Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ስልጣን ሓወይ ሓቀኛ ናይ አምላክ ወታደር ኢይኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላምን ቕሳነትን አብ ሂወትካ ፀግኡ የብዝሓልካ ብሩኽ ልደተ ክርስቶስ ይኹነልካ ምስ ምሉእ ስድራኻ አሜን ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ሰልጣነይ ማዓረይ ንዓካውን ሓይሊ ብርተዐ ፅንዓት መንፍሰ ቅዱሰ የብዛሓልካ ቃለ ሰናይ የሰመዐልና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ስልጣነይ live ክትኣቱ ከለካ ቀዲምካ ሓብረና ስረሐይ ብቅልጡፍ ወዲአ ተዳልየ ክፀንሕ live ክትኣቱ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ክሓልፈኒ ኣይደልን🙏❤
ስልጣን ሓወይ ሓይሊ አዝጊኣብሄርን በረከትን ኣይፈለኻ መታን ንዓና ክሕሸና።😍😍 ሰላምን ፍቅርን ኣብ ቤተክርስትያና የውርደልና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንቓዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብጸሓና
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ንልደት ጎይታና መድሃኒና እየሱስ ክርስቶስ አሜን ፫ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
🎉ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️🥰🥰🥰❤️💙💕
ናይ ብሓቂ ስልጣነይ ፅቡቅ ገይሩ ኢዩ ኣሽኪዑና ብሓሳቡ እቲ መፅሓፍ ብቻ ከይኮነ ካሳሁን ምስማሃረና ካኣ ክብረ ነገስትን ፍትሃ ነገስትን ኢሉ ንክልቲአን ሓዊሱ ካምዝተዛረብን ደጊሙ ኣስሚዑና ግን ኣየስተውዓልናሉን
Amlak yebareka. Sele haky dew kenebel yegebeana. Egzeabiher zetemesgene yekun. 🙏❤✝️
እዚ ከም ሓሰማ ኣብ ጭቃ ገርገር ዝብል ዘሎ ህዝቢ ንሃይማኖቱ ኣይኮነን ንሂወቱ ክጣበቕ ዘይክእል ውዱቅ ህዝቢ ኢዩ ዓጋመ ጥራይ ኢዮም ክብሉ ዝኽእሉ ግደፎም ጥራይ ።
ኣሰይይይ ሥልጣን ሓውና ኳዕ እስከ ናትና ኾንካ ብጣዕሚ እተቕንእ ናትና ንፉዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ኣይኽላእኻ ክቡር ሓውና🙏🥰 እዞም ቀሺ ግን ውይ😢 ኣብ ሞኒካ ድዩ ዓቕሞም ዋእ ዘይከውን
ባሓቃ ቃል ህይውት ያስመዐና ፀጋኡ ያብዝሕልካ ስለጣን ሓዋይአነስ ክሕስቦ ተሎክስ ይግረም ባዓል በትይ ትመስጡ ክስመዐካስ አነግን ታውካዮይኡ ይብሎ ነበረ ሓዝግን 😏ካብኡ ንላዕል ድኳነ ትመስጠ ያዳምፅለክካ ይእውነት ሓቅነትካስ ይገረመን እመብራሃን ክብ ክፉኡ ዝበለ ታሓልውካ እዝ ሓወይ❤
መምህረይ ኣነ ናይዚ ህዝብና ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ካብ ብልቡ ብእዝኑ ዝሰምዕ ህዝቢ ኢዩ ዘለና ምስትውዓል የሃበና ፈጣሪ❤ነዓካ ከኣ ኣምላክ ኣቦታትና ይሓልካ/ይሓልወና❤
ደቂ ተዋህዶ የሐጉሽኩምኒ ሳላ ሓፍ ኢልኩም ዝተላዓልኩም ኣብ ሃይማኖትና ጽኑዓት ሓያላትን ክንከውን ኣለና✝✝✝🙏
❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን ከሰተ,ነዛ ናይ ሞኒካ ዘምጻኻልና ኣዚና ነመስግነካ ከመይ ጻባ ስተ ናይ ስደት ኣቦ ኮይንካና ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ🙏🙏🙏
ሰልጣነይ ኣምላኸይ ዝባረኸልና ይመሰገን ኣምላኸና
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሓልካ ሓቀኛ መምህርና ክምዚ ዝበልካዮ መምህርና ኣብ እምነትና ክንዝሕል የብልናን እየ ዝብል ኣነ መምህረይ
ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣን
ስልጣን ሓውና ኣቦ ሓቂ ኣምላኽ ካብ ከምዚ ወጺና ብሕጊ ንምረሓሉ ግዝየ የምጸኣልና
ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ🎉
ስልጣን ሓወይ ዘይከምዕድመካ ቅንኣት ቤትካ በልዐኒ ዝብል ቃል ኣባካ ሪአዮ😢 ብዕድመን በቲ ተዋሂበምዎ ዘለው ማዓርግንስ እማ ልዕልካ እንድዮም ኣሕ ንሕና ኦርቶዶክስ ግን እንታይ ንከውን ኣለና😭
😢
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ንክርስትያን ኣሳድዶ ኣሳድዶ ንኣስላማይ ሕቆፎ ሕቆፎ ዝብል ካህን ክትርኢ ከለካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እዩ ዘብል
