Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሚረይ ገና ካባኻ ቡዙሕ እናተፀበና ተፈሊካና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እተን ውላድካ ኣብ ቁምነገር የብፃሓየን❤🙏
ኣሚረይ ብመንፈስ ኩሉ ጊዜ ምሳና 🥺☺️
ኣሚረይ 😢😢 ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኻ ፈጣሪ😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ መዓረይ ❤️💛🌹
amier dawud best musian and producer ,,, your music and message will be with us ,,, allah yerhamake ,,,
ኣሚረይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ🙏😭😭😭
መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣሚረይ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ😢❤
ምእንግስተሰማይ የዋርስካ ዳውዳ ሰላምን ጥዕና ን ስድራ ኣሚር
ኣሚረይ ሑቡን ትግራዋይ ነብስኻ ምስ ቁዱሳን የንበረልና🙏 😢
አምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😢 ነተን ሽኮሪናታት ደቁ ኸዓ ዕድመን ጥዕናን ይሀበን
ኣሚረይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትምበር ኩል ጊዜ ኣብ ልብናኢኻ
Mengiste Semayat yewariska hawey mearey ❤🌹🌷💐🙏
God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️
ኣሚርዋየ😢 መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ታማ🙏
ኣሚር ሕያዋይ ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 🙏🙏❤
አሚረይ ማዓረይ ነፍስካ ብሰላም ትዕረፍ 🙏🥺ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ ሰላም ጥዕና ንስድራካ ይኹን 🙏🕊
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
መንግስተ ስማያት የዋርሶ ሓመዱ ይቅለሎ ❤❤❤
አሚኮ ብጣዕሚ ኣርከይ እዩ ልሰብጣዕሚ ርሁሩህ እዩ ዝአርከይ ነብስካ ይምሓሮ ዝአርከይ ተይሞ ተፈሊካና ቡዝሕ ናተፀበና ነርና
Egziabeher teteumu eyu zfetu Amir hawey 😢 ❤
አሚረይ ነብስካ አብ ገነት ትምበር😢😢❤❤❤
ኣሚረይ💔😍
❤🙏🙏🙏🙏
ኣሚረይ❤❤❤
አሚር አላህ የጀነት ፈርዶስ ይወፍቅህ ያረብ🙏🙏🙏🙏
አሚር ሓወይ ኩሉሻብ አብ ልበይ አለኻ ። ደርፍኻ የፅነዐኒ የሕብነኒ ትግራዋይነተይ ንኸፅንዕ ከአ ይገብረኒ ። አሚር ዝኸዳዕናካ እናመሰለኒ ንኽልተ ደቅኻ ምዃን አብዩና እሰከ ኹሉ ይሕለፍ ፅቡቅ መዓልቲ የምፀአልና እምበር ንሰኻ ደአ ትግራይ ዝሽከም እንግደዐ እንድዩ ኔሩካ ።
አሚር ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን መንግስተ አምላክ የዋርሶ
ኣሚረይ 😭ኡፍፍፍፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ
