#Dedebit_2025

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 120

  • @FantieBerihun
    @FantieBerihun 14 дней назад +1

    ዶ/ር ሃይለ ጅግና ኣብ ጎንኻ ኣለና ፣ ሓደራ ቃልስኻ ከይተቋርፅ።

  • @AddisAlemFisseha
    @AddisAlemFisseha 15 дней назад

    ደ/ር ሃይለ ጀግና ወዲ ህዝቢ በርትዕ እጆኻ

  • @Tsegayabrha-u9o
    @Tsegayabrha-u9o 15 дней назад

    ዶ/ር ሃይለ ጅግና ንበረልና

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 15 дней назад

    በርትዑ ኣጀኩም ጀጋኑ እኩም።

  • @RgbeyHagos
    @RgbeyHagos 15 дней назад +10

    ኣቦ ሓቂ ደጉተር ሃይለ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 15 дней назад +7

    ❤❤❤❤❤ሀቀኛ ሚዲያ በሀቅ ለህዝብስለምትሰራ ትልቅ ትልቅ ክብር አለኝ በርታ ራስህን ጠብቅ ጀግና ነህ❤❤❤❤❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 15 дней назад +7

    ጅግና ሀይለ 🎉❤🎉❤🎉

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 15 дней назад +2

    ትግራይ ዶ/ር ሃይለ & ስታሌን & ትግራይ ኦን ላይን የብዘሐላ ኪትሻገር እያ። ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @zeggawrangel3762
      @zeggawrangel3762 15 дней назад

      @@LetayKmariyam exactly what you said 💛🙋🏽‍♀️♥️👍🏽☮️🫶🏾

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 15 дней назад

    ዶክተር ኃይሌ. ብጣእሚ ፅኑእ ተቃለሳይ በአል ሓቦ ኢሃ ሓሳብ ልብሃ የስምረልካ እግዚአብሔር ፀላእትና ኮነ ኢሎም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ከናኽሱ እዮም እዙይ ዝውትውቱለው ግን ከአ እኒ ፃርቃንን ጌታቸውን ተኸተልቶምን እዚይ እዮም ዝደልዩ. ግን እቲ ህዝቢ ትግራይ እቲ ክርስቲያን ይኹን እስልምና ኩሉ ሓቢሩ ዝነበረን ዝነብርን እዩ. ኢግኖር ምግባር እዩ ።

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 15 дней назад

    ክቡር ጅግና ዶ/ር ሃይለ
    ደጀን ህዝቢ ትግራይ ኢኻ!!

  • @tsegayberaki4334
    @tsegayberaki4334 15 дней назад

    Selam selam Dr. Haile
    Haben Tegaru keep iť up!

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 15 дней назад

    Thank you Dr Haile keep it going 🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥👌👌👌

  • @kiflefisaha
    @kiflefisaha 14 дней назад

    ድ/ር ሃይለ ጀግና ኣጀኮ ቃላስና ክነሕይል እና።

  • @DawitDesalegn-y5y
    @DawitDesalegn-y5y 15 дней назад +1

    ከማካ የብዝሓዮ

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v 15 дней назад +12

    ጅግና ዶ/ር ሃይለ

  • @AIMAZ-i3y
    @AIMAZ-i3y 15 дней назад +4

    ኣጆኻ ጅግና ሓዉና ኣብ ጎንኻ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @yordaberhe5480
    @yordaberhe5480 15 дней назад +2

    Good job my brother thank you so

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 15 дней назад

    ናይ ባዳ ግዜ ብጣዓሚ ሓጽር እዩ።

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 15 дней назад +1

    ናይ ባሐቂ ጅግና እወ ንህዝብ ክረኤ አለዎ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 15 дней назад

    ዶ/ር ሃይለ ጎበዝ ትግራይ ከም እስራእየል ኪትከውን አያ እግዛአቤሄር ባሕሪ ዘሳገረ ንእስራኤል ባዳታት ከም ዘይ አለው ኪገብሮም እዩ ትግራይ ትንሳኤ ኪቀሪብ አዩ 🎉🎉🎉🎉❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 15 дней назад +1

    ሰላም ንአካ ደክተር ሐይለ ✝✝✝❣❣🙏🙏🙏🙏❣❣👏👏👏❣

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 15 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 15 дней назад

    Thank Dedebit mediator for your amazing work keep up your great work ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 15 дней назад

    Respect great Generals of Tigray.

