Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዙነይ ደግፈ እየ ሰሚዐያ ኣቦና ናይ ኣእምሮ ዲኺነት እንበር ትግራይ ዲኻ አይኹነታን ትክክል💯✅ባሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብጹእ ኣቦና በረከቱኩም ይሕደረና❤ኣይታጣፈኡ ኣቦና 🙏
አሜን አሜን አሜን አቦና ወቡጹእ አባ ሰላማ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
Sooo true Always I❤ ur message Berketute yederbene Betsue Abatahene Tebarekulne🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን አብን ክብረት የሃበልና ፃመኦም የርውዮም እግዚአብሔር!!!
ቃለ ሂወት ያስመዖልና ብፁዕ አቡነ ሰላማ በረከቶሞ አይፈለየና ❤
ሰላም ሰላም ፍኖተ ሰላም ሚዲያ ሰላም ንዓኻ ይኹን:: በጃኹም አቦና ንሕዝቦም እዮም ዝለፍዑ ዘለው እሞ ገፆም ፀሓይ ወዲኢዎም, ፀሊሞም በረኻ እንትኸዱ ከለው:: ፅላል ንተዝውሓቡ ፅቡቅ እዩ::🌹🌹🌹
ደቀይ ዘክሩኒ። ዓሪቐ ኣለኹ ደቀይ ዘክሩኒ ትብል ኣላ ትግራይ። ተፈጥሮ ዝለገሶ ሹሻይ ብዘለምልም መንገዲ ንጠቐመሉ። ከም ኣንበጣ ጣጢምና ኣይንሙት። ኣብ ዓመት ንኽልተ ኣዋርሕ ዝዘንብ ዝናብ በቢኸባብኡ እንዳዓቀብካ ምድረትግራይ ካብ ምድረ ዕርቓን ናብ ምድረገነት ምቕያር ኣብዘበነ ቴክኖሎጂ ይከኣል እዩ። እዙይ ግን ርእስን ኣተሓሳስባን ምስዝቕየር እዩሞ ፅብቕ ዝነኣድ ስራሕ ኣባሰላማ። ነዚ ንዘበናት ፈሊጡድዩ ዘይፈለጠ ዝደቀሰ ሕብረተሰብ ኣበራብሩ። ፕሮፖጋንዳ ፖለቲካ እንዳመስተ ገዲፍኹም፡
Amen ❤❤❤❤amen kal hiwet yesmalna kbur abona ❤❤❤
ክቡር አቦና እድመን ጥዕናን ይሀበልና ፈጣሪ ኩሉዓለም እዙይ ኢለ እዚ ቦታ እዙይ ብፈጣሪና ብጣዕሚ ዝታዓደለ ቦታ እዩ ኮይኑ ግን ህዝቢን ም,ምዳር እትኸባቢን ግን እት ሓፍቱን ግን አይተረደኦን እሞ ክበር አቦና አፍት ከባቢ ዘሎ ናይ እጸዋትናን , ቅርሲታትነን , አብ ካሊእ ,ቦታ ዘይርከብ እምንታትናን ይበርስ (ይጠፍእ ) ስለዘሎ ክቡር አቦናን ፍኖተ ሚድያን ከየመስገንኩ ካሓልፍ አይደልን እሞ ከምኡ ገርኩም አብ እግርኹም ዘሎ መሬት ምርአይኩም ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉኒ ደስስስ ይበልኩም ወለደይን አሕዋተይን 🎉🎉🎉 ካብ ልበይ ❤❤❤
ሙሉእ ተስፋ ገረ ሎማዓቲ ክቡር ኣበይ ተመሲሔ ጸሎቶም አይፈለየና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር ቡጹኡ አቦና በርከቶም ይሕደርና አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ ♥️♥️♥️🎉🎉🎉
ቃለሂወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና አቦ ውፁኣት ዕድመን ጥዕና ይሐቦም ❤❤❤
Kibur abona enkuay bselam nab medebatkum liul goita akrebekum. Begakatkum abmongo hizbitat Eritrean Tigrayn tegedskum arakebuna. Egzabiher mssakatkum yikun. Abzihasere gizye selamn kisanetn yewurdelna liul fetari. ❤🎉🎉🎉❤
ቃለ ሒወት የስመአልና ኸቡር አቦና❤
ቃለ ሒውት የስመእና አቦና ዕድመን ጥኢናና ያበልና ሐቀሙየሙ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና❤❤❤
Egziabher. yemasgen. Beraketkum. yedarena. Kubur. Abona. ⛪☝️😢🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