ኣሚረይ ፈታዊ ዓዱ 😢😢😢😢
Rest in peace amirey 😢😢
ኣሚረይ😢
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🌿
ኣሚረይ
አሚር ምርጡ
Amirey 😢❤❤❤ kndey ntsbe nerna kabaka
አሚር ዓመጽ አይጻወርን ነበረ እሞ ሕማቅ ምስ ዝርኢ ንሕማቅ ንምውጋድ ሕማቅ ብዘጋጠሞ ይባአስ ነበረ እሞ ምስ በዘሐ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክትባአስ አይካአልን ኢሉ ደምደመ ብጥበብ ጌሩ ምርዳእ መረጸ ካአሎ ልበይ ካአሎ በለ ለዋሀይ ሰላም ዕረፍቲ ይግበረልካ
Rip ❤
አኽኽኽ..አሚረይ መንግስተ ሸማይ ያዋርስካ
እተን ደቂ ድምፀን እኳ ዘይተስሙዑና እኒሀኹም ጋዜጠናታት🤔🤔
ኣሚር ንናፍቐካ ንዝክረካ ኢና ስድሩኡ ድማ ክንሕግዞም ግድን እዩ ሃየ ደቅዓደይ
ሰሓባ እናቴ ትብል ደርፉ ክትምስጠኒ ኣሚረይ😢
❤❤❤
😢😢😢😢
ኣዘያየምኡ ድምጹ ኣነ ካብ ቀደም ጀሚረ'የ ዘድንቆ 8ይ ክፍሊ ኔረ ይፍለጠኒ "ኣይሞቱን ጀጋኑና" ትብል ደርፊ ክሳብ ሕጂ ፈጺመ ዘይሞንዋ'ያ። ኣሚር ተፈለ'ዩ ብጣዕሚ ። መንግስተ ስማይ የዋርሶ። ግን ኣብዚ ንDW ክሓተኩም ዝደሊ ዓብይ ሕቶ ኣሎ ንሱ ውን ሓዱሽ ኣልበም ንተፈናቀልቲ ኣወፊዋ ኣብዚ ሚድያ እዚ ሪእናዮ ግን ኣበይ ኣሎ? ካብቲ ገንዘብ ንላዕሊ እቲ ካሴቱ ሃብትና'ዩ ንተጋሩ ።ከምዚ ዓይነት ተወፈየ ካሴት ብተደጋጋሚ ክጠፍእ ተዓዚብና ኢና እዚ ክልተ ጥፍኣት'! ቅድሚ ዓሰርተ ገለ ዓመት ሓደ ሽሙ ዘይሓዝክዎ ገባሪ ሰናይ ኣርቲስት ካሴቱ ንብፊስቱላ ዝተሸገራ ወገናት ትኹነለይ ኢሉ ኣወፊዩዋ ጠፊኣ ተሪፋ።እዙታት እንታይ ማለት'ዩ ክሳብ ሕጂ መልሲ ኣይረኸብኩሉ። ስለዚ ናይ ኣሚር ብፉጹም ክጠፍእ የብሉን በፍጹም!
😢😢❤❤❤
😢😢😢
ንቤተሰቡ ድዩ ብደምቢ ክተቕርብዎም ልግባእስ ወይስ ንመሓዝቱ??😢
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
Rip amir dawd😢😢
ኣሚር ሓላል ሰብ ኣቦጥበብ
#ኣሚር_ዓብዱ_ዝገርም_ንትግራዋነቱ ዝነበሮ ክብሪን ፍቅርን ይገርመኒ'ዩ።ካብ ኩሉ ንላዕሊ አብ ልዕሊ ህወሓት ፀለሜ እንትወርድ "አነ ወያነ እየ አነ ህወሓት'የ" እናበለ ሽርጥ ኣብ ክሳዱ ጌይሩ ኣብ ፈሰቡክ ዝልጥፈን ዝነበረ መላእኽቲታት ናይ ኣሚር ታቓላሳይነቱ ብግልፅ ያንፃባርቕ ነይሩ👈👈👉ከም ሓደ ፈታዊ ትግራይን ትግራዋይን ምሰክርነተይ ይህብ።
Amirey kulu gize ab lbna aleka king
አበይ አላ ባዐልት ቤቱ?
ኣዲስ ኣበባ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ምስ ሞተ እየ ፈሊጠዮ ግን ልክዕ ከም ዝፈልጦ ሰብዩ ዘሕዝነኒ😢 ግንሲ ናይ አሚርለ ሰበይቱ አምሓረይቲ እያ ማለት ድዩ?
7 ዘርኣ ትግራወይቲ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዘዓበየት እያ።
@@esainaEntertainment ኸምኣ ተኾይናማ ግርም ናይ ዳዊትነጋ ሰበይቲኸ ኣብኣ ከለኻ 😅
ትግረወቲ እያ ንሳውን ነይ ዳዊት😢@@ጓልእንዳባጉና
አንቱም አርቲሰት ግን ዝነበረኩም ቅርበትቤተሰብነት ማለት እኮዩ ክትሕግዝዎስ ከም አነ ብዓቅመኹም ቀዳሞት ክትኮኑ ታይ አለዎ ?
