Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዋይ ጥራሕ ነብሰይ ተዘርጊሐ ኢለ ኣይጭነቕን ኢየ አቲ ነዓይ ዘለኒ ንኩሉ ኣለዋ በኣይ ወገን ጸገም የብሉን
Sebay msaka aleku
Emo zerghayo knreka kkkkkk😂😂😂
Abnebska slezey mexaka diu“🤔
Ayygbero enber eti ktsemio tray qelil koynu zsmeaka ab nebska ms mexeka kebid u bro tiniq tray bel
ድምሱስ እንታይ ጅግንነት ኮይኑዩ፡ ከምዚልካ ትጀሃር፡ ብስነ ምግባር ዘይዓበካ፡ ኣብ ሰነ ኣእሙራዊ ባርነት ትነብር፡ ልቢ ግበር ክብለካ ይደሊ።
የከንየልና ኣህዋት ኣምላክ ምህረቱ ይስደደና ካብዚ ርኩስ መንፈስ ኣሜን(3)
ቡሩካት ስላም ንኣኩም ይኩን ሜሮን ሓወይ እዚ ሰራሕ ሰይጣን እዪ ሉኡካት ሰይጣን እየን አጆኩምኣምላክ ምስ ቅኑዓት ልቢ ዪ ንዑ ናብ ጎይታ ንሱ መፈትሒ ኣብ ኣምላክ ዪ ዘሎዓለም ሰይጣን ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ ንሕና ከኣንጸሊ ናብ ኣምላክ ንመለስ ኣጅኩም ተባረኩሰላም ኣምላክ ብሽም የሱስ ይብዘሓልኩም የሱስ ጎይታ እዪ
ናይ በሃቂ እዩ ኣነ ኣቡዙይ ሰሙን ከሙኡ ኢላ ክትፈታትኒ ጀሚራ ነራ ክግደስላ ኣይከኣልኩን ብዙሕ ፈቲና መወዳእቱኡ እዙኹሉ ንምታይ ተገዲስኪ ምድዋል ኪኢልኪ ይብላ ዋላሓቲ ንጸወታ እየ ኢልትኒ ድሕሪኡ ኣነ እሞ ምሳኺ ንኽጻወት ግዜ የብለይን እለያ ቡዙሕ ትደውል ትጽሕፈለይ ኣይምልስለን ዘለኹ ሕጂ ትምህርቲ ወሲደ ኣለኹ የቀንየልና ኣሕዋት ንምንታይ ግን ማዕረ ኪድዙይ ንፈልጥ ተኾይንናስ ልብና ኒሂበን መንእስይ በጃኹም ንንቃሕኣይናዓሹ ማዕረ ሂወትና ክቃጻጸራና ይፍትና ኣለዋ ኣይትገደስለን በጃኹም
It happened to me last week ግን እታ ናይ ሮቢ video ሪኤያ ስለ ዝነበርኩ ብሎክ ገረያ anyway well done Robi hawey 3 ግዜ video ደዊላትለይ ኣነ ሳላ ሮቢ ጎሪሐ ጸኒሐ ይብለኩም 👍🏽👍🏽👍🏽
Good advice bro
ጽቡቅ ርኢቶ እዩ። እንተኮነ ግን ኣነ ዝገርመኒ ነውር እንተሎ እዘን ጸዓዱ ካብ ባዶ ክገሳ ኣክእላን እየን ።ምክንያቱ ብድሕሪኤን ናይ ግድን ሓደ ኤርትራዊ/ት ኣሎ/ላ ስለዚ ስለምንታይ ኢና ናብ ኣሕዋትና ጥራይ በትሪ ነዋጣዉጥ ኣንታ ማዓስ ኢና ክንልብም ማዓስ ኢና ከ ንሕብረተሰብና ጽቡቅ ነገር ክንገብረሉን ክንከላከለሉን ። ኣብ ሳህራ ሓውካ ይሽጠካ ኣብ ሱዳን ሓዉካ ይሸጠካ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዉካ ይሸጠካ ኣብ ኡጓንዳ ሓዉካ ይሸጠካ .....። እዋይ ዉርደት ፎእእእእ
Wala ane kemu khasb xenihe msaka yesemamae eye
Nay Bhaqi geden habesh alewen
ተጠንቀቁ አሓዋተይ የ ሓፍቲኩም እየ አጀኩም ✅👈
Thank you 💗
Tay ena kinteqeqqq ba Kab mntay ena
@@messikahsay3562 ካብ አጋላት ምሽዋድ እየ ዛሓወይ ከሚዚ ዓይነት ኽህልው የብልይን 🙏👉🏃👈🙏✅
ሜሮን ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀልዓለም ጽቡቕ ትምህርቲ ፡ ካብዚኣ እንታይ ንመሃር የሕዋት ፡ ኣካይዳኻ ምጥንቓቕ ጥራይ እያ ፈውሳ ፡ ሓበሬታ ድማ ከይተሰከፍካ ከምዛ ናይ ሜሮን ምሕባር ፡ ምናልባት እንተ ኣጋጢምኩም ድማ ምንም ጸገም የብሉን ሰይጣን ደኣ ንመን ዘየጋጊ ሰይጣውንቲ እንድየን ፡ ጥራይ ምጥንቓቕ ምንቃሕ እዩ ፈውሱ የሕዋት !!!
