Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ወትሩ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ውፉይ ጂግና መጻኢና ብሩህ ኢዩ❤❤❤
Nber ❤️
ገዛና ሰብ ራኢ
thanks more fani and wufuy gelax haki bezhu lewt kenmxe ena ajokum trah
Wefuy and fnan thank you for making everything clear
Kber nber zemed lbey ❤️
Wufuy jigna we're appreciate it 🙏
Well come ወገናተይ 👏👏👏👏👌ውፉይ &ፋኒ 👏👏👏👌
በየነ ፍናን ብዛዕባ ፖለቲካ ሃገርና እተምጽእዎ ዛዕባ ኩልግዜ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ብሉጽ ትንተና 👍 ቀጽልዎ 💕💕💕💕💕👌👌
Bruh mexai ❤️❤️
Excellent explanation about American
You are 📚📚📚📚 .thanks so much long life 🙏🏾🙏🏾🙏🏾hope to see you in free Eritrea 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
King ❤️
Bluxat thank you sele eti kubur gzyekum wefikum nana ketenquhu txarwo zelekum jeganu
Thank you brother again, when ever I heard from you as usually the future of Eritrea is bright and free thinkers God bless you.
Welcome kbur hawna Fnan app 🙏🙏🙏❤️🇸🇪🇸🇪🇸🇪💙💐💐💐💪💪💪💪
ጽቡቅ ስራሕ ፍናን&ውፍይ።
ንውፍይ እሞ ብትንተና ዘርክቦ የለን ብጣዕሚ ተንታኒ ኢዩ ውፉይ የደንቁ ከአ ኢየ👌👌👍👍💐💐💐
Thanks Very articulated!
Welcome finnan and wify🖐💯
Wfuy King Future President
Yes ብጣዕሚ ቐረባ'ዪ Our Future is Bright💥💡
King💯💯💯❤❤❤
Kkkkkkkkk hasweti
You are one of the greatest hero
Thankyou supor brothers Gbu 👏👏👏
Toppers
Amusing discussion guysThank you
FNAN Mahrti sebat akreb awrajawyen mahrti aykunun
ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም ኩቡራት ደቂ ሃገር ውፉይን ፍናንን ።ኩነታት ሃገርና ብግቡእ ህዝብና ተምህሩ ስለዘለኹም ኩሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና ።ንክለትኩም ድማ ነመስግን ።
Kondafat agame,
Good analysis…thanks to both of you✌️
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና, ውፉይ.
📈📈📈📈👑👑👑
❤️❤️❤️❤️
ናይ ምዕራባዊ ክፍልታት ሓማሴን ሰራየ ን ሰንሒትንባሕልን ልምድን ንሰዉራውያ ተጋደልት ን ንካብከተማታት ዝመጽኡ ዝነበሩ ሓደስቲ ተሰለፍቲ ንብዙሕ ትምህርት ናይ ፅንዓት ሓቦን ጅግንነትን ፡ባሕላዊ ሕዳሰን ኣስኒቑን ኣዕጢቑን ኣዉሪሱን ኢዩ ።ብእኡ ድማ ንሰዉራን ሰዉራዉያን ተጋደልቲን ኣብዓወት ኧብጺሕዎም ።
ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ዉፉይ
Agame wahid
👑📈🥰
Hulkus lemani zeytiwelid zeytizemid gida
@@melodytv6266 kkkk terf 🐟🐟 sdetena wahid
@@melodytv6266 Crezy go to hell
@@melodytv6266 ሓሰኻ'ውን ትወልድን ትዘምድን ኢያ። ዒባ!!!!