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 15 дней назад +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 15 дней назад +1

    ናይ ባሐቂ ኹቡር ጀ /ል የውሐንስ 🎉❤🎉💪💪💪💪💪💪💪

  • @genhasmelash1697
    @genhasmelash1697 15 дней назад +2

    1❤❤❤❤❤

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 15 дней назад +1

    Appreciate Dr.Haile's strong, genuine voice!!

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 15 дней назад

    ዶክተር ሃይለ ተጋሩ ብጣዕሚ ሰብ ኣመንቲ ኢና ምስ ሓረድትና ኢና እንነብር ። ዝገርም እዩ ። ሰለልቲ ከም ባዓል እርሚያስ ከም በዓል ዘሪሁን ተሾመ ኣብ tmh መጽዮም ይዕንድሩ ነይሮም ። ሀዚውን ኣቱም ብዛዕ ህዝቢ ትግራይ እትግደሱ ኣምሓረ ኦሮሞ ተበደለ እንብልክም ተኸኽ ኣይተብሉና ። ተሓባቢርኩም ብዛዕባ ትግራይ ኣጋውሑ

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 15 дней назад +2

    ❤❤😍😍💊💊🙏🙏👏👏☝️

  • @awetashdebre1685
    @awetashdebre1685 15 дней назад

    ጀግና ዶር ሃይለ ባኣኻ ንኾርእ ቀፅልሉ

  • @desbeleRezene
    @desbeleRezene 15 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @evenezerabrhaley
    @evenezerabrhaley 15 дней назад

    ሰብአይ ኢኻ ኣጆዃ በርትዕ ፍረ ጻዕርኻ ርሑቕ ኣይክኸውንን 'ዩ

  • @ghideyb7269
    @ghideyb7269 15 дней назад +1

    Dr.haile you're doing a great work. You stand for our people of #Tigray. Keep shining. Ave a wonderful day. Thanks for what you do.

  • @binyamyohannes3642
    @binyamyohannes3642 15 дней назад +1

    ኣክሰም ዮኒቨርስቲ ክብሪ ይግበአካ።ነዚ ርካሽ ሓንጎል ምብራርካ።ዕንጉለ ምዃኑ ሚህርካዮ።ህወሓት ንከምዚኦም መርዚ እያ ንኸዚ ይሃትፈላ እምበይ ዳሓር ከም ማስቲካ ይድብርኻ እዮም።

  • @MeazaTehaye
    @MeazaTehaye 15 дней назад +1

    Guhaf tedefiuna tasdakan zbhaL kanser atifueaulna asetewel hzibi tigray nikah ❤❤❤❤

  • @LayenShewit-j2t
    @LayenShewit-j2t 15 дней назад +1

    Kbri neaka jigna eka

  • @JamalJahs
    @JamalJahs 14 дней назад

    DR haile esekha ke entay tebel bezaeba tamaharo eslam akhsum

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 15 дней назад

    ኢሮፕ ንኢሮፕነቱ፣ ኩናማ ነኩናመነቱ እምበር ንትግራዋይነቱ አይመውትን። እዚ እንተኾይኑ እዞም ቢሄራት ከምቢሄር ክጠፍኡ ይሰርሕሑለው ማለት እዩ።

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 13 дней назад +1

    Ajewjew zinkhe seb beaka aytalelin tseleme tirah nirebhaka eyu

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 15 дней назад +1

    𝕪𝕖𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤𝕤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 15 дней назад

    The TDF saved Tigray and the TPLF.

