ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 47 ሽጋራ እንዳ ሰሓበ ኣዲኡ ብ ተምልኾ ጣኦት ዝፋላሰፍ ብ ናይ ሰበይቱን ደቁን ጾሎት ዝደሓነ
HTML-код
- Опубликовано: 27 дек 2024
- @memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @nkutamirtsion @KABATRANOSTV @eriorthodox @tesfayeabera951 @ #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe
@መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ruclips.net/video/w6L71wKw7KE/видео.htmlsi=4w_ce_NAHwweEpOo ናይ ኣቦና ኣባ ግርማ video ዝዝርጋሓሉ channel subscribe
ኡሹኒ ንኦድ ሓወይ
ሕራይ ክቡር ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ንወትሩ ምሳኻ ይኩን።
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ኣብ ትገብሮ ኣገልጉሎት እግዜኣብሄር መሳኻ ይኹን ጾሎትን በረከትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማሪያም መሳካ ይኹን። 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤❤❤ankea dehan mexaka naod hawey egziabihar amlak nay ahelglot zebenka ybarik
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ነብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤
እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ዝሓወይ
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና♥️🙏✝️
ኩላትና እስኪ ንግበረሉ ንዙለባም ዝኳነ ሓወና ንዓና ቡዙሕ እዩ ዝህምህረና ዘሎ ኣሕዋተይ
ንፍዕ ዝሐወይ እምላክ የዕንቲ ልባናካ ከፍትልካ 💯👏🏽❣️እዩ እማ ስም እግዝአቢሄር ይመስገን !!!
Amen ❤❤❤
በርትዕ ንፉዕ ዝሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ ንብዙሓት ናምምላስ ምክንያት ክትከውን እኻ
Amen, Qale hiwet yesmalna, kubur hawna, nay tinbako eba amxalna, b getemena and nay aba girma gerka , kibret yhabeley
ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃሌ ሂወት የስምዓልና xegaka የብዝሓዮ ኩቡር ሓወይ ♥️♥️♥️💐💐💐 ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን
አምላክ ፅግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም መፀኣካ ናኣድ ሓወይ ቃል ሂወት የሰመዐልና
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ንኦድ ሓወይ💚
Nfe noah hawey des zbl tmhrti msgad and moqotseria aqetaqeta zmharkani sm Ezgabhier amlak ymesgneka
❤❤❤❤❤❤❤❤ ካለ ሂወት የስመዓልና ናኦድ ሓዉና
Qalhiwet ysmalna zhawey xegu ybzhlka ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤👏👏👏👏
በርተዐልና ክብር ሓዉናጠ🎉
በርተዐልና ናኣዶይ❤
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
N timrtika blbi nemesgn taos hawey, hijis wala abzi ktsihfelka nmntay seb contact kigebreka tell numberka hibkana gn ktikbel yikun seb hagez deliu eilka aytihasbn koynka giega enteleku yikrieta
Qali hiwot ysmalna zhawey enda amesgenku eye nay nfiyo khateka endahasebku amxikaya ..... wedey hamimuni embeba gele gberlu elenani entay trgumu zmlseley ayrekebkun ....
Aseyyyyy Aseyyyyy Aseyyyyy Aseyyyyy atum sebat kemza tekatateli flim eya zkatateleka niod hawey amlak beaka geyru ymhrena alo egzabiher amlak ymesgen amlak asbi dkamka ykifelka ezi hawey
ሐቅካ ድካ ምካን ይሐይስ ካብ ብዝተሳቅረ እንሳቀ ካብ ዝገርመካ ምስ ማትካ ዉን ካባካ ወጺኡ ናብ ቤተሰብካ እዩ ዝአቱ
ሽጋራ ምስታይ ጽቡቅ ሃይማናት ምቅያር ግን ጽቡቅ አይካነን ።እታይ ማለትካ እዩ ወይስ ሽጋራ ምስታይ ጽቡቅ አይካነን እንዲ ክትብል ኪካ???አብርሃልና
ሽጋራ ምስታይ ኣቋሪጽዎ ግን ሃይማኖት ቀይሩ ምስ በልኦም እቲ ሽጋራ ምስታይ ምቁራጹ ጽቡቕ ሃይማኖት ምቅያር ግን ጽቡቕ ኣይኮነን ማለቱ እዩ
ሰላም ናኦድ ሓውና እንቓዕ ናብ መንፈሳዊ ስራሕካ ኣትግሃካ ኣምላክ።
ኣሜን ምባል ነዚ ህዝበ ክርስትያን የጸግሞ ከም ዘሎ ይርዳካ'ዶ ኣሎ፧ ናይ ኤርትራ መእመን ነዚ ስራሕካ ይቃዎምዎ ኣለው። ብዕለት 30 ዝሓለፈት ወርሒ ዘውረድካያ ኣብ ኮመንት ኣንቢብካዮ'ዶ ትኸውን፧ ኮመንት እንተተንብቦን ሓደ መዓልቲ መልሲ እንተትህበሉን ጹቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ፧ ንስራሕካ ውን ሃናጺ ይኸውን። ተካል እዋን መእመናን ኣብ ናይ ኣባ ግርማ ኣብ ክልተ መርገጺ ሒዘን የኸዳ ኣለዋ። ተጋራጫዊ ነገርን ሃሳይ መርገጺኡ ዘይ ንጹር ንሰዓቢ ሃይማኖት።
እቲ ፍርዲ ግን ሓደ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክሩስቶስ ጥራይ ኢዩ ዝፈልጦ።
ኽብሪ ንኣምላኽ ይኹን።
ክቡር ሓውና ስለትሓሳብካ ክብሪ ኣለኒ ቀጽሎ ግን ንብዓይንና ንሪኦ እንታይ መረዳእታ እዩ ክወሃቦ ኣብኡ ዝፍወሱ ኢትጵያውያን ጥራይ ዘይኮነ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ይፍወሱ ኣሎው ናይዚኦም ሕማሞምን ምፍዋሶም ዘይርድኣና እንተኮኑ ንኣቦና መምህር ግርማ ምቅዋም ዘይኮነ ብሂይወት ኣሕዋትና ምልጋጽ እዩ እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኦም የብርሃሎም ስለዚ ዝተፈተነ ዝሓመመ እዩ ዝፈልጦ ከኣ
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና♥️🙏✝️
❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና♥️🙏✝️
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