrfGtt5 16 часов назад +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤

  • @SeniGere-o9m
    @SeniGere-o9m 8 часов назад +1

    እፍፍፍፍፍ ዘይኑ ኣንቢዕኻኒ ኮ 😥😥😥😥

  • @Naodmsgna
    @Naodmsgna 14 часов назад +5

    Kemzi kemay ms zeynu znebe alodo😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @FjfigHchcu
      @FjfigHchcu 14 часов назад

      ኡፍፍ ሂወትና እኮ😢

    • @mmn-sy7vo
      @mmn-sy7vo 13 часов назад

      ሕይወት ከምዚ'ያ 😢 ከም ዝሓሰብኻዮ አይትኾንን

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 7 часов назад

    ኣነ ዝገርመንስ ናተይ ነገር ድራማ ምኳኑ ናፈለጥኩስ ኣይካኣልኩን ብጣዓሚ እየ ዝበኪ😢😢❤❤❤❤❤

  • @AronGebre-i6b
    @AronGebre-i6b 13 часов назад +2

    ዓዊታ ብሓቂ ደስ ዝብል መምሃሪ ድራማ እዩ ቀጽልዎ ❤ #Awet_Entertainment

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 15 часов назад +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤❤

  • @ChdVmfc
    @ChdVmfc 11 часов назад +2

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 15 часов назад +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ🥰

  • @qahv5965
    @qahv5965 13 часов назад +2

    ኣቡሸይ ምሱኡ ነቢዐ ኣነስ😢😢😢

  • @SalmSalm-nv9qw
    @SalmSalm-nv9qw 8 часов назад

    ፅንዓት ይሃብካ ኣቡሸይ የጋጥም ዩ😢😢

  • @Dejenmedhane-cs6yw
    @Dejenmedhane-cs6yw 13 часов назад +8

    ድሕሪ ደጊም ናይ ኤርትራ ፊልሚ ምርአይ ገዲፈዮ

  • @FyeriHagos-k6z
    @FyeriHagos-k6z 14 часов назад +4

    እኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋይ ፅብሕ እኮ ኪዳነ ምህረት እያ 16 ብኪዳነ ቃላ ትሓልወና👏 ሳብስክራይብ ግበሩኒ ክቡራተይ❤❤

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 16 часов назад +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 7 часов назад

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተናፈቅቲ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AregawiAree
    @AregawiAree 13 часов назад +2

    ኣይዘኩም በርትዑ❤❤❤❤❤

  • @weldushweldu
    @weldushweldu 6 часов назад

    ኪዳነምህረት ትሓልኹም ዓውቼዋ❤❤❤❤

  • @سلطان-ش4ن5ت
    @سلطان-ش4ن5ت 9 часов назад

    እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም ሰብ ክልተ ዓለም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 15 часов назад +3

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ዜኑዋይ😥

  • @FjfigHchcu
    @FjfigHchcu 14 часов назад +3

    በርትዑልና❤❤❤😊

  • @NegasiAregawi-y3h
    @NegasiAregawi-y3h 13 часов назад +2

    Well come awechu ❤❤🎉🎉🎉

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 16 часов назад +6

    ፅባሕ እኮ ክዳነ ምህረት እዩ ዘይሓሰብክሞዎ ደስታ ሓጎስ ትፍጠረልኩም #ሳብስክራይብ ግበርኒ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 14 часов назад

      ገይረልኽ ደምርን🎉

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 13 часов назад +2

    ኣቡሸይ😢 ቀፀልሉ አረ ትኽእልዎ ኢኩም❤🎉

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 15 часов назад +4

    ❤ተጋሩዋይ ደሙሩኒ ኪደሙረኩም እየ❤

  • @famousworldtube
    @famousworldtube Час назад +1

    እየይ ስሜትኹም ትቋረፅ ሃምዚ ጌርኹምስ ሸለል ተብሉኒ ... ለለ ሰሙን ክፅበ ማለት ድዩ ልማንኛውም ብጣዕሚ ኢኹም ትኽእሉ ❤ ቀፅልሉ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 13 часов назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቡሉፃተይ ኪዳን ምህረት ትሓሊኹም ተሓሊየና ዞም ናተይ ❤🙏

