Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዚ ፕሮግራም ክንደይ ዝጠፉኦ ኩሎም ናብ ልበም ክምለሱ እዮም።በሃቂ ጽብቅ ፕሮግራም።ታሪኳምን አዴኦምን ዓዶማን ክዘክሩ እዮም።ዓወት ነሃፉሽ ደቂ ኤረይ 👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹🫶
Very true 👍!
ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷
Yes exactly
Qicha gogo ka sdedalna ab next please
Hidmona nay bhaqi hidmona please keep it up this good work I'm so happy and proud of you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲት ናብ ማስ መደያ ዘመጽትላ'ሲ ከመይ ዝተባረኸት መዓልቲ አያ ነይራ❤❤❤
አነ ጓል ዓጋመ ዛላንበሳ እዩ እውይይይይ ብሓቂ ዓደይ ናፍቅኒ እዘን ወለዲ ምስ ረአኩ ብሓቂ ዓድካ ጥዑም ኩሉ ምግቢ ፍርሽ እዩ. ❤❤❤
👍🏾
አባዲተይ ጻዕዳ አሰይ አዴታትና ክበራልና ንበራልና ንሪኤክን ግዜ የምጻአልና
ኣባዲት ፍቕሪዮናስ ሓደራኻ ንኣባዲት ካልኦት ሰባት ኣብ ካልእ ቻነል ወሲዶም ከየቕርብዋ።ግርማ ኣባዲት ንስኻ ምስ እትሓታ ጥራይ እዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሐትነ አባዲት ደርፋን ዕላላን ክጥዕም :ናይ ብሐቂ አደ ። ወረጃ !
ንጅግና አባዴት 🎉❤በጃኻም 🎉❤አዋስእዋ🎉❤❤ ሸኮር🎉❤❤🎉❤
ኣደይ ተርእያትኒ😢 ❤❤❤❤
ደሰ የሚል ፕሮግራም ይቀጥል የአሁኑ ትውልድ ይህን ባህል መተው የሌበትም በጣም ደሰ ይላል
ናይ በሓቂ ኣዴታትና ዘኪረ ኣነስ ኡፍፍ መኣድና ኣይትዛረቡ ሰለስተ ስላሴ ደዉ ኢለም ኣለዉ ክንብሃል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
abaditey mexa hgusss eka tbl🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰brhan gexa xaeda lba🥰
ኣብድተይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ያሃበክን ፈጣሪ💞💊
ኣንታ ከምዚ ከማይ ካብ ልቡ ዝካታተላ ን ኣባዲት ኣሎ'ዶ በቃ ንፈልጦን ዘይንፈልጦን ዝነበርና ብህልና ጡዑም ኣዘኪርትና ቡኡነይ😂😂 ካብቲ ደስ ዝብለካ ነገት ከኣ ልክዕ ከምዚ ተዋስኦ ንርእዮ ብዘይ ገለ ጉድለት ኣርኤና ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩቡራት ኣዴታትና .....pls በጃኹም ን ኣባዲት ብዝተፋላለያ መደባት ኣምጽዋ ብጽም ተኣምር ኣይንመንዋን ኢና😂😂🙏
ኣነስ ገሪሙኒ እዩ ዘሎ ተዋስኦ ድዩ ወላስ ናይ ብሓቂ ሓትኖኣ እያ ትዋሳእ እንተላ ዘደንቅ ተዋስኦ እዩዘመዳ እንተ ኾነት ድማ ረጎደ ኩለን ተዋሳኣቲ ቤተሰብ እየን ዝገርም እዩ ንዮናስ ክንጽበዮ ኢና ክነግረና ።
Thats what am saying tewaso mesiluni
Eza sebeyti ab berhe beal risti gered enda rasi koyna seriha neira tewasia tezeytegagye
ተዋስኦ ዩ ድመስል ሓትነኣ ኣይኮነንትን
Anes eti nay bahlna nmzkkar eyu ye zbl malet mshatneka tgebro
ኣባዲተይ ሽኮር እቲ ጽባቀኽን ውሕልነትክን ተዘክሮኽንሲ ናትኪ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ዓልየትኩም ኢዩ ምኽንያቱ ሓትነኺ ውን ምስ ዕድሚኣ ኣረኣኢኻ ንፍዕቲ ድምጽዊት ኢያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዚ ወለዶ ዘየስተማቀሮ ተናፋቂ ባህሊ ወለድና።
ኣባድት ናይ ብሓቂ ብርሃን ገዛ ኣዛካክርክና ቅድሚ 20 ዓመት ንደይ የስትያ ነይረ ኩሉ ኢቲ ላንባ ኢንጸይቲ ኣድሓነት ኩሉ ገልጠምጠም ክትብል ኣዛካክርክና ቅጫ ክንስክት ክሓረካ ጎረበት ክትጽውዕ ክሓረካ ክትስሕቅ ሓልፉ ዘይ ድገም ፍቅሪ ክብረት ይሃበልና ናዚ ባህልና ዘዛካክርክናና ብጣዕሚ ጽቡቅ ባህልና ምዝካር ቀጽልዎ ህድሞና ❤፡