ተመሰገን አምላክ እንካዕ ብሰላመሰ መፃእካልና ክቡር መ ምህረይ❤❤❤✝️
ሓቀኛ ሰብ እንዳሓደረ ይደምቅ ክብሃል ከምዚ ናትካ እዩ ሓውና ሱልጣን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡሩኪ ኣውደኣመት
ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ስልጣን ሓወይ ሞኒካ ጅግና እያ❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና❤❤❤
Nay behaki kale hiwet yesmalena Sultan hawey natey Egziabeher Amlak edmen tienen Yehabeka 🙏✝️❤️
አሜን አሜን አሜን ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህረይ ❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ስልጣን ሓወይ
ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና❤❤❤❤
👌👌👍👍💪💪👌👌👍👍💪💙💙💙💙💙💙💙 dear brother Seltane well done you doing great jobs, wish you long life, good health 🙏🏾🙏🏾🎉🎉💐💐.
Amenn Amenn 🙏 🙏 🙏 Amenn Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn
ሰላም ንፉ ወዲይ እግዛቢሂር ጸጉኡ የብዛሓልካ ይገርምዪ?
እሜን አሜን እሜን እንካዕ ብሰላም አብፅሐና አብፅሐኻ ንባዓል ልደት ናይ ጎይታን መድህንና ኢየሱሰ ክርሰቶሰ ሰልጣነይዋ❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ከማኻ ዝበለሰ ያበዘሓ ሰልጣነይዋ😘😘😘
Egziabhe msaka yikun hakegna hawey kal hiwet yesmeana🙏
ኣዌል ሳይድ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ⛪ 💒 ከምኡውን ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ንምዝራብ ቦታ ኽህልዎ ኣይግባእን ኢዩ ። ከም ኣዌል ሳይድ ዝኣመሰለ ሰብ ንእምነትና ኽትንኽፍልና ኣይንደልን ኣይፍቀደልናን ኢዩ። ነዚ ኽስታት እዚ ኽንቃወመሉ 😒 ኣሎና ።
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawey
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መጣቅዒ ህዝቢ እዩ እትረፍ ዶ ንሳቶም ክቃወሙስ ንስካ ክትቃወም እካ ተመሊሶም እዮ ንዓካ ዝጭፍጭፉካ ናይ ልምዲ ተመላለስቲ ኢና ኣፍልጦ እምነትና የብልናን ኮሙ ስለዝኮና ድማ ኩሉ እምኒ ዝድርብየላ ። ጎይታናን መድሃኒና ግን እቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዝእምነኒ ኣነ ድማ ኣብ ቅድሚ ሰማያዊ ኣቦይ ክእነኖ የ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝከሓደኒ ድማ ኣነ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክክሕዶ እየ ዩ ዝብል ። ስለዚ እቶም ገጽ ሰብ ሪኢኩም ተቃጥሩ ዘለኩም ወይልኩም ። ኣቦታት ኩሉ ምእነናት ወይልና 😢😢😢
sultan fetari tegeu yebzhalka memehrey amene Hattie eye sultan nhiwetey zteqm gele beleni ane wediqe eye zelku bejaka nhiwetey zteqm gele mharna nabiety kmles nab amlakey kmles edmen tenan yhbka memehrey
ክብረነገስት ፍትሓነገስት ኢሉ ክልቲኔን እዩ ኢሉወን ዝገደፈ የብሉን እዚ ሰብ እዚ ግን ክንደይ ጀጋኑ የሕዋትና ደሞም ዘፍሰሱላ ኣካላቶም ዝሰንከሉላ ኣብ በረካን ጫካን እውን ክሳብ ሕጂ ከርተት ዝብሉ ተሕዋትናን ኣቦታትናን እንከሉዉ እዚ ዋጣ እዚ ኣብ ሚዳ ጺሒፎም ዝሃብዎ እንዳጨደረ ክብረት ሂብናዮ ሰማይ ሰቂልናዮ ሓቁ ንሱ ድማ ጽቡቅ ጌሩ ኣቃጪጩልና ብጣዕሚ የ ዝሓዝን እዚ ኩቡር እምነትና ብከምዚኣቶም ዘይረብሑ ሰባት ክትዋረድን ክትሓስርን የጉህየካ 😥😥😥
😢😢😢
Qale hiwet yesmalna tewahdo Nizelalem tinber 💒💒💖💒
Amen amen amen ruhus awedamet ygbrlin nselam amalk selam yhaben memhrey ❤❤❤
Amen Amen Amen kubur hawna edmen Tenan yhabka Rhus beal ne melae hzbe Kristian.
