Jakson i m big fun of u keep it up ma man ur so brillant bro❤❤❤❤,,dngelena nay wedi bmntay yeflet mara eya technkini zarkey plz zarkey netom denagel jemay ka slm belley ,,eza heto kehatelom card yetiom eyiom dwellomeley ,,ata wedi melsa eka
Jaki bxay qunue entay diye kbleka deliye pls 🙏 pls it's very very short time ⏲️ tgebrelna aleka start kblan ktwdaen hade ykown alo emo gelegber eka Next video 📹 kxbeyeka ena tnks sleti hasabna tekebilka heray zbelkana tdeliya gal heray tbelka eza mrka amen bel eka kkkkk😅
እታ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝተጠቀምኩላ ግጉይ ሜላ ኣዘራርባ ፡ ኣብዛ Video ይቅሬታ ሓቲተላ ኣለኹ !! እታ መልእኽቲ ግን ኣነጺረያ ኣለኹ ጽቡቅ ጌርኩም ስምዕዋ !! ኣብታ መልእኽቲ ነቀፌታን ርእይቶን እንተለኩም ፡ ነቀፌታ ክትህቡኒ ክጽበ'የ !!
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
Luul (Logbiba)
እዛ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣነ ውን ቁሩብ ደስ ኣይበለትንን ኔራ ግን ጽቡቅ መብርሂ ጌርካላ
Kam aradadaa ember gega yeybilkan
ናይታ ኣብ መወዳእታ ዘምጻኻያ ጓል ቲክ ቶክ ኣካውንታ እባ ሃበና ሉሌ
100$ ባ ሓውለለይ ካብ ሊብያ እየ ዞም ሊባውያን ይቃባብሉለይ ኣሎው ካብ ገምገም ባሓሪ እየ ሃዲመ ክዝይ ኣሽጊረካ😅 እንዳ ጎየኩ እየ ዝጽሓፍልካ😮
ዕላለይ ብኣኻ
Welpeper
ዝዕድል ከሚካል ዝበልካዮ ፥ (ሕጽረት ሴሮቶኒን የጋትም) ምስ ኣጋነፈ ኢዩ ፡ብዝብል ይተኣረመለይ። (ከምቲ ዝገለጽካዮ የጋትም።)
ብተወሳኺ፥
- ዘሕዝን ሙዚቃ ኣብ ሓደ ሰብ ጸቕጢ ወይ ናይ ጭንቀት ስምዒት እንተድኣ ወሲኹ፡ ከም ኮርቲሶል ዝኣመሰሉ ናይ ጸቕጢ ሆርሞናት ክውስኽ ይኽእል። ልዑል መጠን ኮርቲሶል ኣብ ሓንጎል ኣብ ምፍራይን ምፍናው ሴሮቶኒን ብኣሉታ ክጸልዎ ይኽእል። ሽዕ ድማ ሕጽረት ሴሮቶኒን የጋትም) ።😩
- ኮርቲሶል ( cortisol) ንሴሮቶኒን የጉድሎ: ኣንጻር ወይ ድማ መቃናቅንቲ አዮም። ከምቲ ዝበልኩዎ ድማ እተን ቀዳሞት ክልተ ኒውሮትራንስሚተራት ንቑሃት ወይ ድማ ናይ ድቃስ ምልክት ከምዘይ መጸና ይገብር።🧠🧠🙄
- ኣብ ልዕሊ ዘሕዝን ሙዚቃ ናይ ገዛእ ርእስኻ ግብረ መልሲ ምዕዛብን ኣሉታዊ ሳዕቤን እንተ ኣጋጢሙን ከም ምንቅስቓስ ኣካላት፡ ብርሃን ጸሓይ ወይ ዝያዳ ሕጉስ ሙዚቃ ዝኣመሰሉ ጸረ-ስጉምትታት ብንቕሓት ምውሳድ ኣገዳሲ እዩ።
እዝ ድማ ፕሮፊላክስ ወይ ድማ ፍወሳ ክከውን ይካል እዩ🤓🤓
