It doesn't matter from Eritrea or tigray the victory of binyam is victory for African altimatlly for both for Eritrean and tegaru, there are many tegaru athletic from tigray we proud of them so do from Eritrea
There is no point. This is the most stupid ever leave him along. He’s young he born in Eritrea. He’s enjoying the life not only for a retreat or Ethiopia for the whole Africa open your mind. Wow shame of you guys. First time I see the show is the worst show.
Ane kab 2002 ksab lomi Brgade nhamedu eye mkhnyatu qabila natey kulom ab gudguad alow wey terashnom. Thank you Seltene Grmay for this great information. Darsa Musa from Sweden.
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
ruclips.net/channel/UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓቂ'ዩ እዚ ብዛዕባ መንነት ናይ ጅግና ቢንያም ግርማይ ዝቀረበ። ነቶም ኣብ ብዙሕ መዳያት: ፈጺሞም ካብ ሓቂ ርሒቆም ምንባር ዝለመዱዎ ሰባት: ምስ ንቡር ክለማመዱ ክደፍእ ዝኽእል መደብ እዩ። ኣብ'ቲ ግዝኣት ናይ ኢሳያስ: ካብ ሓቂ ማሕዲግካ ምኻድን ምዕብላልን ነጊሱ'ዩ ዝርከብ።
ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ሙኻኑ'ሞ: ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ዓመታት ዝገጠሞም ዘይግባእ ዝነበረ ፈተና ንዓለም ዘመስከሩ ህዝቢ ሙኻኖም'ኮ ስቅ ኢልካ ብቀሊሉ ዝዝንጋዕ ጉዳይ ኣይኮነን።
Thank you.
ድሓን ሓንቲ መዓልቲ ንቢኒ ባዕልካ ኢንተርቪ ክትገብረሉ ንጽበ ❤❤
Biniam si mszi interview kigebr kkkk😂
ንዕቀት እኮ እዩ ተትሕቲ ሰብ ገይርኩም ዝኒኦ😂@@TekleSim
ሰልጠነ እዞም ባራዩ ተሕምሞም ረኪብካ ኣለካ እንተረኩብካየን ኣሙኡ ሓወብኡ ርከቦም ኣቅርቦም ትምክሕቲ ይሰበር ኤርትራዉያን ኮይና እንታይ ረኪብና ❤
Thank you Seltene for the truth.. Benam is our pride. Congratulations Mekale and Asmara
ጸለሎ መድያ ናይ ሐስት ሕማም በርየቲዑካ ሰለ ዘሎ ክልተ ሸውዓተ አብ እንዳ ጋብርደርዓንቶ ማይ ጸሎት ተሐጸብ
እብ ገጀረት ንአቶ ሃይሉ (አንዳ ጣውላ) ደርጋ ዘይፍላጣም ሰብ የላን ግርማይ ሃይሉ ብጫ ታሴራ አሎዋ የሓዋቱ በዓረ ሰመረ ; ሙሴ ; ዊንታ ኩብራት
ካብ ቤተሰብ አኹሱም እዮም
እንካዕ ሓጎሰኩም እንካዕ ሓጎሰና ❤❤🥰
So what? If Biniam believes in Eritrea and Eritrean that makes him an Eritrean. What is wrong with you Seltene.
Thank you seltena heway yes true is true 👍!