  • @MeryMm-lk6iw
    @MeryMm-lk6iw 16 часов назад +3

    እንኳዕ ደሓን መጻኣኩም ደቂኖ❤❤❤ዘኑየ😢

  • @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ
    @ሜሪሜሪ-ደ1ሰ 14 часов назад +3

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም❤💛

  • @AhmabDhjk
    @AhmabDhjk 14 часов назад +2

    አቡሸይ ከሕዝነካ ድራማ ምዃኑ ረሲዐስ ምስኡ ብክያተ😢

  • @smh3401
    @smh3401 12 часов назад +1

    ኣቡሸይ በኪካ ኣብኪካኒ💔💔💔😭😭😭😭

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 часа назад +1

    በርትዑ ብሉፃት ኢኹም 😊❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 9 часов назад

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ❤❤❤
    ኪዳነምሕረት ኣደይ አብ ዘለኩምዎ ትሓልዉኩም ደቂ እመ ብርሃነይ❤❤❤

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 8 часов назад

    ኣቡሸይ ኣሕዝኑኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @DfRg-h8t
    @DfRg-h8t 6 часов назад

    ዘይንዋይ አረ ኣንቢዑኒ 😢😢😢😢❤❤

  • @MiriMdj
    @MiriMdj 10 часов назад

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @LeMiLove2p4
    @LeMiLove2p4 10 часов назад +1

    ኣቡሸይ ኡፍ😥

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 16 часов назад +6

    ዌል የሕዋት❤
    1ይቲ ባዕለይ😊
    ኣቡሸይ ግን እህ😢

  • @alemgebretsadik3983
    @alemgebretsadik3983 9 часов назад

    😢😢ፊልም ምኳኒ ረሲዐስ ምስ ኣብሸይ ንባዓተይ ወዴኤ😊

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj Час назад

    እንካዕ ብስላም መፃኩም ሙቁራት ❤️❤️❤️❤️❤️🥰

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 11 часов назад +1

    welcome seb klte ዓለም❤

  • @GooklGookl-p2c
    @GooklGookl-p2c 14 часов назад +2

    እንኮዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ

  • @ተጋዳላይ0T.D.F
    @ተጋዳላይ0T.D.F 14 часов назад +5

    T.D.F ትፈትዉ ደምሩኒ ደቂ ዓደይ❤🙏

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube 7 часов назад

    በብዘለክዎ ቅድስት ኪዳን ምህረት ካብ ክፍእ ነገር ትሓሊኩም❤❤❤❤ ደምሩኒ ተጋርዋይ. ክምልስ እየ❤❤❤

  • @ጋልዴስኣተት
    @ጋልዴስኣተት 6 часов назад

    አንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ 💋💋❤

  • @AhmedAnmed-p5e
    @AhmedAnmed-p5e 16 часов назад +3

    እንኳዕ ሰላም መፂእኩም ሙቁራተይ❤💘

  • @HayelomRedae12
    @HayelomRedae12 13 часов назад +1

    ቀፅልሉ ተጋሩዋይ

  • @MulugetaHadush-q3p
    @MulugetaHadush-q3p 14 часов назад +2

    Nay zeynu adnekti l
    🎉

  • @Brhanጋልብሬየ-b6i
    @Brhanጋልብሬየ-b6i 16 часов назад +3

    እንኳዓ ብስላም መፀአኩም
    ደምራኒ ክብራተይ❤🎉

  • @MulueHabtab
    @MulueHabtab 11 часов назад +2

    Ajokum xubuq film qexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Salmanali-s1e
    @Salmanali-s1e 10 часов назад

    ኣሜን ((3))🤲🤲🤲♥️