ሮቢ ክብረት የሃበልና ተመጺናኒ ደሊት ምጣረን ጥራሕ እእያ ካልኡ ዘይኣኽሎ ናይ ሕማመይ ወደይ
የሕዋት አዚ ጉዳይ ቀሊል ኣይኮነን እንተ ኪኢልና ኒሓግዞም ብዓቅምና ተዘይኮይኑ ጊን ኣይነባጭወሎም የሕዋትና ኢንድዮም መሊስና ካብአን ኣይንግደዶም
Danke robel hawey
ሓንቲ ክብለኩም ጻዓዳ ፍተያትና እልኩም ግርህ እልኩም ኣይትኹዱለን ዋላ ናብ ገዝአን ብኹሉ ወገናቱ ፍትሽዎ ዳሓር ካብ ኩሉ ታሓረሙ።
Ya, anbesa behaki bravo hawey tanks lt's every important idea sa conton information 👍
It's good advice brother for athers people 👍
Wawww btami nfu seb and ajoka robi hawey sle ti kulu tgenro negerat n meniseyat minkikah ❤️💜 ajoka kexilo
Thank you
True thank you
Bravo
Thank you brother 🙏
Thank u gigna hawuna Buzh u zelo egziabher mes menenetnan bahlnan yexneana
BRAVO
Thank you Robi, ane eko ksab hji zkone shigir aygatemenin Gen kea abi Temherti eyu ezi neay, etom zegatemekum zelo kea ajokum
Robel hawey thanks
ናዓይ ከኣ ትማሊ ሰዲዳትለይ ሓንቲ ጻዕዳ ኣነ ግን ኣብ ጻዕዳ እምነት ስለ ዘይብለይ ብሎክ ኢለያ።
Sey grm geberkaya kemey dika ambesa ezom gelikum Eko tehegusni ekum
Wtf ኣምላኽ ኣውጺኡኒ ኣነ ከማን ብኢመይል rebbshenani ኖ eleyen link ሰዲዳኣበኡ አቶ ጥራይ ትብለኒ ንራኸብ አለያኣብያትን block አለያ 😔😂
Jegna noey man da ketwsed new belen ezen chnewti eyan
Hesewiti gunifat trahekum konikum tikonu enber
@@asmeromabraham7080 😂😂😂 ጉዳይኻ zeykone ajis
Thanks good job
ዓቢይ ነገር እዩ ነመስግን ድማ
Bzey qel alem nifue thanks kemti nuse zbele knegerih yeybilnan.
Nezias tay kendezi tekabdewa block is the only way that's it.
Welcome like hawey natay 🙏❤🇪🇷
Vielen Dank bro
Bmejemerita bitaami eye zemesgnekaLebami nufua👏👏👏👏👍🇪🇷keyhaferika abizimedeb Nezi medeb kimihrelu sleti zbelikana abesa
ኣነስ ንጻዕዱ ኣይኮናን ንዘይፈልጦ ሓበሻ ከማን ቪዶ ደዊሉ ኣይቅበልን እየ በጃኩም ተጠንቀቁ የሕዋት ብዙሕ ሽግር እዩ ዘጋጥም የሕዋት
የቀንየልና ሜሮን ንፋዐት ቀጽልዎ ምምኻር ጽቡቅ እዩ
Good job guys younger will learn a lot
Normal ey ajoka aytgedesla
Hey how do I can contact you guys I need u to take thanks
Bravo keep it up bro thanks so much hlna eyu wana
👍💝
👍👍👍
entay nemhar kabza daki tebityo deki anestyo ab haden zetwafra wuhdat aykonan selzi netnkak 🙏
Yeqenyelna zhawey kbret yhabelna sleti mkrka
Eba ferihe xenihe Video geratni keybel anbesa eleka aleku robel hawena kea meftihi bekltuf kerkbo alwo so ajokum Thank you
Bravo aytedahlelen
Ja Mann xbuq alka abi temhrti u so dankeschön
Thanks bro
Wey mosiber , God bless you bro.
Sounds good brothers thank you so much:)
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓበረታ።ጎበዝ በሊሕ ሰብ። ከማኻ ይብዝሑ።
Selam amlak msakum ykun abu gurubu km ytwni😍😍
💯 % ረገጸና አየ ድህሪ አዚ ጉዳይ አዚ ሃበሳ ኣለው ከምዚ ገርክን ኣፈራርህከን ገንዝብ ከትረክባ ተክላ ኢክን ስኡ የማቀልዎ አቲ ገንዘብ ሃብስሳ ኣብ ሃው ወዲ ኣዱ አዩ ዘበልህ
Hawey location merkbi link alo kemu gerka ka yeftn
Deki eri trah abzi natey Channel atikum subscribers tewku anes hagerey nafike ko kemay hageru znafeke like 👍 tewku
Hey RBL brother, ane information kehbeka ele tegdse bi messenger xehfelka nere gen aytgdsekan,, anyway habsha awdat eyom kemu zegberu zelwu i found out hade,
Vielen Dank ,du bis großzügig und nette Junge.
Good jobb
Gobez meron hawna 🇻🇳
Robi hawey thank you betami xebuk kexelo
You are right bro. Niay win fetinenani gin block geyreyen thanks sileti information
የሕዋተይ ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን .ብመጀመርታ ክንጥንቀቅ ኣለና .2 ተጋጢሙ ከኣ ክንጭነቅ የብልላን.ኣብ ሂወት ጌጋ ናይ ግድን ኢዩ .ከመይ ኢልና ጸገምና ንፈትሕ ምሕሳብ.ብዘይ ምጪናቅ.እቶም ኩፈሉ ዝተባህልኩም ከኣ ወላ ሓንሳብ ከፊልኩም ስቅ ኣይብሉን ኢዬም.ካብ ከምዚ block ምግባር ይሓይሽ ዝገበሩ ይግበሩ.ሰብ ከኣ ተኸዲንካ ኣይ ተኸዲንካ ካብ ምሕማይ ኣይዐርፍን ኢዮ.ስለዚ ስለ ነብስና ንሕሰብ.ነቶም ከምዚ ዝገብሩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብኢዶም ይእሰሎም
Temeriawu
ንዓኣ ከኣ ቪድዮ ትቀድሓ ጊን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ የቀንየልና ዝሓወይ የቀንየልና ዘይንፈልጥ ሓበሻ ናብ ጸርፊ ንጎዪ ማዕረ ክንደይ ዘይነቃሕና ኣለና።ናዓይ ውን ኣድ ዝሓታኒ ማዓት ነረን ኣይቅበለንን ወይ ይድምስሶ እዚኣ ቪድዮ ጊን ጽቡቅ ተማሂረላ የቀንየለይ ዝሓወይ።
100 % ezen klte awald abzi seli zelewa zhalefe semun friend request hatitenani bhansab. Block greyen zeyfelto seb aykbeln eye agatami ente zey koynu zgelto seb frindsu ente zeyhalu aykbelon eye. Lomi zeytfeto seb ktkbelo hadegena bzuh neger u zelo.Ykeal ymesl evidence yhazu ember aby kem zkfel nmen kem zkfel krkeb ykel u koynu ysmeani.
Neay da be Instagram kulu geze yeyen link zesedaley
ወላ ነዕይ ግን ሓንቲ ኣሽርይፈያ ክክ
Youngs boys and girls if you don't know the person don't respond any message.