Selam orthodoxawyan bejakum guday kusto kusto and mwnjal gedifna guday nenefsna ngber neti zbedele amlak yfredo ab srah amlak atina nefsna resina bzaba kalot nefstat knzareb aynwal beka yakil sibket bzaba nefska zlwit , gedli abotat msma, mezmur, xelot, xom, sigdetin mexhaf kdus mnbabin nezewtir kulatna kab abi sgab nishtey ente kilna ka netom bedilom ilna nhasbom ab xolotna nzekrom bzterefe gin aynwenajel ahwat nhna ke nxuhan dina nkali seb kemzin kemtin knbil hade neger ktfeltu ka kristos nkrstyanat trah aykonen moytu afkiru zedhanena wala neslam pente ayhudin kalotin nbmela alemin iyu slezi netom kalot sle hmak zgeberu knxerfomin knfelyomin zeykones tenxlyelom iyu amlak win zhgos ember bzaba hade guday kab meda nab meda mntar sik ilka dkam trah iyu bzkone ahwat nfaker aynwekakes nxuh zbhal seb yelen and ayneberen entrfo maryam ade amlakna nay ka tetegage amlak ykre ybeleley.
Egzabiher kabz tselmat brhanu ylakelna hawey tsegu yebzhalka
ክቡር ሓው ስልጣን ናይ ሞኒካ ዘስማዕካና ክብሪ ይሃብካ።እዚ ውኻርያ ቀሺ ተወልደ ሕሱር ክውገዝ እምበር ክውግዝ ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን።ንዓይ ቀሺ ህግደፍ ወጊዙ ኣይኣስረኒ ኣይፈትሓኒ።በላዕቲ ክልተ ስጋ።
ጌጋ ማዓረይ እንታይ ኣንጾኦ ሕማቅ ዘረባ😪😪😪
Sultan hawey Egzabiher edmen tienan yihabka.hakena wedi kurustos neza orthodox tewahdo dew elkala zeleka Jigna .🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmialna slutan hawey 🙏🙏🙏
Waw monika btami tsbuk gera 🎉tsbah ngho mengesti Amlak b lwuywuy aykonetn ketEto😢 abyet mewedatana yexebkelna bmhretu ytemtena😢
Amlak wetru misaka ykun
Amlak xegu yebzhelka memhr sltan hawey ❤❤🙏
ድሁላት እንዲዮም፡ ብምንታይ ማዓንጦም ክዛረብዎ፡ ጽንሕ ኢሉ ውን ካልእ ክብል ኢዩ ኣሰዊዶሞ እንድዮም፡ ዘሕዝን ዩ
ንኩሎኩም ጸጉኡ የብዝሕ🤲😢🥰 አመና የሐዝን ናይ አቦታትማ😢
Amlak msaka ykun ajoka ab gonka Alana 🙏🙏🙏🙏🙏
ሌላን ጉሌላን ዝዓብለሎ እዋን
Kedem hji community xehfaleka ayefelten eye hji gn abzia yesmama eye ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤hawey nhatey🎉🎉🎉
amen amen amen
Amlak abzihu yebareka❤
Amlake nkulatna ybarkena
እዚ ትክክልኛ ይቅርታ አይኮነን ብዝኮነ እቲ ብደዬ ከጥፍኦ አለዎ