ብጹዕ ኣቦና ከመይ ኣለዂም ቃለ ሂወት የስምዓልና።ነታ ኣብ መንጎ ደቡብን ሰሜንን ኮይና ትዕዘብ ዘላ ኣዜብ ከኣ ልቦናኣ የብርሃላ።
ሰላም ብፁእ አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
Abona Kudes Michael standing beside all people Tigray. God bless children and elderly people 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌
ቃለ ሂወት የስመኣልና ፈጣሪ💕🙏💕
ኣባ ብጣዕሚ እየ ዘኸበረኩም ንበሩልና ትግራይ ዳግማዊት እስራኤል እየ❤
በረከቶም ይሕደረና ቡጹእ ኣቦና❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ። መን እም ክስምዕ ዓክ።
ቃለህወቲ የስመዐና አቦና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ቡጹኡ አቦና በርከቶም ይሕደርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ክቡር ብጹእ ተባዕ ኣቦ ሓቂ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🩵🎉
እዝጋአቢሄር የሀጉዝኩም🙏🌹🎄☂️🍓🍇🛎️
Abatachen your absolutely right unfortunately we're not lucky enough to have good leadership
💖💖💖💖💖💖💖💯👍
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ልክዕ እዮም ቅዱስ አቡነ ሰላማ
👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤
bahake kal hewat yesmaelna kubur abona❤❤❤🙏
God help tigray.
💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen berktom yebexhena buexe abona🤲🤲🤲
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ገባር ንፉዕ እዩ። ምሁራት ዝበሃሉ እዮም ዓዲ ትግራይ ዘጥፍኡዋ ዘለዉ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
ኩቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Thank you our father.
ቃለ ሕይወት ያሰማልን እያልኩ የርሶ ስልክ ቁጥር በውጥ መስመር እሚያስቀምጥልኝ እፈልጋለሁ
መኽፈሊ ዝደብደበና ድሮን ይኸውን አሎ። ወርቂ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ደንዚዙ አሎ። ፖለቲከኛታት ንወንበር እምበር ንህዝቢ አየሐስቡን አቱም አቦታተይ
አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏👏🌲🌲🌲
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🥰
Abuna Abune Selama ,Edmen Tenan ybzhalkun❤❤❤❤🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክቡር ኣቦና ብፁኡ 38:35 38:35 ኣባሰላማ ንዝሃብኩምና ትምህርቲ ቃለህወት የስመዐልና ። ትምእህርቶም ኽዓ አብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ዓሪፉ አብ ውሽጢ ዓድን አብ ወፃኢን እንሪከብ ተጋሩ ካብዚ ናይ ኣቦና ዝሃቡና ትምህርቲ ሰምዕና ብዝተኽአለና መጠን ንረባረብ በጃኹም? በቢዓቅምና እንተ ተረባሪብና ዘንዕወተሉ መንገዲ የለን? ካብ ኻልኦት ዓድቲት መፅኦም እዚኹሉ ወርቅ ዝወስድዎ ዘለው ወርቅታት ናብ ህዝቢ ትግራይ ንኽነውዕሎ ፤ ሃፊቲ ዓዲ ንወዲዓድ ንክኽውን ብኹሉመዳይና ንረባረብ ።
I agree with you Abo🙏🏾
አቦና እድመ ቲኢና ይሀበልና
Amen ,amen, amen.