🙏🙏👍💖
Zeraba Wfuy zeymenyo
ዘይተመለሰትለይ ሕቶ ? ኩሉ ግዜ ክሰምዓካ ከለኹ ንነብሰይ ዝሓታ ሕቶ እያ ኣብ ኤርትራ ዓቢኻስ ካበይ ኢኻ ኣምጺኻዮ እዚ ኩሉ ብልሒ? ካበይ ኢኻ መጺኻ ምስጢርካ ይፈለጥ ውፉይ ባዓል ፉሉይ ርእሲ ።
Bro Wfuy ab Eritrea memhr kem znebr tfelt dika 🥰
@@gudayeyaykonen6095 እወ መምህር ከም ዝነበረ ሰሚዐ ኔረ
ኣብ ሂወተይ ሓደ ለባም ኤርትራዊ ንመጀመርታ ግዜ በየነ ገ/እዝግኣቢሔር (ዉፍይ) ይርኢ ኣለኹ ገለ'ዶ ኣብ ትግራይ ተወሊዱ ድሓር ናብ ኤርትራ መጽዪ ኾይኑ እምበሪ ከምዚ ልቦናን/ብልሕን ዶ ኣሎ ኾይኑ ኣብ-ኤሪ-ጥራዊያን ክክክ... ብዝኾነ መ.ም በየነ ዉፍይ The Real super hero!!
@@tigrignapost ብሓቂ ኩቡር ሓው ።
ናይ ባሓቂ ትገርመኒ ነገር እያ ዉፉይ ኣዚዩ ለባም በልሕ ሰብ ልዕሊ ኩሉ ኪኣ ንቲ ንነብሮ ዘለና ህሞት ብዝግባእ ብድፍረት ይገልጾ ሙካኑን ቡተግባር ዉን ማዓረ ኣቦ ወንበር ዉዱብ ኮይኑ ዝካኣሎ ዝሰርሕ ሓያል ሰብ እዩ ዕድመ ይሃቦ ፍናን ዉን ኣዚዩ ደስ ካብ ዝብሉኒ ካብ ሙስሉይነት ናጻ ኮይኑ ዝምርሽ ሰብ እዩ. ኣብ መወዳእታ ኪኣ ክፍሎም ይካኣሎ ዝፍትዎ ብሉጽ ኣርትስቲ ሃገርና ወዲ ህዝቢ ፍናን ብቀጻሊ እካ ደርፍታቱ ከም ምእተዊ ትጥቀመሉ እሞ ቀጽሎ ዝፈትዎ ኣርትስቲ እዩ
Kemakum yebzihi
Emo dirue Niromodan tigrigna Aterguimo kihibo Kolo drue Tehababari Eseyas eka tiblena zeleka
selam finan wifiy tsibuq dikometi dea akibi kixekmena e ♥ u
🙏🙏❤❤💯💯
ስበት ማለት ግፍሕ ዝበለ ኣዳጉርን ንውሕ ዝበለ ማሕረሻ ምስ ጽጉባት ሓያላት ኣቡዕ ክህልውካ ኣለዎ
We love you guys.
Mm wfuy tebaetay
ስበት ማለት መሬት ምውግእ(ምሕራስ)ምስ ዝኣብየካ፡ ማሕረሻ ዝያዳ ካብ ድጉሪ ንቕድሜት ትሰዶ። እዚ ከኣ ስበት ይበሃል።
ብዛዕባ'ቲ ጻሕጻሒ ሰመረ ካብ ጠቐስካ፡ እንካኒ'ዛ ሓቀኛ ኣብ ደቡባዊ ኢጣሊያ እተፈጸመት ታሪኽ። ቅድሚ 15 ዓመታት ኣቢሉ 'ኸውን። ስብሓት ኤፍሬም፡ ስለ ዝመጽእ ደገፍቱ ኣብ ኣዳራሽ ይጽበዩ ነይሮም። ብቖድሚ'ቲ ኣዳራሽ፡ ውሑዲት ዚቑጽሮም ተባዓት ኤርትራዊያን፡ ደሃይ ሰብ ዔላ-ዔሮ ክሓቱ ይጭድሩ/ንሻዕቢያ ይጸርፉ። ስብሓት ኤፍሬም ብሒጓ ክኣቱ ከም ዝኾነ ደሃይ ይረኽቡ። ዘመደ ተኽለ ማኪና እናዘወረ ስብሓት ከኣ ጥቓኡ ኮፍ ኢሉ ብድሕሪት ክኣትዉ ንካንቼሎ ውሽጢ ይኣትዉ። ሓደ መንእሰይ ኤርትራዊ (ክኢላ MMA) ይጽበዮም ኣሎ። ኢጣሊያዊ መንእሰይ ካሜራ ሒዙ ኩነታት ክስንድ ኣብ ቅድሚት ጠጠው ኢሉ ይስእል። እቲ ኤርትራዊ ህድእ ኢሉ ናብ ስብሓት ገጹ ይቐረብ። ጻሕጻሒ ስብሓት፡ ንማዕጾ'ታ ማኪና ሸጒሩዋ'ሎ። 'ቲ መንእሰይ ነቲ መስቲያት ይሃርም፡ ንስብሓት ከኣ፡ ዓው ኢሉ፡ ደሃይ ብዓል ጴጥሮስ ይሓቶ። ንዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራዊያን ንኲናት ዝለኣኸ፡ መራሒ ወተሃደራዊ ስታፍ ሻዕቢያ፡ ሙሉእን እንኮን ጄነራል ኤርትራ፡ ብፍርሒ/ራዕዲ ክሽምረር/ክሽቑረር ምርኣይ ዘሕምም/ዘሕፍር'ዩ ነይሩ። ሸተት እናበለ፡ ዳርጋ ትሕቲ መኾፈሊኡ ክኣቱ፡ ከም ጭፍሉቕ ወረቐት ክንዲ ዕማኾ ኪኸውን እንከሎ ምርኣይ ዳርጋ ዝሑል ርግኦ ምድርጓዕ'ዩ ነይሩ።😂😂