ኣታ ኣዞም ኣብ ህግደፍ ዘለዉ ካናት ኣይኮነን ንሃይሞኖቶም ንሂወዮም ዉን ኣይታቦኩን
Amen
Nay bhaqi xegue yebzhalka brukey
Meglexi yebleyn sultan hawey amlak xegu yebzhalka ❤❤❤
Right❤❤❤❤
Thanks seltene sele ti kulu zefletkan ❤❤❤❤❤❤❤❤
ስልጠነ ሓዉና ናይ እዝኦም መደብ ገሮም እዮም ሰድዶሞ ምክንያቱ ኣብ እቲ ኩቡር ልደት ጎይታና ብሰላም ንኽይንዉዕል ብዝብል መደብ እዩ ሓሳቡ
ግዚኣ ዝሃባ ሓምሓም ሲ እምኒ ትሰብር ይብሃል። ኣወል( ዕንቅሮዖብ)ካኣ ንግዚኡ ዩ፡ን ሞኒካ ከኣትግርኛ ኢዩ ን ትግርኝ ቀታሊኡ፡
Newih edme yhabka seltene arkeyyyyyy
Good job
🙏🙏🙏
Amen Amen
🤲🌿💒✝️🤲👏👏❤❤❤❤🎉
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kendey deyom qeshi temesilom dekedu eziom hasewti wetehaderat nay iseyas eyom ezom hasewti lekabut.
❤❤❤❤
Kal hiwat yesmana
Abo haki memhrey 💙💙💙🫶🫶🫶✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Siltan ni memrhi betekrstyan yfelto ey endika tibel hekey awel teketali mislmina ey silezi kabey eyom kwgziwo bejaka ba gilexeley
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አምበሳ ምኒ በልይም ነዛም ተካሉ
ኣይ ዓገብ😢😢😢
Sorry zhawey thwek aloka kuluseb bzaba aba teklahaymanot da enmber bzaba ftahanegest seb ayestewalelun nska aflto mexhaf quds slezelka haqka ktkewn tkel eka ente tom kalot bal monikan gn bshm aba teklahaymanot yom poletika zserhu zelewu nsja astewl meramka xegem yeblun gn abti naytom poletikagatat aytqamata
🎉🎉🎉❤❤❤
Tekekli
Naakawni Tseguu yebzahalka Amlak burukuy
❤❤🙏
🎉❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Bitarmiy tebae eka sultan hawey egizabiher edmen tienan yhabka fetariy ab emnetna zimexena kemziy tigebro zeleka melsi kiwehabom zelewo tebae tebae abotatna telimomuna niska GN ab emnetna xinae ayhudauyan eko NI egizabiher haki silent zitezareben netiy zikteluwo zineberu silent zitekawomomun eyom sekilomo
kal hiwet yesmalna memhr bertia ajoka dew bel sebat diletom kizarebu ykualu nisika gin tba agiziabiher abgonuka eyu
👏👏👏👏👏👏👏👏❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥⛪
✝️🥰❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Biflat du bzey filat tegagye ente eilu entay nibelo burukey
Kab n amlak n shaebya ferihom wey gud.