🙏🙏🙏💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ😢
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እቦና ኣባ ሰላማ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና እሞ ሓደ ነገር ክዛረብ ደልየ ኣብ ኣኽሱም ክቅደስስ ንምንታይ እዩ ሰራዊታ ንኢትዮጵያ ይቀባ ዝባሃልስ እቲ ናይኢትዮጵያ ሰራዊት ትግራይ እንቲጭፍጨፍ እንትትውረር ደቂኣንስትዮም እንትድፈራ ህዝብና እንትፈናቀል ዙሪያ ምላሽ ታዓፅዩ ብጥሜት እንትሳቀ ኣይነበሩን ድዮም ነቶም መሳኪን ረኸብቲ መከራ መናእሰይ ትግራይ ሰራዊት ዘይፅልይሎም ወይ ናይ ሽዋ ኣሻኽር እዮም ንስም እንተሃልዮም ጥራሕ እዮም እዮም ትግራይ ዘልዕልዋ ንምንታይ?ድሌቶም ኣብ ማዕዶ እንተኾይኑ ይኺዱ ፈጣሪ ይርዳኣና እንበር ካብ ሰብስ ተስፋ የብልናን ኣቦና ፀልዩልና ካብውሽጥን ደገን ፀላእትና የድሕነና ኣሜን
እዚኣስ ዋላ ነዓይ ሕርኽርኽ ትብለኒ ኩሉ ግዘ ፈጣሪ በዓሉ ይቅር ይበለልና እምበር❤❤
🙏🙏🙏♥️♥️🏨✝️🏨♥️♥️♥️
ክቡር ኣቦና ሓልውልና🙏 ህዝበይ ስለዝበሉ ትግራይ ሃገር እያ ስለዝበሉ ብፀላእቲ ትግራይ መጥቃዕትቲ ይበጽሖም ኣሎ። ባንዳታት ዝገብርዎ እዩ ጠፊአዎም ዘሎ። ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ካብ ባምዳ ካብ ፀላኢ ይሓልወልና ኣሜን🙏🙏🙏
ወዲ በሻሻን ሰዓብቱን መጻውቲ ከይገብሩና ንጠንቀቕ
ምድሪ ትግራይ ድኻ አይኮነን ግን ንሕና ተጋሩ ድኹም አተሐሳስባ አለና ናይ እማትና ንጥምት አብ ኢድና ዘሎ ወርቂ ገዲፍና።ብአቋራጭ ሃፍቲ ንደሊ ብስርቂ ወዘተ.........?
ትግራዋይ ዝጽረፍ ዝዋረድ ዘሎ ብስንፍናና እዩ። ካብ ግብፂ ክንመሃር አለና አብ ግብፂ ማይ አይወቅዕን ግን አባይ ገዲቦም የልምዑ ካብ አፍሪካ ብሃፍቲ ቀዳሞት እዮም። ሐንጎልና ንፈትሽ
ትኽክል እዩ ብጹእ ኣቦናጸገምና ብጽቡቕን ብግቡእን ኣቕሪቮሙልና ኣለውመፍቲሕኡኸ ካቭ መን ይምጻእ?ትግራይ ኣቭ ዝላዓለ ብርኪ ካቭ ዘቕመጣ ትካላት ክልቲአን ተጠቒስና እታ ዝላዓለት ትግራይ ኦርቶዶክስ እያካቭኡ ቀጺላ ሕወሓትውን ዘይናዓቕ ተራ ተጻዊታ እያ ዋላ ገና ብሓምሳ ናይ ዕሸል ዕድመኣ ኣቭ እርጋን ኮይና ኣካላታ ምስራሕ ትኣቨየትግራይ ኣቭ ዘመናት ተመኒያ ክትረኽቮ ዘይትኽእል እግዚአብሄር ይቕር ኢሉ ናይ ድሕንነታ መሰረት ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ትካላ ካቭ ወረርቲ ሓራ ወጽያትላላእሞ ድኣ ልምም ዓት ኮነ ሰናይ ኣመሓዳድራ ክፍልፍል ዝግቦኦ ካቭ ባዕላ ይኹን ቤተክርስትያን ምስ ካልኦት ሓይማኖታት መራሕቲ ብምዝታይ ልምዓት ምርሑከም ቀደሞት ወለዲንመበገሲ ዝኸውን ኩሎም ዲያስፖራ ምሁራን ምስታፍ እግዚኣብሄር ንትግራይ ይባርኽ ኣሜንኣብ ትግራይ ክልተ ሙሁራን ኣለውናይ ቤተ ክህነትን ናይ ዘመናዊ ትምህርትን ምሁራንብዙሓት ኣብ ክልቲኡ ከም ዘለው ኮይኑ
