Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኦ ቅዱስ😢እግዚኣብሔር😢 ወዲ ድንግል😢ማርያም😢እንገብሮ😢ኣይንፈልጥንሞ😢ይቅረ ግበረልና ንዘልኣለም😢ኣሜን😢ኩሎም ቅዱሳን😢ፀሎቶም😢ኣይፈለና😢ኣሜን😢ኣሜን😢ኣሜን😢
Amen ❤Amen ❤Amen ❤😢✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
እና ሳብሰክራይብ ግበራለይ የሕዋተይ
Aelam sltan Hawey bmejemberta amlak sle ti kulu tmhrtka kabzi zelekayo nlaili zesfaHfH yeimro yhabka. ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ኣብ ቡሉይ ኪዳን ኣን 1ሳሙኤል ምዕራፍ 28 ሳኦልን እታ ኣብ ዔን- ዶር ዘላ ጦንቃሊትን ዘሎ ጹሑፍ ከመይ ጌራ እታ ጦንቋሊት ንሳሙኤል ኣተንሲኣቶ ምዉት ዶ ብጀካ ብፍቃድ ኣምላክ ብጦንቆልቲ ይትንስእ እዩ ጦንቋሊት ከላ ከ ከመይ ጌራ ከይፈለጦቶ ጸኒሓ አንተ ኪኢልካ ባ ኣስፉሕ 8:16 8:16 ።
“ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡” - ኤፌሶን 4፥5 ካብዚ ወጻኢ ሓቀኛ እምነት የለን ትብሉ👍።።።።።።
Nay bhaki hmaq yu zebenu eti shgir ko nbalom sle zeytamom kab emnet sle zwexu bzuh yzarebu alewo egziabher amlak yqre ybelelna fetari kulu alem ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
እምነት ብክሮስቶስ ጥራይ ዩ ነዚ ሰብ እዚ ግን ቡዙሕ ጌጋታት ክገብር ሪኤዮ ኣለኹ እንታይ ዩ እቲ ትምርቱ የገርመኒ ኢዩ
@@Fthiteages እምነት ብክርስቶስ አይኮነን ዝበለስ መን እዩ⁉
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና ስንጣን ሓወይ ❤ እግዚኣብሄር መንፈሰ ጥርጥር ናባና ከይኣቱ ይሰውረልና ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክና ካብ ኩፍእ ይሰውረና 🙏🙏🙏😭😭😭❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና ስልጣን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርና❤❤❤
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓውና ከመይ ኣለኻ ዳሕና ዲካ ናይ ሰላም ድዩ ጠፊእኻ ብጣዕሚ ናፊቅናካ💖💖💖😘😘😘
እግዝአቢሄር ካብ ምክሓድ ይምሓረና ዓይነ ልቦናና የብርሃዮ ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ ይወስኸልካ አሜን 💟🙏✝️💟🙏✝️💟🙏✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ❤❤❤😢😢😢❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የፅነዕና ቁዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
_እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ቃል ህይወት የሥመዐልና💐💜_
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ቀዳመይቲ ኣነ 🥰
Kale hiwet yesmealna Hawuna sltan Amlak xegeu ybzhalka Amlak bayni mhretu ytemtrna🙏🙏🙏❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣሪ ካብ ብዘይፈሊጠት ይኩን ብፍሊጠት ምጣፊኢ ይማሓረና❤
አሽ፡ብጣዕሚየ፡ተሐቢነ፡ብአኻ፡ዓበይቲ፡አቦታት፡ኽምልስዎ፡ዝግብኦም፡መሊስካዮ፡ኢኻ፡፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሀብካእቶም፡ከይርአዩ፡ዝአምኑስ፡ብጹአን፡እዮም፡ይብል፡ጎ፡ኢ፡ኽ፡፡ህላዌእዝጊአብሄር፡ስለዝአመና፡ኢናአብታ፡ቅድስቲ፡ቤት፡አምላኽ፡ኼድና፡ዝገበረልና፡ነመስኖ፡ዝጎደለና፡ኽአ፡ንልምኖ፡ፈጣሪናይምስግን!!!!!!!!!!!!!