ስልጣን ሓወይ ሓቀኛ ናይ አምላክ ወታደር ኢይኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላምን ቕሳነትን አብ ሂወትካ ፀግኡ የብዝሓልካ ብሩኽ ልደተ ክርስቶስ ይኹነልካ ምስ ምሉእ ስድራኻ አሜን ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ሰልጣነይ ማዓረይ ንዓካውን ሓይሊ ብርተዐ ፅንዓት መንፍሰ ቅዱሰ የብዛሓልካ ቃለ ሰናይ የሰመዐልና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ስልጣነይ live ክትኣቱ ከለካ ቀዲምካ ሓብረና ስረሐይ ብቅልጡፍ ወዲአ ተዳልየ ክፀንሕ live ክትኣቱ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ክሓልፈኒ ኣይደልን🙏❤
ስልጣን ሓወይ ሓይሊ አዝጊኣብሄርን በረከትን ኣይፈለኻ መታን ንዓና ክሕሸና።😍😍 ሰላምን ፍቅርን ኣብ ቤተክርስትያና የውርደልና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንቓዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብጸሓና
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ንልደት ጎይታና መድሃኒና እየሱስ ክርስቶስ አሜን ፫ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
🎉ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️🥰🥰🥰❤️💙💕
ናይ ብሓቂ ስልጣነይ ፅቡቅ ገይሩ ኢዩ ኣሽኪዑና ብሓሳቡ እቲ መፅሓፍ ብቻ ከይኮነ ካሳሁን ምስማሃረና ካኣ ክብረ ነገስትን ፍትሃ ነገስትን ኢሉ ንክልቲአን ሓዊሱ ካምዝተዛረብን ደጊሙ ኣስሚዑና ግን ኣየስተውዓልናሉን
Amlak yebareka. Sele haky dew kenebel yegebeana. Egzeabiher zetemesgene yekun. 🙏❤✝️
እዚ ከም ሓሰማ ኣብ ጭቃ ገርገር ዝብል ዘሎ ህዝቢ ንሃይማኖቱ ኣይኮነን ንሂወቱ ክጣበቕ ዘይክእል ውዱቅ ህዝቢ ኢዩ ዓጋመ ጥራይ ኢዮም ክብሉ ዝኽእሉ ግደፎም ጥራይ ።
ኣሰይይይ ሥልጣን ሓውና ኳዕ እስከ ናትና ኾንካ ብጣዕሚ እተቕንእ ናትና ንፉዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ኣይኽላእኻ ክቡር ሓውና🙏🥰 እዞም ቀሺ ግን ውይ😢 ኣብ ሞኒካ ድዩ ዓቕሞም ዋእ ዘይከውን
ባሓቃ ቃል ህይውት ያስመዐና ፀጋኡ ያብዝሕልካ ስለጣን ሓዋይ
አነስ ክሕስቦ ተሎክስ ይግረም ባዓል በትይ ትመስጡ ክስመዐካስ አነግን ታውካዮይኡ ይብሎ ነበረ ሓዝግን 😏ካብኡ ንላዕል ድኳነ ትመስጠ ያዳምፅለክካ ይእውነት ሓቅነትካስ ይገረመን እመብራሃን ክብ ክፉኡ ዝበለ ታሓልውካ እዝ ሓወይ❤
መምህረይ ኣነ ናይዚ ህዝብና ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ካብ ብልቡ ብእዝኑ ዝሰምዕ ህዝቢ ኢዩ ዘለና ምስትውዓል የሃበና ፈጣሪ❤ነዓካ ከኣ ኣምላክ ኣቦታትና ይሓልካ/ይሓልወና❤
ደቂ ተዋህዶ የሐጉሽኩምኒ ሳላ ሓፍ ኢልኩም ዝተላዓልኩም ኣብ ሃይማኖትና ጽኑዓት ሓያላትን ክንከውን ኣለና✝✝✝🙏
❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን ከሰተ,ነዛ ናይ ሞኒካ ዘምጻኻልና ኣዚና ነመስግነካ ከመይ ጻባ ስተ ናይ ስደት ኣቦ ኮይንካና ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ🙏🙏🙏
ሰልጣነይ ኣምላኸይ ዝባረኸልና ይመሰገን ኣምላኸና
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሓልካ ሓቀኛ መምህርና ክምዚ ዝበልካዮ መምህርና ኣብ እምነትና ክንዝሕል የብልናን እየ ዝብል ኣነ መምህረይ
ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣን
ስልጣን ሓውና ኣቦ ሓቂ ኣምላኽ ካብ ከምዚ ወጺና ብሕጊ ንምረሓሉ ግዝየ የምጸኣልና
ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ🎉
ስልጣን ሓወይ ዘይከምዕድመካ ቅንኣት ቤትካ በልዐኒ ዝብል ቃል ኣባካ ሪአዮ😢 ብዕድመን በቲ ተዋሂበምዎ ዘለው ማዓርግንስ እማ ልዕልካ እንድዮም ኣሕ ንሕና ኦርቶዶክስ ግን እንታይ ንከውን ኣለና😭
😢
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ንክርስትያን ኣሳድዶ ኣሳድዶ ንኣስላማይ ሕቆፎ ሕቆፎ ዝብል ካህን ክትርኢ ከለካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እዩ ዘብል
ተመሰገን አምላክ እንካዕ ብሰላመሰ መፃእካልና ክቡር መ ምህረይ❤❤❤✝️
ሓቀኛ ሰብ እንዳሓደረ ይደምቅ ክብሃል ከምዚ ናትካ እዩ ሓውና ሱልጣን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡሩኪ ኣውደኣመት
ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ስልጣን ሓወይ ሞኒካ ጅግና እያ❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና❤❤❤
Nay behaki kale hiwet yesmalena
Sultan hawey natey Egziabeher Amlak edmen tienen Yehabeka 🙏✝️❤️
አሜን አሜን አሜን ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህረይ ❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ስልጣን ሓወይ
ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና❤❤❤❤
👌👌👍👍💪💪👌👌👍👍💪💙💙💙💙💙💙💙 dear brother Seltane well done you doing great jobs, wish you long life, good health 🙏🏾🙏🏾🎉🎉💐💐.