@@yonas2674 ewayyyy bhake akoke amlke sadrena yhxarlns teray kulue kadegmo ena
Eway anes nabaditey btami eye zfetewa hji dma Ms hatna mexiea asey admen tanan yhabkn fetari 🙏🙏🙏
ኣባዲተይ ምቅርቲ ምስ ሓትንኣ ኣቤት ደስ ክትብላ ዕ ድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ሪመይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
እዋይ ህድሞናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ከምዚ ጥራይስኪ ኣምጹልና በጃኹም።
ሕብእቲ ዝነበርት ዋዕሮ ስነጥበባዊት ኣባዲት ማኢል በሎኽ ኢላ ደረስቲ ድራማን ተዋስኣን ተቀዳደሙ ደስ ዝብላ ወራዙት ኣዴታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤
ኣቤት ኣባዲተይ ወጊሕላ ጽሓይኪ መሊኣ በሪቃ ንስኺ ዳኣ ኣብ ባህላዊ ጉዳያት እንዲኺ ክትምደቢ ዝግባኣኪ ክንደይ ረሲዕናዮ ዝነበርና ደርፍታት ኣዛኻኺርክና ኣባዲተይ ሓቲንኺ ከመይ ዝበላ ኳዕናን ሰበይቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሻምብቆ ይጥዕም ድምጸን ጽፍፍቲ ሰበይቲ ክጸርያ ገዘአን እንዳሓረስታይ እኳ ዘይመስል ዕድመ ይሃብክን ብሓቂ ሓንጎልና ኣሕድስ ኣቢልክናና።❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷❤🎉
ኣባዲተይ ኩሉ ዘጽብቀልኪ እቲ ባህሊ ኩሉ ትፈልጥዮ ምስቲ ሽፎንኪ ❤ኬፍ ኣለኪ ዘይተሓስበ ፊልም ድራማ ትሰርሒ'ለኪ ዋው ጥዕምቲ ዕላል ኣዝየን ደስ ትብላ❤ ህድሞና ነባሪት ክብረት ይሃብኩም ባህልና ከይርሳዕ ትገብርዎ ደለኩም ስራሕ ዝምስገንዩ❤❤❤❤
ሓትንኣ ድማ ማራ ኬፍ ኣለወን ኩሉ ባህሊ ዘኪረንኦ ህድሞና ነባሪት ከምዚታት ሸር ግበሩልና ባህልና ከይርሳዕ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲተይ ሓትነክስ ኩሉ ነገራ ኣደይ ትነስል😢 ደስ ክትብለካ እዋይይ ስደትሲ
ብሓቂ እዛ ዓድና ካይኣትዋ ጓና ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እዋይ ኣቅኒእክናና ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
እቲ ናይ በሐቂ ባህሊ ዐድና ርእና ናይ ብሐቂ ዱስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን
ኤርትሬውያን ኣባዲትኩም ሓዙልና ጀሚሮም❤❤❤❤❤ካብ ዝኾነ መዓልቲ ንላዕሊ ሎሚ ናፊቀ❤❤❤❤❤በጃኹም ደጋጊምኩም ኣምጽኡልና❤❤❤❤❤number nay keltean xehafulna ab part two
Abaditey des ktbla adetat ekn nakn kri srah resia edmen tinan yhabkn fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wow very nice and God bless you all Eritrea 🇪🇷 Keep Up 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤Everything is True Because Everyone Gorget from where Came
Tesifa ygebr nAbadit nay genzebkum meetewi keytkewun tesatafitwun kitkewun❤❤❤❤❤❤
❤አባዲተይ ሓፍተይ መዘናኺ ኢያ ብብኺያት መይታ ንእስነት ዘይተበከል አዛኻኺርኪ ዕድመን ጥዕናን ኃብኪ ትብለኪ አላ🎉❤❤❤❤🎉
ኣባዲት ብርሃን ገዛ ኣናፊቅና አንዳ ኣባሓጎይ❤😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ሓትነይ ማዓረይ ❤ዘይተመርዓዋዶ አዋልድ ይህልዋኺ ❤🎉😂
ሓትነይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማዕተብ ዘይብላ ቡን ጌርክያ 😂🤎, ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ክመጻ ኣለወን ትብሉ 👍ግበሩ።
I come from the city Asmera but miss the Village and country life.