ከም ሰልጠነ ሓቂ ዝዛረብ ሰብ አይረአኩን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰልጠነ ሓወይ ጅግና ኣነ ብወገነይ ኤርትራዊ እዩ መሲልኒ ነይሩ ብቅንዕና ድማ ኣነ ትግራወይቲ ፈታዊት ብርጌዳውያን እየ ግን እንኳዕ ደስ በለኩም ኤረትራውያን ኣሕዋትና እንተበልና እቶም ባራዩ እንታይ ኣእተወኩም ናይ ትግራይኩም ግበሩ እናበሉ ይላገፁልና ኣለዉ😂😂😂 ተፈታዊ ስልጡነይ የቐንየልና❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙
ጽብቅ ገርካ ኣስምዕካዮም ሰልጠነ ።
ሰልጠነ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ሻዕብያ
ዝተዓወተ ኤረትራዊ ዝተቓወመ ትግራዋይ ይብሉ። ኣይትሕረቑ ኣይትበሎም ማይ ባድ ይስተዩ። ዝበልካዮ ሓቂ እዩ።
እዚኮ ኖርማል እዩ ሓደ ሰብ ፍሉጥ ተኮይኑ መን እዩ ኣበይ ዓዱ መቦቆሉ ክትሓተሉን ክትፈልጦን እንታይ ጸገን ኣለዎ እዞም ኩሎም ኣብ ዓለምና ዘለዉ እስፖርታውያን መሃዝቲ ወዘተረፈ ዓዶም መቦቆሎም ይሕተትን ይምዝገብን እዩ ወድሓንኩም ❤
አየ ተቋመርቲ። ወለዶ ተፃርያ አለኸን
ነዚ ዐፋሪ አበይ ረኺብኩሞ
😂👍🍖🍗🦮💨⁉️
It doesn't matter from Eritrea or tigray the victory of binyam is victory for African altimatlly for both for Eritrean and tegaru, there are many tegaru athletic from tigray we proud of them so do from Eritrea
My friend you missed the point ( that is not what Seltene is talking about).
There is no point. This is the most stupid ever leave him along. He’s young he born in Eritrea. He’s enjoying the life not only for a retreat or Ethiopia for the whole Africa open your mind. Wow shame of you guys. First time I see the show is the worst show.
Tikikil bini NAYINA IU wedi TSION MARIAM IU 👌👌👌TEGARU inquai des beleka BINI KURIAT afirka❤️💛❤️💛
ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ከም መንጋ ዝሽየጡ: ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ::
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Bravo Tefetawi ezi ab south Africa zizarebo zelo zereba degagimka replay giberelom nezom berayu higdef kurub ente tesekorom kjndey dea keysikorom enber. Higdef nimanim zitekim widib aykonen. gin ezom behamat higdef hizbom enatsenete nizetsnitom kidigifu kelewu kabzi nilaeli eshnet yelen. Nay bihaki yehzinu!!
Ane kab 2002 ksab lomi Brgade nhamedu eye mkhnyatu qabila natey kulom ab gudguad alow wey terashnom.
Thank you Seltene Grmay for this great information.
Darsa Musa from Sweden.
ሰልጠነ ጨርቆም ኣደርቢኻዮም ጽልኢ ሰርካዮ ሽዋሕዋሕ ኣቢልካዮ❤😂😂😂😂
ካብ መታዓብይቲ መሳርሕቲ ግርማይ ሃይሉ ገጀረት
የቐንየልና ተፈታዊ ሾው ንስለ'ቲ ዘይሕለል ዕውት ቃልስኻ ኣብ ምቅላዕ ኢሳይያሳውያን። ዝነኣድ መደብ።
ሰልጠነይ ሰለት ትገብርለካዮ ዘይሕለል ቃልስኻ አዝና ነመስገን ባራዬ ህግደፍ ንዝተቓወመ ትግራዋይ ንት ትግራዋይ ዘይተቓወመ ኤሪትራዊ ክብሉ ዞም መደናገርቲ በሎም ዞም ባራዬ ሓቁ ይፈለጥ!
ተፈታዊ የቀንየልና 💯ምሳካ አለኩ ደላይ ፍትሒ እንተኩይኑ ሰብ በቃ ከየጸረዩ ተጋሩ እዩም ዝብሉካ ደኬምና ከነረደኦም ብዙኩነ እንቋዕ ፈለጥዋ ብጣዕሚ የሕዝን ጸበብቲ በዚሑም ምሔረት የዉርደሉም። 🙏🏾💕
እንዳ ኣቦይ #ሓይሉ እንቃዕ ሓጎሰኩም
ሰልጠነ: ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓበሬታ. ሕጂ ከኣ ንህግደፍ ከቢድ ሽግር ኣምጽኻሎም. ካብ መድፍዕን ቦምባን ዝፍርሆም ትግራዋይ ትብል ቃል ያ.. ብጣዕሚ ዝገርም እዩ: ግን ህግደፋውያን ብጌጋ ወይ ብስእነት ሓበሬታ ዘይኮነ እንዳ ፈለጡ ዝደቀሱ እዮም...ኣቦይ #ግርማይ ኢልካ ኣእርካዮ ንእሽቶ እዩ መስለኒ..
