Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እንቀዕ ተወለድካ:ብሓቂ ኤርትራዊ:: ጽፉፍ መግለጺ
Bravo Meron you are The best one tell them your people, i am proud of you. 👌👌👌👌🙏🙏🙏God blesse you, keep going don't Stop it God blesse you.
መንግስቲ ኤረትራ ኣሲርና ቀቲልና ኢሎም መንቨሪ ሒዞም ሕጂ ካኣ ተመሊሶም ነቲ ስርዓት ይድግፉ ከነጻርዪም ኣለና ይብሉ ኣለው ኤውሮፓውያን
ናጽነት ኤርትራ ናይ ፕረሲደንትና Birthday ድዩ?ናጽነት ኤርትራ መንግስትታት ኤዉሮፖ ነኹቡር ህዝብን መንግስትን ኤረትራ እንቋዕ ኣብጸሓካ ዝብላ ንህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ከብዕል እንዳፈቐዳሉ ኮምኡ ክብላ ብዙሕ ዝእመን ኣይኮነን እንድዩ🤪 ናጽነት ከምቲ ንስኹም ትኣምንሉ ኮምኡ ምዓስ ኮይኖም ዝኣምኑ ኤርትራ ሃገር መንግስቲ ባንዴራ ዘለዋ ልዑላዊት ሙኻና እዬም ዝኣምኑ መንግስትታት። ናጽነት ክትመጽእ ከላ ብርቱዕ ሓዘን ጭንቀት ጸቕጢ ደም ዲያቤትስ ካብ ትሓሙ ትሳቐዩስ ምስ ህዝብኹም ኣይሕሸኩምን?
@@EriCoralo23 💀💀💀💀💀💀💀💀
❤❤❤❤Bravo Meron👌👌👌👌👌💯💯💯
ይገርመካዪ እዞም ኣምለክቲ ምልኪ ምቅልዖም ጥራይ እዪ ሜሪ
5ሚልዬን ህዝቢ ናጽነቱ ስለ ዘኽበረ ባንዴርኡ ስለ ዘዉለብለበ ድዩ ኣምላኺ ተባሂሉ?ኣሽንኳይ ናጽነት ኣብ ካልእ ብዓላት ኣይስዕሳዕን ድዩ?ሃገረይ መንግስተይ ባንዴራይ ስዉኣተይ ዝበለ ንዝበለ ህዝቢ ንምንታይ ኣንጻሩ ትኸዱ? ፍትሒ ትብሉ ፍትሒ ዘይትፈልጡ ከመይ ጌርኩም ንቃለስ ኣለና ትብሉ? ማይ ዝሑል ሰቲኹም ሕሰቡ ምኽንያቱ ዋጋኹም መሬት በጺሑ።ዓወት ነህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks you are right maron wow you are amazing erterawe. My favourite 🇪🇷🙏👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🐪🙏🇪🇷♥️🙏👍🐆🐪
Yes it is the best thing you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍👍👍🐆🐆🙏🙏♥️🇪🇷🌷🌷🌷yes yes thanks marona
ሜሮን ጅግና ንገሮም እስኪ ነዞም ባራዬ
Brilliant points meron
Ambesa ika belih menesey AJOKA
Anta anchiwa kilte andel zeytihgos seb kihgos himum eka gifa tseta nimhlaw eu denkoro
Etom ab esrebet zelewu yehwatna ke khgosu yfqedom dyu!!
Nezi ab guyla saesika mimitsae diyu hagos elkayo. Nay hasot hagos. Eritrin eti ab alem guhuy hizbi yelen. Seb bihiwetu enkelo, mis sidrun fetewutun keyterakebe, 5, 10, 20 amet zigebr eritrawi tray eyu. Adeka, aboka hamimom May ketekeblom zeytkiel hizbi eka eko.Eritrin teraerae tray ena. Kidmna zeftwelna.