Way henok aba alatka anes mara yu zslchweni neru 😂😂
ልክዕ ምስ በዓል ኣደይ ከምዘለኹ እኮ ኮይኑ ተሰምዕኒ ኣቢድ ምሕጎስ❤❤💚❤🙏🙏
ኣባዲት ሽኮርር ከፍ ኣለኪ።አዜን ማማ ካኣ ደስ ክብላካ አቲ ገዜን ካኣ ክጸፍፍ ዋውው።ግን ኣነ ገርሙኒ ዘሎ ኣብ ሓደ ሃገር 20 ዓመት ብጣዕሚ ነውሑ ።ኣባዲት ከምዚ ኣብ ስደት ኣብ ኤርትራ ወጻኢ ነውሕ ዝጸንሄት ኮይና ትዛረብ ኣላ። ብዝኮነ ሙቁራት እኪን ዕላልኪን ❤❤❤
We have a rich culture I am so proud to be Eritrean ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ውሕልነት እዘን ኣዴታትና ናፊቕናየን ስዋ ጾሚቐን ጸኒሐን እንጀራ ኸኣ እዋይ ውሕልነት ተባረኻ
ኣባዲት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤ኣየየየ ህድሞና ትብላዕ ኣላ ተባሂሉስ ምቅድዳም ካልኦት ዝጀመርዎስ እትው ምንጥል ጉዳም እዚ ዩቱብ እኳ ጸኒሑስ ገለ ከርእየናዩ
Bahak kkk zemen wirswra 😅
ኣሰይ ሽኮሪናታት ኣባዲተይ ምስ ሓትነኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪህድሞና ነባሪት የቀንየልና
ዓድና ናፉቀ።ደቂ ኤረይ በጃካ ኑዑናይ ንዓድና ።እዝዮ ዝናፈቅ ሃገር።አነስ ንግደት ክንከይድ ከለና ከመይ ጌሮም እዮም ዝቅበሉና ኔሮም ንከተማ ንምካድ እዮ ዘጽእለካ ኔሩ።ከምዚ ተአኪበን ከዕልልላ ከለው።👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤መሃርን ኣሃናጽን ደራማ ❤❤❤❤የቀንየልና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰
Anes mamayey ember nafike 😢 edmen tenan yhankn adietatna xubukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ንብዓት መጺኒ ሑሉፍ ሂወት ኣዘኪርክና ኣባዲተይ
ብሩኽን ቅዱስን ይግበራልክን ሐትነይ ለጋስ🙏🙏🙏
Very Amazing It’s should be written and recording all of the songs!Thank you ❤
🇪🇷ዘይሃስስ ፍቕሪ: ዘይበልል ሕብሪ🇪🇷 ዘይነጽፍ ሩባ: ዘይረግፍ ዕምበባ ከምዝብሃል። ሃብታም ባህሊ።🇪🇷. ዕድመን ጥዕናን ንኹልና። 🇪🇷
ዕላልክን ብጣዕሚ ደስ ዘብል፣ ዕላልክን ንድሕሪት መልሹ የዛንየካ። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐👋👋👋👋💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ መኣዲ ስድራ ቤትና ናፊቕና ኣቤት እወ ክንደይ ዝጠፍኣት ሰብ ኣላ ናብ ልቦም ይምለሶም ዓቢ ትምህርቲ የቐንየልና ህድሞና ነባሪት የቐንየልና❤❤❤❤❤
Our Eritrea mothers are very neat and organize. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amoy mearey edmen tenan yhabki fetari ♥️♥️♥️♥️
ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም እቲ ዝበለጸ ወግዒ ባህልና ዝርከብ ኣብገጠርናዩ❤❤❤❤
Oh my gosh we love you so much 🌹🌹🌹🌹❤️🇪🇷💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዓድና አዘኪርክናና ናፍቆት ሕሱም😢😢😢😢😢😢በጃኹም ድራማ አጀምርዋ😂😂😂😂😂
አባዲት እንቋዕ ሐጎስኪ ምስ ሐትነኪ ዚተራከብኪ ኩላትኩም ስድራ ደስ ትብላ ዋላ ሐትነኪ🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
Eritrean and Tigrayne peace ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እቲ ኩቡር ባህልና ኣሳራርሓ መግቢ ኩሉ እቲ ኩቡር ባህልና ምስ ውሕልነትክን እድመን ጥዕናን ይሃብክን
❤❤ክገርምኪ የዎቅጥ ኣለኹ🙏💪❤
Aseyyyyyyy xubktay edmen tenan yhabkin azkkrnan bhli adna eway keyim
ኣባዲት ዓላ ምስ ሓትነኪ ❤ክንደይ አኮ ኣዘካኪርክናን ኣስሒቅክና 😂ብፍላይ አቲ ናይ ጸሎት ትደርፎኦ ኣምላክ ምስ ወልድና ዘራክብ ግዜ ይምጻልና 🙏
ኣባዲተይ ሓትነይ ክትብል ከላ ልብካ ይትንክፍ እተን ሓትንኣ ድማ ደስ ይብላካ ናይተን ለባማት ኣዴታት እዋይ ናይ ቀደም ኣዴታት ክሕይላ ክንዲ ዝምህርኣ የፋትሓኣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ግን እታ መንከሽከሽ ናይ ሃገርና ኩሉ ሰብ እንዳገደፋ ትመጽእ አላ ናትካዩ ናትካ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚኣ፣ ሓንቲ ካብ እቶም ዝበለጹ ኣብ ሂወተይ ምሉእ ዝረኣኹዎምን ዝሰማዕኩዎምን እያ።
ዋይ ክፍተዋኻ ስድራኻን የሕዋትካን የዘኻኽራኻ ሰኻቅን ሓጎስን ተሓሪምና ድነበረ ኣባዲት ምስ መጻኺ ንስሕቕ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
Ata anes nafiqe ezi ms reaku bahli adna ❤❤❤❤
አሰይ አዴታት ኤሪትራ ዕድመን ጥዕና ያሀብክን አባዲት ምንጪ ሳሐቅና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🇪🇷🇪🇷
አባዲት ተዓዲልኪ ሐትነኪ ዘናጥ እየን ኩላትክን ካብ ነንሕድክን ዒላልክን ደሰ ትብላ ኩላትክን ዋላ ሰይቲ ሐውኪ ብሰድራክን ሺኮሪናታት ኢክን🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
Aseyy adey artist tsigehana and abadit ademen tenan amlak yahabekin❤❤❤