ኣንቱም ይሕዋተይ ሓንቲ ወይ ሓደ ሰብ ግደፍ ዘይትፈልጣስ ትፈልጦ ውን እንተኮነ ጥራሕካ ኩን ኢሉካስ ከመይ ጌርካ ጥራሕካ ትኮነሉ እቲ ዝሓሸ ከሙኡ ዘይምግባርዩ እቶም ዘጋጠሞም ክጭነቅሉ የብሎምን ኮይኑዩ እቶም ዘጋጠመኩም ካኣ ተጠንቀቁ
ብሓቂ ጥራሕ ነብስካስ እንታይ ክትረክብ ልዕሊ ነብስካ ዶ እንታይ ኣሎ እዩ ዋላ ሓውካ ይኩን ስነስርዓት ዘለዎ ደኣ ኣዕልል በር።
Bravo meron
ናይ ጸገም ምግጣም ከምዘሎ ፈሊጥካ ነዘይፈለጥካዮ ወይ ዘይፈልጥካያ ኣብዝኮነ ሳዓት ምቅባልካ ግዳኣትን ገይጋካን ምልላይ ኣግዳሲ እዩ ነዚኤን ካኣ ሰለምታይ ኢኩም ጸገም ኣጋጢምና ኢልኩም ወይ ምባልኩም ባዓሉኩም ኣይትቀብልወን ጸገምኩም ዘሎ ካኣ ኣምላኽ መፍቲሒ ይፍጠረልኩም።ናይ ጻዓዳን ናይ ሓበሻን ጸታዊ ርክባት ኩሉ ሓደ ውስብ ኩሉ ሓድ ምካኑ ፈሊጥና ምስ ዘጋናን ሕብሪናን ዝኮና የሕዋትና ምሕዝነት ስለዝጎደለና ምስ ኩሉ ስለዘሎ ንምታይ ኢየን ዘሻቅላና ዘለዎ ሶ ብሊሲ ናይ ከምዚ ሻቁሎት ክህልወኩም የብሉን ።ምናልባት ኣብዝተውሳብኩምለን ወይ ብቃልዕ ፊዶ ነብሱኩም ቀሊዒኩም ናጽነት ሂብኩመን ተኮንኩም ግን ናይ ቀዳማይ በደል ክረክበኩም ኪኢሉ ይከውን እዩ ኣሎን እቶም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ትሰምዕዎ ዘለኩም ሰሚዕኩም ምስዘይ ተትግብርዎ ግን ንበደልን ጸገም ተቃልዕዋ ዘለኩም ባዓሉኩም ኢኩም ሰለዚ ካብዚ ዝቡሉና ዘለዎ ቀዳማይ በደል ረኪብኒ ኣሎ የሕዋተይ ካባይ ተማሓሩ ጎስጋስ ናይ ጹቡቅዕላም ንዛህቡና ኣጸቢቅና ክነምስግኖም ይግባኣና ።ካብዚ ሕማቅን ወጣሪን ስራሕ ኣውልድ ንቆጠብ ራህዋን ሰላምን ነቶም መከራ ረኪብዎም ዘሎ ካኣ ፍታሕ ይፍጥረሎም ኣምላክ።RBL ንዚ ንምቅራብካን ምትሕብባርካን ካኣ ኣብኩሉ ስዓት ጸጋ ኣምላክእምበር ጸጋ ሰብ ዉሕድ እዩ ሰናይ ምሳካ ይኩን!!!@
ኣነስ ካብ ጸኣዱን ገለን ትሰግሩ ነንሕድሕድና ዶ ኣይንከፍእን ቅድም ነብስና ነጽሪ ኣዋልድ ኣበወዳትና ኣወዳትና ኣብ ኣዋልድና ንተሓላለ ጥልመት ዝኮነ ግዜ
Tetenqequ eske ezom awedatna gruhat tkonu alekum lomi lomi tnqaqe yehatt kgermekum lenkene bbzhi Friend yehata alewa bwuhud 20 zkona Block list yetiyeyen aleku PLZ tetenqequ
Hi RBL Selma naka yekun hawey niay neuiy wen kemu agatmunie alo gen felitya sel zexnahaku wela hanetiy serah bala peles
OMG
Guys kemey alekume ezi vidio mes reakiwa abe semuna be (arian Lopez ) leke kemezia ane hasab akerbatelay aytekebelkiwan bezkona ezi zebehal delo haki eyu emo kentenkakelu sela delena eye hasabey dekafelakume delaku tnks
Antum Brukat Ahwat ms dey tfeltwo entay chat agberekum?etom ztegageyu kaa Ajokum mnm Aygebran Eyen telephonkum tray Exewu.
Wellcom habibina,💯💯💯💯💯👍👍👍
Bravo xibuq aleka nfue
Brove hawey anbesa
እቶም ቪዶኹም ዝተታሕዘ ኣጆኹም ከይትስነፉ ጥር ትብል ሳንቲም ከይትኸፍሉ ምኽንያቱ ሓደ ግዜ ጥራሕ ኣኽፊለን ኣይገድፋኹምን እየን፡እቶም ዘይተታሓዝኩም ክኣ ከይትምሉስለን ንዓይ ሕጂ ይጽሕፋለይ እየን ብእንግሊዘኛን ብዶችን ኣነ ኣይምልሰለንን እየ ኣብኣ ከለኹ እየ ብሎክ ዝብለን ኣይፈግዳን እየን ብተዳጋጋሚ እየን ዝጽሕፋ ሊንክ ውን ይሰዳልካ እየን ገለ ካብቲ ዝብልኦ ክኣ ብልዕተይ፡ጡበይ ከርኤካ ነዚኣ ጠውቅ፡ ሲንግል ሙኻነይ ገጢመን እየን መስለኒ ክክክክ ግዳ ኣሕዋት ከይትታለሉ ሓደራኹም እቶም ሸር ክንብለኩም ኢና ዝብላኹም ዘለዋ ዘጨንቅ የብልኩምን እንተ ተኻኢሉ መፍቲሒ ምርካብ እዩ ኣይኮነን ባዕልኽን ትፈልጣ በልወን።
እቲ መፍትሕ ኣብ ኢድናዩ ዝመስለኒ፡ኣብክንዲ እቲ ንርእዮ ልብናን ስምዒትናን ጎቲቱ ቅድም ኣብ ከምዚ ዝበለ ውርደት ሓጥያትን ሸሚሙ፡ ብምስዓብ ስጋብ ነታ መተካእታ ዘይብላ ኣምላኽ ዝሃበካ ዳሕራይ ውን ዝሓተካ ሂወት ምሕላፍ ዘብጽሓና ንቕሓት ኣእምሮ ስለዝጎደለና እዩ። ከም መንእሰያትን ኣጉዋብዝን ባህልና ምርኩዝ ዝገበረ ክቡርን ሕፉርን ወረጃን ባህሊ ኣለና።ስለዚ በዚ ሸነኹ ዝያዳ ዕምቆት ፍልጠት እንተንድርዕ ምሓሸ ።እዚግን ውልቃዊ ሓሳበይ እዩ
Hallo kemey ke Selam do zearkye Rebele
Nice bro
Wawwww betami betami betami nufue hawena Robile.
this simple,just block her finish!!!mara akabidkayo .this is the land of technology.
