Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Bejakum kemzi gerkum tum asemuna eski live music great job guys
ብጣዕሚ ተሃንጤያ እየ ነረ ብእምነት ናይ በሓቂ ኣኩሪዕካኒ ኣታ ኣምበሳ 10/10✊🏾✊🏾👌🏾👌🏾👌🏾❤️ ኦርጋኒስት ከኣ'ሞ ኣብ ቦቱኡ ኣባ ጥረግ ✊🏾✊🏾✊🏾ኣጆኩም በርትዑ::
ተመስገን ኤርትራዊ ሙዚቃ ኣስሚዕካና እንጀራ ዓለም ብላዕ
ተባዕታይ እዚ ከማን 😍
ይበል ቃና ጥዑማት ጨና ከምዚ ክከውን ኣላዎ ቀጽሉ ንፉዓት።
Tezekro - ndhrit meliskana: tezekro tium gzie: keep it up!!
Derfeka mesmae beka tewelife azika blux eka BM arkey bravo qexelo eka forsa
ብጥዓሚ ዝናኣድ ኣቃራርባ ድምጺ 100 ካብ 100
1000/100 great job guys
Gze ember newihu frdki denguyu nbyne wsane qelialem zeyblu lbey terebixu hadieu kxbey beyney ab xmwas aqley eba axbibe// mashalah music qexlo zarkey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ይርጋኣለም ብሩረይ ደርፊ ኢያ ክረዲት ክዉሃቦ ጽቡቅ ጽቡቕ እዩ
ናይ ከዳዕ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምድጋሙ ሓሪቀ ኣለኹ
Eway brurey arkey werirkumo ember Respekt yeblkumn dyu emo kea bzey agebab aliel abilka degimkaya aythatun dikum eziaes gega gega
ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፋይ !
Gele aynet dmsi 🎤👌🏾❤️ keep going 🇪🇷❤️
Good job bro ❤👌🇪🇷
Bemnet sebay❤❤❤
ንኡስ ሓወይ ከመይ ከም ዘፍቅረካ ድሕሪ ቁሩብ ካኣ ነቲ ኣብ መስቀል ዕዳ ሓጥያትካ ዝከፈለልካ ጎይታ የሱስ ክዝምረሉ ኢካ ተባረከልይ❤🙏
Terwa
Kkkkkkkk
Yigerm eyu ezom Banta eko
@@nasraldenibraheem7555 ኣታ ብሩኽ ሓወይ ጎይታ የሱስ የቅረካ እዩ የሱስና ናይ ዕረፍቲ ናይ ሓጎስ ንሱ መድሓኒ እዩ እሞ ብክርስቶ ኣሚንካ ናይ ዘልኣለማዊ ሂወት ምርካብ ይኹነልካ
@@amanuelghebrenugus3934 ኣነ ቤንጠ ዘይኮንኩ ብክርስቶ የሱስ ምደሓን ናይ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝረከብኩ እየ እሞ ከምዚ ከማይ ኩን ብክርስቶ ሂወት ርከብ ተባረኽ
Batemi gobez kaxelo neshitey hawey batemi kednek ketbabe zelwo kola 👍👍👍🥰
Tum derfi asmikana zearkey
Kebdey kemgele kierni ybele dmxi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ይርጋኣለም ስራሕካ ኣይተክእለን
Wawwww eza derfei btame eya zftwa mas hewtay ztassr
Waw yebel dmxi biem 100%
Efi hawey nice job
Blux demxi ❤️
🙏Give credit to Yergealem feshaye.it is his song
Tebaitay 100% 🎶kolu abetu
ምስ ምሉእ ብቅዓቱ ብሰንኪ ዘይምስርሑ ተዓቢጡ ዘሎ ደራፊ BM 100 ምኳንካ የኣምን የ