Abadtey gal adey mearey jgna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Asey muqurat des kblaka deqi ereyyyyy halalat🎉❤🎉❤🎉❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስራሕና እኻ ኣረሲዓትና ከም ተኸታታሊት ፊልምስ ኣባዲት ወሪዳ ኣላ ርኣይዋ ትብህሃል ኣባዲት ዓይነይ ንበርልና❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey asey tsibukatey edimen tenant yehakin fetari ❤❤❤
Abadit please kulu gzie amxuwa ,she is so talented❤🇪🇷🫶
ኣሰይ ኣባድት መኸሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ኩሉ እት ሸግርክ ይኸፈትልክ
ክገርመኩም ዓድና ዘክረ ናፍቐ ምስ ኣምሮይ እንዳዖለልኩ . ጓለይ ናትኪ (favourite ) እላ ክፍት ኣብላ ኮፍ አብላቲኒ. ኮፍ ኢለ ድማ ናይ 20 ዓመት ናፍቀቶይ ኣውጽኤ ይብለኩም.ኣባዲት ንበርላ. በጃኺ እይትጥፍእ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ufff I can’t 😢wela nhna nafknakn kem afkn ygebrelma thakakifna neatwelu zemen ygberelna 😢😢l can’t stop crying 😢😢thank u hdmona no words for these family ❤
Aseyyy des keblakia Edmen tienan yehabkien fetari❤❤❤❤❤❤
ኣባዲት ሽኮር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ንኣባዲት በጃኹም ኣዋስእዋ።
Abadi bjaki eba ahrifkna eko xahli qcha hanfex gogo endabelki anes kemgele tesmieni bahki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟🥰🤩🌹❤🌹🤣
Abaditey srah gedifnayo eko ati shikor enqae alekley ❤❤❤🎉🎉🎉
ጽገሃና ጓል እምሃጽየን ጻዕዳ ናፊቕናኪ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ስድራና ጡዑማት❤❤❤❤
ጽዋታኽን ክጥም 🙏🙏🙏❤️🌿
😘😘😘ሸኰሪናታት ዒዲመን ዓፈያን ያሀቢኪን ሙቁሪት ደቅ ኤረይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አባዲት ሞሖጎስ ዒዲመን ጥዒናን ይሃብክ ፈጣሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
abaditey shkorey btaeimi ena nfetweki tehantina ena nxbeyeki meharit ertrawit ade ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ አባዲት ሹኮር ከምእውን ሐትነኪ ደሰ ይብላ ካብ ነንሕዲክን ዒላልክን ዘይምኖ ትዋሳአ ዘለክን ተመሰላ ብሰድራኩም ወናማት ኢኪን ዋላ ሰይቲ ሐውኪ ተዓዲልክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ማዓረይ 🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
አዚኣ ሓትናኣ ኣይኮነትን ይዋስኣ ኢየን ዘለዋ አዛ ሓትነይ ትብላ ዘላ ብዙሕ ግዜ ምስ ባህሊ ዝተኣሳሰር ኣብ EXPO ኣብ ዝግበር ዓመታዊ ፈስቲቫል ብዙሕ ግዜ ትሰርሕ ኢያ ደስ ትብል ሰበይቲ ኢያ
ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣባዲት ምስ ዮናስ ክልቲኦም ፊልሚ ምሉእ እዮም ሓደ ሓደ ግዜስ ናይ ተኸተተልቲ ኮመን ኣንቢብኩም ተቀበሉና ዮናስ ካልኦት ሰባት ምምጻእ ኣየድልዩኻን እዮም ኣባዲት ድንግል መሬት ዘይ ተሓረሰት እያ ካልኦት ቻነላት ወሲዶም እቲ ኣብኣ ዘሎ ጽቡቅ ነገር ከየፍኩስዎ ዮናስ ኢኻ ምስኣ ትኸይድ እሳ ውን ንዓኻ ብጣዕሚ እያ ተድምቀካ ክልቴኹም ጽቡቅ ስራሕ ከምትሰርሑ ርግጸኛ እየ ኣርእስቲ እንዳ ሓዝካ ምስ ኣባዲት ቀጽሎ ስራሕካ ንዓኣ ውን በሊዕኻ ኣብልዓያ ጽቡቅ ዕድል ይምነየልኩም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አባዲት ሽኮር 🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿💚🇪🇷
ደስ ሲሉ አክስት እና ልጅ ድራማ የሚሰሩ ነው የሚመስሉት 😂😂😂god blessing ❤❤️🙏
❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤ኣሰይ እዛ ገዛስ ካብ መረባዕ ትሕረ አቤት ዉሕልነት ኢድ ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
አነስ ክርእያ ነቂጸ ❤
Wyyyyy lewahat sdrana, kabakum lewahat sdrana rihkna ayteamena 😢😢😢😢😢😢😢
ኣባዲተይ ጻዕዳ ክትስሕቂ ንበሪ ንዓናካ ግርም ተዘክሮን ካብ እስትሬስ ደድሓንክና
Abaditeyy amen tanan yhabki fetari❤❤❤❤❤
Kab Film mzrgah bejakum kemzitat ayinet bahltatna nay nefsi wekef beheratna zerguhulna RUclipsrat🎉❤🎉❤ tum yu ezi waza mis qumneger des ybleka bahlna.❤❤❤🎉❤❤🎉
እዚ ፕሮግራም ክንደይ ዝጠፉኦ ኩሎም ናብ ልበም ክምለሱ እዮም።በሃቂ ጽብቅ ፕሮግራም።ታሪኳምን አዴኦምን ዓዶማን ክዘክሩ እዮም።ዓወት ነሃፉሽ ደቂ ኤረይ 👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹🫶
Very true 👍!
ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷
Yes exactly
Qicha gogo ka sdedalna ab next please
Hidmona nay bhaqi hidmona please keep it up this good work I'm so happy and proud of you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲት ናብ ማስ መደያ ዘመጽትላ'ሲ ከመይ ዝተባረኸት መዓልቲ አያ ነይራ❤❤❤
አነ ጓል ዓጋመ ዛላንበሳ እዩ
እውይይይይ ብሓቂ ዓደይ ናፍቅኒ እዘን ወለዲ ምስ ረአኩ ብሓቂ ዓድካ ጥዑም
ኩሉ ምግቢ ፍርሽ እዩ. ❤❤❤
👍🏾
አባዲተይ ጻዕዳ አሰይ አዴታትና ክበራልና ንበራልና ንሪኤክን ግዜ የምጻአልና
ኣባዲት ፍቕሪ
ዮናስ ሓደራኻ ንኣባዲት ካልኦት ሰባት ኣብ ካልእ ቻነል ወሲዶም ከየቕርብዋ።ግርማ ኣባዲት ንስኻ ምስ እትሓታ ጥራይ እዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሐትነ አባዲት ደርፋን ዕላላን ክጥዕም :
ናይ ብሐቂ አደ ። ወረጃ !
ንጅግና አባዴት 🎉❤በጃኻም 🎉❤አዋስእዋ🎉❤❤ ሸኮር🎉❤❤🎉❤
ኣደይ ተርእያትኒ😢 ❤❤❤❤
ደሰ የሚል ፕሮግራም ይቀጥል የአሁኑ ትውልድ ይህን ባህል መተው የሌበትም በጣም ደሰ ይላል
ናይ በሓቂ ኣዴታትና ዘኪረ ኣነስ ኡፍፍ መኣድና ኣይትዛረቡ ሰለስተ ስላሴ ደዉ ኢለም ኣለዉ ክንብሃል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
abaditey mexa hgusss eka tbl🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
brhan gexa xaeda lba🥰
ኣብድተይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ያሃበክን ፈጣሪ💞💊
ኣንታ ከምዚ ከማይ ካብ ልቡ ዝካታተላ ን ኣባዲት ኣሎ'ዶ በቃ ንፈልጦን ዘይንፈልጦን ዝነበርና ብህልና ጡዑም ኣዘኪርትና ቡኡነይ😂😂 ካብቲ ደስ ዝብለካ ነገት ከኣ ልክዕ ከምዚ ተዋስኦ ንርእዮ ብዘይ ገለ ጉድለት ኣርኤና ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩቡራት ኣዴታትና .....pls በጃኹም ን ኣባዲት ብዝተፋላለያ መደባት ኣምጽዋ ብጽም ተኣምር ኣይንመንዋን ኢና😂😂🙏
ኣነስ ገሪሙኒ እዩ ዘሎ ተዋስኦ ድዩ ወላስ ናይ ብሓቂ ሓትኖኣ እያ
ትዋሳእ እንተላ ዘደንቅ ተዋስኦ እዩ
ዘመዳ እንተ ኾነት ድማ ረጎደ ኩለን ተዋሳኣቲ ቤተሰብ እየን ዝገርም እዩ ንዮናስ ክንጽበዮ ኢና ክነግረና ።
Thats what am saying tewaso mesiluni
Eza sebeyti ab berhe beal risti gered enda rasi koyna seriha neira tewasia tezeytegagye
ተዋስኦ ዩ ድመስል ሓትነኣ ኣይኮነንትን
Anes eti nay bahlna nmzkkar eyu ye zbl malet mshatneka tgebro
ኣባዲተይ ሽኮር እቲ ጽባቀኽን ውሕልነትክን ተዘክሮኽንሲ ናትኪ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ዓልየትኩም ኢዩ ምኽንያቱ ሓትነኺ ውን ምስ ዕድሚኣ ኣረኣኢኻ ንፍዕቲ ድምጽዊት ኢያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዚ ወለዶ ዘየስተማቀሮ ተናፋቂ ባህሊ ወለድና።
ኣባድት ናይ ብሓቂ ብርሃን ገዛ ኣዛካክርክና ቅድሚ 20 ዓመት ንደይ የስትያ ነይረ ኩሉ ኢቲ ላንባ ኢንጸይቲ ኣድሓነት ኩሉ ገልጠምጠም ክትብል ኣዛካክርክና ቅጫ ክንስክት ክሓረካ ጎረበት ክትጽውዕ ክሓረካ ክትስሕቅ ሓልፉ ዘይ ድገም ፍቅሪ ክብረት ይሃበልና ናዚ ባህልና ዘዛካክርክናና ብጣዕሚ ጽቡቅ ባህልና ምዝካር ቀጽልዎ ህድሞና ❤፡
@@yonas2674 ewayyyy bhake akoke amlke sadrena yhxarlns teray kulue kadegmo ena
Eway anes nabaditey btami eye zfetewa hji dma Ms hatna mexiea asey admen tanan yhabkn fetari 🙏🙏🙏
