ዝገርም ቀልድታት ዳገሬ እሙን ኣብ ድሮ መፈፀምታ ውድድር ሽልማት ስነ ስርዓት ንተወዳደርቲ እናዛናግዑ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 дек 2024

Комментарии • 199

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 5 месяцев назад +18

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ስራሕ አብ ቅድሚ ዕሸላት ቢራ ደርዲርካ!!
    ንህዝቢ ከተምህሩ ወጺኹም ሕማቅ አርአያ ዕሸላት ሙኻንኩም የሕዝነኒ፣ እንዳ ገሬ እሙን ፍጹም ክትስሕትዎ ዘይብልኩም ሓደ ነገር አብ ናይ አልኮል መስተን ካሊእ ነገር ዘለዎ ዋዕላ እሞ ህጻናት አብ ዘለዉሉ ፍጹም ስራሕኹም ከተርእዩ ፍቃደኛ ክትኾኑ የብልኩምን። እዝውን ፍጹም አብ መተሓዳደሪ ደንቡኹም ክተቀምትዎ አለኩም።
    መእዲ ሚድያ ካብ ቢራ አድቨርታይዝመንት ዝርከብ ገንዘብ መናእሰይ ዘበላሹ ተኾይኑ ይትረፍኩም። ንህዝቡኹም ጸቡቅ ነገር ክተርእዩ ክተቅርቡ ሓላፍነት አለኩም።

  • @YffGff-g2p
    @YffGff-g2p 5 месяцев назад +13

    መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉኩ ኣቱም ኩርዓት ትግራይ

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 5 месяцев назад

      ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 месяцев назад

      ​@frewe ynidesta ደምሪኒ❤

  • @jhonkifle
    @jhonkifle 5 месяцев назад +8

    ኣብረሃም እንኳዕ ስራሕኻይ ፍረጻማኻይ ኣርአየካ፡፡

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 месяцев назад

      ደምረኒ ምቅረተይ❤

  • @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
    @ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 5 месяцев назад +6

    ራያ ብራ ያሃለዬስ ዳሽን ግርም ባ

  • @ለለለ
    @ለለለ 5 месяцев назад +6

    በኡነት ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ ስራሕ ☺️

  • @hutsubmeanta
    @hutsubmeanta 5 месяцев назад +3

    Raya bera Enahalewes Dashin kitsetiu Ageb

  • @tigraynamedia5885
    @tigraynamedia5885 5 месяцев назад +7

    ዘብርአብሩኽ ዓይነይ ግን ታብዝሕለኻ መስተ ቀስ በል😂 እና ብጣዕሚ ናኽብረኩም 🎉

  • @Haregte
    @Haregte 5 месяцев назад +5

    ክብረት ይሃበልና ኣሕዋት ነቲ ዝረኢ ግን እንተትቅንስዎ እቲ ጠራሙዝ የደንግፅ እዩ ብላዕሊ ክረአ እሞ ዝገደደ

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 5 месяцев назад +4

    ጆኮረይ ከ😊

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 5 месяцев назад

    Wow, it’s very constructive program. Thank you!

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 5 месяцев назад +2

    ተጋሩዋኒ ሸኳራት ❤❤❤❤❤

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 5 месяцев назад +5

    ዙቤራ ግን የበዝሐይ ናይ ኣመት ሙሉእ ድዩ ወዮ 😂❤
    🎉

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 месяцев назад +2

    Yigesumuwo natom bigiltsi silezgeberwo dyuu yimechikum ❤❤❤

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 5 месяцев назад

    ❤❤❤ ሃናፃይ ሐሳብ እዩ❤❤❤ቐፅሉ ብጣዕሚ ማሃዝቲ ጡማት ቃላት ብልሰነ ትርኛና ይዋስኡ አለው❤❤❤

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg 5 месяцев назад

    ኣያ ዘርኣብሩክ ግን ላኣይ ብቻ ድዮም ዝቅየርኑይ ዘለዉ ተጋሩዋይ ስላምኩም ይብዛሓለይ❤❤❤

  • @hutsubmeanta
    @hutsubmeanta 5 месяцев назад +2

    Gerye emun Takileka zereba tidagagem ala

  • @tesfaygereziher6320
    @tesfaygereziher6320 5 месяцев назад +2

    srhkum tsbuq eu. abzi medrek ezi birra mstay gin gega, zezisetekmwo do eko ayteleliwon

