Tigray Media Network ምስ ኢሰያስ አይንዋጋእን//ህወሓት አሪጉ እዩ 23, 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 ноя 2024

Комментарии • 29

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 3 дня назад +4

    ጹቡቅ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ተጋሩ ኩልኩም ንሰላም ዘሙሩ ዝሐለፈ ኪናት ክንደይ መንእሰይ ትግራይ ሀሊቁ እዩ ካብ ኪናት ዝርከብ ብዘይካ ሞት ዕንወት ካልእ የለን ሰላም ግን ሰላም እዩ እዞሞ አብ ድያስፖራ ዘለዉ ሀለዉለዉ እዮሞ ዝብሉ አብ ኺናት ዘይዋዕለ ይሀጥር ከሞዝባሀል. ሀምበርገር እንዳበላዕካ ንኪናት ትቅስቅስ ዘለካ ሰብአይ እንተኬንካ ኪድ ውረድ ወዲ ሐረስታይ እዮሞ ጠፊኦሞ ዘለዉ. ህዝቢ ትግራይ አስተዉተዕል ❤

  • @jsogt8786
    @jsogt8786 3 дня назад +1

    Great speech bro
    ንሰላም ዋጋ ምክፈል
    ካብ ጦርነት ዝርከብ ነገር የለን ውድመትን ጥፈአትን ተዘይኮይኑ አብ ጦርነት ናይ ግዜ እንበር አሸናፊ ተሸናፊ የለን።

  • @yonasamare6058
    @yonasamare6058 4 дня назад +4

    ብዓል ኣሉላ ሶሎሞን (ኹናት ባህላዊ ጸወታ ) ድማ ኣብ ኮሎራዶ (Colorado ) መጺኡ ምስ ደቒ ኣንስትዮ ብዊስኪ ይጻፋዕ ነይሩ እቲ ዘሐዝን ግን እቲኦም መሳኪን ወለዲ ብዘይ ጠቕም ኹናት ደቖም ዝሰኣኑ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የሐዝን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 4 дня назад +1

    Finally, it's good too see Tegarus asking tough questions & accepting the bitter truth on making peace with the Ethiopian & Eritrean people.

  • @shalomshalom09
    @shalomshalom09 4 дня назад +1

    How sad it's losting 4 young children. O Lord, have mercy on us.

  • @GebrgrgesGebrmarmdhen
    @GebrgrgesGebrmarmdhen 4 дня назад +1

    ትክክሊአዛራራርባ ኢዩ ሰላም ምግባር ኢዩ

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 4 дня назад +1

    እዚእዩ ሓውና!!! ናብሓቂ ሓውና!!!

  • @MAdhanom7
    @MAdhanom7 3 дня назад +1

    ተጋሩ ኣጆኩም ስንኩም ንከሱ 😊

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 4 дня назад +2

    Thank you for your service..energy and time ❤❤

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 3 дня назад

    😮😮😮😮😮❤❤❤❤❤NATU.

  • @haile-p9t
    @haile-p9t 4 дня назад +1

    ተጋሩ ካብ ረድኤት ከተገላገልኩም ሕውየት የለን

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 3 дня назад +1

    መድህን እግሪ ሰተታ😂😂😂

  • @elsasolomonstrmsnes1918
    @elsasolomonstrmsnes1918 3 дня назад

    😭😭😭😭😭😭😭🙌🙌🙌

  • @Mamatv-83
    @Mamatv-83 2 дня назад

    Tagariu danakure abeiy aleikum ezom abo rekeimom do zbalewo seinom zekdanewo seino naiy esurat kamblasyon geriom kurub aythasbun deikum kurub aytengeixun ayii nesikaiteikum ajokum abona amilka yeradeikum 😢😢😢😢😢😢