ኣባዲተይ ምቅርቲ ምስ ሓትንኣ ኣቤት ደስ ክትብላ ዕ ድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ሪመይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
እዋይ ህድሞናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ከምዚ ጥራይስኪ ኣምጹልና በጃኹም።
ሕብእቲ ዝነበርት ዋዕሮ ስነጥበባዊት ኣባዲት ማኢል በሎኽ ኢላ ደረስቲ ድራማን ተዋስኣን ተቀዳደሙ ደስ ዝብላ ወራዙት ኣዴታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤
ኣቤት ኣባዲተይ ወጊሕላ ጽሓይኪ መሊኣ በሪቃ ንስኺ ዳኣ ኣብ ባህላዊ ጉዳያት እንዲኺ ክትምደቢ ዝግባኣኪ ክንደይ ረሲዕናዮ ዝነበርና ደርፍታት ኣዛኻኺርክና ኣባዲተይ ሓቲንኺ ከመይ ዝበላ ኳዕናን ሰበይቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሻምብቆ ይጥዕም ድምጸን ጽፍፍቲ ሰበይቲ ክጸርያ ገዘአን እንዳሓረስታይ እኳ ዘይመስል ዕድመ ይሃብክን ብሓቂ ሓንጎልና ኣሕድስ ኣቢልክናና።
❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷❤🎉
ኣባዲተይ ኩሉ ዘጽብቀልኪ እቲ ባህሊ ኩሉ ትፈልጥዮ ምስቲ ሽፎንኪ ❤ኬፍ ኣለኪ ዘይተሓስበ ፊልም ድራማ ትሰርሒ'ለኪ ዋው ጥዕምቲ ዕላል ኣዝየን ደስ ትብላ❤ ህድሞና ነባሪት ክብረት ይሃብኩም ባህልና ከይርሳዕ ትገብርዎ ደለኩም ስራሕ ዝምስገንዩ❤❤❤❤
ሓትንኣ ድማ ማራ ኬፍ ኣለወን ኩሉ ባህሊ ዘኪረንኦ ህድሞና ነባሪት ከምዚታት ሸር ግበሩልና ባህልና ከይርሳዕ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣባዲተይ ሓትነክስ ኩሉ ነገራ ኣደይ ትነስል😢 ደስ ክትብለካ እዋይይ ስደትሲ
ብሓቂ እዛ ዓድና ካይኣትዋ ጓና ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እዋይ ኣቅኒእክናና ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
እቲ ናይ በሐቂ ባህሊ ዐድና ርእና ናይ ብሐቂ ዱስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን
ኤርትሬውያን ኣባዲትኩም ሓዙልና ጀሚሮም❤❤❤❤❤ካብ ዝኾነ መዓልቲ ንላዕሊ ሎሚ ናፊቀ❤❤❤❤❤በጃኹም ደጋጊምኩም ኣምጽኡልና❤❤❤❤❤number nay keltean xehafulna ab part two
Abaditey des ktbla adetat ekn nakn kri srah resia edmen tinan yhabkn fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wow very nice and God bless you all Eritrea 🇪🇷 Keep Up 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤Everything is True Because Everyone Gorget from where Came
Tesifa ygebr nAbadit nay genzebkum meetewi keytkewun tesatafitwun kitkewun❤❤❤❤❤❤
❤አባዲተይ ሓፍተይ መዘናኺ ኢያ ብብኺያት መይታ ንእስነት ዘይተበከል አዛኻኺርኪ ዕድመን ጥዕናን ኃብኪ ትብለኪ አላ🎉❤❤❤❤🎉
ኣባዲት ብርሃን ገዛ ኣናፊቅና አንዳ ኣባሓጎይ❤😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ሓትነይ ማዓረይ ❤ዘይተመርዓዋዶ አዋልድ ይህልዋኺ ❤🎉😂
ሓትነይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማዕተብ ዘይብላ ቡን ጌርክያ 😂🤎, ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ክመጻ ኣለወን ትብሉ 👍ግበሩ።
I come from the city Asmera but miss the Village and country life.