ቀውሢ ጠልጣል ዶግ
No tigraweyti eya ab jima eya lteweledet labeyet
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ኣሚረይ ገና ካባኻ ቡዙሕ እናተፀበና ተፈሊካና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እተን ውላድካ ኣብ ቁምነገር የብፃሓየን❤🙏
ኣሚረይ ብመንፈስ ኩሉ ጊዜ ምሳና 🥺☺️
ኣሚረይ 😢😢 ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኻ ፈጣሪ😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ መዓረይ ❤️💛🌹
amier dawud best musian and producer ,,, your music and message will be with us ,,, allah yerhamake ,,,
ኣሚረይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ🙏😭😭😭
መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣሚረይ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ😢❤
ምእንግስተሰማይ የዋርስካ ዳውዳ
ሰላምን ጥዕና ን ስድራ ኣሚር
ኣሚረይ ሑቡን ትግራዋይ ነብስኻ ምስ ቁዱሳን የንበረልና🙏 😢
አምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😢 ነተን ሽኮሪናታት ደቁ ኸዓ ዕድመን ጥዕናን ይሀበን
ኣሚረይ ነብስኻ ኣብ ገነት ትምበር ኩል ጊዜ ኣብ ልብናኢኻ
Mengiste Semayat yewariska hawey mearey ❤🌹🌷💐🙏
God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️
ኣሚርዋየ😢 መንግስተ ሰማያት የዋርስኻ ታማ🙏
ኣሚር ሕያዋይ ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 🙏🙏❤
አሚረይ ማዓረይ ነፍስካ ብሰላም ትዕረፍ 🙏🥺ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢካ
ሰላም ጥዕና ንስድራካ ይኹን 🙏🕊
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
መንግስተ ስማያት የዋርሶ ሓመዱ ይቅለሎ ❤❤❤
አሚኮ ብጣዕሚ ኣርከይ እዩ ልሰብጣዕሚ ርሁሩህ እዩ ዝአርከይ ነብስካ ይምሓሮ ዝአርከይ ተይሞ ተፈሊካና ቡዝሕ ናተፀበና ነርና
Egziabeher teteumu eyu zfetu Amir hawey 😢 ❤
አሚረይ ነብስካ አብ ገነት ትምበር😢😢❤❤❤
ኣሚረይ💔😍
❤🙏🙏🙏🙏
ኣሚረይ❤❤❤
አሚር አላህ የጀነት ፈርዶስ ይወፍቅህ ያረብ🙏🙏🙏🙏
አሚር ሓወይ ኩሉሻብ አብ ልበይ አለኻ ። ደርፍኻ የፅነዐኒ የሕብነኒ ትግራዋይነተይ ንኸፅንዕ ከአ ይገብረኒ ። አሚር ዝኸዳዕናካ እናመሰለኒ ንኽልተ ደቅኻ ምዃን አብዩና እሰከ ኹሉ ይሕለፍ ፅቡቅ መዓልቲ የምፀአልና እምበር ንሰኻ ደአ ትግራይ ዝሽከም እንግደዐ እንድዩ ኔሩካ ።
አሚር ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን መንግስተ አምላክ የዋርሶ
ኣሚረይ 😭ኡፍፍፍፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ
ኣሚረይ ፈታዊ ዓዱ 😢😢😢😢
Rest in peace amirey 😢😢
ኣሚረይ😢