  • @abebekesete
    @abebekesete 15 дней назад +1

    ዶር መርገጺኻ ድጉፍ እዩ ይኹን እምበር ጸላእቲ ካብ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክመጹ ኣይኽእሉን ኢልና ኣይንደምድም እንተመጹ ኸ ዝብል ሕማቕ ክውንነት ከም ናይ መወዳእታ ድፋዕ ወሲድና ንኹላምሉ ንዳሎ

  • @Abdu-d5w8e
    @Abdu-d5w8e 15 дней назад

    ዶ/ር ሃይለ እቲ ናይ ሕጃብ ተመሃሮ ደቂ ኣንስትዮ አኽሱም ባዕልና ተጋሩ ናይ አኽሱም ዝሃብናዮም እንበር ካሊእ ኣካል አይፈጠሮን

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 14 дней назад

    🎉😢😅

  • @mekonnenghebremichael9805
    @mekonnenghebremichael9805 14 дней назад

    halew Iseias kemzi zbele 2018 eyu dhri kunat aykonen

  • @MihariHadgu
    @MihariHadgu 15 дней назад

    Doctor Gebreslasse ዝበሃል ሓደ ዶንቆሮ ኣሎ ካብቶም ዝተገዝኡ።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 15 дней назад +1

    ፃድቃን ዝብሃለ ዕውር ጊታቸው ዝብሃል ደነባር ብሰንኪ ንሳቶም ህዝብና አብ ስቃይ መከራ ይረከብ ሰለዚ ደም እንተፈሲሱ ታሓትቲ ንሳቶም እዩ

  • @BerihuBerihu-nk3do
    @BerihuBerihu-nk3do 15 дней назад

    ትግራይ ካብቲ ዘላቶ ሕማሶን ዕንክሊልን ንምውፃእን ናይ ኣምሓራን ኡትዮጵያን ውን ሕምስምስን ውግእን ንምውጋድ ኣብ ሞንጎ ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ ናይ ኢሊታት መሬት ይግበኣኒን ናይ ሓደ ሓደ ፖለቲካዊ ፍልልይን ናብ ህዝቢ ብምግዳፍን ብጠረጴዛ ዙርያ ክፍታሕ ዝኽእልን ስለዝኾነ ንዚ ኣፈላላያት ብካላይ ሰሪዑ ብሓደ ብምስማርን ብምትሕብባርን ንቲ ሽግር ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘብዝሕ ዘሎ ፊደራል መንግስቲ ተፅዕኖ ምፍጣርን ምቅላስን ይግባእ።ካሊእ መማረፂ የለን።ሚድያታትን ውልቀሰባትን ንዚ ሓሳብ እዚ ጨቢጥና ምስ ናይ ኣምሓሩ ኢሊታትን ተጋሩ ኢሊታትን ዘሎ ሓሳብ ብሓሳብ ክረዳድ ኡ ከም ቀንዲ ዋኒን ተጌሩ ክስራሓሉ ኣለዎ።

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay1834 15 дней назад

    Dr.heile kemey aleka kunama ab eritrea wn aygedofomn ygdef

  • @mahariassefa1562
    @mahariassefa1562 15 дней назад

    ከም ኣብነት ናይ ኣክሱም ዘቅረብካዮ ሃይማኖታዊ ኣጀንዳ ወይከዓ ሴራ ትኽክለኛ ገለፃ እዩ።ኣነ ግን እቶም ናይ ትግራይ እስልምና መራሕቲ ባንዳታት እዮም

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад

    Tigray bizaebiu ayizarebun baelikum ekum alena tibliwom zelekum mis higidef wala konkum diwaewae abiliwom kemzeytinsiu gerka midkasom eyu. Tigray aentido yebilan eyu nezom kuntaro mikutsitsar yihayish kab tigray titefie.

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 15 дней назад

    ሃይላት ናይ ሕዚ ሕመቁ ተዛረብ እምበር ገጌታቸው ኣብ ኣዲጊ ኮነ እስትረቸር ኣይተሰቀለን ሓያል ተጓዓዛይ ብስሩ ውን ድብርፅ ዘይብል ጅግና እዩ ነይሩጥራሕ ስዋ ኣይትፍለዩለይ እዩ ዝብል ነይሩ ጀግነተቱ ግን ናብ ሕቶ ኣይኣቱን ።

  • @AbrhamZerayTemelso
    @AbrhamZerayTemelso 15 дней назад

    ደ/ሃ ሃይለ ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ ኢኻ ሞ ቀጽለሉ እዞም ካሕዳማት ግን ክንርኢ ኢና ግዜ ክፈርድ ኢዩ ።ንኸብዶም ይሰርሑ አለው ሰራዊት ትግራይ ግን እንታይ ሒዙዎም አሎ ክርድአኒ አይከአለን።ፍርዲ ንባዕልኻ ኢዩ።ዓለም ገዛ ኽራይ ምዃናስ ይፈልጡ ዶ።?????