No No No ሰልጠነ ኣቦሕጎኡ ንኢሰያሰ ተንቤን እዮም ኣብ ግጥም ኩናት ምሰ ዱርቡሽ ምሰኒ ኣሉላ ናተዋግአ ኣብ ጎንደር ዝትሰወኤ እዩ.
ኣዲኡ መድህን በራድ ዓድዋ እንዳባ ሽግለት እዩ 100% True Story 👍
ተጋሩ እከያት ኢዮም ማለት ኢዩ እኮ ሃገርና ኣባድሞማ
ስልጠን አቦ ሓቂ ቁንዕ ልቢ አምልክ ምስካ ይኩን ❤❤❤
ስሉጡን Blsse you
ኣቃጽላ አቁጸልጽላ ቻዉ ሸርጥጣ ሓቂ ብሓቂ ደስ ይበል።
Ajoka seltene Bravo ❤🎉❤🎉
Seltene good job Voice voiceless👍🩵🌹
Thank you!!!
I love tefetawi ❤
ስማዕንዶ ሰልጠነ ሓውና ! እናጠፍአ ምስ ሓራዲኡ ዝስዕስዕ ህዝቢኮዩ ዘለካ ፡ ኣነ ዝመስለኒ እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ ስራሕ ሕደጎ ፡ ኣብ ካልእ ስራሕካ ተዋፈር ፡ ኣቦና ተላ ባይሩኮ ማሕበር ኣንድነት ምስራሕ ምስ ከልእዎምዮም ፡ ዝሓደግሎም ፡ ከም ከብቲ ኣብ ዝተወልዐ መጋርያ ዝ ኣቱ ህዝቢዩ ። ክንደይ ኣሽሓት ዶላር ከፊሎም ብትግራይ ጌሮም ናብዚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝ ኣተዉ ኣብዚ ኮይኖም ሓራዲ ኦም ዝናፍቑ ፡ ነቲ ኣዕቚቡና ዘሎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘየመስግኑ ክትር ኢ ኣዝዩ ዘሕዝንዩ !
Most of the famous people in our community are from tigray, including our beloved pA issayas, hagos kisha, etc
ኣየ ህግደፍ ነውራማት በቃ ህዝቢ ኢርትራ ኣብ ዕዳጋ ዘገርም ኢዩ ስልጠን.ኣምላክ ዕድም ይሃብካ❤
💛❤️💙💙
What is know. 75%is like biniam, which is a fact ❤❤❤❤❤❤
Seltene jigna ❤
ሰልጠነ ሓወይ ❤️❤️❤️
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
👍🌹❤💙🌿
ፅጋቡ ግርማይ ሃው ቢኒ አብ መቀለ ዘሎ ፕሮፎቲናልሳይክልስት ፅአሊም ጀማርይ ቱርድይ ፍራንስ አሎ።ፅጋቡ ግርማይ አልካ አቶ አብ ዩ ቱብ
ሓው ብንያም ዱኡ አብ መቐለ ዘሎ
Tefie ግን ኣይትጸድቅን ኢኻ ንህግደፍ ሕማም ርእሲ ኮንካዮም ክክክ ኣይትሕረቁ እንዳበልካ ትሕምሞም ኣለኻ ተፌ ክክክ 👍💪💙
Seltene, nai bhaqi SLTUN ika - a civilised / progressive man!