እወ ናይ ሃይማኖም መራሕቲ ናይ ዓዲመራሒ ፍቅሮም ምስካሊእ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ክጥቀም ኣይደልዩን ባርያ ድኻ ኮይኑ ክነብር እዮም ዝደልዩ ንሶም ጥራሕ ጥቅሞም ኣይግዶሎም
መራሕቲ ትግራይውን ዘይረብሑ ንዓዶም ዘይኾኑ ሕማቓት እዮም ናይ ጸዓዱ አምለኽቲ እዮም?
ቃለ ሂወት የስመዐልና አቦና
Amen Amen Amen
ትኽክል እዩ ብጹእ ኣቦናጸገምና ብጽቡቕን ብግቡእን ኣቕሪቮሙልና ኣለውመፍቲሕኡኸ ካቭ መን ይምጻእ?ትግራይ ኣቭ ዝላዓለ ብርኪ ካቭ ዘቕመጣ ትካላት ክልቲአን ተጠቒስና እታ ዝላዓለት ትግራይ ኦርቶዶክስ እያካቭኡ ቀጺላ ሕወሓትውን ዘይናዓቕ ተራ ተጻዊታ እያ ዋላ ገና ብሓምሳ ናይ ዕሸል ዕድመኣ ኣቭ እርጋን ኮይና ኣካላታ ምስራሕ ትኣቨየትግራይ ኣቭ ዘመናት ተመኒያ ክትረኽቮ ዘይትኽእል እግዚአብሄር ይቕር ኢሉ ናይ ድሕንነታ መሰረት ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ትካላ ካቭ ወረርቲ ሓራ ወጽያትላላእሞ ድኣ ልምዓት ኮነ ሰናይ ኣመሓዳድራ ክፍልፍል ዝግቦኦ ካቭ ባዕላ ዶ ኣይኮነን ቤተክርስትያን ምስ ካልኦት ሓይማኖታት መራሕቲ ብምዝታይ ልምዓት ምርሑከም ቀደሞት ወለዲ ናይ ቀደም ገዳማትና ናይ ልምዓት ናይጥቨቭን ናይ ፍልስፍናናይ ምህዞ ማእኽላትዶ ኣይነቨራንንመበገሲ ዝኸውን ኩሎም ዲያስፖራ ምሁራን ምስታፍ ኣብ ትግራይ ክልተ ሙሁራን ኣለውናይ ቤተ ክህነትን ናይ ዘመናዊ ትምህርትን ምሁራንንብዙሓት ኣብ ክልቲኡ ከም ዘለው ኮይኑ ብፍላይ ናይ ቤተክርስትያን ምሁራን ናብ ህዝቢ ዝቐረቡ ስለዝኾኑ እሳቶም ተተለዊጦም ህብረተሰብ ንምልዋጥ ቀሊል እዩ ዝመስለኒእግዚአብሔር ንትግራይ ይባርኽ
እዙነይ ደግፈ እየ ሰሚዐያ ኣቦና ናይ ኣእምሮ ዲኺነት እንበር ትግራይ ዲኻ አይኹነታን ትክክል💯✅ባሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብጹእ ኣቦና በረከቱኩም ይሕደረና❤ኣይታጣፈኡ ኣቦና 🙏
አሜን አሜን አሜን አቦና ወቡጹእ አባ ሰላማ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
Sooo true Always I❤ ur message Berketute yederbene Betsue Abatahene Tebarekulne🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን አብን ክብረት የሃበልና ፃመኦም የርውዮም እግዚአብሔር!!!