  • @abrhagtsadik8710
    @abrhagtsadik8710 15 дней назад

    ሕጃብ ዘይኮነስ እንቃብ (መሸፈኒ ገጽ) እዩ።

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 15 дней назад

    ዐባይ ትግራይሲ አይትሕሰብዮ 100 አመት ከምዚ ኢልኩም ክትነብሩ

  • @fisshG
    @fisshG 15 дней назад

    ነዚ ሰብሲ ማዕረግ ዶክተር ዝሃብካስ... ከመይ ኢድካ ትሰበር....

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 15 дней назад

    "ኳሓሎ መሲለን መንቆስቲ" እዩ ነገሩ ። ተጋሩ ሙስሊም ወገናትና ዓብይ ምስትውዓል የድሊ ። ስጋብ ሀዚ ዘይነበረ ናይ ሃመኖት ጸገም ሎሚ ጸላትና ኣብ ዝፈሓስዎ ጉድጓድ ከይንኣቱ ንጠንቀቕ

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 15 дней назад

    ስብአይ ዳአ ስበአይ ኢዲኻ ዳ/ሃይለ

  • @Kahsu-in9tl
    @Kahsu-in9tl 15 дней назад

    ሰልጣን ምሰ ሓዙ ብካርድና ነውሩዶም ድኻ ዝበልካ

  • @habtezghiatobrhan726
    @habtezghiatobrhan726 15 дней назад

    Enda men Amenom. Men kamnekum. Algeris agreement is legal than pritoria agreement.

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 15 дней назад

    ብሄረሰብ ኢሮት ንትግራይ ጌፂ ዘይኮነሰ ትግራዋይ'ዩ ንዓመት በዓል እትገብሮ ወርቂ ኣይኮነን ትግራዋይነቱ ንከፅንዕ ንዓሰርተታት ዓመት መሰዋእቲ እናኸፈለ ዝርኸብ ብሄር'ዩ ንትግራይ ጌፃ'ዩ ማለት ትግራዎይ ኣይኮንካን ከም ማለት'ዩ ይተኣረም

  • @t.b4065
    @t.b4065 15 дней назад

    ዘሕዝን እዩ ሃይለ ዝጅግኣ ትግራይ
    ስለ ዝለፍለፍ ጅግና፡
    መፍትሒ ሽግር ትግራይ ከቅርብ ዘይክእል ርእሲ ታኒካ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 15 дней назад

      አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ወይም ብሄር እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ስብስብ ብቻ ናቸው ጦብያ በኪታ ሞይታ እያ ኩቺ የመን መንእሰይ ትግራይ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ ፅግእተኛ አረብ 😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 15 дней назад

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ፋራ ኮካኮላ ቻ በሎ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 15 дней назад

      እቲ ግብረሶዶም በካእ ጨናዊ አፍካ ብቡንባ ክፍንጀር እዩ ለመንቲ ሞጃላት ፅግእተኛ ኩቺ የመን ቃንቃ ባህሊ መንነት ዘይብሎም የእዱግ ብሄር ዘይኮኑ ኮካኮላ ቻ በሎ ከይጥፋእናኩም ስላም የለን😂

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 15 дней назад

    እርሚያሰ ብትግራይ ምን አገባው ማንም ከብ ትግራይ ወጪ ሸገረ ትግራይ ኣይምልከትኩምን

  • @thedreamer5047
    @thedreamer5047 15 дней назад

    ሃይለ ኣይትሓሱ፥ ኢሳያስ ቅድሚ ኹናት ትግራይ ኣቢ ንኣስመራ ምስ መጸ እዩ ኣይከሰርናን ዝብለ። ዘረባ ኣይትሓዋውስ፦ ኣይጠቅምን!

