ኢሳያስ ናይ ኢትዮጵያ ሰላሊ ከም ዝነበረ ኣይጠራጠርን እየ! የማነ ተኽለጌርግስ Part 1

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 янв 2025

Комментарии • 141

  • @abukamil7376
    @abukamil7376 3 года назад +23

    እንተ ዝሰምዑኻ ጽቡቅ ነይሩ ፥ ግን ኣበይ እሞ ....
    ኣውራጃዊ ምትፍናን ፈጢሩ ፥ ሃይማኖታዊ ፍልልያት ኣሳቢቡ ፥ ኩሉ ሰብ ተጻሊኡ ፥ ተሃሳሲዩ ፥ ተጋዳዲዑ ፥ ኣብ ጉዳዩ ታዓዛቢ ኮይኑ ። ሃገሮም እንዳ ዓነወት ፥ ዒሸላት ደቆም እንዳ ጠፍኡ ፥ ኣብ በለካ ለኻዓካ ዝነብር ህዝቢ ኮይና ።

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      ከብ ደገ ዞሎ እዚኦም መራሕቱ እዩ ከምዚ ዝገብር ዘሎአብ ሃገር ዞሎ ህዝቢ ከምዚ የብሊን ስውአቶም አዮረሱዒን መዳናገሪ አይኾነን
      አብ ደገ ዞሎ ብሃይማኖት ብአውራጃ ዝዛረብ ጽጋበኔ ፈጊቡ

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 года назад +1

      The lion of Nacfa is roaring from ASMARA .Isayas is shining and glowing in pride after he bury junta

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 года назад +2

    yes yes yes yes yes yes yes yes yes yes yes 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍❤

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 года назад +2

    yes yes yes yes yes yes yes yes yes 😭🇪🇷👍😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Eritrea. And. Ethiopea. Is. Thé. Best. Way

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Ethiopea. And. Eritrea. Thé Best. Way

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Eritrea. Is. One. Country. We. Hope. To. Be. Peace. Year. For. All. World. Thankyou. And good. By

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 года назад +1

    👍👍👍👍👍🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷👍👍💕

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 3 года назад +11

    ዘይተዛርቦ ስለምንታይ ኢኻ ቁርጽ ቁርጽ ተብሎ። ስለምንታይ ዲኻ ዓዲምካዬ?😎

  • @emahatsionyohannes9717
    @emahatsionyohannes9717 3 года назад +6

    100% Nay bi haqi ezi wedi haram Etiopiawi eyw isayas

  • @waletburru1725
    @waletburru1725 3 года назад +4

    Thanks Yemane for you unforgettable contributions, you taught us about Issyas
    And his dirty mind, as you said Eritrea is in dangerous situation , we must put our differences aside and unite,and to have control over our country, we stand united
    I want to buy your book how can I get it?
    Many thanks

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Peace. And gustic for. All. World. Thankyou. Good by

  • @amanuelberaki770
    @amanuelberaki770 3 года назад +3

    ኣንታ እንታይ ዓይነት ጋዜጠኛ እዩ ይካትዖ ዱ ዘሎ ወላስ ይሓቶ ኣወድኣዮ ንምንታይ ቁርጽ ቁርጽ ተብሎ ኣለካ ሰብ ክምሃር
    ትሓቂ ክፈልጥ ዶይኮንካ ኣምጺካዮ ሓታታይ ኣይረከበን እምበር የማነ ገና ዘይተበርበረ ታሪክ ዘለዎ ዓቢ መጽሓፍ እዩ

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Peace. And. Gustice. For all. Life. Is. Hope.

  • @samabraha3833
    @samabraha3833 3 года назад

    Thank you.

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Ethiopea. Is. One. Country.

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Tigray. And. Tigrina. They. Speake. Tigrina. But. They. Live. In eritrea and ethiopea. Respect. Each. Other

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 3 года назад +3

    በጃኹም ሰብ ኣይትረብሹ -መስፍን ሓጎስ አታ አርትራዊት (ምስ Radio ERENA) አያ መስለኒ ኣብ ሳሕል ከሉም ኢሳያስ ንኢርትራ ምስ አትዮጵያ ክሕውሳ ይብለከኡም ንይሩ አንተሓተተቶስ ከይሓፈረ አወ አሉዋ -አሞ ስለምንታይ ድኣ ሽዑ ዘይትዛረብ አንትበለቶስ ሕጂውን አንተዝይትሓትኒ ኣይምተዛረብኩን ነይረ አሉ መሊሱላ - ብቐደሙዎን ኢሳይስ ጀነራል አሉ ዝሸሞም ብሂወቶም ዝሞቱ ኽኾኑ ኣለዎም

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Eritrea is one. Country 24.may. 1991. Eritrean. Indépendance. Day. Good by. And. Happy. Dont. Warry.

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Tigrina. Thy are. Eritreans

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 3 года назад

    'Gereb b'hak'la'...is what has been going on....🤫🤔

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Life. Is hope. Peace. For all. 19 décembre. 2022

  • @negasefesehation1308
    @negasefesehation1308 3 года назад +3

    ምስ መትካ ምስ ደኸምካስ ኣነ እፈልጥ ኢየ
    እዳበልካ ንሰብ ምጽላም ካብዚ ዝኸፍእ በደል የለን ።
    ገበን ኢዩ ድማ እዚ ፡ ዓይንና እርኢ እዝንና እሰምዕ ኣሎሞ ኣብ ሃገርና የራኽበና መን ኢዩ ገ በነኛ ክነግረካ ኢና ፡ ተሓቢእካ ሃተፍተፍ ያኣክል ።

  • @mymamking8293
    @mymamking8293 3 года назад

    ኣዳናጊርኩሙናባ በላዕቲ ህዝቢ

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 года назад

    👍

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 3 года назад +2

    If you can't be a man enough destroy the other man.That's this man doing..my friend it's to let to take you serious It's a joke.
    Ante addis abeba ketewoldek enem endantew addis abeba new yadekut ante mehon albehe ye ethiopia joro tebi yenberkew weshetam.