ደሓር ከኣ ብጣዕሚ ኢና ሰናፋት ብቪድዮ ሴክስ ፍሉጥ'ዩ ከምዝቀድሓኻ ሶ ካባይ ጀሚርና ሕማቃት ኢና
አዋናዊ ኩነታት ትግራይ ንምስማዕ ነዚ ቻነል ሳብስክራይብ ይግበሩ የቀንየለይ ruclips.net/video/_0fEFYqsGXo/видео.htmlመልካም ባዓል ትግራይ ትስዕር
Msnatka hasab aleku
ኸቡር ሮቤል ኣነ ኸብል ደሌ ዘልኩ ንዓርከይ ከምዚ ተብሎ ዘልካ ኣግጤምው ገን ንሓንሳብ አዩ ሓንሳብ ኣብ ጉሩብ ምስ ዘትወኻ ደሓር ኣይዘክረኻን አዩ ሰልዚ ዘይምጭሐናቕ.1] አዚ ኮምኡ ዘገበር ዘሎ ወዲ አዩ ኣፍሪቃዊ አዩ.2] ገንዘብ ምስ በል ዘኾን ስብ ከይሰድሉ መክናይቱ ኣይሰደልካን አየ አንት ዳ ኢልካዮ ነሓንሳብ አዩ አንበር ከግድፎ አዩ.3] ዘኾን ሰብ ተጤቃሚ ፋይስቡኩ ን ፍርንዳሱ private ከግብሮም ኣልዎ :: thank you robi ::❤
ሰሪህካ። ውላድካ። የኢብያ ፈገርደላላይ። ቁርብ። ህፈር። ሸራሙጥመንእሰያት። ተብእቶት። አካልብ እንታይ። ንፈልጠኩምአወዳት ዲኩም። ወይ። ውን። ናጢዝጢዝኩምን አፍኩም ተአኪብኩም ዝደፍረኩምየሎን። ፋራታት። ፎእ ዱሁል መን። የምነኩ። ብዝኮነመልሃስኩምን መዕኮርኩምን ተአኪብኩም ሽግር የብልኩምንማዕኮርኩም አክቡ። ቡሉዕት ማዕኮር ፎኢኢይ👈🏿👈🏿👈🏿
Nay bihaki meharit eya buzh temahrna thaks..
Willkommen Robi
First eye selam wesenay yimneyelekum dekedey marey
Kkkkkkkkkk Baby
😅😅
ቅድሚ እቲ ቪድዮ ምክፋትና Bloooook ንበሎ. ሹኡ ኣብ Facebook ድዩ ወይስ ኣብ Messenger ክብለኩም ዩ, Messenger በልዎ ዋላ 1000 ግዘ ይምፃኩም እቲ ቪድዮ. ንሱ ዩ እቲ መፍትሔ. ብራቮ ሮቢ ድማ.
መሮን ሓወይ ገጽካ ተጠቅማ edit kitgebreka tikiel eya aytishersher eka
ክክክክ ኣነ ድኣ ኣብ ምጽሓፍ ኣየብጽሐንን እየ ኣድ እንተ ሓቲተናኒ ቀልቲፈ እየ ብሎክ ዝብለንግን እዚኣ ናተ ክኣ ትምህርቲ ክትኮነኩም ሓደ ግዜ እዩ ኣብ ጀርመ ኣብ ባቡ ኮፍ ኢልና ከለና ሕንቲ ጋል ትላለየና ምስ ሓደ ዓርከይ እየ ኔረ ተሌፎና ወሲ ብወሳብ ንጸሓሓፍ ገዛ ምጻእ ትብለኒ ኣነ ክኣ እንታይ ኣሎ ይብላ ሽዑ ንሓስበሉ ትብለኒ ኣነ ኣይመጽእን እየ ኢለ ብሎክ ኢለያ ይብለኩም።
@@161-iq3 blbi aykedkun kebretey😂😂😂😂
@@161-iq3 ya habibi yefelet
Eway halewlew! Entay mefthi eka emo ketemtsie. Ezi eko alemlekawi shigr eyu. Eta ftah ab edkum eya. Mszeytfeltwo seb gizie hibkum zeym'elal eya eta ftah. Kaleay dma ezom kulom bzaeba atekakma sosial media astemhro zhbu tsn elna nsmeayom. Kulu gizie dma teteratari kun. Nzkone neger zeym'eman.