Amenn Amenn 🙏 🙏 🙏 Amenn Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn
ሰላም ንፉ ወዲይ እግዛቢሂር ጸጉኡ የብዛሓልካ ይገርምዪ?
እሜን አሜን እሜን እንካዕ ብሰላም አብፅሐና አብፅሐኻ ንባዓል ልደት ናይ ጎይታን መድህንና ኢየሱሰ ክርሰቶሰ ሰልጣነይዋ❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ከማኻ ዝበለሰ ያበዘሓ ሰልጣነይዋ😘😘😘
Egziabhe msaka yikun hakegna hawey kal hiwet yesmeana🙏
ኣዌል ሳይድ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ⛪ 💒 ከምኡውን ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ንምዝራብ ቦታ ኽህልዎ ኣይግባእን ኢዩ ። ከም ኣዌል ሳይድ ዝኣመሰለ ሰብ ንእምነትና ኽትንኽፍልና ኣይንደልን ኣይፍቀደልናን ኢዩ። ነዚ ኽስታት እዚ ኽንቃወመሉ 😒 ኣሎና ።
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawey
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መጣቅዒ ህዝቢ እዩ እትረፍ ዶ ንሳቶም ክቃወሙስ ንስካ ክትቃወም እካ ተመሊሶም እዮ ንዓካ ዝጭፍጭፉካ ናይ ልምዲ ተመላለስቲ ኢና ኣፍልጦ እምነትና የብልናን ኮሙ ስለዝኮና ድማ ኩሉ እምኒ ዝድርብየላ ። ጎይታናን መድሃኒና ግን እቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዝእምነኒ ኣነ ድማ ኣብ ቅድሚ ሰማያዊ ኣቦይ ክእነኖ የ እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝከሓደኒ ድማ ኣነ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክክሕዶ እየ ዩ ዝብል ። ስለዚ እቶም ገጽ ሰብ ሪኢኩም ተቃጥሩ ዘለኩም ወይልኩም ። ኣቦታት ኩሉ ምእነናት ወይልና 😢😢😢
sultan fetari tegeu yebzhalka memehrey amene Hattie eye sultan nhiwetey zteqm gele beleni ane wediqe eye zelku bejaka nhiwetey zteqm gele mharna nabiety kmles nab amlakey kmles edmen tenan yhbka memehrey
ክብረነገስት ፍትሓነገስት ኢሉ ክልቲኔን እዩ ኢሉወን ዝገደፈ የብሉን እዚ ሰብ እዚ ግን ክንደይ ጀጋኑ የሕዋትና ደሞም ዘፍሰሱላ ኣካላቶም ዝሰንከሉላ ኣብ በረካን ጫካን እውን ክሳብ ሕጂ ከርተት ዝብሉ ተሕዋትናን ኣቦታትናን እንከሉዉ እዚ ዋጣ እዚ ኣብ ሚዳ ጺሒፎም ዝሃብዎ እንዳጨደረ ክብረት ሂብናዮ ሰማይ ሰቂልናዮ ሓቁ ንሱ ድማ ጽቡቅ ጌሩ ኣቃጪጩልና ብጣዕሚ የ ዝሓዝን እዚ ኩቡር እምነትና ብከምዚኣቶም ዘይረብሑ ሰባት ክትዋረድን ክትሓስርን የጉህየካ 😥😥😥
😢😢😢
Qale hiwet yesmalna tewahdo Nizelalem tinber 💒💒💖💒
Amen amen amen ruhus awedamet ygbrlin nselam amalk selam yhaben memhrey ❤❤❤
Amen Amen Amen kubur hawna edmen Tenan yhabka Rhus beal ne melae hzbe Kristian.