ቃለ ሂወት ያስመዖልና ብፁዕ አቡነ ሰላማ በረከቶሞ አይፈለየና ❤
ሰላም ሰላም ፍኖተ ሰላም ሚዲያ ሰላም ንዓኻ ይኹን:: በጃኹም አቦና ንሕዝቦም እዮም ዝለፍዑ ዘለው እሞ ገፆም ፀሓይ ወዲኢዎም, ፀሊሞም በረኻ እንትኸዱ ከለው:: ፅላል ንተዝውሓቡ ፅቡቅ እዩ::🌹🌹🌹
ደቀይ ዘክሩኒ። ዓሪቐ ኣለኹ ደቀይ ዘክሩኒ ትብል ኣላ ትግራይ። ተፈጥሮ ዝለገሶ ሹሻይ ብዘለምልም መንገዲ ንጠቐመሉ። ከም ኣንበጣ ጣጢምና ኣይንሙት። ኣብ ዓመት ንኽልተ ኣዋርሕ ዝዘንብ ዝናብ በቢኸባብኡ እንዳዓቀብካ ምድረትግራይ ካብ ምድረ ዕርቓን ናብ ምድረገነት ምቕያር ኣብዘበነ ቴክኖሎጂ ይከኣል እዩ። እዙይ ግን ርእስን ኣተሓሳስባን ምስዝቕየር እዩሞ ፅብቕ ዝነኣድ ስራሕ ኣባሰላማ። ነዚ ንዘበናት ፈሊጡድዩ ዘይፈለጠ ዝደቀሰ ሕብረተሰብ ኣበራብሩ። ፕሮፖጋንዳ ፖለቲካ እንዳመስተ ገዲፍኹም፡
Amen ❤❤❤❤amen kal hiwet yesmalna kbur abona ❤❤❤
ክቡር አቦና እድመን ጥዕናን ይሀበልና ፈጣሪ ኩሉዓለም እዙይ ኢለ እዚ ቦታ እዙይ ብፈጣሪና ብጣዕሚ ዝታዓደለ ቦታ እዩ ኮይኑ ግን ህዝቢን ም,ምዳር እትኸባቢን ግን እት ሓፍቱን ግን አይተረደኦን እሞ ክበር አቦና አፍት ከባቢ ዘሎ ናይ እጸዋትናን , ቅርሲታትነን , አብ ካሊእ ,ቦታ ዘይርከብ እምንታትናን ይበርስ (ይጠፍእ ) ስለዘሎ ክቡር አቦናን ፍኖተ ሚድያን ከየመስገንኩ ካሓልፍ አይደልን እሞ ከምኡ ገርኩም አብ እግርኹም ዘሎ መሬት ምርአይኩም ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉኒ ደስስስ ይበልኩም ወለደይን አሕዋተይን 🎉🎉🎉 ካብ ልበይ ❤❤❤
ሙሉእ ተስፋ ገረ ሎማዓቲ ክቡር ኣበይ ተመሲሔ ጸሎቶም አይፈለየና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር ቡጹኡ አቦና በርከቶም ይሕደርና አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ ♥️♥️♥️🎉🎉🎉
ቃለሂወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና አቦ ውፁኣት ዕድመን ጥዕና ይሐቦም ❤❤❤
Kibur abona enkuay bselam nab medebatkum liul goita akrebekum. Begakatkum abmongo hizbitat Eritrean Tigrayn tegedskum arakebuna. Egzabiher mssakatkum yikun. Abzihasere gizye selamn kisanetn yewurdelna liul fetari. ❤🎉🎉🎉❤
ቃለ ሒወት የስመአልና ኸቡር አቦና❤
ቃለ ሒውት የስመእና አቦና ዕድመን ጥኢናና ያበልና ሐቀሙየሙ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና❤❤❤
Egziabher. yemasgen. Beraketkum. yedarena. Kubur. Abona. ⛪☝️😢🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
ብጹዕ ኣቦና ከመይ ኣለዂም ቃለ ሂወት የስምዓልና።ነታ ኣብ መንጎ ደቡብን ሰሜንን ኮይና ትዕዘብ ዘላ ኣዜብ ከኣ ልቦናኣ የብርሃላ።
ሰላም ብፁእ አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
Abona Kudes Michael standing beside all people Tigray. God bless children and elderly people 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌
ቃለ ሂወት የስመኣልና ፈጣሪ💕🙏💕
ኣባ ብጣዕሚ እየ ዘኸበረኩም ንበሩልና ትግራይ ዳግማዊት እስራኤል እየ❤
በረከቶም ይሕደረና ቡጹእ ኣቦና❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ። መን እም ክስምዕ ዓክ።
ቃለህወቲ የስመዐና አቦና
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ቡጹኡ አቦና በርከቶም ይሕደርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ክቡር ብጹእ ተባዕ ኣቦ ሓቂ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🩵🎉
እዝጋአቢሄር የሀጉዝኩም🙏🌹🎄☂️🍓🍇🛎️
Abatachen your absolutely right unfortunately we're not lucky enough to have good leadership
💖💖💖💖💖💖💖💯👍
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ልክዕ እዮም ቅዱስ አቡነ ሰላማ
👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤
bahake kal hewat yesmaelna kubur abona❤❤❤🙏
God help tigray.
💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen berktom yebexhena buexe abona🤲🤲🤲
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ገባር ንፉዕ እዩ። ምሁራት ዝበሃሉ እዮም ዓዲ ትግራይ ዘጥፍኡዋ ዘለዉ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
ኩቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Thank you our father.
ቃለ ሕይወት ያሰማልን እያልኩ የርሶ ስልክ ቁጥር በውጥ መስመር እሚያስቀምጥልኝ እፈልጋለሁ
መኽፈሊ ዝደብደበና ድሮን ይኸውን አሎ። ወርቂ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ደንዚዙ አሎ። ፖለቲከኛታት ንወንበር እምበር ንህዝቢ አየሐስቡን አቱም አቦታተይ
አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏👏🌲🌲🌲
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🥰
Abuna Abune Selama ,Edmen Tenan ybzhalkun❤❤❤❤🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክቡር ኣቦና ብፁኡ 38:35 38:35 ኣባሰላማ ንዝሃብኩምና ትምህርቲ ቃለህወት የስመዐልና ። ትምእህርቶም ኽዓ አብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ዓሪፉ አብ ውሽጢ ዓድን አብ ወፃኢን እንሪከብ ተጋሩ ካብዚ ናይ ኣቦና ዝሃቡና ትምህርቲ ሰምዕና ብዝተኽአለና መጠን ንረባረብ በጃኹም? በቢዓቅምና እንተ ተረባሪብና ዘንዕወተሉ መንገዲ የለን? ካብ ኻልኦት ዓድቲት መፅኦም እዚኹሉ ወርቅ ዝወስድዎ ዘለው ወርቅታት ናብ ህዝቢ ትግራይ ንኽነውዕሎ ፤ ሃፊቲ ዓዲ ንወዲዓድ ንክኽውን ብኹሉመዳይና ንረባረብ ።
I agree with you Abo🙏🏾
አቦና እድመ ቲኢና ይሀበልና
Amen ,amen, amen.