Aytsheger ajokia Share teblto teblo Zay nekilu seb zelka eyu zelak Tay xegam alwoFully deyu natka mo Kab hje gen teteqeqqqqq Walla habshhah yekunu yekuna Video aytdewell aytqeblll Ok
መጀመርያ ሰላም ብምቅጻል ስለቲ መሃሪን ጠቃምን ነገራት እተውርዶ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን።ነቶም ዘጋጠሞም ሓበራዊ መፍትሕ ክንደልየሎም ይላቦ። ብሕጂ ከየጋጥም ድማ ነቲ (website). ከመይ ጌርካ ክትዓጽዎ ትክእል ምፍታሽ ከም ኣማራጺ ክውሰድ ይከኣል ይብል።
Zia dea Wala neay agatimatni bdhriu gin aciyeya ab Facebook kea yelan degima gin ezi kidmi hade werhi eyu
እንድዒ ኣነ'ካ ክታለል ኢልካ ዘይሕሰብ ዩ,
ከሙኡ ኣይትበል ቡጎነን ዙኾነ ሓበሻ ሰለ ዘቀምጣ እየን ምክንያቱ ባህርያትና መዚሚዞነኦ እየንከይትሽወድ
Hanti mekeri police ayhguzun iyom block terh geberuwen police bedeleyetka zeatekayo iyom zebeluka
ንፉዕ
ዋይ ጥራሕ ነብሰይ ተዘርጊሐ ኢለ ኣይጭነቕን ኢየ አቲ ነዓይ ዘለኒ ንኩሉ ኣለዋ በኣይ ወገን ጸገም የብሉን
Sebay msaka aleku
Emo zerghayo knreka kkkkkk😂😂😂
Abnebska slezey mexaka diu“🤔
Ayygbero enber eti ktsemio tray qelil koynu zsmeaka ab nebska ms mexeka kebid u bro tiniq tray bel
ድምሱስ እንታይ ጅግንነት ኮይኑዩ፡ ከምዚልካ ትጀሃር፡ ብስነ ምግባር ዘይዓበካ፡ ኣብ ሰነ ኣእሙራዊ ባርነት ትነብር፡ ልቢ ግበር ክብለካ ይደሊ።
የከንየልና ኣህዋት ኣምላክ ምህረቱ ይስደደና ካብዚ ርኩስ መንፈስ ኣሜን(3)
ቡሩካት ስላም ንኣኩም ይኩን ሜሮን ሓወይ እዚ ሰራሕ ሰይጣን እዪ ሉኡካት ሰይጣን እየን አጆኩም
ኣምላክ ምስ ቅኑዓት ልቢ ዪ
ንዑ ናብ ጎይታ ንሱ መፈትሒ ኣብ ኣምላክ ዪ ዘሎ
ዓለም ሰይጣን ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ ንሕና ከኣ
ንጸሊ ናብ ኣምላክ ንመለስ ኣጅኩም ተባረኩ
ሰላም ኣምላክ ብሽም የሱስ ይብዘሓልኩም
የሱስ ጎይታ እዪ
ናይ በሃቂ እዩ ኣነ ኣቡዙይ ሰሙን ከሙኡ ኢላ ክትፈታትኒ ጀሚራ ነራ ክግደስላ ኣይከኣልኩን ብዙሕ ፈቲና መወዳእቱኡ እዙኹሉ ንምታይ ተገዲስኪ ምድዋል ኪኢልኪ ይብላ ዋላሓቲ ንጸወታ እየ ኢልትኒ ድሕሪኡ ኣነ እሞ ምሳኺ ንኽጻወት ግዜ የብለይን እለያ ቡዙሕ ትደውል ትጽሕፈለይ ኣይምልስለን ዘለኹ ሕጂ ትምህርቲ ወሲደ ኣለኹ የቀንየልና ኣሕዋት ንምንታይ ግን ማዕረ ኪድዙይ ንፈልጥ ተኾይንናስ ልብና ኒሂበን መንእስይ በጃኹም ንንቃሕ
ኣይናዓሹ ማዕረ ሂወትና ክቃጻጸራና ይፍትና ኣለዋ ኣይትገደስለን በጃኹም
It happened to me last week ግን እታ ናይ ሮቢ video ሪኤያ ስለ ዝነበርኩ ብሎክ ገረያ anyway well done Robi hawey 3 ግዜ video ደዊላትለይ ኣነ ሳላ ሮቢ ጎሪሐ ጸኒሐ ይብለኩም 👍🏽👍🏽👍🏽
Good advice bro
ጽቡቅ ርኢቶ እዩ። እንተኮነ ግን ኣነ ዝገርመኒ ነውር እንተሎ እዘን ጸዓዱ ካብ ባዶ ክገሳ ኣክእላን እየን ።ምክንያቱ ብድሕሪኤን ናይ ግድን ሓደ ኤርትራዊ/ት ኣሎ/ላ ስለዚ ስለምንታይ ኢና ናብ ኣሕዋትና ጥራይ በትሪ ነዋጣዉጥ ኣንታ ማዓስ ኢና ክንልብም ማዓስ ኢና ከ ንሕብረተሰብና ጽቡቅ ነገር ክንገብረሉን ክንከላከለሉን ። ኣብ ሳህራ ሓውካ ይሽጠካ ኣብ ሱዳን ሓዉካ ይሸጠካ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዉካ ይሸጠካ ኣብ ኡጓንዳ ሓዉካ ይሸጠካ .....። እዋይ ዉርደት ፎእእእእ
Wala ane kemu khasb xenihe msaka yesemamae eye
Nay Bhaqi geden habesh alewen
ተጠንቀቁ አሓዋተይ የ ሓፍቲኩም እየ አጀኩም ✅👈
Thank you 💗
Tay ena kinteqeqqq ba
Kab mntay ena
@@messikahsay3562 ካብ አጋላት ምሽዋድ እየ ዛሓወይ ከሚዚ ዓይነት ኽህልው የብልይን 🙏👉🏃👈🙏✅
ሜሮን ናይ ብሓቂ ብዘይ ቀልዓለም ጽቡቕ ትምህርቲ ፡ ካብዚኣ እንታይ ንመሃር የሕዋት ፡ ኣካይዳኻ ምጥንቓቕ ጥራይ እያ ፈውሳ ፡ ሓበሬታ ድማ ከይተሰከፍካ ከምዛ ናይ ሜሮን ምሕባር ፡ ምናልባት እንተ ኣጋጢምኩም ድማ ምንም ጸገም የብሉን ሰይጣን ደኣ ንመን ዘየጋጊ ሰይጣውንቲ እንድየን ፡ ጥራይ ምጥንቓቕ ምንቃሕ እዩ ፈውሱ የሕዋት !!!