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ሓደ ዳሽን ቢራ ስፖንሰር እዩ። ካልኣይ ካዓ ተወዳደርቲ ናብቲ ውድድር ነፃ ኮይኖም ክኣትዉ ዝሕግዝ እዩ።

    • @Haregte
      @Haregte 5 месяцев назад

      ነቲ ሰብ ኣክቢርኩም ስለ እትምለሱ ክብረት ይሃበልና እንተ ናይዛ ቢራ ግን ኣይተውሓጠትለይ ከመይ እቲ ዝሪአኹም ታይ ይማሃር ብጥራሑ ኣብ ምስታይ እናዋዓሉ የሕዝነካ መንእሰይና😢

  • @ካሕሳይሓዉበሪሁ
    @ካሕሳይሓዉበሪሁ 5 месяцев назад +5

    ብጣዕሚ ጎበዛት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @tesfaykiros6422
    @tesfaykiros6422 4 месяца назад

    ደስባሃልቲ

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 5 месяцев назад +3

    Bravotattt god jobb 🎉🎉🎉🎉

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 5 месяцев назад

    The idea is much appreciated as it is encouraging to the young. However, please distribute the program to the whole Tigrai .There is a talent in the whole Tigrai. 🐝🐝🐝

  • @aotali8812
    @aotali8812 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤ናትና ኮኾባት

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 5 месяцев назад +1

    ❤❤wow❤❤ proud of you ❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 5 месяцев назад +1

    ዋውውው❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @beletu7041
    @beletu7041 5 месяцев назад +14

    እዚ ቢራ ታይ ድአ ልክዕ /መጠን እኒሀዎ ዶ ዝበዝሐ ይመስል ?

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 месяцев назад

      ደምሪኒ❤

  • @ሰብኩን-ሰ3ኸ
    @ሰብኩን-ሰ3ኸ 5 месяцев назад +7

    ኮሞንት ህድእ ንበል መስተ ምናምን ኣይንበል እንተሰተዩ ውን እንታይ ይጎድለኩም ሆ ደሞ ብቲ ዝሰርሕዎ ከሊእ ውን ምተገብኦም ስለዚ ኡስ በላ ማኣዲ ጥበባት ቀፅልዎ😍😍🙏

  • @ShewitTekia
    @ShewitTekia 5 месяцев назад +3

    Nay bahki gen weyni eya neyra 1 ti aytedalwu🤗🥺

  • @GirmyZhdgjg
    @GirmyZhdgjg 5 месяцев назад +1

    ገረ ብራ ይሰቲ ድያ ብዝኾነ ብጣዓሚ እየ ዝፎቴኩም

  • @Samira123-d2k
    @Samira123-d2k 5 месяцев назад

    Very good ❤❤❤enda gere imun

  • @Jvhdyfbnuzrdycy
    @Jvhdyfbnuzrdycy 5 месяцев назад +1

    አንድ ኢትዮጵያ

  • @azebgebregergs3502
    @azebgebregergs3502 5 месяцев назад +1

    Bira enaseteka dayinet betam yidebral

  • @ተመስገንንክሉአምላክይ
    @ተመስገንንክሉአምላክይ 5 месяцев назад +3

    መስተ ዝበሃል ካብ ትግራይ ከጠፍእ አሎዎ

    • @Genet120
      @Genet120 5 месяцев назад

      ብትክክል

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 5 месяцев назад +8

    ኣታ እንዳ ገሬ እሙን ታይ ኮይኖም ዳሽን ጎንደር በስመኣብ

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      እዞም ከየንቲ ሞያኦም ከዕብዩ እንተሸለመ እንታይ እዩ ፀገሙ? ኩሉ ቢራ ካብ ትግራይ ወፃኢ እዩ ዝኣቱ። ዳሽን ቢራ ካዓ ኣብ ብዙሓት ማሕበራዊ ጉዳያት እናሓገዘ ብዙሕ ናይ ስራሕ ዕዱል እውን ፈጢሩ ኣሎ።