ስልጡን❤❤❤❤❤❤
ስልጠነ ግርማይ እቲ ናትካ መልእኽቲ ድስ ዝብለኒ ምስ ጭብጥታቱ እዩ።
ብዛዕባ ሕሉፍ ቃላቶም ግን ኩል ግዜ እይትርስዓዮ ክምቲ ዝስማዕክዎ ግን ህሉፍ ቃላቶም ክስምዑ ኽለው ናብ 🚾ዝጎዩ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ኣቱም ሰባት ሰሎሙን ሓሳዊ ጥራይ ዘይኮነስ ቀጣፊ መደናገሪ ሰራቂ ካብ ሰብን ካብ መንግስቲ ሆላንድ ዝሰረቀ መታለሊ ቤንጠ ኣይትበልዎ ቤንጠ ኣይኮነን ደላሊ ሓሳዊ ኢዩ ጸሎሎ ሚድያ
Selten tigray ena eritrea hilikilik zibele siga eyu zelewom
ኤርትራዊ ሃገራዊ ዝባሃል ብዘይትግራዋይ ክነብር ከምዘይክእልዩ ዝሕብር
Tefetawi hawey akiedimna 12 july athizna ab facebook post elnayo endina ezi tblo zeloka ,xbuk gn meragodi neti zibelnayo ykewn eu ,btami xbuk seltene hawey keslo , abzey daska miendar ,awet binyam awet tegarun awet ntigrawy menenet zqales eu ,awet barayu higdef koynu ayfeltn
💙💙❤💛❤💊💊💊💪
ኢረትራ ኣብ ጽልኢ ትግራይ ከም ተመስረተት በዚ ንሪአዮ ዘለና ሓቂ ይረጋገጽ ።ብጣዕሚ ዓለም ክትፈልጦ ዘለዋ መስደምም ነገር ኢዩ።
Enkuae Des belekum ab Asmeran Mekelen Zelekum...Hade Hizbi...
ሰልጠነ ሐወይ ንገረለይ አሥምዓለይ ነቶም ሐቂ ከም መርዚ ዘይዋሐጠሎም።
Weldeab weldemariam is from tigray as Isayas Afeworki
Izom biikub tizarebu zelekum merdii nay Ab Tigray zimotu yehwatna Nigheruna. Arduuna
ሓቂ ክሰምዑ ጨረውረው ዝብለም ዋላኳ እንተኾነ ሓቂ ግን ሓቂ እያ ብሓቃውያን ድማ ትውከል
Biniam tigraway ente koynu🇪🇷 issyas afwerki iigraway ente koynu 🇪🇷 awel seid kemu way tegrau meley hizom banderom gedifom adom afenfinewom deyu ? 🇪🇷eritrea mukan yekal eyu eritrawi koynka meftar gen nay god gift eyu ::
Ata seltene, zeytgedfwo ezi kola
ቢናም ጥራይ ኣይኮነን ወላ ናትናኤል ብርሃነ ኣበይ ብርሃነ ስጋብ ሕጂ ብብጫ ወረቐት ዩ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ኣቡኡ ንናትናኤል ኮርሶትረ
ሰልጠነ መቅሰን
ሳይክሉ ባዓሉ ይገዝእ ምግቡ ባዓል ይገዝእ 🥱🥱🥱🥱🥱🥱🥱🥱
እታ ፍዴርሽን ኤርትራ ኽማን ንሳዋ ዳያ ክይዳ 🤣🤣🤣🤣🤣🤮🤮
ገፀካ ትራህቅ መራሒ ብሔር ሐገር ኤርትራ ን33 ዓመት ናይ ሐሶት ርሳሕ ክዳን እናተኽደንካ ንሕዝቢ ኤርትራ ነቲ ትኽደኖ ክዳን እምሲልካዮ።
Zubuk mezazemi hakegna seb
Emberdo belex aka.