  • @mussiemedhanealem9518
    @mussiemedhanealem9518 3 года назад

    ዲሞግራፊ ናይቲ ሰራዊት እውን ተቀያዪሩ እኮ እዩ። ኣብቲ ሰራዊት እውን ፡ልክዕ ከምቲ ህዝቢ፡ ሽማግለን ኣዝዪኦም ናእሽቱን ኢዮም። ንሕና ኣብ ወጻኢ ኴንና ዳርጋ ሸላሳ ዓመት ብዘረባ ጥራሕ፡ ሓንቲ ተግባራዊ ስራህ ከይሰራሕና ኣሪግና። ንዝጽላእካዮ ትቃለሶ፡ ኝኽትቃለሶ ደማ ትሰምር ሓደ ትኸውን። እክንዲ ከምኡ ንገብር ክንዛረብ ኣሪግና። ግርም እባ ቃልሲ ብዘረባ፡ እሞ ኸኣ ንሰላሳ ዓመት!!!

  • @goitommeles4000
    @goitommeles4000 3 года назад +2

    ካብ መጠን ንላዕሊ ብጽሊ ዓዊርካ።
    ንሰብ ናቱ ኣይትኽለኣዮ።
    ሓቂ ኣይትጉሰ

  • @danisami2492
    @danisami2492 3 года назад +2

    ኣይጠራጠርን እየ ድዩ ዋላ ርግጸኛ እየ ዝብል ዘሎ ሕሙም ዘረባ

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 3 года назад

    እዛ ቪድዮ ብኣጋጣሚ ሎሚ መዓልቲ ሪኤያ። ኣብ ሶማልያ ኣብ ኤምባሲ ሕዝባዊ ግንባር ቤት ጽሕፈት እንተዘይተጋግዬ ብስዒድ ኢዩ ዝጻዋዕ ኔሩ። ናይቲ ቤት ጽሕፈት ሓላፊ ሓጂ ሳልሕ ኔሩ። ድሕሪ ናጽነት ብሕማም ተሰዊኡ። ምስ ስዒድ ( ኣብርሃም) ሞጉስ፡ኑርሑሴን መሓመድ፡ኦፐሬተር ተስፋሚካኤል ሳጓኡ ሓፈሻዊ ወዱ ንዋና ላተርያ ሰናይ ኔሮም። ኣቢቲ ቤት ጽሕፈት ብበዓል ኣብርሃም ብናይ ውድብ ገንዘብ ዝፍጸም ብዕልግና ማእለያ ኣይነበሮን። ሕጂ ብዛዕባ ኣብርሃም ከዕልለኩም ክፍትን እንከሎኹ ኣነ ምስ ኣብርሃም ኣይተጋደልኩን ከምኡ'ውን ጽልኢ ኣይነበረንን። እንታይ ድኣ ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ ከምዝባሃል ኣብርሃም ኣብ ዝተፈላለይ እዋናት እርኑብን ብኢሳያስ እሙንን ፍቱውን ከምዝነበረን ክገልጽ ምስ ሰማዕኩዎ ስሒቐ። ሓንቲ ስደተኛ ሓፍትና ጓል ሳሓርቲ ካብ ሓደ ዮሴፍ ዝተባህለ ወዲ ዓዲ ባሮ ዝወለደት ብሰንኪ ኣብርሃም እቲ ዝወለደላ ከይኣመነላ ጠንጢኑዋ ንካናዳ ከይዱ። ምኽንያቱ ሓደ ለይቲ ምስ ኣብርሃም ሓዲራ ንጽባሒቱ ናይ ኣብርሃም መውጋእቱ ኣብ ምሕኹልቱ ምዃኑ ምስ ነገረትና እቲ ዝወለደላ ሓውና ዮሴፍ ምስኡ እንተዘይትድቅሲ ከመይ ጌርኪ መውጋእቱ ርኢኺዮ ኢሉ ሸንዲሕዋ። ብዓል ኣብርሃም ነዛ ሕጂ ከም ናይ ኤርትራ ታሴራ ተዋሂባ ዘላ ወላ ነቶም ኣብ ውቃው እዝ ዝዋግእዎም ዝነበሩ ኢትዮጲያውያን ብገንዘብ ይሸጥሎም ኔሮም። ብዓል ኣነ ድማ ዓርቢ ዓርቢ ንሓደስቲ ስደተኛታት ኤርትራውይን ታሪኽ ኤርትራ እንዳማሃርኩሎም ንዓኻ ታሴራና ኣይግባኣካን ኢዩ ምኽንያቱ ምስ ዓማ ስለዝነበርካ። ኣነ ነቶም ካብ ኢትዮጲያ ዝመጹ ዓስራይ ብሒር (ኣሚቸ) ቅሩብ ብዛዕባ ኤርትራ እንተፈለጡ ኢለ ዝገብሮ ዝነበርኩ ኢዩ። ካብኡ ብኣይ ምስተሓለሉ ብልኡኻቶም ጌሮም ኣብ ኣስመራ ሰብ ይቐትል ኔሩ ኢሎም ናብ ናይ ሶማልያ ድሕነት ሃገር ካብ ስርሐይ ናይ ስዑዲ ዓረብያ ሚሊታሪ ኣታቸ ተፈዲሰ ንገዛይ እንዳኸድኩ ኣብ ሽንጋኒ ዝተባህለ ቦታ ብሶኩይርቲ ተጨውዬ እንዳተደከርኩ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ሶማልያ ሶኩይርቲ ሓላፊ ሾንፎል ዝተባህለ ይወስዱኒ። ሾንፎል ከይሓባእካ መን ሙኻንካ ንገረኒ ምስበለኒ ከይሓባእኩ ምስ ነገርኩዎ ብጣዕሚ ተሓጉሱ ማንም ሰብ ኣብ ሶማልያ ክሳብ ዘሎኹ ንኸይትንኩፉኒ ብዓረብን ብ ኢንግሊዝን ዝተጻሕፈ ታሴራ ምስ ሃበኒ እዛ ኩላ ኤርትራውያንን ኢትዮጴያውያን ክግፈፉን መከረኦም ክርእዩ ኣነ ኣብ እንዳ ጀነራላት ዝሕከሙሉ ሆስፒታል ከይተረፈ ኤርትራዊያን ስደተኛታት የሐክም ኔረ። ውድብ ሕዝባዊ ግንባር ንበዓል ኣብርሃም ንሜዳ ምስ ሰሓቦም ካብ ብዓል ኣብርሃም ዝገደደ ዕዋላ ብእስማዒል ዝጽዋዕ ናይ ብሓቂ ስሙ ተስፋልደት ንሞቛዲሾ ይምደብ። ኣብዚ እዋን ኣብ ሃገርና ብናይ ኮለኔል ማዕርግ ኣብ ድሕነት ሃገር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎሙኒ። ኣብ ኣስመራ ብኮሎኒል ተስፋልደት ብዙሕ ሰብ ኢዩ ዘማርር። ኣብ ሞቛዲሾ ብወሰን ዝወለዶ ውላድ ኣለዎ። ንዓይ ኣብ ሞቛዲሾ ኣብ ክለብ 54 ክርእየኒ እንከሎ ብጣዕሚ ይሓርቕ ኔሩ።