ቀባጻት ርሜክስ የብላ ወላ ናይ ክስቶ የብላ ገይሮማ ፡ አዋይ ዝኾነ ግዜ ፡ ድምጻዊ መን ምኻኑ ደራፊኣ ክጽሓፍ ይግበእ ነይሩ ። ገይጋ ኣንስራሕ ምድጋም ነውሪ የብሉን ፡ እዚ ግን ዓገብ ።
ናይ ሰንበተይ ረኪበ
Mara xebuk demxi aytetfa zearkey 100%
ሕጂ ሽውሃተይ ተኸፊቱ ብዘይ ገለ ነገር ኣብ ልበይ ኣቲካ ብራቮ እቲ ጉዕዞ ጀሚርካዮ እምበር ኣይተዛዘመን በርትዕ ኢካ ካባና ዝድለ ከኣ ክነማልእ ድልዋት ኢና
Good job 👏
Lampadina❤❤❤
Waww ybl voice 💝🥰
I love ❤️
ሪመክስ ኢልኩም ባ ጻሓፍዎ ኒው ኤርትራ ሙዚክ ኢልኩም ጽሒፍኩሞ ዳኣ መሰል ደራፋይ ይታሓሎ ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ
Www naybehaki des elni kexliwo
ewayyy aseyyy nay nebsiheryemane barya kemkokob ab semay tenteltila kt derf keleka shueu athize eye texebeka eufff btaemi teum dmxi
Derfi antedegemo tay tsegem alewo weysi wesikulu u kalia getmi 😢 yegerm u aska si derafay do aykonkan 😮
Correction Rimex eu not new music
Waw try iu zbhal
Bela biem hawey adnakika eye keslelu zarkey..
ብሉጽ ጥራይ ኢየ ኪብለካ።
ይርገኣለም ጌታቸው ዝብል ክትጽሕፈላ ኔርካ
Xehflu alo ab mewdta arku
ምስጋና ንስነ ጥበበኛ እርጋኣለም ገታቸው ብሩረይ ኢሉ'ሎ ምርግጋጽ ንፍቶ
Asteweika tezareb alo hkot mechem negerat ktkoxaxru pieee
Aynfultan
Bro zemenawi enda belkse emo kea live concerts eilu KO xehifewo alo asfehe abilena nhesebe
⭐️⭐️⭐️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
🇪🇷❤️😍🇪🇷🇪🇷❤️❤️😍❤️🇪🇷❤️
❤🇪🇷🇪🇷👏👏
ቤላ ቤላ ቀጽሎ ንድሕሪት ንደቀምሓረ መሊስካኒ ተዘክሮ ጌረ ኣጆኻ
Respect eba remix ke zeyttshflu new tblwo
Selam selam bemnat Best remix Please Please eta hana tebel ka ba sededewa 🙏🙏🙏Please
Bemnety ambesa kexlo ne meli ajemro😂😂😂
ጽቡቅ ድጋም ።ኣብ ናይ ዓድና ተደጋጋሚ ዝረአ ጌጋዝኾነ ዝተደግመ ደርፊ Remix ወይ ድጋም ተባሂሉ ኣክንዲ ዝኣቱ ብሽሞም ጌሮም ኣብ መወዳእታ እታ ቪድዮ ምስጋና ኢሎም ሽም ዋና ይጽሕፉ እዚ ግን እታ ደርፊ ሞቦቆላ ናይ መን ሙኻና ኣይነግርን ስለዚ ሕጊ ኮፒ ራይት ይጥሕስ ኣሎ ማለትዩ። ኣብ ቅድሚት Remix ኢልኩም በጃኹም የእትውዎ ።
poww tesfa gieru ezeney hjis
⭐⭐⭐⭐
ሰላም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀማሪት የ
Remix by yirgalem getachew ente zihilwo Des mibeleni. Gin tsibuk sirah. Fikad ke hatitkum do
Ata senef natka zeytderf
Senef nska Eka donqoro
@@yaliasres2770 askut denez
👍👌👌👌👌👌👌👌👌
ብታእሚ ኢየ ዘድንቀካ ግን ናትካ ኣይኮነን ሪመክስ ኢልካ ጽሓፎ እቲ ዝደረፈ ከ እንታይ ኢዩ ኣስቡ
100%
Say it remix music not new . But it good do .