እቶም ተጋሩ ውን ክፈርሑ መዓት ኢዮም ዱሁላት ወጺዮም ሓዉና ኢዩ ዘይብሉ ዱሁላት
እንታይ ኢልና ኢና ትግራዋይ ኢኻ እንብሎ ባዕሉ ዘይበለ 😂
ታይ ዘፍርሕ አለዎ ኾነ አይኾነ ባዕሉ ስለዘሎ ንሱ ጥራሕ ዘይኮነ ብናሃተይ እምነት ኹሉ ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ እዩ እየ ዝብል ባዕልኹም አይትፍርሑ ተጋሩ ኢና በሉ
@@rahelrahel5333 ትግራዋይ ሙካኑ ንከተረጋግጹ ዘይኮነስ ፣ ነቶም ጸላእቲና ትብሊዎም ህግደፍ ንምፍዳሕ ክትብሉ ኔሩኩም እንተክነ ግን ንህግደፍ በራዩ ማራ ኢኩም ትፈርሕዎም
ዘይኮነ አይትዛረብ: እቦይ ሃይሉ: አባሐጉኡ ንቢንያም: አብ ገጅረት ስታላ ዝነበሮም (ኩሎም ደቂ ገጅረት ዝፈልጥዎም) ወዲ አባት ኤርትራዊ እዮም
መንነትካ ትግራዋይ እንድሕር ኮይንካ: ናይ ኤርትራ አይመልከትካን እዩ: ናይ ትግራይካ ግበር
አይትጋገ በል ኩሎም ደቂ ገጀረት ዝፈልጥዎም አይትበል ማዓት ደቂ ገጀረት አለና እንዳቦይ ሀይሉ ንብዙሕ ዓመታት አብ ኤርትራዝተቀመጡ ግን ተጋሩ ምኻኖም ንፈልጦም።
ክቡር ሓው ሰልጠነ መንነት ናይ ቢንያም ኣጻሪኻ ብዛዕብኡ ክትዛረብ ብሓቂ ግዜ ረኪብካ ? ብጠዓሚ 'ዩ ዘገርም ፥ ኣተሓሳስባ መንእሰይ ክትልዉጥ : ናብ ቁኑዕ ኣንፈት ከተማእዝንን ዝግበኣካ ሰብ'ሲ ናይ ቢንያም ኣሞ'ዶ ኣኩኡ ክትብለና ። ይሕዋት'ዶ ኣይኮናን : እንታይ ጌርናኩም ናይ በዓል ኢሰያስ ደብረጽዮንን ኣብይን ከይኣኽለና'ስ : ንስኹም ድማ እዚ ትግራዋይ እዩ'ዶ ስንጫር'ዶ እንዳበልኩም ክትፈላልዩና ። እዋይ ፖሎቲካ ሞይታ ። ትግራዋይ እንተኾነ ድማ ግርም : ዘይ ሓዉና እዩ ናበይ ከይዱና ። ልዕሌና ስለ ነብሱን መንነቱን ዝፈልጥን ዝጣበቅን እኹል ሰብ ስለዝኾነ ቢንያም ግዜኻ ኣብ ካልእ መዓላ እንተተውዕሎ ይሓይሽ ። ጭብጢ እንተምጻኻ መጫበጢ : ቢንያም ልክዕ ከም በዓል ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ነታ ተወሊዱ ዘዓበየላ ሃገር ወኪሉ ይጻወት ክሳብ ዝሃለወ : ኣብ ዕጹው ፋይል ኢኻ ክሲ መስሪትካ ዘለኻ ። ካልእ እተመሓላልፎ ጠቃሚ ነገር እንተለካ ክንሰምዓካ ዝሓወይ
እንዳ ህግደፍ ባራዩ ደኣ እንታይ ክንጽበ ልኽብጥና ቀጣን ሓሶት ንኢሳያስ ሕሶት ወዲ ጸሎት እዩ'ዶ ኣይበልዎን ታሪኽ ወዲ ሰብ ግን ብምንም ዓይነት ኣይቅየርን እዩ እታ ሓቃ ንሳ እያ እዛ ዝበልካያ ዝሓበጦ ይተኮስ ንኺድ ጥራሕ።
ሰላም ሰልጥነ ሓወይ አቦ ቢንያም ንእሽተይ ኢዩ ግርማይ እድሚኡ 55 ኢዩ።
Selam selten hawey 🙏🏾❤❤❤
KEREXELELOM EKHA TEFETAWI TIGHRAWNETU AYKEWEHATELOMN EYU.