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ❤❤❤
ሰላም መም ስልጣን ኣብ ስራሕካ ኣሳል ይግበረልካ ፡፡ መጽሓፍ ሶፍያ ይመሳሰል እዚ ሕቶ ናይ እዞም ኣቦ ፡መጽሓፍ ሶፍያ መግለጺ እባ ሃበላ እባ፡፡
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህር👏👏❤❤❤
ብስምኣብ እዋይ ድፍረት እቲ ጸገም ኮ ናይ ባዓሎም ዩ ብጽጋቦም ካብ እምነት ይርሕቁ ድሓር ምጥዓም ምስ ሳኣኖም ብዙሕ ይዛረቡ እግዚኣብሄር ከይምልሶም ካኣ ስቡር መንፈስ የብሎምን እምበር ካብ ውሽቶም ተስፋ ዝቆረጹ እዮም እዚኦም እቲ ዝዛረበሉ ዘሎ ከማን ሕልኑኡ ዝቅበሎ ኣይመስለንን ንባዓሉ ብሕልኑኡ ዝሞተ ዩ እዚ መን ከ ፈጠረካ?❤ሞት ከም ዘሎ ከ ታኣምን ዶ ባ በልዎ?😢ንስካ ከ ሰብ ምካንካ ብከመይ ትፈልጥ በልዎ? 😢ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ህማቅ ኣጣፋኣ ኣድሕነና😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️እግዚኦ ህማቅ ዩ ዘበኑ😭😭
ኣረ ቃዕሞሞ ይፈላሰፉ ናብ ዘይ ቃዕሞሞ ናተፋላሰፉ ይገርም😢😢😢😢😢😢😢😢
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህእግዚኣብሔር amlak ናብ ልቡ ይምለሶ enber entay gzu yu wedey 😭😭😭✝️✝️✝️😭😭😭
ብሓቅ መምህረይ ቃል ህይወት ያስመዐልና❤❤ግን ሓቆም ይኡ ብዙሕ ሰብ እኖሆ ትምህሩ ትምህሩ አይርድእይ ምስ በሎም ናብ ፍልስፍና ይገቡኡ ብተለ አብ ሃይማኖቶም ብዙሕ ትምህሮም አይርደእይ ድብሎም ሃሙኡ የኦም ድብሉ🎉ብዛሐት አሕዋተይ አኸለ ብጣዕም ይኡ ሙሁር ነቡሩ ግን እግዚአብሔር የለይ ሃይማኖት የለይ ይኡ ድብል ድቡል ብዛሓት ይኦም ብዛዕባ እዝ አስፍሕኻ መልስ ሃበና መምህረይ ❤❤
ይቅረ ይበለልና😢ቅዱስ እግዚኣብሔር😢ንዘልኣለም😢ኣሜን😢
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hanti Alem Mallet Ab mewedaeta zemen hanti Emnet ade ngus kkewn eu . Esu ka Eti Arawit wey Dyablos malet Eu. Nieu mengedi yxerglu alewu. Mstwal yedlyeka eu zkone mexhaf ketenbb yeblkan abfetena keytwedq.
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርይ 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለቁዱስ ቃሉ ስም ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን🙏🙏🙏❤❤❤ካም ናይእዚኦም ዓይኑ ዘፍጠጠ ክሕደት ካኣሞ የለን ካምቲ ኣታዓባብያና ዳኣ ምስቲ እንነብረሉ ዘለና ሂወት ብኢድና ሂወትና መሕለፍናያ ግን ካምሑፃ ባሕሪ ቆፂርካ ዘይውዳእ ሓጥያት ሒዝናኳ ሻላ እቲ ቁዱስ ቃሉ ምስማዕ ኣለና ብቁዱስ ቃሉ ተደጊፍና ሓያላት ኮይንና ክብሪ ንልዑል ስሙ ይኩን🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ኦርቶዶክስ ሃይማነቶይ🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ተባረኽ ክቡር ሓውና ካብ ክርስቶስ ምክሓድን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ይገርም እዩ ኒስጢረሳውያን ዝኾኑ ተላዒሎም ዘለው ኣምላኬ እስራኤል ናብ ልቦም ይምለሶም/ሰና።😢 እና ክቡር ሓውና ስልጣን ሕቶ ኣላትኒ ክተብርሃልና ብትሕትና ይሓተካ ዝሓወይ እና እታ ሕቶ ብዛዕባ ሊቀ ነብያት ሙሴ እዩ።ሊቀ ነብያት ቅዱስ ሙሴ ንምንታይ እዩ ሊቀ ተባሂሉ? ነብዪ ኸ ይበሃል ድዩ? ሙሴ ሊቀ፣ነብዪ ኣይበሃልን፡ኣይግበኦን?ሊቀ ዝበሃሉስ መልኣክቲ፣ዲያቆናት፣ካህናት ሰማእታትን ጥራሕ እዮም ኢሎም ዝተኻቱዑኒ ሰባት ኣለው እሞ ብኻመይ ተብርሃልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ
Kem fqad egziabher amlak anesi( liqe )malet nay felema koynu ysmani)nay felema nebi entekoynu liqe nebyat wey zbuq marig zelewo koynu ysmani egziabher yqre ybeleni sle dfretey✝️✝️✝️😪😪😪🙏🙏🙏