ከምቲ ሉሙድ እንተድ'ኣ መይታትኒ ገኒዝኩምን /ፈቲሕኩምን ቅበርዋ።😂😂😂😂
ሰላም ሎግ ቢባ ሓወይ እዛ መሰጂ ከይትሓልፋ ካብ ሊብያ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ካብ ሚሕር ነዓኻ ምክትታል ጀምዓ እንታይ ክብሉኒ ጀሚሮም 7 ኢና ንነብር ዋና ገዛ ኸ ይፎልጦ ድዩ ሰብ ወሳኽኩም ኢሉ ከይ ሰጎና ብሰንክኻ ኣብ ጀምዓን ዋና ገዛን ምሽክላ ተፈጢሩ ኣሎ ሶ ኣድናቂ ኻ እየ
ፈላት እየ ክተብል ማት ኤካ ብኣይስ ተሪፍካ
log ተካታታሊት መደብካ ኢየ ብጣዕሚ
ኢየ ዘድንቀካ so መጽሓፍ ምንባብ ኣይ ፎቱን ኤየ እዛ ናትካ መጽሓፍ ግን ተማዌተ ኣንቢበያ ብጣዓሚ ማሃሪት መጽሓፍ ኢያ so ቀጽሎ ካብ ሕጂ ምንባብ ጀሚረ ኣለኩ ❤
You are right Logbiba habibi nice guy syndrome it means living for others people❤
ሎጊ ክትምንጥል ክትመጽእ እንዲኻ ደይትፈልጦ ቋንቋ ክጸንሓካ ኢዩ ንዓስከታ ኢሎም እንታይ ከም ድምጡሉኻ ክነግረካ ኢየ ርኸበኒ😂😂😂ወላ ፍራሕ እንበር ጆክ ኢያ ሎጊታት ❤❤❤❤❤
ሎግቢባ ኣቀዲመ ሰላም ይብል መጽሓፍካ ብጣዕሚ ኢየ ዝደልያ ዘለኩ ክእለት ዘረባ የብለይን ኣሪምካ ተረዳኣኒ ክብ ካምፓላ
Btaemi meharn azanagaen kexlo broo ❤❤❤
ሉላዊ ኣልማዛዊ ጸሓይ በርቂ ! ብዛዕባ ሕዴክስ እባ ለበዎ ሓዘል ፓስ ሃበና ! ካብ ዘንበካዬ !
ሎግቢባ ብሮ ብቋንቋ ሳሆ ካኣ ኩኪሒኒዮ ተጠቐመላ እንተጋጢመናኻ !❤
Bbilen kea enkolekonki 😂
ነዓታ እፉ ሓንታ ደርፊ እስከ ሸረር ኣብለልና😂🫶🏾 jemiaka kikewn eye kab hji Dea
Logbiba hawey medebatka Mara eye zfetwo mkrtatka wun kulu eye zkbelo gn medebatka Mara haxiruni ☺️🫶🥷big love bro
ሓወኒ ኣብዚኣ ናይ መወዳአታ ዝበልካያ መዝሚዞምና ወ ን1 ዓመት ምሉአ ሕጂ ግን ወጼላ
❤🎉🎉🎉🎉 well come Logbiba አደይ ትመርዖ😂
ናይ ገንዘብ ዝበልካያሥስስ ✅✅✅✅✅ ምስተረከብካ አኻ ትማሓርርርር ❤️
Logbiba hawey nay behaki smart eka ezia comment anbba eka ab qexali kxbeyeka eye tezey koynu bqaleta kntehananeq mkana flet thanks so much🎉❤
Thank you for talking about the"nice guy syndrome". It has given us an obstacle because of your culture. I am still recovering from it.👍👍👍❤
ክንዲ ዝሓረካዮ ኣይትመልስ ዝበልካያ ሲ ብጥዓሚ ሓቂ ኢየ ብሰንኪ ስሚዒተይ ምስ ዝፈትዋ ኣፍቃሪተይ ተፋላልየ መክንያቱ ምስ ሓረኩ ዝዛረቦ ኣይፈልጥን ኢየ ኩልኹም ካብዛ ምስላ ተማሃሩ