😍
♥️♥️👌👌🙏🙏😇😇😍😍👍👍
👍👍👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Please ni Dessale Bereket adimelna
Hi
ዉፉይ ጽቡቕ ኣሎ
Yelen yelen kem wufey yelen
👏👏✌✌👍👍👍💖💖💯💯
Aye nskum sle tigray kiyzarebu tiray eu zemhrelkum Eritrea kitblu zikone aristi yeblkumn
How can you say that about semere risom, do you have the proof to say that.
Enqae tefetserka wufuy
Make it around 1 hour or 1and hafe hour
Size nay mahresha ab meret zatu
ከም ወትሩ ብሉጽ ዉፍይ ኣቦ መነእሰይ!ዝንኣድ ኣበርኩቶ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ቐጽል💪👈"መንእሰይ ኤርትራ ንኸም ብዓል ዉፍይ ዝኣመሰሉ ክትሕብሕብ እንተጀሚርካ ብርግጽ ክትዕወት ኢኻ።
Guys good enterview but take long time for enterview and nake it around an hour
ናይ ኤርትራ ኩሎም ናይ ሓሶት ኣምባሳደራት ኢዮም።
ዓይነስዉር ዲዩ አዚ ኣፍሮ ወዲ?
ውፍይ ወዲ ህዝቢ ጀግና ጠቃሚ ሐበረትካ የቀንየልና ንትገብሮ ኹሉ ወፍሪ ምእንተ ውጹእ ህዝብኻ አጀኻ ኽውግሕዮ ጸላእትና መቃብሮም ትቀርብ አላ አጀና ኽሐልፍዮ ሰላም ንውጻአት ሽንፍት ንጸላእትና ውፍይ በርትእ 🙏😭💔
ላህመት ማለት ዲዩ
ብመጀመርታ ከምቲ ነቶም ሸፋቱ ናይ ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገለመለ ትብሎም ትብሎ ነቶም ናይ ሃገረ ኤርትራ ድማ ብመዝነቶም ጸውእዎም ኽብረት ተለኩም
Ala wufuy jigna
Ametica nay baela nedadi wn Alewa nmntay kemezeytkueto gn gerimuna lo
Your best friend will be your best enemy .William Skakespear.
እሰያስ ክቀትሎ ደልዩ ከይከውን ከ እንታይ ተኽእሎ ኣሎ
ካባኩም ብዙሕ ኢና ንማሃር ዘለና ኣጀኹም ቀጽልዎ
ኣይተረድኦምን እምበር ዘለዎ'ዩ ዝጓሲ ( ጓሳ ማለት ሃብታም እዩ )
ሰመረ ርእሶም ናይዙ ሞት ዝኣበዮ ኣረመኔ ኢሳያስ ኣፈወርቂ መልኣከ ሞት እዩ::
Why RUclips like too much ad? Is it all about money? How about me interrupt me from watching my show. Bloody hell. Get lost. will you.