Selam memhr sltan kemey tkewin .Ane haftka kab Nerwey eye . Beqedemay bizaiba nay gedam xebel wesida hanti zweledet haftna aqribkaya nierka . anewin kmskir deliye aleku fqadka inte koynu . Mskrey bezi kjmro . Bezi xebel nay kidane mhret gedam ab 16 ametin 3 werhin wlad welide . Kemu win sebayey kab hmam kanser ab 3 ametu tefewisu . Hawu nsebayey win igru tesebiru aytxgenn eya tebahila murkus gieru zkeyid znebere xebel beti diyaqon zhabero mis gebero . Igru kmti nayqedem koyna tefewisa hadira neti diyaqon hawina abana zgebero astewaxo hagezatn tesfan kenemesgino nfetu kbri ygbo eyu. . Hakayim win bitami tedeniqom nhna kea amena amesgina . iza gedam nana ndhnet ila ztehanexet eya msgana nlul fetari seltene hawey dima buzuh giziye krekbeka ile gin mqbal abikani degimka kthbeni tesfa ygebir kab haftka freweyni . Nayti hawnina diyaqin telefon ktthababereni win bthtna yhatit kemesgnin kebesron. Naka win msgana ykuna seltene hawey .
❤❤❤❤ kbri nsmu ykun
Selam fqrti haftey btaemi tuem bsrat eu. Bezia rkebni ሥልጣን ከሰተ messenger Fb
ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን 🙏💟🙏💟🙏
Egziabher hmesegn niakum dma xgue yebzhalkum hadarkum ybark
ንእዚኣብሔር ኣምላክ ዝሳእኖ ነገር የለን እሞ እንኻዕ ደስ በለኩም ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣብ ኣጋ እርጋኖም ተበላሽዩዎም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
ናይ ብሓቒ ኣዛራርቡኡስ ዘይመውት ስልጣን ዘለዎ ኣብ ዝምድሪ ይመስል እንታይ ዩ ሒዝላ ነዛ ነብሱ እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ😭😭😭🙏🙏🙏😢😢😢
ቃለ ህወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ብምቅጻል ሕቶ ኣለኒ ንጽሃ ስጋ ንጽሃ ነፍስ ንጽሃ ልቦና እንታይ እዩ ብዙሕ ግዜ ሰሚዐዮ ግን ኣይርድኣንን እዩ ብኸመይ ከ ናብኡ ንበጽሕ በጃኻ ስልጣን ሓውና ነዛ ኮመን ሸለል ኢልካ ኣይትሕለፋ
ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያብዝህ ለከ ክቡር እኁነ
Bhaki bhaki memhray Kallehiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen kale hiwet ysemalna memhre hawena ❤
ኣብዚኣስ ተጋግዩ ኢዩ ኣማኑኤል ሳህለ
ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ🙏❤
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ❤❤❤ንቶም ቃል ኣምላክ ዝፃረሩ ኣምላክ ልቦና ያሃቦም
Amen
እግዚአብሔር ኣምላክ የቅረ ይበለልኩም ወላዲ
Welcome
ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መምህር ብምንታይ ክረክበኮ
ኣማንኤል ብመጀመርያ ሃይማኖት የብሎን ካብ ቀደም ::
Qali hiwet yesmalina
Qale hiwet yesmalna hawna 🙏🙏🙏😍
Selam seltene hawena ezen 10 hutetat zebahla tebhilen kolel zebla zelewa gele eba belena bejaka
ኣቶ ኣማኑኤል ዕድመ ኣሰኒፋቶም ኣላ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን እንተዘይቀረቡ እምረጽ። ዝተጻሕፈን ዘይተጻሕፈን ዝፈልጥዎን ዘይፈልጥዎን ይሓዋውሱ'ለዉ። ብቐደሙስ ካብ ኣስመራ ጻዕዳ ወጺኻ መቐለ ምስ ተደርበኻ ኣበይ ክትጥዒ። ምሕረት እኣዝዘ !