🙏🙏🙏💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ😢
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እቦና ኣባ ሰላማ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና እሞ ሓደ ነገር ክዛረብ ደልየ ኣብ ኣኽሱም ክቅደስስ ንምንታይ እዩ ሰራዊታ ንኢትዮጵያ ይቀባ ዝባሃልስ እቲ ናይኢትዮጵያ ሰራዊት ትግራይ እንቲጭፍጨፍ እንትትውረር ደቂኣንስትዮም እንትድፈራ ህዝብና እንትፈናቀል ዙሪያ ምላሽ ታዓፅዩ ብጥሜት እንትሳቀ ኣይነበሩን ድዮም ነቶም መሳኪን ረኸብቲ መከራ መናእሰይ ትግራይ ሰራዊት ዘይፅልይሎም ወይ ናይ ሽዋ ኣሻኽር እዮም ንስም እንተሃልዮም ጥራሕ እዮም እዮም ትግራይ ዘልዕልዋ ንምንታይ?ድሌቶም ኣብ ማዕዶ እንተኾይኑ ይኺዱ ፈጣሪ ይርዳኣና እንበር ካብ ሰብስ ተስፋ የብልናን ኣቦና ፀልዩልና ካብውሽጥን ደገን ፀላእትና የድሕነና ኣሜን
እዚኣስ ዋላ ነዓይ ሕርኽርኽ ትብለኒ ኩሉ ግዘ ፈጣሪ በዓሉ ይቅር ይበለልና እምበር❤❤
🙏🙏🙏♥️♥️🏨✝️🏨♥️♥️♥️
ክቡር ኣቦና ሓልውልና🙏 ህዝበይ ስለዝበሉ ትግራይ ሃገር እያ ስለዝበሉ ብፀላእቲ ትግራይ መጥቃዕትቲ ይበጽሖም ኣሎ። ባንዳታት ዝገብርዎ እዩ ጠፊአዎም ዘሎ። ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ካብ ባምዳ ካብ ፀላኢ ይሓልወልና ኣሜን🙏🙏🙏
ወዲ በሻሻን ሰዓብቱን መጻውቲ ከይገብሩና ንጠንቀቕ
ምድሪ ትግራይ ድኻ አይኮነን ግን ንሕና ተጋሩ ድኹም አተሐሳስባ አለና ናይ እማትና ንጥምት አብ ኢድና ዘሎ ወርቂ ገዲፍና።ብአቋራጭ ሃፍቲ ንደሊ ብስርቂ ወዘተ.........?
ትግራዋይ ዝጽረፍ ዝዋረድ ዘሎ ብስንፍናና እዩ። ካብ ግብፂ ክንመሃር አለና አብ ግብፂ ማይ አይወቅዕን ግን አባይ ገዲቦም የልምዑ ካብ አፍሪካ ብሃፍቲ ቀዳሞት እዮም። ሐንጎልና ንፈትሽ
ትኽክል እዩ ብጹእ ኣቦና
ጸገምና ብጽቡቕን ብግቡእን ኣቕሪቮሙልና ኣለው
መፍቲሕኡኸ ካቭ መን ይምጻእ?