    • @estifanoskidane4650
      @estifanoskidane4650 15 дней назад

      ኣብኣዲሳበባ ኣፍልብ እንዳሃረመ ኣይከሰርናን ድበለ መንዳኣሉ ወዲ ድቓላ ባርያ ውጻእ ወዲ ሾርሙጣ

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 15 дней назад

    ዓሻስያ ሐንቲ ደርፉ

  • @HintsaBirhane-n2k
    @HintsaBirhane-n2k 15 дней назад

    ንምንታይ ሰቅ እልካ ትፃረፍ ተለይ ተጋግየ ናይ ፀርፊ ወልፊ ኣሐካ ሞሲልኒ ኣነ ካም ዝመስለኒ ሙሁር ማሃይም ኮንካ ተረድእኒ ብፀርፊ ዝማሃር ኣይረአኩን ህዝቢ ትግራይ መዋሳወሲ ስእኑ እምበር ካብቲ ትትንቱኖ ዘለካ ን ዓቅብ እዩ እታ ሽግር ኣብዚኣ ኮይኑ ዝፈልጣ ባዕሉ

  • @HagosBrhane-h6m
    @HagosBrhane-h6m 15 дней назад

    Kestel haile gigna kulu hzbi tigray ndedebit eu zseme

  • @AskalTsegay-z3j
    @AskalTsegay-z3j 15 дней назад

    አይ ገልበጥበጥ አትበል

  • @JemalJmi
    @JemalJmi 15 дней назад

    ሃይለ ዓንጃል

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 15 дней назад

    150 አመት ብተንኮል ስለ ዝአበዩ ዘይካአትዎ ተንኮል የለን አይካአሉን ዝተረፈት ሽሞም ናይ ተጋሩ ሽም እንዳተጠቀሙ ግን ህዝቢ ትግራይ ናይ ፓለቲካ ህ/ስብ ኢና ስማኢ የብሎምን የጉርኡ አመሎም እዩ ለመንቲ ሞጃላት መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና ከይጥፋእናዬም ስላም የለን ዘይተርፍ እዩ😂

  • @KidaneSeyoum-r4u
    @KidaneSeyoum-r4u 15 дней назад

    ከማኻ፣ከም ብስራት፣ስታሊንን ትግራይ ኦን ላይንን ዝበሉ እንተዝህልዉ ትግራይ ቀልጢፋ ምተሳገረት ነይራ፡፡

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya 15 дней назад

    ጃጅዩዶ ይኾን ዙስብአይ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 15 дней назад

    ኢሳያስ አፈወርቂ ወሎየ ናይ ሀይለስላሴ ልኡክ እዩ ኩሉ ዝፈልጦ ሚስጥር እዩ ስለዚ ንጦብያ እዩ ዝቃለስ ንትግራይ ግን ብሀንሳብ እዬም ዝሀብሩ ስለዚ አብ ዱባይ ዝነበረ ርክብ ፃድቃን ጌታቸው ምስ ይርምስነ ሞንኪ እቲ አረጊት ሽጣራ ናይ ኢሳያስ አፈወርቂ ወሎየ ከባብያውነት አብ ትግራይ ቦታ የብሉን 😂

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 15 дней назад

    በርትዕ ዶ/ር ሃይለ ከይትሰላቾ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቃልስና ነሓይል። ኣብ ኮመንት ዝውርወሩ ፀርፍታት ምንጮም 2እዮም።
    1.ብጀኖሳይድ ምኽንያት ክልተ ሰለስተ ኣሕዋቶም ዝሰኣኑ ንዚ ግፍዒ ዝወረደና ብዚ ውድብ እዩ ኢሎም Unconsciously ዝድምድሙ ምህላዎም ብቕንዕና ምርዳእ የድሊ
    2. ምስቲ ዘሎ ወድዓዊ ኹነት ብገንዘብ ዝድለሉ እናበዝሑ ምኻዶም። ንዚኦም ተሪርካ ምቅላስ የድሊ።

  • @YOhansarada
    @YOhansarada 15 дней назад

    እሞ ሃይለ ዲኻ ንትግረይ ፅቡቕ ትሰርሕ ዘለኻ? ትግረይ ንምብታን ትሰርሕ ዘለኻ ቁፅሪ እስኻ ሃይለ ኢኻ። እቲ ዝገርም ንቲ እንኮ ስትራተጂካዊ መራሒ ህዝቢ ዝኾነ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ንትግራይ ከምዘይሰርሕ ገይርካ ትሰብኽ ዘለኻ ሰብ እንዲኻ ስለዚ ተጋሩ ሓደ ንምግባር እንተትሰርሕ ምሰማዕናካ እንተድኣዘይኮይኑ ቀንዲ ትግራይ እትሕምስ ዘላኻ እስኻ ኢኻ።