ንስኻ ከ ኣበይ ነጢብካ ወይ ተደርቢኻ ኣሎኻ፧
ጻዕዳ ተክዲንካ ሓሱ ዝበልካ ወያነ ስላን መናፍቅ ነዛ ነጸላ ኣውርዳ ሓሳዊ መናቆትይ
ምስትውዓል ካብ አምላኽ እያ 😢 ናትካ ኸ ካብ እንታይ እያ?
ምሕርት የውርድ
ጌጋ ማዕረይ ኣይንጻረፍ😢😢😢
Mejemerta smaya emo anta haweni way
Haymanotn amlakn aythawawso Sultan. Haymanot nay seb eu. Kulu haymanot hasot eu. Abo weld menfes qdus wey dma slase gn hyawat eiyom.
ብጣሚ ጽብቕ ❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሓቅኻ ኢኻ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
qale hiwet yesmealna kubur hawna
🙏🙏🙏🙏🙏💠💠⛪⛪⛪❤️❤️❤️
Seraqi derhon.arwgit hasawen abmederech
💙🙏💙💙💙
Teamrat eu dekisebat bi xigal sekirna maere kindey ni egizabiher nidarefo alena key gremeniy ayterefen seb hasawit aso hamimu eko nesbsu kedhn zeykielsi ab emnet atina amlak yelen ab mibal bexihna egzio egzio egzio meharena kurstos
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Nay khdet menfes
🙏🙏✝️🙏❤️
😢😢😢😢😢😢❤
እንታይ ደሊኻ ደኣ ትግራዋይ እንዲዩ ሓሳዊ ናይ መን ክወስድ ደኣ ትግራይ ዝበሃል ቋንቋ ኣሎ ከማን ዝበለና ብነብሶም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ሕብረተሰብ ዮም ሱሮም ትጥፋእ ተካላት ጎረቤት
ብስም ስላሴ ቃል ኣምላከ ደዩ ትስመዕ መፅእካ ወይ ኩ ትፃረፍ😢 ይቅር የበለልካ ኪ
Entay aemtseo hmak zereba bzkone egzabiher lbona yhabena
😂 ትግራይ ዝብል ቛንቛ ዘይኮነ ዘሎ" ትግራይ ዝብል መንነት እዩ። ትግርኛ ዝብል ብሄር እዩ ። ንስኹም 😂ከዓ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ትብሉ 😂 ኤርትራውነት ዜግነት እንበር መንነት ኣይኮነን ።ኤርትራ "ናይ 9ተ ብሄርን ናይ 9ተ ዝተፈላለየ መንነትን ዘሓቆፎት እያ እንበር ኤርትራ መንነት ኣይኮነን ታይ ደኣ ዜግነት እዩ። ኣብነት:- ትግረ ኣለው ብሄሮም ካሊእ ቛንቖኦም ካሊኢ እዩ ዜግነቶም ግን ኤርትራ እዮም okay። ብርእሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ከዓ ንስኹም ኤርትራውያን ተጋሩ ኢኹም ።ምኽንያቱ ብሄርኩም ትግርኛ ብመንነትኩም ትግራይ & ተጋሩ ብዜግነት ከዓ ኤርትራ ከለኹም ኣይትቅበሉን😂። ንሱኹም:- ስቅ ኢልኩም ወያነ ትግራዋይ ዓጋመ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም 😂።ንሕና ተጋሩ:- ብሄርና ትግርኛ መንነትና ትግራይ ዜግነትና ኢቶዮጲያ ኢና።ንስኹም ትግርኛ ትዛረቡ ብዜግነትኩም ኤርትራ ዝኾንኩም ተጋሩ ኸዓ… < ብሄርኩም ትግርኛ መንነትኩም ትግራይ ዜግነትኩም ኤርትራ ኢኹም አዚ እዩ አቲ ሓቂ ተቀበሉ።አቲ መንነትኩም ደኣ እንዳጠፈአ ይኸይድ ኣሎ ንሕና ግን ንስውኣሉ ዕድመ ልክዕና።ስሮም ትጥፋኣ ዝበልካዮ ፍፅም ኣይንጠፍእን ካብ ምድሪ ጠቅሊሉ ከጥፈኣና ዝኽእል እግዚኣብሔር ጥራሕ እዩ ካልኢ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ከም ዘይጥፈአና ትፈልጥ ኢኻ ሕተት ኣቦኻ ኣዲኻ ሕተት ታሪኽ።