"ኣምባሳደር ሻዕብያ ብጸሊም ዶላር ምሽራፍ ይኣኽለካ ተባሂሉ።" ቃል ውፉይ፣ እዚ ተሞክሮ ናይ ዝሓጸሮ፣ ኣብ ሓንቲ፣ ኣብ ጽልኢ ሻዕብያ ጥራይ ዘተኮረ ሕሉፍ ግጉይ ኣረዳድኣ እዩ። "ብልጽግናን" " ህግደፍን" ኩሎም ሓደ እዮም። ኩሎም ዕሉላት ጸላኣቲ ናይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይ እዮም። ስለዚ ኣብ ፓለቲካ ክልቲኦም ቀንዲ ጸላእትኻ ክባኣሱ ከለው፣ እቲ ዝተመርጸ ፓለቲካ ዝባሃል፣ ኣማዕዲኻን ኣስቒጥካን ምርኣይ እዩ። The silence & masterly political policy. ## Unless, ምስ ብልጽግና ኬናካ ኣንጻር ህግደፍ፣ ንሻዕብያ ናይ ምውቃዕ ፓለቲካዊ መደብ ሃልዩካ።
Srah zyblom hatafat kndey amet qolet zbelu yemane ktserh fetn ayni bani
Bro you are guessing
ስበት ማለት ተሪር ማለት ዩ
It is 2nd world War the topic you talking.I think USA was not directly participated in 1st world War.It was funding and helping by arms only.
ኣቲያን ፈረቓን😂
ሕልኩሳት ደቂ ጁንታ !!
ኣብ ኣርባዓ ዲግሪ ርሂጹ አልካ ኣሎ ዘረባ . ንስካ ግን ኣብ ዜሮ ድግሪ አካ ትርህጽ ዘለካ ኣንታ ተራጢ
Xubuk agelalxa wfuy mexaka bruh eyu
Atum kofkafat resehat melmetsti
Sdetena entay eyu eti xegem 😂
@@gudayeyaykonen6095 kemzia giera kief zehabetni comment yelan u make ma day funny bro tnx
Men knbel enda dnbya abzytflto atika alka
❤❤❤
ወትሩ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ውፉይ ጂግና መጻኢና ብሩህ ኢዩ❤❤❤
Nber ❤️
ገዛና ሰብ ራኢ
thanks more fani and wufuy gelax haki bezhu lewt kenmxe ena ajokum trah
Wefuy and fnan thank you for making everything clear
Kber nber zemed lbey ❤️
Wufuy jigna we're appreciate it 🙏
Well come ወገናተይ 👏👏👏👏👌ውፉይ &ፋኒ 👏👏👏👌
በየነ ፍናን ብዛዕባ ፖለቲካ ሃገርና እተምጽእዎ ዛዕባ ኩልግዜ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ብሉጽ ትንተና 👍 ቀጽልዎ 💕💕💕💕💕👌👌
Bruh mexai ❤️❤️
Excellent explanation about American
You are 📚📚📚📚 .thanks so much long life 🙏🏾🙏🏾🙏🏾hope to see you in free Eritrea 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
King ❤️
Bluxat thank you sele eti kubur gzyekum wefikum nana ketenquhu txarwo zelekum jeganu
Thank you brother again, when ever I heard from you as usually the future of Eritrea is bright and free thinkers God bless you.
Welcome kbur hawna Fnan app 🙏🙏🙏❤️🇸🇪🇸🇪🇸🇪💙💐💐💐💪💪💪💪
ጽቡቅ ስራሕ ፍናን&ውፍይ።
ንውፍይ እሞ ብትንተና ዘርክቦ የለን ብጣዕሚ ተንታኒ ኢዩ ውፉይ የደንቁ ከአ ኢየ👌👌👍👍💐💐💐
Thanks Very articulated!
Welcome finnan and wify🖐💯
Wfuy King Future President
Yes ብጣዕሚ ቐረባ'ዪ Our Future is Bright💥💡
King💯💯💯❤❤❤
Kkkkkkkkk hasweti
You are one of the greatest hero
Thankyou supor brothers Gbu 👏👏👏
Toppers
Amusing discussion guys
Thank you
FNAN Mahrti sebat akreb awrajawyen mahrti aykunun
ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም ኩቡራት ደቂ ሃገር ውፉይን ፍናንን ።ኩነታት ሃገርና ብግቡእ ህዝብና ተምህሩ ስለዘለኹም ኩሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና ።ንክለትኩም ድማ ነመስግን ።
Kondafat agame,
Good analysis…thanks to both of you✌️
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና, ውፉይ.