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 3 года назад +2

    Too late sir

  • @semiraibrahim6887
    @semiraibrahim6887 Год назад

    የጉድ አገር ገንፎ እያደር ይፋጃል

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Tigray. Is. Arigione. In. Ethiopea

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu923
    @ghenetwoldeiesusmenghistu923 3 года назад +4

    Welcome Yemane Thanks. Anbesa Jigna, ISEIAS SEYTAN Wedi Tembien Etiopiawi 100 / % U. Coronavirus Canser Nay Eritrawian U.

    • @MMSH-2
      @MMSH-2 3 года назад

      100% habtey

  • @jejuasfaha3000
    @jejuasfaha3000 3 года назад

    Hi haw yemane inkqa dehan mezaika zubuk megletsi eti keytehalelka tigbro minkisikas Amlak tzega tiena yihabka. Kemti zibelkayo niesnetun nhager wedikum Hager amtskum gina kemti zidle ab hizbi Eritrea gena sile zeyterkebet hiji win dikamkum key zebzebkum kemta nidelya Hager nrkebelu ruhuq aykonen imo. Ajoka jigna kexilo Abta nisnetka zey tsgbkala Hagerka ebetka korika ziterfe hiwet ketstmakiro ni luel Amlak yilmno 👍👍👍💪💪💪❤🙏🙏🙏

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 года назад +1

    ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 года назад +1

      ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
      ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 3 года назад +2

    እቱም ተጋደልቲ ነበር አብፍታሕ ዘይትዛረቡ ኮለል ዝናብራኩም ዘይትገድፉና።

  • @tesfithabtemichael8042
    @tesfithabtemichael8042 3 года назад +1

    Ato yemane wun selali nay issayas eyu lekbat hasawi

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 3 года назад

    ሃብተስላሰ ገረመድህን

  • @fitsumtekle5371
    @fitsumtekle5371 3 года назад

    ሰላም ግዝ መድያ፡ ነዘን መጽሓፍቲ ናይ ኣቦና በይነ ብኸመይ ክንረኽባ ክእል? የቐንየለይ!

  • @kestedebenachannel107
    @kestedebenachannel107 3 года назад +1

    ግን በዲልኩሙና አኢኹም ተጋደልቲ አሪትራውያን።
    ሓውኹም ንምቅታል ግን ቐዳሞት አኹም።
    ተማሃሩ ሃላያት።

  • @machwegdektatorvonunsereml7186
    @machwegdektatorvonunsereml7186 3 года назад

    Tgadlti klum mdngrti euom,hger bwarsy ktmhder alwa,achla!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 года назад +1

    Isaias kedae chenawi buda tenkolegna ..... sheytanwun kesakiyekayu kebahrrekayu

  • @mebratneguse5234
    @mebratneguse5234 3 года назад

    Yekeniyelna Yemane Tekile Gergish kulu gizie nihaki tetew misbelka. Nikhul tewefaynetka idimen tinan yihabka. Kumu win Neti admaie zikone gazetegna kibiri misgana

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 Год назад

    እነካ ከማካ ነውራም ሪእየን ሰሚዔን አይፈሊጥንየ በዓለግ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 года назад +2

    ኢሳያስ ይተኣለ ቅድሚ ቀዳድም ድሕሪኡ ኩሉ ከነርክበሉ ኢና ኢቲ ህጹጽ ንዕኡ ምእላይ ጥራይ ይኹን።

    • @blessedblessed9865
      @blessedblessed9865 3 года назад +2

      hahahaha abzi konka da kab youtube dika ktalyo kid tewagae haqnet teleka

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад +1

      እሴያስ አይእለን እዩአብ ሃገሩ ምሰህዝቡ እንታይ ክትጻወት ደሌካ አብ ርእሲ ህዝቢ
      እሳያስ እዩ ዝነብር ይንበረልና

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 3 года назад

      @@taqaraem.1521
      ኣንታ ሰብ መን ምስ ነበረ ኢዩ ክነብረልካ መንደንገጽ ኣረሚን ምጻይ ደም ከምኡ ኮንካ እምበር። ኣበይ ዘሎ ህዝቢ ኢዩ ምስ ህዝቡ ትብል እንታይ ክሳዕ ዝኸውን ዝጸነተ ህዝብን ዝባደመት ሃገርን ጠቒልሉ ንኢትዮጵያ ከም ፈኸርኡ ክሳዕ ዘረክባ ክጸንዓልካ ድዩ ኣይእለን ትብል ዘሎኻ እሞ ሕጂ ድኣ ደይ ባዕሉ ኣምሕደራ ሃገር ኢሉ ክልምን ከህተፍትፍ ምስ ተሰምዐ ተኣልዩ ኢንድዩ ብድቁስካ ዘሎ እናመሰለካ ካብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ተተፊኡ ኢዩ ታይ ግድኻ ብሃም ዓይኒ ዘሎዎ ሬሳ በላዕ ዓፈል።

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      @@tsegaygebru9534 አየ ክትዋራዘዮ ብዐልእኹም ከይትምሃሩ አብ ኤትዩብ ምዐልኩም ከይትሰርሑ ከተጻረፉትውዕሉ
      ጸርፊ እተ ስእንካ እመነኒ አብስኽራነ