ሮቢ ክብረት የሃበልና ተመጺናኒ ደሊት ምጣረን ጥራሕ እእያ ካልኡ ዘይኣኽሎ ናይ ሕማመይ ወደይ
የሕዋት አዚ ጉዳይ ቀሊል ኣይኮነን እንተ ኪኢልና ኒሓግዞም ብዓቅምና ተዘይኮይኑ ጊን ኣይነባጭወሎም የሕዋትና ኢንድዮም መሊስና ካብአን ኣይንግደዶም
Danke robel hawey
ሓንቲ ክብለኩም ጻዓዳ ፍተያትና እልኩም ግርህ እልኩም ኣይትኹዱለን ዋላ ናብ ገዝአን ብኹሉ ወገናቱ ፍትሽዎ ዳሓር ካብ ኩሉ ታሓረሙ።
Ya, anbesa behaki bravo hawey tanks lt's every important idea sa conton information 👍
It's good advice brother for athers people 👍
Wawww btami nfu seb and ajoka robi hawey sle ti kulu tgenro negerat n meniseyat minkikah ❤️💜 ajoka kexilo
Thank you
True thank you
Bravo
Thank you brother 🙏
Thank u gigna hawuna
Buzh u zelo egziabher mes menenetnan bahlnan yexneana
BRAVO
Thank you Robi, ane eko ksab hji zkone shigir aygatemenin
Gen kea abi Temherti eyu ezi neay, etom zegatemekum zelo kea ajokum
Robel hawey thanks
ናዓይ ከኣ ትማሊ ሰዲዳትለይ ሓንቲ ጻዕዳ ኣነ ግን ኣብ ጻዕዳ እምነት ስለ ዘይብለይ ብሎክ ኢለያ።
Sey grm geberkaya kemey dika ambesa ezom gelikum Eko tehegusni ekum
Wtf ኣምላኽ ኣውጺኡኒ ኣነ ከማን ብኢመይል rebbshenani ኖ eleyen link ሰዲዳ
ኣበኡ አቶ ጥራይ ትብለኒ ንራኸብ አለያ
ኣብያትን block አለያ 😔😂
Jegna noey man da ketwsed new belen ezen chnewti eyan
Hesewiti gunifat trahekum konikum tikonu enber
@@asmeromabraham7080 😂😂😂 ጉዳይኻ zeykone ajis
Thanks good job
ዓቢይ ነገር እዩ ነመስግን ድማ
Bzey qel alem nifue thanks kemti nuse zbele knegerih yeybilnan.
Nezias tay kendezi tekabdewa block is the only way that's it.
Welcome like hawey natay 🙏❤🇪🇷
Vielen Dank bro
Bmejemerita bitaami eye zemesgneka
Lebami nufua👏👏👏👏👍🇪🇷keyhaferika abizimedeb Nezi medeb kimihrelu sleti zbelikana abesa
ኣነስ ንጻዕዱ ኣይኮናን ንዘይፈልጦ ሓበሻ ከማን ቪዶ ደዊሉ ኣይቅበልን እየ በጃኩም ተጠንቀቁ የሕዋት ብዙሕ ሽግር እዩ ዘጋጥም የሕዋት
የቀንየልና ሜሮን ንፋዐት ቀጽልዎ ምምኻር ጽቡቅ እዩ
Good job guys younger will learn a lot
Normal ey ajoka aytgedesla
Hey how do I can contact you guys I need u to take thanks
Bravo keep it up bro thanks so much hlna eyu wana
👍💝
👍👍👍
entay nemhar kabza daki tebityo deki anestyo ab haden zetwafra wuhdat aykonan selzi netnkak 🙏
Yeqenyelna zhawey kbret yhabelna sleti mkrka
Eba ferihe xenihe Video geratni keybel anbesa eleka aleku robel hawena kea meftihi bekltuf kerkbo alwo so ajokum Thank you
Bravo aytedahlelen
Ja Mann xbuq alka abi temhrti u so dankeschön
Thanks bro
Wey mosiber , God bless you bro.
Sounds good brothers thank you so much:)
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓበረታ።ጎበዝ በሊሕ ሰብ። ከማኻ ይብዝሑ።
Selam amlak msakum ykun abu gurubu km ytwni😍😍
💯 % ረገጸና አየ ድህሪ አዚ ጉዳይ አዚ ሃበሳ ኣለው ከምዚ ገርክን ኣፈራርህከን ገንዝብ ከትረክባ ተክላ ኢክን ስኡ የማቀልዎ አቲ ገንዘብ ሃብስሳ ኣብ ሃው ወዲ ኣዱ አዩ ዘበልህ
Hawey location merkbi link alo kemu gerka ka yeftn
Deki eri trah abzi natey Channel atikum subscribers tewku anes hagerey nafike ko kemay hageru znafeke like 👍 tewku
Hey RBL brother, ane information kehbeka ele tegdse bi messenger xehfelka nere gen aytgdsekan,, anyway habsha awdat eyom kemu zegberu zelwu i found out hade,
Vielen Dank ,du bis großzügig und nette Junge.
Good jobb
Gobez meron hawna 🇻🇳
Robi hawey thank you betami xebuk kexelo
You are right bro. Niay win fetinenani gin block geyreyen thanks sileti information
የሕዋተይ ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን .ብመጀመርታ ክንጥንቀቅ ኣለና .2 ተጋጢሙ ከኣ ክንጭነቅ የብልላን.ኣብ ሂወት ጌጋ ናይ ግድን ኢዩ .ከመይ ኢልና ጸገምና ንፈትሕ ምሕሳብ.ብዘይ ምጪናቅ.እቶም ኩፈሉ ዝተባህልኩም ከኣ ወላ ሓንሳብ ከፊልኩም ስቅ ኣይብሉን ኢዬም.ካብ ከምዚ block ምግባር ይሓይሽ ዝገበሩ ይግበሩ.ሰብ ከኣ ተኸዲንካ ኣይ ተኸዲንካ ካብ ምሕማይ ኣይዐርፍን ኢዮ.ስለዚ ስለ ነብስና ንሕሰብ.ነቶም ከምዚ ዝገብሩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብኢዶም ይእሰሎም
Temeriawu
ንዓኣ ከኣ ቪድዮ ትቀድሓ ጊን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ የቀንየልና ዝሓወይ የቀንየልና ዘይንፈልጥ ሓበሻ ናብ ጸርፊ ንጎዪ ማዕረ ክንደይ ዘይነቃሕና ኣለና።ናዓይ ውን ኣድ ዝሓታኒ ማዓት ነረን ኣይቅበለንን ወይ ይድምስሶ እዚኣ ቪድዮ ጊን ጽቡቅ ተማሂረላ የቀንየለይ ዝሓወይ።
100 % ezen klte awald abzi seli zelewa zhalefe semun friend request hatitenani bhansab. Block greyen zeyfelto seb aykbeln eye agatami ente zey koynu zgelto seb frindsu ente zeyhalu aykbelon eye. Lomi zeytfeto seb ktkbelo hadegena bzuh neger u zelo.
Ykeal ymesl evidence yhazu ember aby kem zkfel nmen kem zkfel krkeb ykel u koynu ysmeani.
Neay da be Instagram kulu geze yeyen link zesedaley
ወላ ነዕይ ግን ሓንቲ ኣሽርይፈያ ክክ
Youngs boys and girls if you don't know the person don't respond any message.