ሓንቲ ሸውሃት ልቢ ንቁምነገር ዝቐረብክዋያ፡ ምስ ግዜ እንዳ ተጸናዕናዕና ከለና'ዩ ኣብ ሕቶ ምልልስ፡ኣተኩሮ ናተይ ኣብ መጻእን ናብራን ክኸውን ከሎ ናታ ድማ ናይ መርዓን ውራይን ዕዱማትን ሕጹነትን ነበረ። ከምዚ ኢሉ ከሎ ድማ ጠለባታ ብዙሕን ኣብ ሓንቲ ጠለብ ዘይትጸንዕን ብሙዃና ሓንቲ ሓጻርን ንጽርትን ሕቶ ደርበኹላ "ድንግል ዲኺ" ? 4 ክሊማ ኣብ ገጻ ድሕሪ ምርኣይ እቲ ሕቶ ኣብኡ ከሎ ተመለሰለይ፡ ዳርጋ ኣይጸቐጥኩላን ድሕሪ ቁሩብ ካልኢት ኣብዚ ግዜ'ዚ ድንግልና ኣሎ ድዩ በለት፡ ሰጋእ መጋእ ከይበልኩ ክብረት ምስ ግዜ መን ኣሕጸዮም ኢለ ድማ ደገምክዋ ጓል ቅርጥም ሓንቲ ቃል ዘምሎቐታ "ሃ" እያ ኔራ።
ጎሮሮኻ ዘይውሕጦ ኣይትኾልስ
ካብ ንኸስዒ ንደገ ከይተምልስ Logbiba Yahoo
ሎግ ቢባ ሓወይ ተኻታተሊኻ እየ። ካብቶም ደስ ዝብሉኒ ዩቲበራት ሓደ ኢኻ ። ግና እዚ ኩሉ ቨድዮኻ ተሸኒገ እየ ዝርእዪ ነረ ኣብ መንጎ ስራሓ ።ሎሚ ረኺቡ ሰጊጉኒ ካብ ተሓታትነ ናጻ ከምዘይኮንካ ክነግረካ ይደሊ። ጭሩ ወዲ ከረን ካብ ግብጺ❤❤🎉👌😜😜👍😀😇🇪🇷🙏
Logbiba ሓወይ ኩሉ ግዝየ ንኽድ ንኽድ ትብል ናበይ እና ክንከይድ ንዑ እባ በል ሓደ ማዓልትስ 🤔
😂😂😂😂
😂ያ
ይዕዘበካ ኢየ; ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ኣለካ; ኣባሃህላኻ ስለ ዘይተረድኣና ኣይኮነን; እቲ ገጸ ባህሪ ግን ፍጹም ዝውሓጥ ኣይነበረን; ን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ብመጽሓፍ እንተ ዝጽሓፍ ልክዕ ክሳብ ቲ ንስኻ ንመጽሓፍካ ሂብካያ ዘለኻ ኣመተምህረት ኣይምወዳእካያን:: እቲ ዝበለጸ ግን ጌጋኻ ምስትብሃልካ ጽቡቅ ነገር ኢዩ:: የቀንየለይ
Logi hawey btaemi smarti zbehal seb kimizi natkayu bthitina nqfita zqbe btaemi akuriekani qexlo ane kab mejemerta kisab hji natka adnaqi.y❤❤❤
my first comment😂❤well come lobiba ayney❤
የቐንየልና
ሉሉ ሓወይ ❤
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ኣብሪሃም ኣፈወርቂ ከም ትፈትዎ ንስካ ኣንዳዕዲዖም ይፈልጡ እዮም ከም ትፈትወለ ኣብ ከሞንቲ ንባዕለይ መሊስኻለይ ነይርካ ከም ትፈትወለ ትዛረቦ ነይርካ ኢካ ንኣብሪሃም ዝፀልእ ከ ኣሎ ድዩ ኣብዛምድሪ በስማኣም ሸይጣን ዝፈሰየሉ ጥሪሕ ዶ ናይ ኣሪዳዳኣ ፀገም እዩምበር ዋላ ሕማቅ ኣይተዛረበን ሓደ ሐደ ሰብ ግን ናትካ ድኩም ጎኒ ንክእልሽ ላሕ እዩ ዝብል እንካን ኤረትሪውያን ስ ተጋሩ ብጣዕሚ ኣብሪሃም ንፈትዎ ኢና ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ❤❤
Bro bfrench tegagika I love you * je vous amie* eyu zbhal keep going ❤
Tot 2 -1ars .. please
Logebiba keep going ... You has great communication skill...