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      እሳያስ ዋላ ለቅማጽ ወላ ሰራቂ ዋለመዳናገሬ ፈቲኻ ጸልእኻ ወዲ አፍም ጀግና አንበሳ ሐየት ምስ ብጸቱ ጀጋኑ ምስ ህዝቤ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም አንተ ትሐቤእካ ምጥቃዐ ጽቡቅእዩ አይትሕለም ከመድላይካ አይትረኽባን አብታ ዘለኻያ ምንነት ደቅስ ውድተኾብልካ ትበልዐ ኤርትራ ቀስ ኤላ ተምሐየሽ አይገድስካ እሳያሰ ወዲ አፈወርቂ ናይ ሃገር ክብረትንዘልአለም እሊ ማዐጀቦ ይተኻለሰ ምንዐለም ምዐሰላማብዳህያ እንሻላህ

  • @msgezeru397
    @msgezeru397 3 года назад

    Kbur prezedent Hagere Eritrea ab 1964 eu teselifu

  • @samorayesus7465
    @samorayesus7465 3 года назад +1

    Why all you guys give us peace ✌️ in mind.no matter what you say about our beloved president no one can follow and listen to you guys. Isaias Afwerki represent Eritrean and us as Eritrean we represent our president Isaias

  • @afrahsefaf4394
    @afrahsefaf4394 3 года назад

    ነዚ ኣቶ የማነ ዝህቦ ዘሎ ሓበሬታ ኣሰላልፋ ኢሳይያስ ኣቶ ኣሕመድ ኣልቀይሲ እንታይ መልሲ ይህበሉ ይኸውን? ክሰምዖ ምደለኹ ኔረ።

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 года назад

    yes yes yes yes yes ❤❤❤❤yes

  • @mikeberhe8421
    @mikeberhe8421 3 года назад

    ዳዊት ወ/ ገርግሽ ኣማሓዳሪ ናይ ኤረትራ ድነበረ ኣብ 1985 ተራኺቦም ንዳዊት ደንግኾም ግን ክሓስበሉ ከምድበሎ ባዕሉ ዳዊት ገሊጽዎ ኣሎ ::

  • @bisrat2023
    @bisrat2023 3 года назад

    Isayas adi zeyblu mennet yeblu

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 3 года назад

    Yemane jigna nay behaki subuk gelixkayo isaias gen ezi kulu bedel ab hizbi zewredo b deki dembya geru eyu balu aykonen

  • @ube-23s
    @ube-23s 3 года назад +1

    ሰላማት፣ ጽቡቕ ት ም ህ ር ቲ፡ ተመስገን። ህጂ ብከመይ ዘረባ ናብ ግብሪ ንቕይሮ ዝብል መንገዲ ትከፍት ኣሎኻ። ነዚኦም ኮ ሎ ነ ላ ት ን ጀ ነ ራ ላ ት ን መ ል እ ክ ቲ ን ስ ደ ደ ሎ ም ፡

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      ምንነት ነይ ደገ እተለካ ነዐአ ሕዝካ ደቅስ መልሐሸ እያ ትዛረብ ዘላ ንዐ ዕጠቅ እንተዞብልኻ ተሕትዐራት ተሕባእ

    • @ube-23s
      @ube-23s 3 года назад

      @@taqaraem.1521 """ ነዚኦም ኮ ሎ ነ ላ ት ን ጀ ነ ራ ላ ት ን መ ል እ ክ ቲ ን ስ ደ ደ ሎ ም ፡'' ኢ ኻ ኣ ን ቢ ብ ካ። ""ተሕትዐራት ተሕባእ"" ኢ ን ታ ይ ኣ ም ጺ ዎ ኣ ብ ዚ" YOU ARE ONE OF THOSE NEGATIVE, ENEMY OF ERITREAN PEOPLE. Stay on topic, because you are not intelligent to handle an argument, your emotions are taking over. Don't go off topic. Read carefully.

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      አንበሳ እንተኾንካ ሃየ ዐጠቅ ጅግንነት አርእየና አቶም ጀነራላት ኮነረል ብጸቱ እዮም ንወድአፎም ካካካካካካ

    • @ube-23s
      @ube-23s 3 года назад

      @@taqaraem.1521 "" ወ ጮ አ ን ተ ገ ል በ ጥ ካ ዮ ወ ጮ " I think you are still drinking your whisky or Swa. Mr Negative. You are the problem of Eritrea.

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      @@ube-23s ወ ካካካካካካካ መን አዩ እተወነጮ ካባኻ ዘይሐልፍ እዩ
      እዝአ ትርጉማ ትፈልጣ ተማሃረ ዐለም ገዲፋትካ እሳያስ ክትብል ጽሐይ አየትዕረበካ

  • @ibrahimali6657
    @ibrahimali6657 3 года назад

    Kab Sahil megzaiti Higdef mendef amtsielkumlina gidi nezi lewah Hizbi .

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    What. Is. Thé. Idology. Of. Tigray. Tigrina. Can. You. Tell. As. Yemane.

  • @amra5753
    @amra5753 2 года назад

    Tigray. They. Are. Ethiopeans.

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 3 года назад

    መአረምታ
    ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮስ ብዛዕባ ተግባራት የማነ ተኽለጊዮርጊስ የዕሊለኩም ኔረ። ኮይኑ ግን ካብ ግዜ ምንዋሕ እቲ ናይ ብሓቂ ስሙ የማነ ክኸውን እንከሎ እቲ ናይ ሶማልያ መጸውዒ ስሙ ግን ስዒድ ዘይኮነ ኢብራሂም ኢዩ ኔሩ። ኣነ ኣብ 1988 ሞቓድሾ ንየማነ (ኢብራሂም)ስለዝፈልጦ እሞ ግዜ ስለዝነውሓኒ ኣስማቱ ብጊጋ ሓዋዊሰዮ። ምስ ብዙሕ ይቕሬታ።

  • @saulardi2425
    @saulardi2425 3 года назад +3

    የማነ ብታዕሚ ጹቡቅ መግለጽ ግን ያቆብ ቁሩብ ሀዊክካዬ በጃካትኩም ዕድል ሀቡዎም አገዳሲ መልእክቲ እዩ የቀነለይ

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 3 года назад

    Hizbi Eritrea wela-hanti ay'h'te-tin eu...kulu nab'tom halef'ti eu...kulatom b za'eba Isaias bebey'nu zereba'tat ena tezarib'kum confus gier'kumo.
    Ahmed Al-Keisi n'ab'net...Isaias fe'tsi'mu kem'zi ay'neberen y'bl...Duru'e kemu ay'net y'bl ney'ru...Mesfin Hagos...etc. entay eu hizbi Eritrea k'gebir???