    • @semirabdulkadir8210
      @semirabdulkadir8210 5 месяцев назад +3

      አሞ ብመጠኑ ትገብሩዎ ያ

    • @abebaseyum5368
      @abebaseyum5368 5 месяцев назад +3

      ⁠አረ አቱም ተጋሩ ለቢ ግበሩ አእምሮኹም አስርሕዎ ሐልዮም ዝሐግዝኹም ዶ መሲልኩም አእምሮኹም ብመስ ከደንዝዝዎ ደልዮም እምበር እንድሕር ሐልዮም ንምንታይ እኽሊ ነገር ዘየምፅኡ
      መስተ ደርዲርኩም ተርእዩስ እንታይ ከተምህሩ እዩ ዋላስ ተውልዲ ንምብልሻይ እዩ

  • @DaniMeli-kp4gq
    @DaniMeli-kp4gq 5 месяцев назад +2

    ንፉዓት ቢራ ግና በዚሑ

  • @birnihigotube9453
    @birnihigotube9453 5 месяцев назад

    we love you !!!

  • @SalamahSalim-jj9ms
    @SalamahSalim-jj9ms 5 месяцев назад

    እንካዕ ገሬየ እምን ተፈፅማ 😢

  • @NaodJunta
    @NaodJunta 5 месяцев назад

    I am really sad to see this Empty bottle bera. I didn't expect from you all 😢😢😢 💔💔💔

  • @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ
    @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ 5 месяцев назад +3

    መስተ መስተ ትቡሉ ሰባት ግን ኩሉ ሰብ እዩ ዝሰትዮ እቲ መስተ እሶም እውን ሰብ እዮም ለባም ለባም ኣይትፃወቱ

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 5 месяцев назад

    ዋ ኩሉ ክትሰትይዎ ድኩም እቲ ቢራ ከ 😂😂😂 ዓላም በሻዕ

  • @BrhaneGuesh1
    @BrhaneGuesh1 5 месяцев назад +3

    እዳገሬ እሙን ጎበዛት ቀፅሉሉ

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z 5 месяцев назад +1

    እንዳ ገሬ እሙን ከምቲ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ብጣሚ ንኽፀልአኩም ክግደድ እየ ምኽንያቱ ድማ ዳሽን እቲ ብደም ህዝቢ ትግራይ ዝጨቀወ ትካል ዘፍረዮ መስተ ደሽን ምስታይ ማለት ብድሌትኩም ደም ትግራዋይ ትሰትዩ ከምዘለኹም ኣፀቢቅኩም ሕሰቡዋ

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ነቲ ምክሪ ብጣዕሚ ነመስግን። ዳሽን ቢራ ነቲ ሽልማት ዝከውን ልዕሊ 250,000 ብር እዩ ሓጊዙ። እዞም ተወዳደርቲ ሞያኦም ክቅፅሉ ከዓ መበረትዒ ገንዘብ የድሊ

    • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
      @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 5 месяцев назад

      ብራ ነይጎደር አይትስተዮ ይባሃል ድዩ ኮይኑ ደንቆሮ ካሊእ ፍርያት ካበይ ይመፅእ አሎ 😂😂😂

  • @Samira-o5z
    @Samira-o5z 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 5 месяцев назад

    እንካዕ ዳሕና መፃእኩም እንፈትወኩም እንዳገሬ እሙን ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤❤ ግድን ተኮይኑ. ስፖንሰር ከብርክት እንኮይኑለ እቲ ቢራሲ ካብቲ ናትና ተዝኮን ሓደ ዶ ክኮን አለዎ ካሊእ እቲ ዝተሰተየ አውሪድካ ምቅማጥ የድሊ ምክንያቱ ነቲ ተመልካቲ ህዝቢ ታይ ይመሃር ካባኩም ምግማት ኦኬ ስተዩ ግን ብያንስ ሓድሓደ አብ ቅድሜኩም ተዝኮን እቲ ካሊእ ተዝሕባእ ተትድብቅዎ. ብድሕሪ ፕሮግራም ወይ ብድሪ ካሜራ ከምድሌትኩም ክብል ይፈቱ ከይድገም ምጥንቃቅ ምስ ይቅርትኡ❤❤❤❤

  • @HassanHusaini-zv4mb
    @HassanHusaini-zv4mb 5 месяцев назад +2

    Very good ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters9650 5 месяцев назад +1

    ዳሽን ዋእ 😊😊😊

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад +1

      ናይቲ ሽልማት መዕፀዊ ስፖንሰር እዩ

  • @Gere.emun.
    @Gere.emun. 5 месяцев назад +2

    እዚ መስተኸ ታይ ግበሩና እዩ ልልሰተኽምዎ ዘይተልዕልዎ ዝጠራሙዝ

  • @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ
    @ሜሪጓልትግራይ-ኘ3የ 5 месяцев назад +3

    ኣቱም ሙቁራት እንዳ ገሬ እሙን

  • @arsemasis5738
    @arsemasis5738 5 месяцев назад

    ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liaberhane9973
    @liaberhane9973 5 месяцев назад +1

    Ata izi kulu bira aytihafrun do?