Remix kitbla nieruka ,n mukhanu FKAD ke hatitka do kab mebokol wanaa ,bzkone tsbuk fetene eyu
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣምላኽ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ!! ከምኡ ውን ገጽ ዝፈትዎም ስድርኡ የርኤለይ፡፡ ሳብስክራይብ ጌርኩምኒ ክትሓልፉ ይምሕጸነኩም።
ኣሰይይ ጡዕም ድምጺ ኣበይ ኔርኩም ክሳብ ሎሚ ሓህ ሕጽረት ባጆት ድዩ ኮይንኩም ደቂ ኤረይ ሳብስክራብ ግበሩለይ አሞ ገለ ነገር ክንገብር ኢና ሓቢርና ሳዕቡኒ ሳብስክራብ ኣብ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም
Cridite ንይርጋአለም ጌታቸው ሃብዎ ..... ተዘይ ካይኑ ሰርቂ እዩ
🙈🙈 mesel senetebab yetehalo n2 gezekum ekum eritrean music elkum etekumo zelkum nay Yemane teklay ewan ?????amahishwo
በጃኹም ናይ ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ደርፊ ኣይትድገሙ
ምስላታት ትግርኛ ክትከታተሉ ንትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም።ምስላ"ዘንብብ ፡ይዕንብብ"
Good try ግን ናይ ድምጻዊ ይርጋኣለም ገታቸው major ላዕሊ'ዩ ስለዚ ምስዚ ዘለካ ርጉድ ዝበለ ድምጺ ቁሩብ ነቲ major ናይ ይርጋኣለም ጽፍሒ ክትበጽሖ ኣጸጋሚ ይገብሮ መስለኒ ግን ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ ምኽንያቱ ትርር ዝበለ ደርፊ መሪጽካ rimex ምግባር ኣብ መጻኢ ሓደ ዓቢ ዝኾነ ዓወት ከምትዕወት ዝእንፍት መንገዲ'ዩ!
ከመይ ቀኒኩም ኣዳለውቲ መደብ Eriwood ክንደይ ግዜ ሓቲተኩም ትግደሱ ኣይኮንኩምን እዛ ኣሳብራ ቆቓሕ ትብል ፊሊም ንምንታይ እያ ካብ youtube ወጺኣ ኣብ መንጎ እንዳርኣናያ ካብ youtube ታኣልያ ስለዚ ምኽኒት እባ ንገሩና መሳጢጥ ፊሊም ኔራ ኣብ 5ይ ክፋል ምስ በጻሕና ግን ክንረክባ ኣይክኣልናን
እዚኦም ዘይተታባብዑስ ምን ይታባባዕ ታ ኣበይ ኣለኻ ኣስተማቃሪ ሙዚቃ
ንዋና ደርፊ ኣፍልጦ ምሃብ እንታይኮንዩ ኣበሳ ዘለዎ።
Bejakum kemzi gerkum tum asemuna eski live music great job guys
ብጣዕሚ ተሃንጤያ እየ ነረ ብእምነት ናይ በሓቂ ኣኩሪዕካኒ ኣታ ኣምበሳ 10/10✊🏾✊🏾👌🏾👌🏾👌🏾❤️ ኦርጋኒስት ከኣ'ሞ ኣብ ቦቱኡ ኣባ ጥረግ ✊🏾✊🏾✊🏾ኣጆኩም በርትዑ::
ተመስገን ኤርትራዊ ሙዚቃ ኣስሚዕካና እንጀራ ዓለም ብላዕ
ተባዕታይ እዚ ከማን 😍
ይበል ቃና ጥዑማት ጨና ከምዚ ክከውን ኣላዎ ቀጽሉ ንፉዓት።
Tezekro - ndhrit meliskana: tezekro tium gzie: keep it up!!
Derfeka mesmae beka tewelife azika blux eka BM arkey bravo qexelo eka forsa
ብጥዓሚ ዝናኣድ ኣቃራርባ
ድምጺ 100 ካብ 100
1000/100 great job guys
Gze ember newihu frdki denguyu nbyne wsane qelialem zeyblu lbey terebixu hadieu kxbey beyney ab xmwas aqley eba axbibe// mashalah music qexlo zarkey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ይርጋኣለም ብሩረይ ደርፊ ኢያ ክረዲት ክዉሃቦ ጽቡቅ ጽቡቕ እዩ
ናይ ከዳዕ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምድጋሙ ሓሪቀ ኣለኹ
Eway brurey arkey werirkumo ember Respekt yeblkumn dyu emo kea bzey agebab aliel abilka degimkaya aythatun dikum eziaes gega gega
ብጣዕሚ ንፉዕ ደራፋይ !