ትግራይ ኣቭ ዝላዓለ ብርኪ ካቭ ዘቕመጣ ትካላት ክልቲአን ተጠቒስና እታ ዝላዓለት ትግራይ ኦርቶዶክስ እያ
ካቭኡ ቀጺላ ሕወሓትውን ዘይናዓቕ ተራ ተጻዊታ እያ ዋላ ገና ብሓምሳ ናይ ዕሸል ዕድመኣ ኣቭ እርጋን ኮይና ኣካላታ ምስራሕ ትኣቨየ
ትግራይ ኣቭ ዘመናት ተመኒያ ክትረኽቮ ዘይትኽእል እግዚአብሄር ይቕር ኢሉ ናይ ድሕንነታ መሰረት ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ትካላ ካቭ ወረርቲ ሓራ ወጽያትላላ
እሞ ድኣ ልምም ዓት ኮነ ሰናይ ኣመሓዳድራ ክፍልፍል ዝግቦኦ ካቭ ባዕላ ይኹን ቤተክርስትያን ምስ ካልኦት ሓይማኖታት መራሕቲ ብምዝታይ ልምዓት ምርሑ
ከም ቀደሞት ወለዲ
ንመበገሲ ዝኸውን ኩሎም ዲያስፖራ ምሁራን ምስታፍ
እግዚኣብሄር ንትግራይ ይባርኽ ኣሜን
ኣብ ትግራይ ክልተ ሙሁራን ኣለው
ናይ ቤተ ክህነትን ናይ ዘመናዊ ትምህርትን ምሁራን
ብዙሓት ኣብ ክልቲኡ ከም ዘለው ኮይኑ
እወ ናይ ሃይማኖም መራሕቲ ናይ ዓዲመራሒ ፍቅሮም ምስካሊእ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ክጥቀም ኣይደልዩን ባርያ ድኻ ኮይኑ ክነብር እዮም ዝደልዩ ንሶም ጥራሕ ጥቅሞም ኣይግዶሎም
መራሕቲ ትግራይውን ዘይረብሑ ንዓዶም ዘይኾኑ ሕማቓት እዮም ናይ ጸዓዱ አምለኽቲ እዮም?
ቃለ ሂወት የስመዐልና አቦና
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
ትኽክል እዩ ብጹእ ኣቦና
ጸገምና ብጽቡቕን ብግቡእን ኣቕሪቮሙልና ኣለው
መፍቲሕኡኸ ካቭ መን ይምጻእ?
ትግራይ ኣቭ ዝላዓለ ብርኪ ካቭ ዘቕመጣ ትካላት ክልቲአን ተጠቒስና እታ ዝላዓለት ትግራይ ኦርቶዶክስ እያ
ካቭኡ ቀጺላ ሕወሓትውን ዘይናዓቕ ተራ ተጻዊታ እያ ዋላ ገና ብሓምሳ ናይ ዕሸል ዕድመኣ ኣቭ እርጋን ኮይና ኣካላታ ምስራሕ ትኣቨየ
ትግራይ ኣቭ ዘመናት ተመኒያ ክትረኽቮ ዘይትኽእል እግዚአብሄር ይቕር ኢሉ ናይ ድሕንነታ መሰረት ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ትካላ ካቭ ወረርቲ ሓራ ወጽያትላላ
እሞ ድኣ ልምዓት ኮነ ሰናይ ኣመሓዳድራ ክፍልፍል ዝግቦኦ ካቭ ባዕላ ዶ ኣይኮነን ቤተክርስትያን ምስ ካልኦት ሓይማኖታት መራሕቲ ብምዝታይ ልምዓት ምርሑ
ከም ቀደሞት ወለዲ
ናይ ቀደም ገዳማትና ናይ ልምዓት ናይጥቨቭን ናይ ፍልስፍናናይ ምህዞ ማእኽላትዶ ኣይነቨራን
ንመበገሲ ዝኸውን ኩሎም ዲያስፖራ ምሁራን ምስታፍ
ኣብ ትግራይ ክልተ ሙሁራን ኣለው
ናይ ቤተ ክህነትን ናይ ዘመናዊ ትምህርትን ምሁራንን
ብዙሓት ኣብ ክልቲኡ ከም ዘለው ኮይኑ
ብፍላይ ናይ ቤተክርስትያን ምሁራን ናብ ህዝቢ ዝቐረቡ ስለዝኾኑ እሳቶም ተተለዊጦም ህብረተሰብ ንምልዋጥ ቀሊል እዩ ዝመስለኒ
እግዚአብሔር ንትግራይ ይባርኽ