  • @haytshewsmeresa6240
    @haytshewsmeresa6240 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrie-ix7sh
    @mebrie-ix7sh 5 месяцев назад

    ጆኬር ኣበይ ኣሎ ፍትሃነገስ

  • @salamss5587
    @salamss5587 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Alemu-os5fj
    @Alemu-os5fj 5 месяцев назад

    እተን ምቀልወን ኣይበዝሐይ 2ክልተ እየን

  • @zenimoges2834
    @zenimoges2834 5 месяцев назад +1

    ኒድራማ ድዩ ክስተ ? እዚ ኹሉ ቢራስ ጽቡቕ መሀሪ እዩ ወለዶ መእንታይ ሰታይ ክኾነልና!! ሠልጥኑ ዳሸን ቢራ ደም ህዝብና እዩ

  • @madenaabdulkader4026
    @madenaabdulkader4026 5 месяцев назад +3

    አቱም ሰባት እንታይ እዩ እቲ ቢራ ግድን ድዩ ኾይኑ ብጣዕሚ እዩ ዝህዝን

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад +1

      ናይቲ ሽልማት ፕሮግራም ስፖንሰር ስለ ዝኮነ እዩ። ጥበብ ካዓ ብዘይ ሓገዝቲ ኣይዓብን ሓው

  • @tsegayasghedom5700
    @tsegayasghedom5700 5 месяцев назад

    ንጽቡቅ ዓላማ ብሕማቅ ሽፋን አንታይ ግበሩና አዩ ዝኹሉ ቢራታት?

  • @ሚሊፍቅር-ኸ6መ
    @ሚሊፍቅር-ኸ6መ 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤💋

  • @ZaNs-g4c
    @ZaNs-g4c 5 месяцев назад +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Lilly-ob3vl
    @Lilly-ob3vl 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ftooo7hayatt871
    @ftooo7hayatt871 5 месяцев назад

    ድምፂ ባ ጎበርሉ😢😂😊😊

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ 5 месяцев назад +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MolayJan
    @MolayJan 5 месяцев назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @PerZaf
    @PerZaf 5 месяцев назад

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MeriMreri
    @MeriMreri 5 месяцев назад

    👌👌👌🥰🥰🥰🥰

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤🎉

  • @SamidaWarsam-cp1lv
    @SamidaWarsam-cp1lv 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YffGff-g2p
    @YffGff-g2p 5 месяцев назад +1

    🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Neshenesh-sow1619
    @Neshenesh-sow1619 5 месяцев назад +1

    ማይ 😂😂😂😂😂

  • @edon7537
    @edon7537 5 месяцев назад +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፍጹምሰላም
    @ፍጹምሰላም 5 месяцев назад +4

    ካባኹም እዚወጣት እታይ የማሃርስኽራን ቢራ ደርድሮ መጠጣት ንስኹም ኢኹም ትውልዲ ተጥፍኡዘለኹም ?ማይን ለስላሳን እዶአይትገብርዎን ወይስናይቢራ ወስታወቅያእዩ ?ትሕቲ ዝኾኑ ቆልዑ ሰብሲብኩም ተጥፍእዎም አለኹም ይቅርታ ሕተቱሉ።

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ነቲ ምክሪ የቀንየልና። ነቲ ሽልማት ስነ ሰርዓት ልዕሊ 1. 4 ሚልየን ብር ወፃኢ ተገይሩ እዩ። ዳሽን ቢራ እውን ነዙይ ብር 250,000.00 ሓጊዙ እዩ። ንተወዳደርቲ ዝወሃቦም ዘሎ ምክርታትን ሒዘምዎ ዘለው ማይን እውን ንርአ።

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ሰመዓታትስ ብበራ ድዩም ዝዘከሩ ወይ ህዚብና ግን ግራማለ እዩ ዘሉ ካብቲ በራ ቅንስ አብሉኩም ሰተዩ እትም አብ ሕክምና ዝሰቀ ዘለዉ ተጋደለቲ ዘከሩ😢😢😢 ፍርቁ ብመሰተ የሓምም ፍርቁ ለ አብ ሕክምና ኣካሎም ገድሎምን ንዓና ክቡሉ😢 የፍትወኩም እየ ዋ ተጓደልቲ አይተረስዑ ፍቅራተይ

  • @MesiBeyu
    @MesiBeyu 5 месяцев назад

    ለምለም ዓይነይ ኣበይ ኣላ?