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 года назад

    Nesika kanser nay eritreawa ika kulu bhsot ktzhf zhfir iyu hakena etrawi kemey gerna kuwam ytigber kinhsib ygbana izsebay yemane zizarbo ayfltin iyu tarkina alem zedenik tark gdefmula ktzarb kelka tarkina ktnisu aythseb kedey mhran eritrea alem zemhdadru alewuna hderka nbtatna zwezulu hwetom zwfylu iyu nseka neritreawan bafka yimuro zelna aymselkan bzelmat yimurka

  • @Tejelab1
    @Tejelab1 3 года назад

    Another worn out CD. Isa

  • @p.p.698
    @p.p.698 3 года назад +2

    Ato Tesfagergish Jiggna Tegadalay Zerebaka Kula Haki Haki Haki 100/100 Haki U Eiseyas. Jasuss Xere Sewra Xere Hzbi ERTRA Xere Jeganu Aahhhhh Hzbey Thank U Kubur Haw Ato T / gergshe And Thank u Adalawi Medeb. Bejaka Enda Tezarebe Kuluf Kuluf Ayteblo Eziatom. Kalaay. Zey Dgemu Jeganu. Werkawi Tarick. Nay. Hzbi ERTRA Zfeltu Eyom Seb Hdri Ksab Hiji Ab Kelsi Dew Eilom Zelewu Ab Srahkum Awtet Ab hiwetkum Teena Ymneyelkum Jeganu Kulatkum Ajokum Ajona

  • @yoseftsehay8640
    @yoseftsehay8640 3 года назад

    ሰላይ ኢትዮፕያ ዝኮነ ሳዲስት ኣረመናዊ ኣፍሪቃዊ ሂትለር 90%ህዝቢ ኣሪትራ ፈሊጥዎ አዩ፥ ሻለቃ ዳዊት ናይ ኣሪትራ ኣማሃዳሪ ኣሪትራ ኣብ ዘበነ ደርጊ ዝነበረ አውን ክሳብ ሳህል ከይዱ፥ ንመንግስቱ ክንኣልዎ ንስካውን ንኢትዮፕያ ክትመርሃ ኢልዎ በዚ ሃሳብ ኢሳያስ ተገርክምዎ ብሃሳብኩም አሳማማአ አየ ኢልዎ ከምዝነበረ ሻልቃ ዳዊት ኣብመጽሃፉ ገሊጽዎ ኣሎ፥ ኣብ መግለጺኡ ኢሳያስ ሃያል ኦትዮፕያዊ ሲሚኢት ከምዘለዎ ይገልጽ፥ ስለዝኮነ ኢሳያስ ናብ መዳ ክወጽአ ኢምከሎ፥ ንሃርነት ኣሪትራ ኢሉ ከምዘይወጸ ይግዳስ ነቲ አንኮ ኣብቲ ግዘ ዝነበረ ተ ሃ ኣ ኣጥፌካ ንሱ ዝለኣለ ክብርን ሺመትን ንምርካብ አዩ ዝነበረ ህዝቢ ኣሪትራ ብፍላይ ብስኡ ንነዊህ ዝተጋአዙን ህጂ ኣጥፊኢዎም ዘሎ ክነቅህሉን ከላሊዎን ዘይምካሎምን ኢሳያስ ምሁራት አናጥፍኣ ደናቁር ደቂ ሃረስቶት ናብ ጎኑ አናገበረ ብተንኮል ተጋደልቲ ብኣውራጃን ሃይማኖትን አናፈላለየ ብንቅሃት ህዝቢ አናተበለጸ ምንነቱ ሃቢኡ ን50 ኣመታት ብህዝብን ሃገርን ዘላገጸ ኣረመነ ወልቀ መላኪ አዩ፥

  • @berhanefetewy2017
    @berhanefetewy2017 3 года назад

    Kubur ato yemane tsfagergish tegbaratun sruhun mglaxka agedasi eyu ente kone gn kab newihe ewan keme halafn abalen wdeb hzbawi gnbarn meten tegbarat issia enda feletka slemntay wey enda teredaaka ms mesarhtka kone bwegenka n issias sgumti zeywesedkum dhri naxnet ke slemntay gemgame gerkum zeyalekumo ezi kulu enda feletkum tme mbalekum ab hzbi Eritrea geben kemzfexemkum teamnu do .
    Hji ke entay kem meftihi zekemetkumo alo

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 3 года назад

    Mussie
    ኣንታ ሽለት ጀጋኑ ኮማንዶ ኣቕቲልኪ ደቂስካ ምሕዳር የለን ምቕናይ ጥራይ

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 3 года назад

    እሳያስ ጂግኖ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 3 года назад

    Neze. Rekuse. Agaletswewo DEA. Eze. Dectatere Hezebe. Metefae Dese. Eyu. Zebelo.Bejakatwkyme.Beze. bele. Bete. ATEFUOLWNA. .

  • @beletehaile9838
    @beletehaile9838 3 года назад +1

    Ab alem kemzi seb ezyi zhsu fequis awrajawi ayrskun leeli kulu kea hasetu!!