  • @tsegahailu7371
    @tsegahailu7371 15 дней назад

    አታ መንሒዚካ እዩ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 15 дней назад

    ኤርትራውያን የሕዋተይ እንዃዕ ሓጎሰኩም ንጥፍኣትኩም ዝትሓሰባ ናብኣትም ቸጠውያ ኣላ
    ዑሱባት ገዚኦም ኣንጻርካ ዝዓጠቁ
    ብዓል እዚ ኢዮም ክዳን ቀይሮም ንዓኻ መሲሎም ኣቃቲሎምኻ
    ብኸብዶም ዝተሸጡ ሙሁራን ኢና ብሃልቲ ዓሲቦም ሰሪሖም 11 የሕዋትካ ኣቅቲሎም ሕሉፍ ሓሊፎም
    ብደርፊ ኣታባቢዖም ክፋላሉኻ
    ዓዲ ኩስቶ ፈተውትና ዓዲ ኩሱቶ ጸላእቲ እዳበሉ እንታይ ዘይፈተኑ
    ስለዚ ሲዒርካዮም ኢኻ እሞ እንዃዕ
    ሓጎሰካ።

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 13 дней назад

    ሓደ ዶክቶር ተባሂሉስ ጸላአቲ አሉ ይዛረብ.አዋይይይ ጸላአቲ ነብስኩም ባዕሉኹም ትጋሩ ኢኹም። ፈከራ ፈከራ ኣብዚሕኩም

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 15 дней назад

    Eseyas ayikeseran kulom ahwatun betesebun ab America akemitu millionat dolkar eritrea kem dikietu zigebir dictator merahi niu kisara yebikun zikeseren zimoten tezarabi tigr8gna eyu zikesera adetat tigrigna eyen mikniatu entes bifrhi entes bitekmi nihizbi ahlifom hibomwo.

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 15 дней назад

    መን እዩ ግን ንዓካ ካሓድትን ዘይካሓድን ዋሃብን ከልካልን ስርተፊከት ገይሩካ ትዝገርም ንሱ እዪ ?እንተ ኩነታት ትግራይ ህዝባን መርየታ ዝማጻደቀሉ ዳኣምበር ብትብዓትብ ብቅዓት ክምልሶ ዝክእል መራሒ ኣብ ትግራይ የለን ዋላ ኣብታ ጸባብ ስልጣን እንተሒዝና ካልእ ጸገም የቡሉን ባሃልቲ እዮም ሟ ክተቃልዕ እንተደሊካ ኣብ ኩሉ ኣቃልዕን ኣብቲ ሓዳ ዓይንካ ሽፊኒካ ኣብቲ ካልእ ዓይንካ ኣይትቅላዕ ኮሙኡ እንተኮይኑ ክድምና እዩ

  • @AliAdem-ox7fd
    @AliAdem-ox7fd 15 дней назад

    ናይ ኢትዮጵያ ሚዲያ ብዘየገድስ አቲይ ናይ አኹሱም ሙስሊም ኩነታት መፍትሒይ ዘይንገብረሉ?
    እዚ ቀሊል ነገር መዘራረቢይ ሽራፋት ሙኳና አዚዩ !የሕዝነኒ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 15 дней назад

    እወ ጅግና ንዓዱ ከዳዕ ንኸብዱ😂😂😂😂
    ነቶም ከዳዓት ኤርትራውያን ዓሲብካ ዶ
    ኣይኮንካ ትቃለስ ኔርካ
    ክዳን ቀይርካ የሕዋት ዘቃተልካ
    መን ይርስዖ ንብዓል ኣሰና ዓሲብኩም ኣንጻር ኤርትራ
    ዝገበርኩሞ ሕጂ ናባኹም ተገሊቢጣ ኣላ እሞ እንዃዕ ሓጎሰካ
    ትግራዋይ ኤርትራውያን ክቃተሉ ብደርፊ ከይተረፉ ዝደረፍኩም ኢኹም ዘክርዎ ድኣ
    ሓሶት ካኣ ግደፍ
    ሃጸይ የውሃንስ
    ክደይ ኣስላም ዝቀተለ ኢዩ
    ኣብ ኣኹሱም ካኣ ክሳብ ሕጂ
    መሲግድ ኣይፍቀድን ኢዩ
    ሓቂ ተዛሪብካ ፈውስኻ ርኸብ ኢዩ።