@@filit8983 ኣብ ሙሉእ ዓለም እሱር ማለት ብበደሉ ኣብ ማሕዩር ዝኣተወ እቲ ህዝቢ ዝዋሰኦ ኣብደገ ይምልከቶም ድዩ? ብፍላጥን ዘይፍላጥን ገበነኛ ንኽቕጻዕ እዩ ካብ ህዝቡ ትፈልዬ።ኩሉ ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዝፍጸም ኣይተምስልዎ። ገበነኛ ክትኣስር ኤርትራ መሰላ እዩ። ሃለዉለዉ ገዲፍኩም ምስስ ህዝብኹም ትሓወሱ።
@@EZN0906 እንታይ ኮይና ክንጉህይ ሃገርና ጽሓያ በሪቑ እንዳርኣና🇪🇷🌟🇪🇷 ንሕና ተሓጊስና ኣለና ። እቶም ሕርር ኩምትር ኢልኩም ዘለኹም ንስኻትኩም ኢኹም።
@@EriCoralo23 come on esu ab kulo Alem Zelo gn eti ab kale Alem Zelo mesel frdi alewo kemzi natna aykonen
ነቲ ናይ ናጽነትና ሓጎስ ዕንደራ ዝበልካዬ ምናልባት ሓዘንተኛ ኮንካ ኣብ ገዛኻ ተኾርሚኻ ኣብ መስኮት ዩቱብካ ክትዕዘቦ ቀኒኻ ትኸዉን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን 2023 እታ ናይብሓቂ ባና ብርሃን ዘማዕድወላ እጅግኡ ሰብሲቡ ሃገሩ ዝሃንጸላ ናይ መጀመርታ ዓመት እያ።ንስኻን ብጾትካን ግን ተኾርሚኹም መልሓስኩም መርዚ እንዳተፈኤት ከይተሓጎስኩም ክትነብሩ ኢኹም ብዓል ኣኼሳት።ዓወት ንህዝብን መንግስትን ኤረና🇪🇷👑🇪🇷🌟🌹🌟👑🇪🇷
Gena kem slul emni kitdrbi kitnebr eka wiegin
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Meri hawey nay behaqi lebam zereba haqi hizna trah ngeaz gze kmlso eyu nkulu ❤❤
✋✋✋✋✋✋
ብታኢሚ ለባም ሃሳባት ጅግና ወዲ ኤረ ቀጽሎ ኣጆካ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🙋🙏🙏🙏🙆
Hi the best Meron .
Meron gegna !
Hi brother welcome
Mishkinay zeytekma genzeb hibom ab gele yetemuka mewasie yfterelka
Bravo😢😥🥰🥰🥰
Kemzom weyane weregha tekeyrka
Well said the truth
ለባም እመታ ለባም ምኽሪ ንኽሰምዕ ዝደሊ ኤርትራዊ ኣብ ልብና የስፉሮ ኑኡሰት ጅግና መሪ🙏🙏🙏🙏
Meroney wedey ajoka kexelo❤❤❤
ወደይ እንዳበልክስ ቀጽሎ? ዓገብ።ንህዝቢ ኤርትራ ናጽነትካ ኣይተብዕል ማለት ኣጆኻ ድዩ ዘብል?ንስኺ ዉን ኮምኡ ሓዚንኪ ተኾርሚኺ ጸሊም ክዳን ጌርኪ ዶ ዉዒልኪ? ምርጫኹም እዩ መን ይግድሶ?