  • @azanawalagaw4017
    @azanawalagaw4017 3 дня назад +1

    አረ ጎበዝ ትግራይ ከጣላትህ ና ገድይህ ጋር ነው የምትጋዝ ያለህው ቆም ብለህ አስብ ክትሃዱ ማለሊት ከማለሎት ህዋህት ኢሀደግ ፍቅር ነው ያስተመራችሁ በውሸት ክህዝብ ጋር እያጋጩ ጣላቶቻችሁ እቅፋችሁ ትግራ ትስእር እያላችሁ ትጨፍራላችሁ ጠልትህ አቅፈህ ትኖራለህ ይትግራይህዝብ ንቃ ንቃ

  • @JAMALAHMAD-fr6te
    @JAMALAHMAD-fr6te 3 дня назад +1

    በጃኹም ናይዚኦም ሰብአይ ሰልኪ ቁፆሪ ሰድድልና በጃኺም

  • @عبدهابراهيم-ل1ج
    @عبدهابراهيم-ل1ج 4 дня назад +1

    እዝ እዮም ዝደሊዩ እደደበፅዮ መንጀሪኖ ቁሊእቶም ኣብ ወፃእ እናመሀሩ የገሪም ትግራይ

    • @actttig9753
      @actttig9753 3 дня назад

      ፈስፋስ ሐሳዊ ቅድሚ ኹሉ ትግርኛ ተመሃር

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 3 дня назад

    መድህን መጥፈእት ክብልዋ ነይሪዎም ሓደ ምስ ኤርትራ ሰላም ንግበር ን ኤርትራ ዘይጸሪጽ ዘየጸልም ኣብ ጽልማት ሸው ምስዝቀሪብ ብሕርቃን ተነፊሓ ክትትኮስ ትደሊ ዝጻረፍ ኩናት ምስ ኤርትራ ዘጸልም እንተኮይኑ ስዋኣ ዝጠዓመላ ኮማሪት ክትመስል ክምስክምስ ትብል።
    ረኣይዋ ተነፊሓ ትጥምቶ።

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 4 дня назад

    ኤርትራዊ'የ ግን
    ኣብ ሑሉፍ ዘንበረኩሙና ናሱኹም ሕነና ክንፈዲ ዝገበርኩም ንስኹም መወዳእታ ናትካ ዒብ ገዲፍካስ ናይ ሓማትካ
    ረሳሕ ማይ ጹሩይ ማይ ኣይኮዉንና ኢዩም ካብ ዝኾነ ሕማቅ ሕመቅ ኢዩ ዝውለድ
    ብዝውለድክምም ተሳቀዩ ሕጅስ ሓደ ድሕሪ ሓደ

  • @Mamatv-83
    @Mamatv-83 2 дня назад

    Hijy ka shabey enda baleikum tefeukru aleikum faeikru kabezy zegadeid eikyum katemxiu abita tegray tegray teseir ketbilu alam milu zaxmaimkumna eza eiya fakeira temxio

  • @lanteTV1
    @lanteTV1 3 дня назад

    ቸድ

  • @actttig9753
    @actttig9753 3 дня назад

    ስቅ በሉ አቱም ጨነውቲ ምርአዮ መፀገም ፈገራት

  • @jonahabgi9125
    @jonahabgi9125 4 дня назад

    Eza gets weteto entay eya tbl zela? Nay atsamie Temen: wetru Zeytiemen! 😅😂😅

  • @Meiry756
    @Meiry756 3 дня назад

    ‘’’ SIRQI ‘’’ Ab TIGRAY Zemene ‘’’ WEYANE ‘’’ Z’gemere Aykonen :: Ab TIGRAY. Nay’Zemenat. iyu : Ab ERITRA ‘’’ Ke’tematat ‘’’ TEGARU iyom Ney’rom SEREQTI Ke’mey’si ‘’’ SIRQI’n HASOTIN ‘’’ Zey’Natka Midlayn Ab TIGRAY ‘’’ BAHLI ‘’’ iyu izi’dma Zegerim Aykonen ::