Nay behaki melehasista😂😂😂
ኣጀኻ እንዶ ፀርፉን ፅቡቅን ጉሰማ ወዲ ፅብቅቲ😮
Luul brother Aziyu des zibl Medeb eka tekrib enda Ashaki-ka Kumneger mihlaf nay Kielatat tsibeb eyu✅✅✅keep going brother
Logbiba Hawey Abta nay abotatna zbelkaya xbuq aleka gin bzaba Abotatna ktzareb keleka Tinqiq bel kbleka yfetu ❤❤❤Sesenayu
ዋዛ ምስ ቁምነገር ክፋል 39 #ስደዳ,ታ እፍ 😂😂😂😂❤❤
Logbibey shkor hawey❤❤❤ ftwww eye zebleka....mechem kab lomi tesfa ygber nebsey krekba kkkk eza nice guy syndrome zbelkaya hmam si niera eya😂😂
19:57እውይ ኣደይ ትመርዖ ከ ዳኣ😂🤣
❤❤❤❤welcome❤ሓውና ኣነ ካብ ስነጥበበኛታት ትግርኛ ካብቶም ኣብልፀ ዝፈትዎም
ናይ ክሮስ ኣለማዮ
ኣብራሃም ኣፈወርቅ
የማነ ባርያ
እያሱ በርሀ ኣብልፀ ዝፈትዎም ደረፍት እዮም ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቅ ግን ብጣዕም ሓደገኛታት እዮም እቶም ደርፍታቱ ናብዘይ ሓሰብካዮ ዓለም እዮም ሕዞምኻ ዝኸዱ በተለይ ደጋግምኻ ተሰምዕኻዮም የንብዑኻ ልብኻ የጥፍኡሉኻ ዋላ ኣነ ናይ ኣብራሃም ሙዝቃ ክሰምዕ ከለኹ ኣብ ባዕለይ ዝስመዐን ስምዕት ስለ ዝፈልጦ ተረድአካ እየ ሓቅኻ እኻ ❤❤❤
logbiba ይበል ይበል መደብ እትዛረቦ እትቅርቦ ፍረ ሓሳብ ካብ ዓለማውያን መጻሕፍቲ ጥራይ ድዩ ወላስ መንፈሳውያን መጻሕፍቲ ተንብብ ኢካ ? ምክንያቱ ሐደ ሐደ ነገር እትዛረቦ ኣብ ክልቲኡ ይጋጠም ኢዩ
Logi hawey nice podcast kulu Gezi eye zekateleka brove nice Keep you going
Ata nska da nay lbey edika ❤❤❤ des zbeleka wsed kab jibaka ❤❤❤❤❤
Lul hawey bitami eye medebka ziketatelo tsebuk sirah eyu zeleka kexilo ❤
Ab ezia Nay Abreham afewerki zibelkaya gen hakika eki. Zikone derfi Nay mstmisal ente koynu nihangolka bitami eyu ziketlo 😊
Selam Niaka wedi adey 🥰
ብጻይ ቁኑዕ❤
ሎግ ቢባ ሓወይ ከም ወትሩ ቡሉጽ ዋዛ ምስ ቁምነገር ንዝርዶኦ ምዕዙዝ ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን❤
Keep going Bro🇪🇷✌️
Ya Logbiba n meshaq elka gezawtna da keterti gierkayo, wela nebska abu yeetika, kief maendu brother, aqribeye wedi shuq 😊