  • @blessedblessed9865
    @blessedblessed9865 3 года назад

    hahaha 35:00 eske simewa Hzi btaemi zehfr 😂 😂 tgraway kab rhuk ena nelelyo Hasewti hji ka bezia tftnu alekum ktfelalyuna hade Lbi ena esseyas bgbru ember bdemu eritrawi eyu ::

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 3 года назад +1

    እንታይ ይዓብስ ሕጂ እዚ እና ፈለጥኩም መዋእልኩም ኔርኩምሲ ሕጂ ሕጂ ይዝረብ ነዚ እንዳ ሰማዕካ ኡሱራት ናይ ፖሎቲካ ይፈትሑ ምባልሲ ሓቂ ድዩ ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ዘይኮነ ቀቲልና እቶም መሪሕነት ናይቲ ውድብ ዩ ቀቲልዎ ንህዝቢ ኤርትራ።

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      አይትጋገ መራሕቲ ወድቦ በጋባብ ናጽነት አርእየምካ አብ ባርነት ነርካ አብ ናጽነት አሀኻ
      መራሕቲ ዉድብ ጀጋኑ አናብሰ ሰብ መትከልክሳብ ሕጂ አብሀገሮም

  • @Sick0fTraitors
    @Sick0fTraitors 3 года назад

    It's tooooooooooooooo late

  • @Hermon-co1wy
    @Hermon-co1wy 2 месяца назад

    ኢሳይያስ ካብ ሰላይ ናይ ኢትዮጵያ ነይሩ፡ብነፋሪት ኣቢሉ ከሰላ ኣትዩ ዝብል ክእመን ዘይክእልን ቀደም ግዝኡ ዘብቀዔ ጽጽዋያት ተምጽኡስ ሓቂ ማሃሪ ዝኾነ ኣምጽእኩም ግዜኹም እንተቲጥቀምሉ ዶኾን ኣይምሓሸን፡ኢሳይያስ ሰላይ ኢትዮጵያ እንተ ዝነብር ሰውራ ኤርትራ ኣይምተዓወተን ምኽንያቱ ላዕለዋይ ሓላፊ ናይቲ ሰውራ ስለ ዝነበረ ኣብ ኪንዲ ንሰውራ ንኢትዮጵያ ምስ ሰርሐ ነይሩ ማለት ኢዩ፡በንጻሩ ግን ኢሳይያስ ዝመርሖ ህግ መርሑ ዓለም ዘደንቕ ቅያታት ተፈጽሙ ስለዝህ ናታትኩም ኮነ ኢልካ ንምጽላም ስለ ዝኾነ ካብ ጽጽዋይ ዝሓልፍ ሃለውለው ኮይኑ ካብ መሳሓቒ ሓልፉ ዘምጽኦ የለን ።

  • @Servingthetruth24.
    @Servingthetruth24. 3 года назад

    Ezi haberetaka hakinet kelzeybilu , b entetat ( if ) meleikayo.

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248 3 года назад

    እንከላይ የማነ ተሓታታይ ምኻኑ እፈልጥ ዲዩ ? ? ኣይመስልንን ከዝናጋዕ ከላግሰና ካብ ቁምነገር ኢዩ ዝሓስብ ።ይእዳውካ ጠምተን እንድግና ደም ዝቸቀዋ ኢየን 19 ሓርበኛታ ት ኮሞንዶ መንእስያት ብሉጹት ተጋደልቲ ኣብ መሮር ኦጋዴን

  • @sikta5440
    @sikta5440 3 года назад +1

    Kifaeka akndi tisetr si tigter etiom jeganu zetfaekayom ke ab German ab geza tehabieka enda wealkas hasawi.

  • @mikeberhe8421
    @mikeberhe8421 3 года назад

    ኣብ ሽሃኒ ጌሩ ኣቀቢልዎ ::

  • @GermayBahta
    @GermayBahta 5 месяцев назад

    አታ አምላኪ ኢኮ አይትፊሪሂኒ ናይአምሐራ ኢቶቡየ ሰላይ ነሩ ትቢል ተመልሲካ ካአአማሐርኛ ኪዛረቢ አይደልን ኢዩ ትቢል ሐወይ ይታሐወወሰካ አሎ44 ነጥቢባሐጹሩ ሐሳዉ አካ4ዉሰዳ

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 3 года назад +2

    ለቅማጽመዳናገርእዩ የማነ አበይ ነርካ
    ሕጃ ፈሽፈሽ ትብል

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 3 года назад

    እሳያስ እሳያስ ትብል ንስኻ ከመን ኤኻ ሐራሚ ስውኡ ረሲዕካ ሃድምካ
    ሕጂ ግ ን ሐላፊ ስለ ዘይኾንካ ዲዩ
    ተጸልም ዘለኻ አቱም ደቂ ሃገር ትብሉ
    ገለገለ ሰባት ትዛረብወ ቆሎ ጥጥቆ እኮእዩ
    ናብ ቁልዕነት ቱመሊስኩም ብዐል ንስኻ
    ዐባይ በጌዕ ዕያውቲ ሕዛ ትጠፍእ መንእሰያት ብሰንኩኹም ጠፊኦም ጌዜ አሎ ተአኻኽቡ
    ህዝቢ ሐቀናዝፈልጠሉ አይ ተሽካዕሉሉ

  • @mussizewoldi2617
    @mussizewoldi2617 2 года назад

    እንተዳኣ ኢሳያስ ናይ ኢትዮጵያ ስአላይ ምኻኑ እንተፈሊጥኩም ንምንታይ ደኣስልጣኑ በሃባር ኮንኩም ስለምንታይ ዘይቀተልኩሞ ወይስ ኩሉኩም ንስልጣ ትሃስቡ ስለዝኮንኩም ህጂን ሓድሽ ወልዶ እንታይ ክትገብሩ እንታይ ትብሉ ?

  • @mussiemedhanealem9518
    @mussiemedhanealem9518 3 года назад

    እንታይ ማለትካ ኢዩ? ኤርትራዊ ሓደ ሰብ ኢርትራዊ ኢዬ ንኽብል፡ ኢትዮጵያ ንኽትበታተን ክደሊ እለዎ ማልትካ ድዩ? ኤርትራዊነት ኣብ ጸረ ኢትዮጵያውነት ዝተመስረተ ፖለቲካዊአንነት እምበር ርእሱ ዝኸኣለ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈልየ ታሪኻዊ መንነት የብሉን ዲኻ ትብል ዘለኻ?