👍👍👍👍👍
Tarik eritrea 🇪🇷 temehar
Meri wedi jeganu 🥰🇪🇷👍💪
Hakeka meron nehna eritraweyan fethi kea yedlyena!!!@@@
🙆
Donkorooo
ኣሰይ በየን ሓሊፍካኒ ኣምበሳ ኩሉ ከማካ እንተዝከውን ህዝቢ ኤርትራ ሓራ ምወጻና ሓቂ ተዛሪብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ezi eseyas yebidkum hateftef abilukum
እዞም ሰበስልጣን ሃገረ ኤርትራ (ሓገግቲ፡ ኣጽደቕቲ፡ ፈጸምቲን ) ኣባላት ህግደፍ ዘይቅየሩ ልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ስልጣን ሰሚሮም ክነብሩ ዘኽኣሎም ትሕተ ባይታ ሚስጥር ስሮም ሓደን ሓንቲን እያ ንሳ ድማ ኣይነግረካን እየ 😂 ፡ ሚስጢር ናይዛ ሓድነቶም እንተተነጊሩ ህግደፍ ዕምሩ ብጣዕሚ ሓጺር እዩ ። እንተኾነ መርገም ከይህልወና ክሳብ ንፍትሽ ቁሩብ ዕድል ክሳብ 2024 ንጸመም፡ ዋጋ ምጽማም ውጺኢቱ ካዕበት እዩ እቲ ምንታይ ንጉስ ካብ ፈጣሪ ትእዛዝ፡ ብትምቢት፡ መርገም ወይ ምረቓ ክሳብ ዝኾነ ጸሎት ኣቐድም ንሰሓ ግበር ድሕሪ'ዚ ተዳሎ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ እንታይ ሙኻኑ ንክትመሃር ክትነቅሕ ከተተግብር።
❤❤❤❤❤ mierino azmarino
አንታ ድከት ሞስዘን ናይ ማሕበር ኪዳነ ሞሕረት ሞስአን ኢኻ ዐቢኻ ሰበይቲ
❤❤❤❤
Meri hawey nay behaqi lebam zereba haqi hizna trah ngeaz gze kmlso eyu nkulu
ዱኩም ጸልማት ተስፋ ንነብስካ ቅድም ሕተታ 👻💀👻💀 ህግደፍ💪🏾🇪🇷
Yeah right it’s not a press. He’s a thief thank you my brother.
ቅልውላው!
Du är bäst 🙏💕
I agree!!brutally honest
❤❤😅
💪💪💪❤
ሕርር ጥዋዕ ክትብል ትኽእል ኢኻ።ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ወዲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ፈቲኻ ጸሊእካ። ብሕጂ ብረት ሒዙ ክዋጋእ መንእሰይ ደሊኻ? ሎቕመጽመጽ ኣይትበል።
❤❤❤❤❤🎉
ሴዳ ዝስንድዉ ዘለዉ ደኣ ኤርትራ ዘዕበየቶም ውዕጊን + ውዕጊን ዝኸፈለቶም ዝደናገርዎም መሳኪን እንድዮም፡ሜሮን ርእሲ ሸሎኻ።
Duqetam 😂😂😂 mari arkey kef aleki ttefani aleka ata wedi aytitfani 😅
🙏🙏🙏👏💕
❤
❤❤❤💯💯🤝
It's ture my brother
👍🏽
Natka dya bhaki ezya chanel
Mariruuu😢 natina nager betam eyu yegarm zeywdia amlak baelu yehlafo enta etom qashe genn enmatin alemn hawiwsom😂😅kab seark mewexa abeyk ajok entay kenbal koynu embar goyta baelu nab senay yemlsom goyat wenagl sebak elu embar getim😢 amlakey baelk nabek melso
ክላ ዓንፋፍ
sik bel hasibka tezareb
ሙሹሙሽ ዓጢነ ኣበይ ኮንካ ዲኻ ተህተፍትፍ ዘለኻ ? ብጾትካ ገዲፎሙኻ በይንኻ ትቁዝምን ዘለኻ ላሓሲ ከልቢ በኻይ😅
እዛ ናይ ግድን እዛ ናብ Erisat ክትሓልፍ ኣሉዎ::
😈
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤
እንቀዕ ተወለድካ:ብሓቂ ኤርትራዊ:: ጽፉፍ መግለጺ
Bravo Meron you are The best one tell them your people, i am proud of you. 👌👌👌👌🙏🙏🙏God blesse you, keep going don't Stop it God blesse you.
መንግስቲ ኤረትራ ኣሲርና ቀቲልና ኢሎም መንቨሪ ሒዞም ሕጂ ካኣ ተመሊሶም ነቲ ስርዓት ይድግፉ ከነጻርዪም ኣለና ይብሉ ኣለው ኤውሮፓውያን
ናጽነት ኤርትራ ናይ ፕረሲደንትና Birthday ድዩ?
ናጽነት ኤርትራ መንግስትታት ኤዉሮፖ ነኹቡር ህዝብን መንግስትን ኤረትራ እንቋዕ ኣብጸሓካ ዝብላ ንህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ከብዕል እንዳፈቐዳሉ ኮምኡ ክብላ ብዙሕ ዝእመን ኣይኮነን እንድዩ🤪
ናጽነት ከምቲ ንስኹም ትኣምንሉ ኮምኡ ምዓስ ኮይኖም ዝኣምኑ ኤርትራ ሃገር መንግስቲ ባንዴራ ዘለዋ ልዑላዊት ሙኻና እዬም ዝኣምኑ መንግስትታት።
ናጽነት ክትመጽእ ከላ ብርቱዕ ሓዘን ጭንቀት ጸቕጢ ደም ዲያቤትስ ካብ ትሓሙ ትሳቐዩስ ምስ ህዝብኹም ኣይሕሸኩምን?