Nay behaqi, qalhiwet yesmena
🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🌻🌻
ድያቆን ኣምሰሉ😅
ኣታ ስልጣን እዚ ሰብኣይ ዝበሎ 80% ቅኑዕ እዩ ተዛሪቡ ምክንያቱ ከሉ ዝዛረበሉ ዘሎ ካብ ዝራኣዮ እዩ ተዛሪቡ፡ እቶም ንኣምላኽ ኢሎም ሂወቶም ሂቦም ንብሎም ፈለስትን ኤጲስቆጶሳትን ኣቦኦም ክቀትሉ ውሉዶም ከሳድዱ ዝነብሩ ዘለዉ ስለዝኾነ ምስክር ዘይደሊ ሓቂ እዩ፥ ቤተ ሃይማኖት ናይ ስርቂ በዓቲ እየን ኮይነን ዘለዋ፤ ነዚ መንእሰይ ምስ ኣምላኽ ክነራኽበካ እንዳበሉ ጁባኡ እንበር ሂወቱ ዘየገድሰን ቤተእምነታት በዓቲ ጎሓሉት እየን።
Frdi nriseka yu Afna xbuk nzarebelu marey😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️
❤❤❤❤❤❤❤
qale hiwet yesmalna
Kobzomm girobetna da entayy kenxebe
Keshi hasawi
@@Fthiteagesሕቶ ወይ ሓሳብ እንተሃልዩና ምሕታት ንኽእል ኢና ካብዚ ሓሊፍና ግን ሃይማኖትና ብዘየገድስ ንሓደ ናይ ሃይማኖት መምህርስ ይትረፍ ንሓደ ፖለቲከኛ ውን ብሓሳብን ሕቶን ትገጥሞን እምበር ኣይፅረፍዎን ክቡራት ኣሕዋተይ እንተዘይ ክኢልና ኸኣ ዘይመርኣይ ውን ይከኣል እዩ
I wouldn’t be surprised to hear such nonsense talk from this man as I know he follows the so called “Bayah” religion.
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ኦ ቅዱስ😢እግዚኣብሔር😢 ወዲ ድንግል😢ማርያም😢እንገብሮ😢ኣይንፈልጥንሞ😢ይቅረ ግበረልና ንዘልኣለም😢ኣሜን😢ኩሎም ቅዱሳን😢ፀሎቶም😢ኣይፈለና😢ኣሜን😢ኣሜን😢ኣሜን😢
Amen ❤Amen ❤Amen ❤😢✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
እና ሳብሰክራይብ ግበራለይ የሕዋተይ
Aelam sltan Hawey bmejemberta amlak sle ti kulu tmhrtka kabzi zelekayo nlaili zesfaHfH yeimro yhabka. ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ኣብ ቡሉይ ኪዳን ኣን 1ሳሙኤል ምዕራፍ 28 ሳኦልን እታ ኣብ ዔን- ዶር ዘላ ጦንቃሊትን ዘሎ ጹሑፍ ከመይ ጌራ እታ ጦንቋሊት ንሳሙኤል ኣተንሲኣቶ ምዉት ዶ ብጀካ ብፍቃድ ኣምላክ ብጦንቆልቲ ይትንስእ እዩ ጦንቋሊት ከላ ከ ከመይ ጌራ ከይፈለጦቶ ጸኒሓ
አንተ ኪኢልካ ባ ኣስፉሕ 8:16 8:16 ።
“ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡”
- ኤፌሶን 4፥5 ካብዚ ወጻኢ ሓቀኛ እምነት የለን ትብሉ👍።።።።።።
Nay bhaki hmaq yu zebenu eti shgir ko nbalom sle zeytamom kab emnet sle zwexu bzuh yzarebu alewo egziabher amlak yqre ybelelna fetari kulu alem ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
እምነት ብክሮስቶስ ጥራይ ዩ ነዚ ሰብ እዚ ግን ቡዙሕ ጌጋታት ክገብር ሪኤዮ ኣለኹ እንታይ ዩ እቲ ትምርቱ የገርመኒ ኢዩ
@@Fthiteages እምነት ብክርስቶስ አይኮነን ዝበለስ መን እዩ⁉