Way henok aba alatka anes mara yu zslchweni neru 😂😂
ልክዕ ምስ በዓል ኣደይ ከምዘለኹ እኮ ኮይኑ ተሰምዕኒ ኣቢድ ምሕጎስ❤❤💚❤🙏🙏
ኣባዲት ሽኮርር ከፍ ኣለኪ።
አዜን ማማ ካኣ ደስ ክብላካ አቲ ገዜን ካኣ ክጸፍፍ ዋውው።
ግን ኣነ ገርሙኒ ዘሎ ኣብ ሓደ ሃገር 20 ዓመት ብጣዕሚ ነውሑ ።
ኣባዲት ከምዚ ኣብ ስደት ኣብ ኤርትራ ወጻኢ ነውሕ ዝጸንሄት ኮይና ትዛረብ ኣላ። ብዝኮነ ሙቁራት እኪን ዕላልኪን ❤❤❤
We have a rich culture I am so proud to be Eritrean ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ውሕልነት እዘን ኣዴታትና ናፊቕናየን ስዋ ጾሚቐን ጸኒሐን እንጀራ ኸኣ እዋይ ውሕልነት ተባረኻ
ኣባዲት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
ኣየየየ ህድሞና ትብላዕ ኣላ ተባሂሉስ ምቅድዳም ካልኦት ዝጀመርዎስ እትው ምንጥል ጉዳም እዚ ዩቱብ እኳ ጸኒሑስ ገለ ከርእየናዩ
Bahak kkk zemen wirswra 😅
ኣሰይ ሽኮሪናታት ኣባዲተይ
ምስ ሓትነኺ ዕድመን ጥዕናን
ይሃብክን ፈጣሪ
ህድሞና ነባሪት የቀንየልና
ዓድና ናፉቀ።ደቂ ኤረይ በጃካ ኑዑናይ ንዓድና ።እዝዮ ዝናፈቅ ሃገር።አነስ ንግደት ክንከይድ ከለና ከመይ ጌሮም እዮም ዝቅበሉና ኔሮም ንከተማ ንምካድ እዮ ዘጽእለካ ኔሩ።ከምዚ ተአኪበን ከዕልልላ ከለው።👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤መሃርን ኣሃናጽን ደራማ ❤❤❤❤የቀንየልና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰
Anes mamayey ember nafike 😢 edmen tenan yhankn adietatna xubukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ንብዓት መጺኒ ሑሉፍ ሂወት ኣዘኪርክና ኣባዲተይ
ብሩኽን ቅዱስን ይግበራልክን ሐትነይ ለጋስ🙏🙏🙏
Very Amazing
It’s should be written and recording all of the songs!
Thank you ❤
🇪🇷ዘይሃስስ ፍቕሪ: ዘይበልል ሕብሪ🇪🇷 ዘይነጽፍ ሩባ: ዘይረግፍ ዕምበባ ከምዝብሃል። ሃብታም ባህሊ።🇪🇷. ዕድመን ጥዕናን ንኹልና። 🇪🇷
ዕላልክን ብጣዕሚ ደስ ዘብል፣ ዕላልክን ንድሕሪት መልሹ የዛንየካ። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐👋👋👋👋💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ መኣዲ ስድራ ቤትና ናፊቕና ኣቤት እወ ክንደይ ዝጠፍኣት ሰብ ኣላ ናብ ልቦም ይምለሶም ዓቢ ትምህርቲ የቐንየልና ህድሞና ነባሪት የቐንየልና❤❤❤❤❤
Our Eritrea mothers are very neat and organize. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amoy mearey edmen tenan yhabki fetari ♥️♥️♥️♥️
ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም እቲ ዝበለጸ ወግዒ ባህልና ዝርከብ ኣብገጠርናዩ❤❤❤❤
Oh my gosh we love you so much 🌹🌹🌹🌹❤️🇪🇷💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዓድና አዘኪርክናና ናፍቆት ሕሱም😢😢😢😢😢😢በጃኹም ድራማ አጀምርዋ😂😂😂😂😂
አባዲት እንቋዕ ሐጎስኪ ምስ ሐትነኪ ዚተራከብኪ ኩላትኩም ስድራ ደስ ትብላ ዋላ ሐትነኪ🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
Eritrean and Tigrayne peace ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እቲ ኩቡር ባህልና ኣሳራርሓ መግቢ ኩሉ እቲ ኩቡር ባህልና ምስ ውሕልነትክን እድመን ጥዕናን ይሃብክን
❤❤ክገርምኪ የዎቅጥ ኣለኹ🙏💪❤
Aseyyyyyyy xubktay edmen tenan yhabkin azkkrnan bhli adna eway keyim
ኣባዲት ዓላ ምስ ሓትነኪ ❤
ክንደይ አኮ ኣዘካኪርክናን ኣስሒቅክና 😂
ብፍላይ አቲ ናይ ጸሎት ትደርፎኦ ኣምላክ ምስ ወልድና ዘራክብ ግዜ ይምጻልና 🙏
ኣባዲተይ ሓትነይ ክትብል ከላ ልብካ ይትንክፍ እተን ሓትንኣ ድማ ደስ ይብላካ ናይተን ለባማት ኣዴታት እዋይ ናይ ቀደም ኣዴታት ክሕይላ ክንዲ ዝምህርኣ የፋትሓኣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ግን እታ መንከሽከሽ ናይ ሃገርና ኩሉ ሰብ እንዳገደፋ ትመጽእ አላ ናትካዩ ናትካ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚኣ፣ ሓንቲ ካብ እቶም ዝበለጹ ኣብ ሂወተይ ምሉእ ዝረኣኹዎምን ዝሰማዕኩዎምን እያ።
ዋይ ክፍተዋኻ ስድራኻን የሕዋትካን የዘኻኽራኻ ሰኻቅን ሓጎስን ተሓሪምና ድነበረ ኣባዲት ምስ መጻኺ ንስሕቕ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