@@EriCoralo23 💀💀💀💀💀💀💀💀
❤❤❤❤Bravo Meron👌👌👌👌👌💯💯💯
ይገርመካዪ እዞም ኣምለክቲ ምልኪ ምቅልዖም ጥራይ እዪ ሜሪ
5ሚልዬን ህዝቢ ናጽነቱ ስለ ዘኽበረ ባንዴርኡ ስለ ዘዉለብለበ ድዩ ኣምላኺ ተባሂሉ?
ኣሽንኳይ ናጽነት ኣብ ካልእ ብዓላት ኣይስዕሳዕን ድዩ?
ሃገረይ መንግስተይ ባንዴራይ ስዉኣተይ ዝበለ ንዝበለ ህዝቢ ንምንታይ ኣንጻሩ ትኸዱ? ፍትሒ ትብሉ ፍትሒ ዘይትፈልጡ ከመይ ጌርኩም ንቃለስ ኣለና ትብሉ?
ማይ ዝሑል ሰቲኹም ሕሰቡ ምኽንያቱ ዋጋኹም መሬት በጺሑ።
ዓወት ነህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks you are right maron wow you are amazing erterawe. My favourite 🇪🇷🙏👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🐪🙏🇪🇷♥️🙏👍🐆🐪
Yes it is the best thing you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍👍👍🐆🐆🙏🙏♥️🇪🇷🌷🌷🌷yes yes thanks marona
ሜሮን ጅግና ንገሮም እስኪ ነዞም ባራዬ
Brilliant points meron
Ambesa ika belih menesey AJOKA
Anta anchiwa kilte andel zeytihgos seb kihgos himum eka gifa tseta nimhlaw eu denkoro
Etom ab esrebet zelewu yehwatna ke khgosu yfqedom dyu!!
Nezi ab guyla saesika mimitsae diyu hagos elkayo. Nay hasot hagos. Eritrin eti ab alem guhuy hizbi yelen. Seb bihiwetu enkelo, mis sidrun fetewutun keyterakebe, 5, 10, 20 amet zigebr eritrawi tray eyu. Adeka, aboka hamimom May ketekeblom zeytkiel hizbi eka eko.
Eritrin teraerae tray ena. Kidmna zeftwelna.
@@filit8983 ኣብ ሙሉእ ዓለም እሱር ማለት ብበደሉ ኣብ ማሕዩር ዝኣተወ እቲ ህዝቢ ዝዋሰኦ ኣብደገ ይምልከቶም ድዩ? ብፍላጥን ዘይፍላጥን ገበነኛ ንኽቕጻዕ እዩ ካብ ህዝቡ ትፈልዬ።
ኩሉ ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዝፍጸም ኣይተምስልዎ። ገበነኛ ክትኣስር ኤርትራ መሰላ እዩ። ሃለዉለዉ ገዲፍኩም ምስስ ህዝብኹም ትሓወሱ።
@@EZN0906 እንታይ ኮይና ክንጉህይ ሃገርና ጽሓያ በሪቑ እንዳርኣና🇪🇷🌟🇪🇷 ንሕና ተሓጊስና ኣለና ። እቶም ሕርር ኩምትር ኢልኩም ዘለኹም ንስኻትኩም ኢኹም።
@@EriCoralo23 come on esu ab kulo Alem Zelo gn eti ab kale Alem Zelo mesel frdi alewo kemzi natna aykonen
ነቲ ናይ ናጽነትና ሓጎስ ዕንደራ ዝበልካዬ ምናልባት ሓዘንተኛ ኮንካ ኣብ ገዛኻ ተኾርሚኻ ኣብ መስኮት ዩቱብካ ክትዕዘቦ ቀኒኻ ትኸዉን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን 2023 እታ ናይብሓቂ ባና ብርሃን ዘማዕድወላ እጅግኡ ሰብሲቡ ሃገሩ ዝሃንጸላ ናይ መጀመርታ ዓመት እያ።
ንስኻን ብጾትካን ግን ተኾርሚኹም መልሓስኩም መርዚ እንዳተፈኤት ከይተሓጎስኩም ክትነብሩ ኢኹም ብዓል ኣኼሳት።
ዓወት ንህዝብን መንግስትን ኤረና
🇪🇷👑🇪🇷🌟🌹🌟👑🇪🇷
Gena kem slul emni kitdrbi kitnebr eka wiegin
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Meri hawey nay behaqi lebam zereba haqi hizna trah ngeaz gze kmlso eyu nkulu ❤❤
✋✋✋✋✋✋
ብታኢሚ ለባም ሃሳባት ጅግና ወዲ ኤረ ቀጽሎ ኣጆካ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🙋🙏🙏🙏🙆
Hi the best Meron .