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 15 дней назад

    ናብ ዝምልከቶ ኹሉ
    ኣቐዲመ ንግዱሳት ሰላምታይ ይብጻሕኹም።
    እሞ ስለ ዶ/ር ሃይለን ወይ ደደቢት ሚድያን ዘይፈልጥ የለን ነገር ግን እቲ ምስማዕ ጥራሕ ክኾን የብሉን።
    ሰሚዕኻ ኣብ ተግባር ምውዓል ኢዩ። ምኽንያቱ ዶ/ር ሃይለ ዝተዛረቦ ኹሉ ሓቂ ዩ ዝኾን።
    እቲ ዝገርም ዶ/ር ወይ ደደቢት ሚድያ ዝነገሩና መራሕቲ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ እንተዝኽተሉ እዚ ሐዚ ገጢሙ ዘሎ ኣይምገጠመን!!
    ዶ/ር ሃይለ ገና ከሎ ኢዩ ኣቐዲሙ ዝፈልጦም እዚ ድማ ንትግራይን ተጋሩን ከም ዶ/ር ሃይለ/ደደቢት ሚድያ ምርካብ ዓብይ ዕድል ኢዩ መራሕቲ ትግራይን ዝምልከተኩምን ተጠቐምሉ።
    ከም ዶ/ር ሃይለ ኣብ ትግራይ ውን ኣቐዲሞም ዝፈልጡን ዝትንትኑን ክህልው ይግባእ!!
    ንደደቢት ሚድያ ብዓቕምን ብመንፈስን ንሓግዝ!!
    ካብ ግዱስን ካብ ዋና ተኸታታልን ደደቢት ሚድያ
    ካብ ደቡብ ትግራይ
    የመስግን!

  • @خالداسماعيل-ي4ت
    @خالداسماعيل-ي4ت 15 дней назад

    ዳ/ር ሀየለ ዘበሉ ይበሉ እስኻ ን ናይ አኽሱም ህዝብ እስላም እንታይል ዝበጸሖም ዘሎ ጸገምን ናይ መሰል ጥሕሰተ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 15 дней назад

    ንዚ ሃፍታም ሓውና ጸገምዶ ይበጽሖ ይኾን ሓቂ ስለዝተዛረበ? የቐንየልና ዘሕብን ዘረባ ። ካብ ሓደ ሃፍታም እንትኸውንክዓ ተስፋ ይህብ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 15 дней назад

    ደደቢት ዛራ ኔትወርክ ትግራይ ብሬስ ናይ ተጋሩ ሕርያ እየን ሞ ሕርያና ንግበር

    • @zeggawrangel3762
      @zeggawrangel3762 15 дней назад

      Tigrai online kee ? Absolutely my favorite 💛🙋🏽‍♀️♥️👍🏽☮️🙏🏽

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 15 дней назад

    ተጋሩ ቀሊል ነገር ኣኽቢድኩሞ ።ጻድቃን ሲኣይኤ ንኢትዮጽያን ንትግራይን ነቲ ኸባቢ ብዓቢኡ ኽስሊ ሊእኸሞ ሕጂ ነታ ወላዲቱ ንትግራይ ይስልያ ኣሎ ፣ሲኣይኤ ኢትዮ ኽትፈርስ ኣይደለዮንdon’t you know he graduated from GW university Aka the center for CIA foreign relations? He don’t care a crap about Tigray Or Tigrians. He is doing his assignment for fat money . ኣብ ግዜ ኹናት ትግራይ ሬድዮ ሳተላይት ዝራኸብ ምንባሩ ረሲዕኩሞ ።ወያነ ኽኣ ዕንይንይ ኽትብል ምውሳን ደንጉያ ።ብቅልጡፍ እንተዘይ ተኣልዩ ጌና መንእሰይ ትግራይን ሓረስታይን ኣብትሕቲ ኣርዑት መግዛእቲ (በሻሻው ባለ ቆጮ ) ዋጋ ክኸፍልዩ ።