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 5 месяцев назад +1

    ኩሉ ፅቡቕ ነይሩ ግን መዓዝ ኢና ካብ ዘን ጠራሙዝ ንላቐቕ ???
    ማለተይ ጥበብ እናምሃርካ ኣልኮላዊ መስተ ደርዲርካ እንታይ ዓይነት ኣስተምህሮ ጥበብ ከምዘለዎ ኣይተረደአንን??

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ዳሽን ቢራ ናይቲ ሽልማት ስነ ሰርዓት ስፖንሰር ስለ ዝኮነ እዩ

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GvyvyvDzdxd
    @GvyvyvDzdxd 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DestaAregawi-rl7ti
    @DestaAregawi-rl7ti 5 месяцев назад +1

    ብዳሽን ሰኺርኩም

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 5 месяцев назад +6

    እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ጠራሙዝ፧
    ቡዙሓት ሰዓብቲ ስለዘለዉኹም'ሲ ብፍላይ ንትሕቲ ዕድመ ጌጋ መልእኽቲ እዩ ዘሕልፍ።
    ምስ ዘለኩም ሞያን፡ብትገብርዎ ኣብርክቶን፡ተቐባልነት ናይ ህዝብን ክሪኦ ከለኹ፡ ካባኹም ዘይጽበዮ ብዘይ ዓቐን መስተ እንበርከ ንሶም ድዮም ዘብል እዩ።
    ካብ መድያ ክውል ኢልኩም ድሌትኩም ክትገብሩ ምርጫኹም እዩ። ከም'ዚ ኢልካ ናብ ህዝቢ ግን ነዓኹም ዝምጥን ኣይኮነን። ንክብርኹም ዝናኹምን ዝትንክፍ ይመስለኒ።
    # መመሊስኩም ክትዓብዩ ስለዝደሊ እየ። ውልቃዊ ርኢቶይ እዩ።

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      የቀንየልና ሓወይ ዳሽን ቢራ ነቲ ሽልማት ስፖንሰር ስለ ዝገበረ እዩ

  • @nahomdesta3822
    @nahomdesta3822 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤💪🏻💪🏻💪🏻🫶🏻🫶🏻🫶🏻🥰🥰🥰

  • @milenlove1295
    @milenlove1295 5 месяцев назад

    Nooooooooooo plsssssss meste bezhu ክት ምህርዎም ከርምኩምስ ክንድዝ መስተ ጽቡቕ ኣይኮነን ንታዓዛባይ መምህር ኮይኑ ንተማህሩኡ ከምዝ ዓይነት መስተ ከርእዮም የብሉን ታኣረምላ
    ብዝተረፈ ጽብቑ ስራሕ

  • @HHsh-i7f
    @HHsh-i7f 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SwSw-gs9jc
    @SwSw-gs9jc 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GebreMezgebe
    @GebreMezgebe 5 месяцев назад

    ተማ እዩ ዙ ቢራታት

  • @gfhfherfjdndguh9335
    @gfhfherfjdndguh9335 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 5 месяцев назад +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🎉🎉🎉

  • @genetGeidey-cy4gx
    @genetGeidey-cy4gx 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤😂

  • @Zkmsms8228
    @Zkmsms8228 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hailegebremichal5599
    @hailegebremichal5599 4 месяца назад

    አታ እንታይ ኢኺም ተምህሩ ዘለኹም ቢራ ምስታይ

  • @Neshenesh-sow1619
    @Neshenesh-sow1619 5 месяцев назад +2

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ተገድሰኩም ተጋሩ ኣሓተይ ተገድስኩም🙏❤😍

    • @SlamGhnvd
      @SlamGhnvd 5 месяцев назад

      ❤❤❤❤

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 5 месяцев назад

      @@SlamGhnvd ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🙏😍❤

  • @AdanechiSebgades
    @AdanechiSebgades 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤😅😅😅