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🌿
ኣሚረይ
አሚር ምርጡ
Amirey 😢❤❤❤ kndey ntsbe nerna kabaka
አሚር ዓመጽ አይጻወርን ነበረ እሞ ሕማቅ ምስ ዝርኢ ንሕማቅ ንምውጋድ ሕማቅ ብዘጋጠሞ ይባአስ ነበረ እሞ ምስ በዘሐ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክትባአስ አይካአልን ኢሉ ደምደመ ብጥበብ ጌሩ ምርዳእ መረጸ ካአሎ ልበይ ካአሎ በለ ለዋሀይ ሰላም ዕረፍቲ ይግበረልካ
Rip ❤
አኽኽኽ..አሚረይ መንግስተ ሸማይ ያዋርስካ
እተን ደቂ ድምፀን እኳ ዘይተስሙዑና እኒሀኹም ጋዜጠናታት🤔🤔
ኣሚር ንናፍቐካ ንዝክረካ ኢና
ስድሩኡ ድማ ክንሕግዞም ግድን እዩ ሃየ ደቅዓደይ
ሰሓባ እናቴ ትብል ደርፉ ክትምስጠኒ ኣሚረይ😢
❤❤❤
😢😢😢😢
ኣዘያየምኡ ድምጹ ኣነ ካብ ቀደም ጀሚረ'የ ዘድንቆ 8ይ ክፍሊ ኔረ ይፍለጠኒ "ኣይሞቱን ጀጋኑና" ትብል ደርፊ ክሳብ ሕጂ ፈጺመ ዘይሞንዋ'ያ። ኣሚር ተፈለ'ዩ ብጣዕሚ ። መንግስተ ስማይ የዋርሶ። ግን ኣብዚ ንDW ክሓተኩም ዝደሊ ዓብይ ሕቶ ኣሎ ንሱ ውን ሓዱሽ ኣልበም ንተፈናቀልቲ ኣወፊዋ ኣብዚ ሚድያ እዚ ሪእናዮ ግን ኣበይ ኣሎ? ካብቲ ገንዘብ ንላዕሊ እቲ ካሴቱ ሃብትና'ዩ ንተጋሩ ።ከምዚ ዓይነት ተወፈየ ካሴት ብተደጋጋሚ ክጠፍእ ተዓዚብና ኢና እዚ ክልተ ጥፍኣት'! ቅድሚ ዓሰርተ ገለ ዓመት ሓደ ሽሙ ዘይሓዝክዎ ገባሪ ሰናይ ኣርቲስት ካሴቱ ንብፊስቱላ ዝተሸገራ ወገናት ትኹነለይ ኢሉ ኣወፊዩዋ ጠፊኣ ተሪፋ።እዙታት እንታይ ማለት'ዩ ክሳብ ሕጂ መልሲ ኣይረኸብኩሉ። ስለዚ ናይ ኣሚር ብፉጹም ክጠፍእ የብሉን በፍጹም!
😢😢❤❤❤
😢😢😢
ንቤተሰቡ ድዩ ብደምቢ ክተቕርብዎም ልግባእስ ወይስ ንመሓዝቱ??😢
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
Rip amir dawd😢😢
ኣሚር ሓላል ሰብ ኣቦጥበብ
#ኣሚር_ዓብዱ_ዝገርም_ንትግራዋነቱ ዝነበሮ ክብሪን ፍቅርን ይገርመኒ'ዩ።
ካብ ኩሉ ንላዕሊ አብ ልዕሊ ህወሓት ፀለሜ እንትወርድ "አነ ወያነ እየ አነ ህወሓት'የ" እናበለ ሽርጥ ኣብ ክሳዱ ጌይሩ ኣብ ፈሰቡክ ዝልጥፈን ዝነበረ መላእኽቲታት ናይ ኣሚር ታቓላሳይነቱ ብግልፅ ያንፃባርቕ ነይሩ👈👈
👉ከም ሓደ ፈታዊ ትግራይን ትግራዋይን ምሰክርነተይ ይህብ።
Amirey kulu gize ab lbna aleka king
አበይ አላ ባዐልት ቤቱ?
ኣዲስ ኣበባ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ምስ ሞተ እየ ፈሊጠዮ ግን ልክዕ ከም ዝፈልጦ ሰብዩ ዘሕዝነኒ😢
ግንሲ ናይ አሚርለ ሰበይቱ አምሓረይቲ እያ ማለት ድዩ?
7 ዘርኣ ትግራወይቲ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዘዓበየት እያ።
@@esainaEntertainment ኸምኣ ተኾይናማ ግርም
ናይ ዳዊትነጋ ሰበይቲኸ ኣብኣ ከለኻ 😅
ትግረወቲ እያ ንሳውን ነይ ዳዊት😢@@ጓልእንዳባጉና
አንቱም አርቲሰት ግን ዝነበረኩም ቅርበትቤተሰብነት ማለት እኮዩ ክትሕግዝዎስ ከም አነ ብዓቅመኹም ቀዳሞት ክትኮኑ ታይ አለዎ ?
ቀውሢ ጠልጣል ዶግ
No tigraweyti eya ab jima eya lteweledet labeyet
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