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn 15 дней назад

    እዛ ናይ አክሱም ናይ ሕጃብ ትበሃል ዘላ አነ ፈፂሙ አይተረደአንን ቅዲሚ ሒጂ ሒጃብ ገይረን ድየን ዝመሓራ ነይረን እሞ ሎሚ አይትገብራን ተባሂለንስ ወይስ ቅድሚ ሕጂ ዘይተኸደና ሎሚ ክንክደን አለና እየን ኢለን አፈላልይኡ አበይ እዩ ዘሎ በጃኺም እቲ ሓቂ ንገሩኒ

    • @teweldegebru-bi3rs
      @teweldegebru-bi3rs 15 дней назад

      አታ ምንም ን ሞስሊም አይብል ኦርቶዶክስ ኮነ ሻሽ ጌርካ አይፍቀድን ፖለቲካ እዩ አይፍቀድን ነይሩ መሳርሒ ፖለቲካ ደልዮም እዮም

  • @Europaaaa25
    @Europaaaa25 15 дней назад

    Sholuku zwitsea mereja entay eyu? Lobbyists kotsirom? So?

  • @EkubitYohannis
    @EkubitYohannis 15 дней назад

    ነሰኻ ኢኻ ጋህታፍ ሓቁ ኢዩ ትእምት ዓቅሚ ህዝቢ ትግራይ ዝበለዐት ዓለቅቲ ጎሮሮ ኢያ

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 15 дней назад

    ንምንታይ ትሕሱ ፕ/ኢሰያስ ቅድሚ ኩናት እዩ ኢሉ እቲ ክትሕሱ ከለኻ ዕቅን አብለሉ አሎ እካ ሎሚ ዘየሕሱ ቴክኖለጂ አሎ ናይትግራይካ ዘይትገብር አብይ ባሕሪ ደልዩ ይምጻእ ንዓና ይምልከት

  • @MdAnwar-jo1re
    @MdAnwar-jo1re 15 дней назад

    አጀንዳ ሙኻኑ ድዩ ዘሕመመካ ዋላስ መሰል ደቂ አንእስትዮ ሙስልም ተምሃሮ አክሱም ምጣሓሱ እዩ ዘሕመመካ ?ምስ ሓቂ ዝተብአስካ ደንቆሮ ማሃይም በላዒ ተረፍ

  • @Teddyopia
    @Teddyopia 14 дней назад

    ኩሉ ተመሓላልፍ mis information እዩ ። ናይ ህዝቢ ንቕሓት ብጊዜ እናወሰወኸ ሰለዝኸድ እናፈኾስካ ኽትከይድ ኢኻ

  • @saadamohammed4703
    @saadamohammed4703 15 дней назад

    ንምንታ ስለ ናይ አኽሱም ሙስሊማት ለይ ተዛረብኻ

    • @teweldegebru-bi3rs
      @teweldegebru-bi3rs 15 дней назад

      ቺድ ሞስሊም ትግራይ ምናምን ተደሊኹም ኪዱ ጂዳ ወይ ከዓ ነጋሽ ተዘይኮይኑ አብ አኹሱም መስጊድ አይስራሕን

  • @ygyz5428
    @ygyz5428 15 дней назад

    እንታይ ዜና ለገኔኻ ትመስል “ሸሊኩ ዝወፀ” ላበልካ። ትግራይ ላፈረሰት እያ ላይምንታይ ጫእታ እዩ ህዝ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 15 дней назад

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 15 дней назад +1

    Thank you Dr Haile keep it going 🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥👌👌👌

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 15 дней назад

    አቶም ስባት ህዝቢ ትግረይ ኤረትሪን ሕጂ አዚ ጉዳይ ትሪኢዋ አለኩም ዕደልና ክም ህዝቢ ክጥፊኢን ክህሉን አቱ ዞደል ሕደ አዩ አዚ ግዜ ተፍላላልና ክንውፍጻኣ አይንኽል ኢና አቲ ዝጉህየኒ ግና ቅድሚ ሕጂ አብ ልዒሊ ህዝቢ ትግረይ ዝተገበረ ኩናት ብሕቂ ንህዝቢ ኢና ሃረምና ዝሕዝን ኢዩ

  • @KahsuMebrahtu-c2r
    @KahsuMebrahtu-c2r 15 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