📈📈📈📈👑👑👑
❤️❤️❤️❤️
ናይ ምዕራባዊ ክፍልታት ሓማሴን ሰራየ ን ሰንሒትን
ባሕልን ልምድን ንሰዉራውያ ተጋደልት ን ንካብ
ከተማታት ዝመጽኡ ዝነበሩ ሓደስቲ ተሰለፍቲ ን
ብዙሕ ትምህርት ናይ ፅንዓት ሓቦን ጅግንነትን ፡
ባሕላዊ ሕዳሰን ኣስኒቑን ኣዕጢቑን ኣዉሪሱን ኢዩ ።
ብእኡ ድማ ንሰዉራን ሰዉራዉያን ተጋደልቲን ኣብ
ዓወት ኧብጺሕዎም ።
ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ዉፉይ
Agame wahid
👑📈🥰
Hulkus lemani zeytiwelid zeytizemid gida
@@melodytv6266 kkkk terf 🐟🐟 sdetena wahid
@@melodytv6266 Crezy go to hell
@@melodytv6266 ሓሰኻ'ውን ትወልድን ትዘምድን ኢያ። ዒባ!!!!
🙏🙏👍💖
Zeraba Wfuy zeymenyo
ዘይተመለሰትለይ ሕቶ ? ኩሉ ግዜ ክሰምዓካ ከለኹ ንነብሰይ ዝሓታ ሕቶ እያ ኣብ ኤርትራ ዓቢኻስ ካበይ ኢኻ ኣምጺኻዮ እዚ ኩሉ ብልሒ? ካበይ ኢኻ መጺኻ ምስጢርካ ይፈለጥ ውፉይ ባዓል ፉሉይ ርእሲ ።
Bro Wfuy ab Eritrea memhr kem znebr tfelt dika 🥰
@@gudayeyaykonen6095 እወ መምህር ከም ዝነበረ ሰሚዐ ኔረ
ኣብ ሂወተይ ሓደ ለባም ኤርትራዊ ንመጀመርታ ግዜ
በየነ ገ/እዝግኣቢሔር (ዉፍይ) ይርኢ ኣለኹ ገለ'ዶ ኣብ ትግራይ ተወሊዱ ድሓር ናብ ኤርትራ መጽዪ ኾይኑ እምበሪ ከምዚ ልቦናን/ብልሕን ዶ ኣሎ ኾይኑ ኣብ-ኤሪ-ጥራዊያን ክክክ... ብዝኾነ መ.ም በየነ ዉፍይ The Real super hero!!
@@tigrignapost ብሓቂ ኩቡር ሓው ።
ናይ ባሓቂ ትገርመኒ ነገር እያ ዉፉይ ኣዚዩ ለባም በልሕ ሰብ ልዕሊ ኩሉ ኪኣ ንቲ ንነብሮ ዘለና ህሞት ብዝግባእ ብድፍረት ይገልጾ ሙካኑን ቡተግባር ዉን ማዓረ ኣቦ ወንበር ዉዱብ ኮይኑ ዝካኣሎ ዝሰርሕ ሓያል ሰብ እዩ ዕድመ ይሃቦ ፍናን ዉን ኣዚዩ ደስ ካብ ዝብሉኒ ካብ ሙስሉይነት ናጻ ኮይኑ ዝምርሽ ሰብ እዩ. ኣብ መወዳእታ ኪኣ ክፍሎም ይካኣሎ ዝፍትዎ ብሉጽ ኣርትስቲ ሃገርና ወዲ ህዝቢ ፍናን ብቀጻሊ እካ ደርፍታቱ ከም ምእተዊ ትጥቀመሉ እሞ ቀጽሎ ዝፈትዎ ኣርትስቲ እዩ
Kemakum yebzihi
Emo dirue Niromodan tigrigna Aterguimo kihibo Kolo drue Tehababari Eseyas eka tiblena zeleka
selam finan wifiy tsibuq dikometi dea akibi kixekmena e ♥ u
🙏🙏❤❤💯💯
ስበት ማለት ግፍሕ ዝበለ ኣዳጉርን ንውሕ ዝበለ ማሕረሻ ምስ ጽጉባት ሓያላት ኣቡዕ ክህልውካ ኣለዎ
We love you guys.