Meron gegna !
Hi brother welcome
Mishkinay zeytekma genzeb hibom ab gele yetemuka mewasie yfterelka
Bravo😢😥🥰🥰🥰
Kemzom weyane weregha tekeyrka
Well said the truth
ለባም እመታ ለባም ምኽሪ ንኽሰምዕ ዝደሊ ኤርትራዊ ኣብ ልብና የስፉሮ ኑኡሰት ጅግና መሪ🙏🙏🙏🙏
Meroney wedey ajoka kexelo❤❤❤
ወደይ እንዳበልክስ ቀጽሎ? ዓገብ።
ንህዝቢ ኤርትራ ናጽነትካ ኣይተብዕል ማለት ኣጆኻ ድዩ ዘብል?
ንስኺ ዉን ኮምኡ ሓዚንኪ ተኾርሚኺ ጸሊም ክዳን ጌርኪ ዶ ዉዒልኪ? ምርጫኹም እዩ መን ይግድሶ?
👍👍👍👍👍
Tarik eritrea 🇪🇷 temehar
Meri wedi jeganu 🥰🇪🇷👍💪
Hakeka meron nehna eritraweyan fethi kea yedlyena!!!@@@
🙆
Donkorooo
ኣሰይ በየን ሓሊፍካኒ ኣምበሳ ኩሉ ከማካ እንተዝከውን ህዝቢ ኤርትራ ሓራ ምወጻና ሓቂ ተዛሪብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ezi eseyas yebidkum hateftef abilukum
እዞም ሰበስልጣን ሃገረ ኤርትራ (ሓገግቲ፡ ኣጽደቕቲ፡ ፈጸምቲን ) ኣባላት ህግደፍ ዘይቅየሩ ልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ስልጣን ሰሚሮም ክነብሩ ዘኽኣሎም ትሕተ ባይታ ሚስጥር ስሮም ሓደን ሓንቲን እያ ንሳ ድማ ኣይነግረካን እየ 😂 ፡ ሚስጢር ናይዛ ሓድነቶም እንተተነጊሩ ህግደፍ ዕምሩ ብጣዕሚ ሓጺር እዩ ። እንተኾነ መርገም ከይህልወና ክሳብ ንፍትሽ ቁሩብ ዕድል ክሳብ 2024 ንጸመም፡ ዋጋ ምጽማም ውጺኢቱ ካዕበት እዩ እቲ ምንታይ ንጉስ ካብ ፈጣሪ ትእዛዝ፡ ብትምቢት፡ መርገም ወይ ምረቓ ክሳብ ዝኾነ ጸሎት ኣቐድም ንሰሓ ግበር ድሕሪ'ዚ ተዳሎ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ እንታይ ሙኻኑ ንክትመሃር ክትነቅሕ ከተተግብር።
❤❤❤❤❤ mierino azmarino
አንታ ድከት
ሞስዘን ናይ ማሕበር ኪዳነ ሞሕረት ሞስአን ኢኻ ዐቢኻ ሰበይቲ
❤❤❤❤
Meri hawey nay behaqi lebam zereba haqi hizna trah ngeaz gze kmlso eyu nkulu
ዱኩም ጸልማት ተስፋ ንነብስካ ቅድም ሕተታ 👻💀👻💀
ህግደፍ💪🏾🇪🇷