ኣንቱም ይሕዋተይ ሓንቲ ወይ ሓደ ሰብ ግደፍ ዘይትፈልጣስ ትፈልጦ ውን እንተኮነ ጥራሕካ ኩን ኢሉካስ ከመይ ጌርካ ጥራሕካ ትኮነሉ እቲ ዝሓሸ ከሙኡ ዘይምግባርዩ እቶም ዘጋጠሞም ክጭነቅሉ የብሎምን ኮይኑዩ እቶም ዘጋጠመኩም ካኣ ተጠንቀቁ
ብሓቂ ጥራሕ ነብስካስ እንታይ ክትረክብ ልዕሊ ነብስካ ዶ እንታይ ኣሎ እዩ ዋላ ሓውካ ይኩን ስነስርዓት ዘለዎ ደኣ ኣዕልል በር።
Bravo meron
ናይ ጸገም ምግጣም ከምዘሎ ፈሊጥካ ነዘይፈለጥካዮ ወይ ዘይፈልጥካያ ኣብዝኮነ ሳዓት ምቅባልካ ግዳኣትን ገይጋካን ምልላይ ኣግዳሲ እዩ ነዚኤን ካኣ
ሰለምታይ ኢኩም ጸገም ኣጋጢምና ኢልኩም ወይ ምባልኩም ባዓሉኩም ኣይትቀብልወን ጸገምኩም ዘሎ ካኣ ኣምላኽ መፍቲሒ ይፍጠረልኩም።ናይ ጻዓዳን ናይ ሓበሻን ጸታዊ ርክባት ኩሉ ሓደ ውስብ ኩሉ ሓድ ምካኑ ፈሊጥና ምስ ዘጋናን ሕብሪናን ዝኮና የሕዋትና ምሕዝነት ስለዝጎደለና ምስ ኩሉ ስለዘሎ ንምታይ ኢየን ዘሻቅላና ዘለዎ ሶ ብሊሲ ናይ ከምዚ ሻቁሎት ክህልወኩም የብሉን ።ምናልባት ኣብዝተውሳብኩምለን ወይ ብቃልዕ ፊዶ ነብሱኩም ቀሊዒኩም ናጽነት ሂብኩመን ተኮንኩም ግን ናይ ቀዳማይ በደል ክረክበኩም ኪኢሉ ይከውን እዩ ኣሎን እቶም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ትሰምዕዎ ዘለኩም ሰሚዕኩም ምስዘይ ተትግብርዎ ግን ንበደልን ጸገም ተቃልዕዋ ዘለኩም ባዓሉኩም ኢኩም ሰለዚ ካብዚ ዝቡሉና ዘለዎ ቀዳማይ በደል ረኪብኒ ኣሎ የሕዋተይ ካባይ ተማሓሩ ጎስጋስ ናይ ጹቡቅ
ዕላም ንዛህቡና ኣጸቢቅና ክነምስግኖም ይግባኣና ።
ካብዚ ሕማቅን ወጣሪን ስራሕ ኣውልድ ንቆጠብ ራህዋን ሰላምን ነቶም መከራ ረኪብዎም ዘሎ ካኣ ፍታሕ ይፍጥረሎም ኣምላክ።RBL ንዚ ንምቅራብካን ምትሕብባርካን ካኣ ኣብኩሉ ስዓት ጸጋ ኣምላክእምበር ጸጋ ሰብ ዉሕድ እዩ ሰናይ ምሳካ ይኩን!!!@
ኣነስ ካብ ጸኣዱን ገለን ትሰግሩ ነንሕድሕድና ዶ ኣይንከፍእን ቅድም ነብስና ነጽሪ ኣዋልድ ኣበወዳትና ኣወዳትና ኣብ ኣዋልድና ንተሓላለ ጥልመት ዝኮነ ግዜ
Tetenqequ eske ezom awedatna gruhat tkonu alekum lomi lomi tnqaqe yehatt kgermekum lenkene bbzhi Friend yehata alewa bwuhud 20 zkona Block list yetiyeyen aleku PLZ tetenqequ
Hi RBL Selma naka yekun hawey niay neuiy wen kemu agatmunie alo gen felitya sel zexnahaku wela hanetiy serah bala peles
OMG
Guys kemey alekume ezi vidio mes reakiwa abe semuna be (arian Lopez ) leke kemezia ane hasab akerbatelay aytekebelkiwan bezkona ezi zebehal delo haki eyu emo kentenkakelu sela delena eye hasabey dekafelakume delaku tnks
Antum Brukat Ahwat ms dey tfeltwo entay chat agberekum?etom ztegageyu kaa Ajokum mnm Aygebran Eyen telephonkum tray Exewu.
Wellcom habibina,💯💯💯💯💯👍👍👍
Bravo xibuq aleka nfue
Brove hawey anbesa
እቶም ቪዶኹም ዝተታሕዘ ኣጆኹም ከይትስነፉ ጥር ትብል ሳንቲም ከይትኸፍሉ ምኽንያቱ ሓደ ግዜ ጥራሕ ኣኽፊለን ኣይገድፋኹምን እየን፡እቶም ዘይተታሓዝኩም ክኣ ከይትምሉስለን ንዓይ ሕጂ ይጽሕፋለይ እየን ብእንግሊዘኛን ብዶችን ኣነ ኣይምልሰለንን እየ ኣብኣ ከለኹ እየ ብሎክ ዝብለን ኣይፈግዳን እየን ብተዳጋጋሚ እየን ዝጽሕፋ ሊንክ ውን ይሰዳልካ እየን ገለ ካብቲ ዝብልኦ ክኣ ብልዕተይ፡ጡበይ ከርኤካ ነዚኣ ጠውቅ፡ ሲንግል ሙኻነይ ገጢመን እየን መስለኒ ክክክክ ግዳ ኣሕዋት ከይትታለሉ ሓደራኹም እቶም ሸር ክንብለኩም ኢና ዝብላኹም ዘለዋ ዘጨንቅ የብልኩምን እንተ ተኻኢሉ መፍቲሒ ምርካብ እዩ ኣይኮነን ባዕልኽን ትፈልጣ በልወን።
እቲ መፍትሕ ኣብ ኢድናዩ ዝመስለኒ፡ኣብክንዲ እቲ ንርእዮ ልብናን ስምዒትናን ጎቲቱ ቅድም ኣብ ከምዚ ዝበለ ውርደት ሓጥያትን ሸሚሙ፡ ብምስዓብ ስጋብ ነታ መተካእታ ዘይብላ ኣምላኽ ዝሃበካ ዳሕራይ ውን ዝሓተካ ሂወት ምሕላፍ ዘብጽሓና ንቕሓት ኣእምሮ ስለዝጎደለና እዩ።
ከም መንእሰያትን ኣጉዋብዝን ባህልና ምርኩዝ ዝገበረ ክቡርን ሕፉርን ወረጃን ባህሊ ኣለና።
ስለዚ በዚ ሸነኹ ዝያዳ ዕምቆት ፍልጠት እንተንድርዕ ምሓሸ ።
እዚግን ውልቃዊ ሓሳበይ እዩ
Hallo kemey ke Selam do zearkye Rebele
Nice bro
Wawwww betami betami betami nufue hawena Robile.
this simple,just block her finish!!!
mara akabidkayo .this is the land of technology.