Selam orthodoxawyan bejakum guday kusto kusto and mwnjal gedifna guday nenefsna ngber neti zbedele amlak yfredo ab srah amlak atina nefsna resina bzaba kalot nefstat knzareb aynwal beka yakil sibket bzaba nefska zlwit , gedli abotat msma, mezmur, xelot, xom, sigdetin mexhaf kdus mnbabin nezewtir kulatna kab abi sgab nishtey ente kilna ka netom bedilom ilna nhasbom ab xolotna nzekrom bzterefe gin aynwenajel ahwat nhna ke nxuhan dina nkali seb kemzin kemtin knbil hade neger ktfeltu ka kristos nkrstyanat trah aykonen moytu afkiru zedhanena wala neslam pente ayhudin kalotin nbmela alemin iyu slezi netom kalot sle hmak zgeberu knxerfomin knfelyomin zeykones tenxlyelom iyu amlak win zhgos ember bzaba hade guday kab meda nab meda mntar sik ilka dkam trah iyu bzkone ahwat nfaker aynwekakes nxuh zbhal seb yelen and ayneberen entrfo maryam ade amlakna nay ka tetegage amlak ykre ybeleley.
Egzabiher kabz tselmat brhanu ylakelna hawey tsegu yebzhalka
ክቡር ሓው ስልጣን ናይ ሞኒካ ዘስማዕካና ክብሪ ይሃብካ።እዚ ውኻርያ ቀሺ ተወልደ ሕሱር ክውገዝ እምበር ክውግዝ ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን።ንዓይ ቀሺ ህግደፍ ወጊዙ ኣይኣስረኒ ኣይፈትሓኒ።በላዕቲ ክልተ ስጋ።
ጌጋ ማዓረይ እንታይ ኣንጾኦ ሕማቅ ዘረባ😪😪😪
Sultan hawey Egzabiher edmen tienan yihabka.hakena wedi kurustos neza orthodox tewahdo dew elkala zeleka Jigna .🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmialna slutan hawey 🙏🙏🙏
Waw monika btami tsbuk gera 🎉tsbah ngho mengesti Amlak b lwuywuy aykonetn ketEto😢 abyet mewedatana yexebkelna bmhretu ytemtena😢
Amlak wetru misaka ykun
Amlak xegu yebzhelka memhr sltan hawey ❤❤🙏
ድሁላት እንዲዮም፡ ብምንታይ ማዓንጦም ክዛረብዎ፡ ጽንሕ ኢሉ ውን ካልእ ክብል ኢዩ ኣሰዊዶሞ እንድዮም፡ ዘሕዝን ዩ
ንኩሎኩም ጸጉኡ የብዝሕ🤲😢🥰 አመና የሐዝን ናይ አቦታትማ😢
Amlak msaka ykun ajoka ab gonka Alana 🙏🙏🙏🙏🙏
ሌላን ጉሌላን ዝዓብለሎ እዋን
Kedem hji community xehfaleka ayefelten eye hji gn abzia yesmama eye ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤hawey nhatey🎉🎉🎉
amen amen amen
Amlak abzihu yebareka❤
Amlake nkulatna ybarkena
እዚ ትክክልኛ ይቅርታ አይኮነን ብዝኮነ እቲ ብደዬ ከጥፍኦ አለዎ
ኣታ ኣዞም ኣብ ህግደፍ ዘለዉ ካናት ኣይኮነን ንሃይሞኖቶም ንሂወዮም ዉን ኣይታቦኩን
Amen
Nay bhaqi xegue yebzhalka brukey
Meglexi yebleyn sultan hawey amlak xegu yebzhalka ❤❤❤
Right❤❤❤❤
Thanks seltene sele ti kulu zefletkan ❤❤❤❤❤❤❤❤
ስልጠነ ሓዉና ናይ እዝኦም መደብ ገሮም እዮም ሰድዶሞ ምክንያቱ ኣብ እቲ ኩቡር ልደት ጎይታና ብሰላም ንኽይንዉዕል ብዝብል መደብ እዩ ሓሳቡ
ግዚኣ ዝሃባ ሓምሓም ሲ እምኒ ትሰብር ይብሃል። ኣወል( ዕንቅሮዖብ)ካኣ ንግዚኡ ዩ፡
ን ሞኒካ ከኣ
ትግርኛ ኢዩ ን ትግርኝ ቀታሊኡ፡