Gele aynet dmsi 🎤👌🏾❤️ keep going 🇪🇷❤️
Good job bro ❤👌🇪🇷
Bemnet sebay❤❤❤
ንኡስ ሓወይ ከመይ ከም ዘፍቅረካ ድሕሪ ቁሩብ ካኣ ነቲ ኣብ መስቀል ዕዳ ሓጥያትካ ዝከፈለልካ ጎይታ የሱስ ክዝምረሉ ኢካ ተባረከልይ❤🙏
Terwa
Kkkkkkkk
Yigerm eyu ezom Banta eko
@@nasraldenibraheem7555 ኣታ ብሩኽ ሓወይ ጎይታ የሱስ የቅረካ እዩ የሱስና ናይ ዕረፍቲ ናይ ሓጎስ ንሱ መድሓኒ እዩ እሞ ብክርስቶ ኣሚንካ ናይ ዘልኣለማዊ ሂወት ምርካብ ይኹነልካ
@@amanuelghebrenugus3934 ኣነ ቤንጠ ዘይኮንኩ ብክርስቶ የሱስ ምደሓን ናይ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝረከብኩ እየ እሞ ከምዚ ከማይ ኩን ብክርስቶ ሂወት ርከብ ተባረኽ
Batemi gobez kaxelo neshitey hawey batemi kednek ketbabe zelwo kola 👍👍👍🥰
Tum derfi asmikana zearkey
Kebdey kemgele kierni ybele dmxi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ይርጋኣለም ስራሕካ ኣይተክእለን
Wawwww eza derfei btame eya zftwa mas hewtay ztassr
Waw yebel dmxi biem 100%
Efi hawey nice job
Blux demxi ❤️
🙏Give credit to Yergealem feshaye.it is his song
Tebaitay 100% 🎶kolu abetu
ምስ ምሉእ ብቅዓቱ ብሰንኪ ዘይምስርሑ ተዓቢጡ ዘሎ ደራፊ BM
100 ምኳንካ የኣምን የ
ቀባጻት ርሜክስ የብላ ወላ ናይ ክስቶ የብላ ገይሮማ ፡ አዋይ ዝኾነ ግዜ ፡ ድምጻዊ መን ምኻኑ ደራፊኣ ክጽሓፍ ይግበእ ነይሩ ። ገይጋ ኣንስራሕ ምድጋም ነውሪ የብሉን ፡ እዚ ግን ዓገብ ።
ናይ ሰንበተይ ረኪበ
Mara xebuk demxi aytetfa zearkey 100%
ሕጂ ሽውሃተይ ተኸፊቱ ብዘይ ገለ ነገር ኣብ ልበይ ኣቲካ ብራቮ እቲ ጉዕዞ ጀሚርካዮ እምበር ኣይተዛዘመን በርትዕ ኢካ ካባና ዝድለ ከኣ ክነማልእ ድልዋት ኢና
Good job 👏
Lampadina❤❤❤
Waww ybl voice 💝🥰
I love ❤️
ሪመክስ ኢልኩም ባ ጻሓፍዎ ኒው ኤርትራ ሙዚክ ኢልኩም ጽሒፍኩሞ ዳኣ መሰል ደራፋይ ይታሓሎ ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ
Www naybehaki des elni kexliwo
ewayyy aseyyy nay nebsiheryemane barya kemkokob ab semay tenteltila kt derf keleka shueu athize eye texebeka eufff btaemi teum dmxi
Derfi antedegemo tay tsegem alewo weysi wesikulu u kalia getmi 😢 yegerm u aska si derafay do aykonkan 😮
Correction Rimex eu not new music
Waw try iu zbhal
Bela biem hawey adnakika eye keslelu zarkey..