  • @semirabdulkadir8210
    @semirabdulkadir8210 5 месяцев назад

    ት ሰለስተ ብራ ክስተ ድዩ ኡኡይይ

  • @GhdgHhch7
    @GhdgHhch7 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @MesiBeyu
    @MesiBeyu 5 месяцев назад

    1. ተጋሩ ምስ ራያ ቢራ ተባኢሶም ድዩ?
    2. ናይ እንዳማትኻ ምቕዳም ኣብ ትግራይ ሐዚም ኣይተረፈይ ማለት ድዩ?
    3. ካብቶም ተዋሰብቲ ብድበለጸ እቲ ናይ ቢራ ጠርሙስ ኣጸቢቑ ይረዐይ።
    4. ብዛዕባ ስዋዓትና ልናገር ሰብ ብዙሕ እዩ።ግድን እዩ ድማ!
    ብዛዕባ ደቂ ስዋዓትናስ መን እዩ ዝናገር? ኣብዚ ሰዓት እዙይ ንመን ነቕድም ኣለና?
    5. ንናገረን ነገራት ኹለን ኣቐድምና ሳንሱ ተንገብረን ጽቡቕ ነይሩ።
    6. ኣብ ንሥርሆን ንናገሪኦን ኹሉ ምስትውዓል የድልየና እዩ።
    7. ብዝተረፈ በርትዑ!!!

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ራያ ቢራ ኣበይ ኣሎ።ቢጂኣይ ገዚእዎ እዩ። ጠቅላላ ምስ ማእከል ዓዲ ዘለና ንግዲ ክነቃርፅ ኣለና ድዩ እቲ ሕቶ። ኣልኮል ምስታ ንቀንስ እወ ገንዘብ ኣይንቀበል ግን ጌጋ እዩ። እተን ዝመፃ ገንዘብ ብዙሕ እየን ጠቂመን።

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b 5 месяцев назад +1

    ክብራት አሕዋትይ ተጋሩዋ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤❤❤❤❤❤🕊🙏

    • @safsaf715
      @safsaf715 5 месяцев назад

      እሺ ዛምበይተይ❤❤

    • @safsaf715
      @safsaf715 5 месяцев назад

      ገይረልኪ ኣለኩ ዝሓፍተይ❤❤

    • @SelamGuesh-w2b
      @SelamGuesh-w2b 5 месяцев назад

      @@safsaf715 አሺኒ ክቡርተይ ❤😘🙏

  • @bcxn8265
    @bcxn8265 5 месяцев назад

    ዛ ዳሽንንንንንስስስስስ

  • @YffGff-g2p
    @YffGff-g2p 5 месяцев назад

    ኣነሲ ዝጎዉሩ እዳትሐሽ ብቻ መሲሊኒ መፍርሒ ኾይኑ ዝሰርሕ ዋ ኸቢድ ግርማ አለዎ ቦኡነት

  • @tsegu6068
    @tsegu6068 5 месяцев назад

    Program👍👍
    Selfi Bira👎
    emo nay Amhara👎👎👎

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 5 месяцев назад

    You shouldn’t have the beer at all

  • @jongerye899
    @jongerye899 5 месяцев назад +3

    ምስታይስ ስተዩ ግን ናብ ሚድያ እንታይ ኣምፀኦ?
    እንተኾነ ንስኹም ነቲ ሕብረተ ሰብ መምሀርኩሞ መርኣያ ክትኮኑ መተገበኣኩም ነይሩ ኣይኮነን ግን እዙይ ንኽብሩኹም ዝምጥን ኮይኑ ኣይረኸብኩዎን።

    • @meadimedia
      @meadimedia  5 месяцев назад

      ትክክል እዩ ግን እዞም ከየንቲ ሞያኦም ከዕብዩ ንመዕፀዊ ሽልማት ስፖንሰር ዝገበረ እየ። ኩሉ ቢራ ካብ ትግራይ ወፃኢ እዩ ዝኣቱ። ዳሽን ቢራ ካዓ ኣብ ብዙሓት ማሕበራዊ ጉዳያት እናሓገዘ ብዙሕ ናይ ስራሕ ዕዱል እውን ፈጢሩ ኣሎ።