❤❤❤ቢባ ነብሲ
Logbiba arkey mstir aynewtsie eka tbl msh nay qaza mstir kea aytewtsie 😂✌️🫶Qazawian💯💯💯
Selam log biba hawey geleaynet srah keep up ok ente kielka ok bel bro❤❤❤❤❤❤❤❤
logbiba arkey l admir you which of these is the first for you 1 yonas mengistab and 2 modosha 3 teno give us answer,🥰
Lomi ንመጀመራ ግዜ 1 ሞይታ ቀቢረ ኣለኩ። like gire alku😉
Hanti msla kmelealka kea .Harqka n tehguska n kea aytwesni 🎉🎉🎉🎉
Legbiba hawey ane adnaqika eye Bela eyu ezi medebka qexlo❤❤❤
ሉኢል ሓወይ ጽቡቅ መደብ ኣነ ካብዘን 74 ቪዶታት ዝሰራሕካየን 33 ኣገደስቲ ናይ ሂወተይ መቀይሮ ቃላት ወዲደ ኣሎኩ ብጠኣሚ አየ ዝመስግነካ ናይ 10 ሰብ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ንሳ አያ ዓቅመይ ።
Jakson i m big fun of u keep it up ma man ur so brillant bro❤❤❤❤,,dngelena nay wedi bmntay yeflet mara eya technkini zarkey plz zarkey netom denagel jemay ka slm belley ,,eza heto kehatelom card yetiom eyiom dwellomeley ,,ata wedi melsa eka
እቲ መልእኽቲ ኮ ግልፂ ዪ ንኣብርሃም ንምውራድ ዘይኮነስ እቲ ደርፊ ሓያል ዪ ከይትጉዱኡ ወይ ከይስመዐኩም ዪ ዝበለ ሉኡል
Nice guy syndrom .....its a point❤
ሉኡል ሓወይ ኣብዚኣ ተጋጊካ ኣለካ እንታይ እስኪ ንኣብነት ኣነ ሊብያ እየ ዘለኩ ምስ ቤተሰብ ክማሳሶሎም እዮም ዝደሌዩ ንስካ ዊን ኔርካዮ ኢካ ፈቲና ኣይ ኮናን ንማሳሰሎም ዘለና ዚቢኢሲ ክሳብ ዝደልዎ እዩ ዝሕንክስ ድዩ ዝብሃል ክሳብ ዝጥዕመና ድኣ ክንማሳስል ኢና እንበሪ እንታይ ድኣ ተማሳሲልና ከማን ኣይ ክኣልናዮን ሎግቢባ ዓርከይይ
hero 💯💯💯👌👌👌 nice medeb
Welcome logbiba melhasista shkor❤❤❤❤
Good job♥♥♥
ሉኡል ሓውና ከምቲ ልሙድ መደብካ ዝወጾ የብሉን ብፍላይ ሎሚ ዋላ በግዜ ረዪሕካኒ
Ma best RUclips logbiba ❤ shkor
Azmarino asmera hafeshawi azkirkani eza kamchaka 😂😂 big respect ma bro
Welcom log biba❤❤ kulu gizie ab semun klite gberelna
እዛ ናይ ኣብራሃም ኣፍወርቒ ከመይ ዲካ ጌርካያ ( ማርቴሎ ዝሓዘስ ፡ኩሉ መስማር ኮይኑ ይስምዖ) ትብል ምስላ ኣዘኪርካኒ.