ብሉጽ ጥራይ ኢየ ኪብለካ።
ይርገኣለም ጌታቸው ዝብል ክትጽሕፈላ ኔርካ
Xehflu alo ab mewdta arku
ምስጋና ንስነ ጥበበኛ እርጋኣለም ገታቸው ብሩረይ ኢሉ'ሎ ምርግጋጽ ንፍቶ
Asteweika tezareb alo hkot mechem negerat ktkoxaxru pieee
Aynfultan
Bro zemenawi enda belkse emo kea live concerts eilu KO xehifewo alo asfehe abilena nhesebe
⭐️⭐️⭐️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
🇪🇷❤️😍🇪🇷🇪🇷❤️❤️😍❤️🇪🇷❤️
❤🇪🇷🇪🇷👏👏
ቤላ ቤላ ቀጽሎ ንድሕሪት ንደቀምሓረ መሊስካኒ ተዘክሮ ጌረ ኣጆኻ
Respect eba remix ke zeyttshflu new tblwo
Selam selam bemnat Best remix Please Please eta hana tebel ka ba sededewa 🙏🙏🙏Please
Bemnety ambesa kexlo ne meli ajemro😂😂😂
ጽቡቅ ድጋም ።
ኣብ ናይ ዓድና ተደጋጋሚ ዝረአ ጌጋ
ዝኾነ ዝተደግመ ደርፊ Remix ወይ ድጋም ተባሂሉ ኣክንዲ ዝኣቱ ብሽሞም ጌሮም ኣብ መወዳእታ እታ ቪድዮ ምስጋና ኢሎም ሽም ዋና ይጽሕፉ እዚ ግን እታ ደርፊ ሞቦቆላ ናይ መን ሙኻና ኣይነግርን ስለዚ ሕጊ ኮፒ ራይት ይጥሕስ ኣሎ ማለትዩ። ኣብ ቅድሚት Remix ኢልኩም በጃኹም የእትውዎ ።
poww tesfa gieru ezeney hjis
⭐⭐⭐⭐
ሰላም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀማሪት የ
Remix by yirgalem getachew ente zihilwo Des mibeleni. Gin tsibuk sirah. Fikad ke hatitkum do
Ata senef natka zeytderf
Senef nska Eka donqoro
@@yaliasres2770 askut denez
👍👌👌👌👌👌👌👌👌
ብታእሚ ኢየ ዘድንቀካ ግን ናትካ ኣይኮነን ሪመክስ ኢልካ ጽሓፎ እቲ ዝደረፈ ከ እንታይ ኢዩ ኣስቡ
100%
Say it remix music not new . But it good do .
Remix kitbla nieruka ,n mukhanu FKAD ke hatitka do kab mebokol wanaa ,bzkone tsbuk fetene eyu
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣምላኽ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ!! ከምኡ ውን ገጽ ዝፈትዎም ስድርኡ የርኤለይ፡፡ ሳብስክራይብ ጌርኩምኒ ክትሓልፉ ይምሕጸነኩም።
ኣሰይይ ጡዕም ድምጺ ኣበይ ኔርኩም ክሳብ ሎሚ ሓህ ሕጽረት ባጆት ድዩ ኮይንኩም ደቂ ኤረይ ሳብስክራብ ግበሩለይ አሞ ገለ ነገር ክንገብር ኢና ሓቢርና ሳዕቡኒ ሳብስክራብ ኣብ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም
Cridite ንይርጋአለም ጌታቸው ሃብዎ ..... ተዘይ ካይኑ ሰርቂ እዩ
🙈🙈 mesel senetebab yetehalo n2 gezekum ekum eritrean music elkum etekumo zelkum nay Yemane teklay ewan ?????amahishwo
በጃኹም ናይ ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ደርፊ ኣይትድገሙ
ምስላታት ትግርኛ ክትከታተሉ ንትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም።ምስላ
"ዘንብብ ፡ይዕንብብ"
Good try
ግን ናይ ድምጻዊ ይርጋኣለም ገታቸው major ላዕሊ'ዩ ስለዚ ምስዚ ዘለካ ርጉድ ዝበለ ድምጺ ቁሩብ ነቲ major ናይ ይርጋኣለም ጽፍሒ ክትበጽሖ ኣጸጋሚ ይገብሮ መስለኒ ግን ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ ምኽንያቱ ትርር ዝበለ ደርፊ መሪጽካ rimex ምግባር ኣብ መጻኢ ሓደ ዓቢ ዝኾነ ዓወት ከምትዕወት ዝእንፍት መንገዲ'ዩ!