ደሓር ከኣ ብጣዕሚ ኢና ሰናፋት ብቪድዮ ሴክስ ፍሉጥ'ዩ ከምዝቀድሓኻ ሶ ካባይ ጀሚርና ሕማቃት ኢና
አዋናዊ ኩነታት ትግራይ ንምስማዕ ነዚ ቻነል ሳብስክራይብ ይግበሩ የቀንየለይ ruclips.net/video/_0fEFYqsGXo/видео.html
መልካም ባዓል
ትግራይ ትስዕር
Msnatka hasab aleku
ኸቡር ሮቤል ኣነ ኸብል ደሌ ዘልኩ ንዓርከይ ከምዚ ተብሎ ዘልካ ኣግጤምው ገን ንሓንሳብ አዩ ሓንሳብ ኣብ ጉሩብ ምስ ዘትወኻ ደሓር ኣይዘክረኻን አዩ ሰልዚ ዘይምጭሐናቕ.
1] አዚ ኮምኡ ዘገበር ዘሎ ወዲ አዩ ኣፍሪቃዊ አዩ.
2] ገንዘብ ምስ በል ዘኾን ስብ ከይሰድሉ መክናይቱ ኣይሰደልካን አየ አንት ዳ ኢልካዮ ነሓንሳብ አዩ አንበር ከግድፎ አዩ.
3] ዘኾን ሰብ ተጤቃሚ ፋይስቡኩ ን ፍርንዳሱ private ከግብሮም ኣልዎ :: thank you robi ::❤
ሰሪህካ። ውላድካ። የኢብያ ፈገር
ደላላይ። ቁርብ። ህፈር። ሸራሙጥ
መንእሰያት። ተብእቶት። አካልብ እንታይ። ንፈልጠኩም
አወዳት ዲኩም። ወይ። ውን። ናጢዝ
ጢዝኩምን አፍኩም ተአኪብኩም ዝደፍረኩም
የሎን። ፋራታት። ፎእ ዱሁል መን። የምነኩ። ብዝኮነ
መልሃስኩምን መዕኮርኩምን ተአኪብኩም ሽግር የብልኩምን
ማዕኮርኩም አክቡ። ቡሉዕት ማዕኮር ፎኢኢይ👈🏿👈🏿👈🏿
Nay bihaki meharit eya buzh temahrna thaks..
Willkommen Robi
First eye selam wesenay yimneyelekum dekedey marey
Kkkkkkkkkk Baby
😅😅
ቅድሚ እቲ ቪድዮ ምክፋትና Bloooook ንበሎ. ሹኡ ኣብ Facebook ድዩ ወይስ ኣብ Messenger ክብለኩም ዩ, Messenger በልዎ ዋላ 1000 ግዘ ይምፃኩም እቲ ቪድዮ. ንሱ ዩ እቲ መፍትሔ.
ብራቮ ሮቢ ድማ.
መሮን ሓወይ ገጽካ ተጠቅማ edit kitgebreka tikiel eya aytishersher eka
ክክክክ ኣነ ድኣ ኣብ ምጽሓፍ ኣየብጽሐንን እየ ኣድ እንተ ሓቲተናኒ ቀልቲፈ እየ ብሎክ ዝብለን
ግን እዚኣ ናተ ክኣ ትምህርቲ ክትኮነኩም ሓደ ግዜ እዩ ኣብ ጀርመ ኣብ ባቡ ኮፍ ኢልና ከለና ሕንቲ ጋል ትላለየና ምስ ሓደ ዓርከይ እየ ኔረ ተሌፎና ወሲ ብወሳብ ንጸሓሓፍ ገዛ ምጻእ ትብለኒ ኣነ ክኣ እንታይ ኣሎ ይብላ ሽዑ ንሓስበሉ ትብለኒ ኣነ ኣይመጽእን እየ ኢለ ብሎክ ኢለያ ይብለኩም።
@@161-iq3 blbi aykedkun kebretey😂😂😂😂
@@161-iq3 ya habibi yefelet
Eway halewlew! Entay mefthi eka emo ketemtsie. Ezi eko alemlekawi shigr eyu. Eta ftah ab edkum eya. Mszeytfeltwo seb gizie hibkum zeym'elal eya eta ftah. Kaleay dma ezom kulom bzaeba atekakma sosial media astemhro zhbu tsn elna nsmeayom. Kulu gizie dma teteratari kun. Nzkone neger zeym'eman.
Aytsheger ajokia
Share teblto teblo
Zay nekilu seb zelka eyu zelak
Tay xegam alwo
Fully deyu natka mo
Kab hje gen teteqeqqqqq Walla habshhah yekunu yekuna
Video aytdewell aytqeblll
Ok
መጀመርያ ሰላም ብምቅጻል ስለቲ መሃሪን ጠቃምን ነገራት እተውርዶ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን።
ነቶም ዘጋጠሞም ሓበራዊ መፍትሕ ክንደልየሎም ይላቦ። ብሕጂ ከየጋጥም ድማ ነቲ (website). ከመይ ጌርካ ክትዓጽዎ ትክእል ምፍታሽ ከም ኣማራጺ ክውሰድ ይከኣል ይብል።
Zia dea Wala neay agatimatni bdhriu gin aciyeya ab Facebook kea yelan degima gin ezi kidmi hade werhi eyu
እንድዒ ኣነ'ካ ክታለል ኢልካ ዘይሕሰብ ዩ,
ከሙኡ ኣይትበል ቡጎነን ዙኾነ ሓበሻ ሰለ ዘቀምጣ እየን ምክንያቱ ባህርያትና መዚሚዞነኦ እየን
ከይትሽወድ
Hanti mekeri police ayhguzun iyom block terh geberuwen police bedeleyetka zeatekayo iyom zebeluka
ንፉዕ