Logbiba habibi ❤❤❤❤❤
Logi medbka gn qrub thxro alek ❤
This is the reason I like u logbiba my future husband😂, I like ur videos ❤
Jaki bxay qunue entay diye kbleka deliye pls 🙏 pls it's very very short time ⏲️ tgebrelna aleka start kblan ktwdaen hade ykown alo emo gelegber eka Next video 📹 kxbeyeka ena tnks sleti hasabna tekebilka heray zbelkana tdeliya gal heray tbelka eza mrka amen bel eka kkkkk😅
ስለም ሎግቢባ ተርጉመልና ባ እዛ መጽሓፍ ወይ ተተርጊማ ተኾይና ሓብረና
Abza nay nice guy syndrome zemxakaya hasab u r right 100% logbiba hawey
Logbiba btami eye zdneq ka qxlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welacame melhasista 😂❤❤❤❤
ሎግቢተይ ሓደ ካብቶም ቀዳማይ ፎሎወር ናይታ መንቲሎምና ክንምጥለኩም ኢና ኢየ😅..ጥሪ ሓዲኣ ኣላ።
Logi shikor wellcom,,,eta code ka xhifelka aleku
Logi ❤❤❤❤❤❤❤
Logi, welcome bro
🎉🎉🎉መጀመርያ ሰላምን ጥዕናንን ንዓኻን ንኩሎም ተኸታተልትኻን ይምነ❤! 🎉ቀጺለ ንኹሎም ተኸታተልትኻ ምስናይ ኣክብሮት 🙏🏻❤በጃኩም ሞራል ንሃቦ ንዕብዮ 🎉ንሱ'ውን ካብዚ ንላዕሊ ጽቡቅ "ማሃሪን ኣዘናጋዒን መደብ 'ከቅርበልና 👌🎉የቀኔለይ❤
🎉መርሓባ ሽጉርቲ ጻዕዳ ሓወይ🎉💐👑💎
ካብቲ ደስ ዝብለኒ ናትካ ኩሉ ግዜ እንተ ተጋጊኻስ 🎉ይቅረ ትሓተሉ ' ስለዝስ ኩሉ ግዜይ እቲ ትሕት ዝብል ይዕወት እዩ ❤እሞ ቀጽሎ ❤❤ኣጆኻ በርትዕ ✌️🎉💪
Wellcome🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
Luli mekeyef kief aleka qexlo ❤❤❤
Logbiba king 🤴 ❤❤❤
ኣንምንትሎኩምና
ናዞም ውራይይይ ውራይይይይይ ዘየሕልፉ ke ኣንታይይይይ ምበልካዮኡምምምም kkkkkk
logbi the best
Logbiba entay eski tekeyfeni zereba ketenwh kelekas wela naka trdaka abzia mara eka tekeyfeni bzkone smart boy
😂😂
Logbiba hawey betami eye zednqeka eza nice guy syndrome zeblka varos nay wushitey eya bekmey kewxi mekale senyo hagzni bejka
Anes dey teshkni Entay kem zekonku 😮
Welcome 🙏
Welcome ❤❤ Ajamamera bela kola
❤🎉😊
Welcome log❤
Eza kamchas dbiza nay gezakensha tmesl nice medeb zearkey
ብጻይ ቁኑዕ በጃካ ተመርዖ ፈሪሐ ኣደይ ትመርዖ ፈሪሐ 🤔🤔😉😉
go ahead bro
Ya neska sebeay eka logibaba habibi
Tesahilomka bel😂😂😂😂
Kiswahili nakupenda means I love u Uganda enkagalano
Logboba hawey kemey kenika kabkedem eye zketaleka ena mexhafka kebba delye ner gn arekebkuwan ena betami eye zdnkeka kexlo❤🥰🫡
ቤላ ሕኪያ 😂❤
😂❤