  • @ማይንሑጻን
    @ማይንሑጻን 3 года назад

    hasawi lekebit

  • @BerhaneAdha
    @BerhaneAdha 3 года назад +1

    የማነ የማነ ናትካ እምበር ዘሐፍር ጀሱስ ናይ ኢቲዮ ዝነበርካ የሕዋትካ ይሕሊፍካ ዝሃደምካ ከምዚ የማነ ዝሕሱ የለን ተሪር ሓሳዊ

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 3 года назад +1

    አታ አይትሓፍርን ዲኻ ክቃለስ ድልው እየ ትብል ቓልሲ ራሕሪሕካ ዝሃደምካ ከዳዕሲ። ስቕከ ዘይትብል ዝኾነን ዘይኮን ሓሶት ትዛረብ ። ብሰንክኻ ክንደይ ጀጋኑ ጠፊኦም እዞም ንስኻ ብሓሶት ትጥቅኖም ዘለኻ እቲ ቓልሲ አብ መወዳእትኡ አብጺሖሞ እዮም። ብዛዕቦኦም ክትዛረብ ፈጺምካ መሰል የብልካን።

    • @efremgilaou9370
      @efremgilaou9370 3 года назад

      You are not Eritrean you have a very dark history you do not have the right to speak and write about us you don’t represent in any matter you are keda and weyto

  • @KINGSAM305
    @KINGSAM305 2 года назад

    You are saying so many contradictory concepts, for example, you said Issayas wanted to lead Ethiopia and then you said that Issayas don't like to speak amharic for many years to show his animosity towards Ethiopians. How can one have the desire to lead her/him to someone who really hate is just few of the many contradictories you have presented in here. Please guys enough is enough. Believe me there are many people watching you saying this and your ideas should have consistency and should have been supported by facts rather than assumptions. Trust me guys, a lot of these young Eritreans are much more educated than you guys are and they are probably frustrated in the same way as I did listening to your disinformation

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 года назад +1

    የማነ ሓውና መራሕት ናይ ስደት መረጹ ንሕበር ንተሓባበር ክንስዕበኩም ግደፉና ንኢሳያስ ኣጽናት ዘርኢ ምፍላጥን ፈረቓን ፈሊጥናዮ ኢና ህዝቢውን ከምዚ ትብሎ ተግባር ንደሊሎና ኣበግሱና።
    ቢተወደድ ኣሎ 30 ዓመት ብርሃን ጽሓይ ዘይርኣየ ሕዩር ኣይትረስዓዮ ቅድሚ ኩሎም ክዝከር ዝግብኦ ጅግና ኢዩ።

  • @samtv6472
    @samtv6472 3 года назад

    Eta nay yemane mexhaf abey yrekba entay tbl

  • @hagerawiae604
    @hagerawiae604 3 года назад

    ኣቶ የማነ ሃዳሚ፡ ናትካ ነገር፡ "ጠሪጣስ እንተትሓንከለይ፡" እዩ። ኣቶ የማነ ኢቲ ኣዋጽኣኻ ካብ ሶማል ዘይትነግረና፡ እቶ ካብኡ ዘውጽእኻ፡ ኽንደይ ከምዝኸፈልኻ፡ እቲ ካብ ሶማል ዘውጽኣካ፡ እየር ትኬት ዝከፈለልካ፡ ቅድሚ ጀርመን ምእታውካ፡ ኣበይ ከምዝኣተኻ ነቲ ህዝቢ ግለጽሉ። ኣነ ብታሪኸይ ይኾርዕ ዲኻ ዝበልካና በል ንገረና፡ ርክብካ ምስ ደርጊ ዝነበረ። እምበር ኣቲ ትዛረበሉ ዘሎኻ ሰብ፡ ስጋብ ሕጂ ኣብታ ጠምጢንካያ ዝኸድካ ሃገር ኤርትራ ይነብር ኣሎ። ብዛዕባ ኣዋጽኣ ኢሰያስ ባዕሉ ድሩዕ ተንቲንዎ ኣሎ። ሃለውሎው ግደፎ፡ ኢሰያስ ንኹላ የሕሊፍዋ፡ ምናልባት ተደናጊርካ ከይትህሉ፡ ንሃይለስላሴ፡ መንግስቱ፡ መለስ፡ ሕጂ ድማ እታ ትሕበነላ ዝነበርካ፡ ከዳሚት ወያነ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ኣሎ። ዕረፍ፡ ሰሪሕካ ብላዕ ሓሲኻ ምብላዕ ግደፎ። ጠላም ጠላም ብጾቱ።

    • @rosyghide3037
      @rosyghide3037 3 года назад

      ንስኻ ንመን ትመተሉ አሎኻ ? ምስ ሐንጎልካ ዝይትአበስ ድኻ ናይ ሐንጎል። ኢሳያስ ክንድይ ክፊሉካ አብ ዓዲ አሎ ትብል አሎኻ ኢሳያስ ስጋ ሰብ ኢዩ ዝግህጽ ንምኻኑ ስብ ዱዩ? ክበይ ምጸ አይኮነን ኢቲ ሕቶ?

    • @machwegdektatorvonunsereml7186
      @machwegdektatorvonunsereml7186 3 года назад

      @@rosyghide3037 isyas they don,t care about ethopia or eriteria, he have their own Politik

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 года назад

    Shl werdom eritrea tbhal didomom bhwetom keflom nhzubom luluntu afltomo ato ymane zeyken aytzarb btnseka zhsekayo ab robi adesko hderu ilka tzarbka an nbiley zerbaka seme abuzh zhfe bdhrka akena znbere yhwat iseyas hmist yhwatu hamste 5yhwatu aselhta yhwatu kemztgadolu tezarbu atsebay ktzarb kelka astwilka tezarb nseka nseltan delka mikanka knflto ygbana itom musu zenberu iseyas musu znbru denukro hsawi yhwatu telikom maltkadyu

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 3 года назад +1

    ኣየ የማነ ትኽለገርክሽ እንታይሞ ክትገብር ኢሰያስ እዚ ሩኹስ ሃገር ኣይሸይጥንእየ ኢሉካ።ስለዚ ሽያጥ ኣይትረክብንኢኻ።ከዳዕ ብጽቱ ሙኻንካ ኽኣ ኣይትረስዕ ኣብ ሶማኣል ዝገበርካዮ ናይ ክሕደት ጥልመት ኩሉ ኤሪትራዊ ይፈልጦዩ።

    • @amanuelfisehatsion1932
      @amanuelfisehatsion1932 3 года назад

      Arku eske nay Somal akaflena gele tefeletna.........