Ata anes nafiqe ezi ms reaku bahli adna ❤❤❤❤
አሰይ አዴታት ኤሪትራ ዕድመን ጥዕና ያሀብክን አባዲት ምንጪ ሳሐቅና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🇪🇷🇪🇷
አባዲት ተዓዲልኪ ሐትነኪ ዘናጥ እየን ኩላትክን ካብ ነንሕድክን ዒላልክን ደሰ ትብላ ኩላትክን ዋላ ሰይቲ ሐውኪ ብሰድራክን ሺኮሪናታት ኢክን
🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
Aseyy adey artist tsigehana and abadit ademen tenan amlak yahabekin❤❤❤
Abadtey gal adey mearey jgna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Asey muqurat des kblaka deqi ereyyyyy halalat🎉❤🎉❤🎉❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስራሕና እኻ ኣረሲዓትና ከም ተኸታታሊት ፊልምስ ኣባዲት ወሪዳ ኣላ ርኣይዋ ትብህሃል ኣባዲት ዓይነይ ንበርልና❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey asey tsibukatey edimen tenant yehakin fetari ❤❤❤
Abadit please kulu gzie amxuwa ,she is so talented❤🇪🇷🫶
ኣሰይ ኣባድት መኸሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ኩሉ እት ሸግርክ ይኸፈትልክ
ክገርመኩም ዓድና ዘክረ ናፍቐ ምስ ኣምሮይ እንዳዖለልኩ . ጓለይ ናትኪ (favourite ) እላ ክፍት ኣብላ ኮፍ አብላቲኒ. ኮፍ ኢለ ድማ ናይ 20 ዓመት
ናፍቀቶይ ኣውጽኤ ይብለኩም.
ኣባዲት ንበርላ. በጃኺ እይትጥፍእ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ufff I can’t 😢wela nhna nafknakn kem afkn ygebrelma thakakifna neatwelu zemen ygberelna 😢😢l can’t stop crying 😢😢thank u hdmona no words for these family ❤
Aseyyy des keblakia Edmen tienan yehabkien fetari❤❤❤❤❤❤
ኣባዲት ሽኮር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ንኣባዲት በጃኹም ኣዋስእዋ።
Abadi bjaki eba ahrifkna eko xahli qcha hanfex gogo endabelki anes kemgele tesmieni bahki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟🥰🤩🌹❤🌹🤣
Abaditey srah gedifnayo eko ati shikor enqae alekley ❤❤❤🎉🎉🎉
ጽገሃና ጓል እምሃጽየን ጻዕዳ ናፊቕናኪ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ስድራና ጡዑማት❤❤❤❤
ጽዋታኽን ክጥም 🙏🙏🙏❤️🌿
😘😘😘ሸኰሪናታት ዒዲመን ዓፈያን ያሀቢኪን ሙቁሪት ደቅ ኤረይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አባዲት ሞሖጎስ ዒዲመን ጥዒናን ይሃብክ ፈጣሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
abaditey shkorey btaeimi ena nfetweki tehantina ena nxbeyeki meharit ertrawit ade ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ አባዲት ሹኮር ከምእውን ሐትነኪ ደሰ ይብላ ካብ ነንሕዲክን ዒላልክን ዘይምኖ ትዋሳአ ዘለክን ተመሰላ ብሰድራኩም ወናማት ኢኪን ዋላ ሰይቲ ሐውኪ ተዓዲልክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ማዓረይ
🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
አዚኣ ሓትናኣ ኣይኮነትን ይዋስኣ ኢየን ዘለዋ አዛ ሓትነይ ትብላ ዘላ ብዙሕ ግዜ ምስ ባህሊ ዝተኣሳሰር ኣብ EXPO ኣብ ዝግበር ዓመታዊ ፈስቲቫል ብዙሕ ግዜ ትሰርሕ ኢያ ደስ ትብል ሰበይቲ ኢያ
ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣባዲት ምስ ዮናስ ክልቲኦም ፊልሚ ምሉእ እዮም ሓደ ሓደ ግዜስ ናይ ተኸተተልቲ ኮመን ኣንቢብኩም ተቀበሉና ዮናስ ካልኦት ሰባት ምምጻእ ኣየድልዩኻን እዮም ኣባዲት ድንግል መሬት ዘይ ተሓረሰት እያ ካልኦት ቻነላት ወሲዶም እቲ ኣብኣ ዘሎ ጽቡቅ ነገር ከየፍኩስዎ ዮናስ ኢኻ ምስኣ ትኸይድ እሳ ውን ንዓኻ ብጣዕሚ እያ ተድምቀካ ክልቴኹም ጽቡቅ ስራሕ ከምትሰርሑ ርግጸኛ እየ ኣርእስቲ እንዳ ሓዝካ ምስ ኣባዲት ቀጽሎ ስራሕካ
ንዓኣ ውን በሊዕኻ ኣብልዓያ ጽቡቅ ዕድል ይምነየልኩም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