Mm wfuy tebaetay
ስበት ማለት መሬት ምውግእ(ምሕራስ)ምስ ዝኣብየካ፡ ማሕረሻ ዝያዳ ካብ ድጉሪ ንቕድሜት ትሰዶ። እዚ ከኣ ስበት ይበሃል።
ብዛዕባ'ቲ ጻሕጻሒ ሰመረ ካብ ጠቐስካ፡ እንካኒ'ዛ ሓቀኛ ኣብ ደቡባዊ ኢጣሊያ እተፈጸመት ታሪኽ። ቅድሚ 15 ዓመታት ኣቢሉ 'ኸውን። ስብሓት ኤፍሬም፡ ስለ ዝመጽእ ደገፍቱ ኣብ ኣዳራሽ ይጽበዩ ነይሮም። ብቖድሚ'ቲ ኣዳራሽ፡ ውሑዲት ዚቑጽሮም ተባዓት ኤርትራዊያን፡ ደሃይ ሰብ ዔላ-ዔሮ ክሓቱ ይጭድሩ/ንሻዕቢያ ይጸርፉ። ስብሓት ኤፍሬም ብሒጓ ክኣቱ ከም ዝኾነ ደሃይ ይረኽቡ። ዘመደ ተኽለ ማኪና እናዘወረ ስብሓት ከኣ ጥቓኡ ኮፍ ኢሉ ብድሕሪት ክኣትዉ ንካንቼሎ ውሽጢ ይኣትዉ። ሓደ መንእሰይ ኤርትራዊ (ክኢላ MMA) ይጽበዮም ኣሎ። ኢጣሊያዊ መንእሰይ ካሜራ ሒዙ ኩነታት ክስንድ ኣብ ቅድሚት ጠጠው ኢሉ ይስእል። እቲ ኤርትራዊ ህድእ ኢሉ ናብ ስብሓት ገጹ ይቐረብ። ጻሕጻሒ ስብሓት፡ ንማዕጾ'ታ ማኪና ሸጒሩዋ'ሎ።
'ቲ መንእሰይ ነቲ መስቲያት ይሃርም፡ ንስብሓት ከኣ፡ ዓው ኢሉ፡ ደሃይ ብዓል ጴጥሮስ ይሓቶ። ንዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራዊያን ንኲናት ዝለኣኸ፡ መራሒ ወተሃደራዊ ስታፍ ሻዕቢያ፡ ሙሉእን እንኮን ጄነራል ኤርትራ፡ ብፍርሒ/ራዕዲ ክሽምረር/ክሽቑረር ምርኣይ ዘሕምም/ዘሕፍር'ዩ ነይሩ። ሸተት እናበለ፡ ዳርጋ ትሕቲ መኾፈሊኡ ክኣቱ፡ ከም ጭፍሉቕ ወረቐት ክንዲ ዕማኾ ኪኸውን እንከሎ ምርኣይ ዳርጋ ዝሑል ርግኦ ምድርጓዕ'ዩ ነይሩ።😂😂
😍
♥️♥️👌👌🙏🙏😇😇😍😍👍👍
👍👍👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Please ni Dessale Bereket adimelna
Hi
ዉፉይ ጽቡቕ ኣሎ
Yelen yelen kem wufey yelen
👏👏✌✌👍👍👍💖💖💯💯
Aye nskum sle tigray kiyzarebu tiray eu zemhrelkum Eritrea kitblu zikone aristi yeblkumn
How can you say that about semere risom, do you have the proof to say that.
Enqae tefetserka wufuy
Make it around 1 hour or 1and hafe hour
Size nay mahresha ab meret zatu
ከም ወትሩ ብሉጽ ዉፍይ ኣቦ መነእሰይ!
ዝንኣድ ኣበርኩቶ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ቐጽል💪👈
"መንእሰይ ኤርትራ ንኸም ብዓል ዉፍይ ዝኣመሰሉ ክትሕብሕብ እንተጀሚርካ ብርግጽ ክትዕወት ኢኻ።