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 3 года назад

      @@amanuelfisehatsion1932 ሶማል ክብልኮሎኹ ሶማል ኢትዮጽያዩ።የማነ ድማ ኣብኡ ብጸቱ ኣግዲዑ ኣረሽኑ ብጅርመን ሓገዝ ንጀርመን ከይዱ።ጠሪጣ እንተትሓፍረለይ ዝብሃል ምስላሎ፡እዚ ኹሉ በደልን ክሕደትን ገይሩ ሕጂድማ ሃተፍተፍ ይብልኣሎ።እዚዩ ታትሪኹ።

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 3 года назад

    ንስኻ ከምቶም ወያኒ ብሐሶት ተጠምቅካ
    ኤርትራዊ እንተ ኾንካ ነውሬ ነውሬ ፍለጥ አብ ህዝባዊ ግንባር ነርካ እንተ ሐሳዊ ተጸልም እኻ ዘለካሐቀና እንተ ኮንካ ስለምንታይ ሃዲምካ አነ ዝግርመኒ መን ህዝባዊነት ግንባር መን ጀብሃ ኤርትራዊ አጸቢቁ ዝፈልጥ
    ንመን ተዳናጉሩ ሐሶት ወጋ የብሉን

    • @BerhaneAdha
      @BerhaneAdha 3 года назад

      Bravo taqara em ,የማነ ታሪኩ ንፍልጦ ዝዛረቦ ንፈጦ ተሪር ሓሳዊ እዩ ሓቂ ዝባሃል ኣይ ይዛረቢን እዩ ከሉ ጊዜ ፈጠራዊ ሓሶት

  • @negashhaile7188
    @negashhaile7188 3 года назад

    habtesellasie gebremedhin not teweldemedhin

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 года назад

    ባዕሎም ተቐበሉዎ ኢዩ ኮርፎፍ ይበሉ ንኢትዮጵያ ክንብል ክንጠፍ ኣይኮነን ዝሓለፈ ይኣኽለ ኢሳያስ ክእለሎዎ።

  • @mikimiki7432
    @mikimiki7432 3 года назад

    Abey knrekba nkeel eza mexhaff

  • @surietiger7832
    @surietiger7832 3 года назад

    Talking about the same thing over and over. No wonder you are stagnating. It is embarrassing to even take you for a neighbor.

  • @dessaledebessay8575
    @dessaledebessay8575 3 года назад

    ሚንስተር የማና ምእስ ስዓብትካ ተሓተቲ ኢኩም ከብኪብኩም ኣምጺክሞ ደቅኩም ካኣ ኣብ ስደት ሞይትናን ትሰዲድናን ኣለና ኣብ መጻኢት ኤርትራ ተሓተቲ ኢኩም ኩሉክም ሓለፍቲ ድሃደምኩም ኣብ ወጻኢ ዘለኩም

  • @ecophon5625
    @ecophon5625 3 года назад +1

    Hasawi belo nsu wn ketali seb iyu

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 года назад

      ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
      ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 3 года назад

      እንታይ ገደሸካ ዘይምልከተካ እዚ ንኤሪትራውያን ግደፎ፡

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 года назад

      @@kibromzeru671 ቅድም ቀዳድም፡ "ራሻይዳ" ዝበሃል ብሄር የለን። እቶም ኣብ ኤርትራ ኔሮም እዮም ዝበሃሉ ራሻይዳ ንነብሶም ኤርትራውያን ቆጺሮም ኣይፈልጡን እዮም። ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሓደ ራሻይዳ ኣብ ኵናት ይትረፍ፡ ኣብ ሳዋ ውን ርእየ ኣይፈልጥን። እዚ ህግደፍ "ብዙሕነት ኣለና" ክብል ዝነፍሖ ሓሶት እዩ።
      እቶም ዝነበሩ ራሻይድ ዝበሃሉ፡ ብቑንጣሮ ዝቑጸሮ ነጋዶ ኮንትሮባንዳ፡ ቀደም ብግዜ ደርጊ ንስዑድያን ሱዳንን ከይዶም እዮም። እዞም ውሑዳት ኣለዉ ዝበሃሉ ነጋዶ ካብ ሱዳን ዝመላለሱ፣ ህግደፍ ንኻልእ ፖለቲካ ዝጠቀመሎም እዮም።
      ቴስዓ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ይነብር ኣሎ። ነዚ ባህርያት እዚ ሓኺኹ ባዕዳዊ ዓረብ ከምጽእ እየ ዝብል ዕጭኡ፡ ዕጫ ጀብሃ ይኸውን። ዝኾነ ይኹን ዓፈር ወይ ኩናማ ወይ ካልእ ኣብ መሬቶም ምርጫኦም ቋንቋታቶም ምዕቃብ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ኸኣ እንተደለየ ንዉቕሮ ትግራይ ወይ ንዓብደልራፊ ሱዳን ክኸይድ ይኽእል እዩ።
      ኣብ ደምና ረሃጽና ዝኸፈልናሉ ሃገር ማንም ባዕዳውን ካዳሚ ናይ ባዕድን ኣይእውደናን እዩ።

  • @fightforyourright96
    @fightforyourright96 3 года назад

    እዚአም ናይ ቀደም ደገፍቲ ኢሰያስ ጉሐፋት ነው በልዎም 🤮🤮🤮

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      ንስኻ እንታይ ገረኻ ክቶጻረፍ ዝገደፈካ እዚ ህወት ዘየብሉ መዳናገሬፍጡር አዳምእዩ

    • @taqaraem.1521
      @taqaraem.1521 3 года назад

      እሳያስ ጅግና ሰብይ ሰቡኡት አንበሳ
      ፈቲኹም ጸሌእኩም ካካካካካካ

  • @eyobgebregziabher9060
    @eyobgebregziabher9060 3 года назад

    Nonsense!

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 3 года назад

    You are totally wrong about the information of the finance police army.
    Very wrong . The story of that is different as I know very well about it.
    Thanks