እይተ ጆርጆ ሐሳዊ ፕርዚድንት ኤርትራ ፍሽነይት እዩ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ሓቂ'ዩ🎉
Way Sltun lomi nay lbom rekibkayom bsofti kihneku eiyom
nay Bini haki entekoinu
Ata seltene khneku eyom pwo😅😅💙💙
Eweee ateyyy kindey tihusu ekaaaaas
So what if Biniam is what you think
Really brother
መዓልካ ሓሳዊ ጸሎሎ ሜድያ😂
Meskinai hzbna eti kulu zeri egziabhr yrdaka
Bini 💊💊💊💊
ኖ ሰልጠነ ሀወይ አቦ ኢሳያስ ጎንደር አይኮኑን ተንቤን እዬም ጎንደር ግዝአት ተንቤን እያ ኔራ አገው እዬም ጎንደር አምሀሩ አይኮኑን
ዝበዝሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ድሒሩ ስለዘሎ፡ ኣብ ሕማቕ ናብራ ይነብር ኣሎ፡ ምኽንያቱ ሓሰውቲ፡ ይላገጽሉ፡ ካብቲ ዕቡድ ከልቢ ጀሚርካ፡ ሓቅን ሓሶትን ናይ ምልላይ ዓቕሙ ትሑት እዩ። ክሓልፈሉ እንተኾይኑ ክንጽርን ሓቂ፡ ክፍትሽ ኣለዎ። 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤ ተፈታዊ ሚድያ
AB himak zolo men kizikiro hizibina rugum eiyu Ade mariym mis weda theliwekaum Selam tewiridelikum
Viva Bini
Agokom abe gonkom alena 🇸🇪🇸🇪🇸🇪🩵🩵🩵🌿🌿🌿💪🙏💯
አብረሃ ወዲ ራእሲ ሓጎስ ዐቢዪ ሓዎም ንሃፀይ ዮሃንስ ኣብ ጎንደር እዮም ተቐቢሮም ምኽንያቱ ኣብኡ ምስ ድርቡሽ ውግእ ስለዝነበረ ።
Higidefawit Eritra dea emo kemey delika Tigray kitileal yibihrir.
Entay aynet gahaf eka
ኣብ ኪናት ትግራይ ዝተማረከ ንህግደፍ ዝተቃወመ ንቢኒያም መዙሙር ዘይዘመረ ትግራዋይ እዩ ዝብሉ ባራዩ😂😂😂
አብ ስዑዲ ዓረብ እያ ትቕመጥ ሰልጠነ አብ ሱዳን ኣይኮነትን
Grazie Dio sempre lavitoria di Briged Nihamedu
ሓቂ ንግዚኡ አንበር ተቀቢራ ኣይትተርፍን አያ።
Eskum sk ilkum eferu n eittra wekilu enber ntgray wekilu ayxawetn sawa zkeyd tgraway Rina aynfeltn
Btami ashelchawi koynu medebka
ድኹማት ፍጥረት እዮም ከምቶም መራሕቶም ናይ ኢሳያስ weakness እንታዩ ብዓዱ ክሕተት ኮሎ ይጠዋወ ነታ ዓዲ ደቡብ ሰምዬን ገለመለ ኢሉ ከፋፊልዋ Confidence ዬብሉን ግን እቲ ክፍአቱ ግን ተቆርቃሪ መሲሉ ንኤርትራውያንን ኤርትራን ሰለይ እንዳበለ ዬጥፍኦም አሎ:: ሐደስብሐት ትሪፉ ኔሩ አስኪልዎ :: ተፌ አበሳ go head we are proud of you 👍
ካለኤይቲ ኣድሓነት መጽያትና ጽሉል ዘይበትከላ ሃገር
Ketemaaauu kflet alewo.... srahkum eu kflet zelewo..... gujele serekti.....mahber hasewti