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና ስንጣን ሓወይ ❤ እግዚኣብሄር መንፈሰ ጥርጥር ናባና ከይኣቱ ይሰውረልና ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክና ካብ ኩፍእ ይሰውረና 🙏🙏🙏😭😭😭❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህርና ስልጣን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርና❤❤❤
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓውና ከመይ ኣለኻ ዳሕና ዲካ ናይ ሰላም ድዩ ጠፊእኻ ብጣዕሚ ናፊቅናካ💖💖💖😘😘😘
እግዝአቢሄር ካብ ምክሓድ ይምሓረና ዓይነ ልቦናና የብርሃዮ ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ ይወስኸልካ አሜን 💟🙏✝️💟🙏✝️💟🙏✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ❤❤❤😢😢😢❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የፅነዕና ቁዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
_እግዚአብሔር ይመሥገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ቃል ህይወት የሥመዐልና💐💜_
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️
ቀዳመይቲ ኣነ 🥰
Kale hiwet yesmealna Hawuna sltan Amlak xegeu ybzhalka Amlak bayni mhretu ytemtrna🙏🙏🙏❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣሪ ካብ ብዘይፈሊጠት ይኩን ብፍሊጠት ምጣፊኢ ይማሓረና❤
አሽ፡ብጣዕሚየ፡ተሐቢነ፡ብአኻ፡ዓበይቲ፡አቦታት፡ኽምልስዎ፡ዝግብኦም፡መሊስካዮ፡ኢኻ፡፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሀብካ
እቶም፡ከይርአዩ፡ዝአምኑስ፡ብጹአን፡እዮም፡ይብል፡ጎ፡ኢ፡ኽ፡፡ህላዌእዝጊአብሄር፡ስለዝአመና፡ኢና
አብታ፡ቅድስቲ፡ቤት፡አምላኽ፡ኼድና፡ዝገበረልና፡ነመስኖ፡ዝጎደለና፡ኽአ፡ንልምኖ፡ፈጣሪና
ይምስግን!!!!!!!!!!!!!
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ ❤❤❤
ሰላም መም ስልጣን ኣብ ስራሕካ ኣሳል ይግበረልካ ፡፡ መጽሓፍ ሶፍያ ይመሳሰል እዚ ሕቶ ናይ እዞም ኣቦ ፡መጽሓፍ ሶፍያ መግለጺ እባ ሃበላ እባ፡፡
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህር👏👏❤❤❤
ብስምኣብ እዋይ ድፍረት
እቲ ጸገም ኮ ናይ ባዓሎም ዩ ብጽጋቦም ካብ እምነት ይርሕቁ ድሓር ምጥዓም ምስ ሳኣኖም ብዙሕ ይዛረቡ እግዚኣብሄር ከይምልሶም ካኣ ስቡር መንፈስ የብሎምን እምበር ካብ ውሽቶም ተስፋ ዝቆረጹ እዮም እዚኦም እቲ ዝዛረበሉ ዘሎ ከማን ሕልኑኡ ዝቅበሎ ኣይመስለንን ንባዓሉ ብሕልኑኡ ዝሞተ ዩ እዚ
መን ከ ፈጠረካ?❤
ሞት ከም ዘሎ ከ ታኣምን ዶ ባ በልዎ?😢ንስካ ከ ሰብ ምካንካ ብከመይ ትፈልጥ በልዎ? 😢
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ህማቅ ኣጣፋኣ ኣድሕነና😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️እግዚኦ ህማቅ ዩ ዘበኑ😭😭
ኣረ ቃዕሞሞ ይፈላሰፉ ናብ ዘይ ቃዕሞሞ ናተፋላሰፉ ይገርም😢😢😢😢😢😢😢😢
@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህእግዚኣብሔር amlak ናብ ልቡ ይምለሶ enber entay gzu yu wedey 😭😭😭✝️✝️✝️😭😭😭
ብሓቅ መምህረይ ቃል ህይወት ያስመዐልና❤❤
ግን ሓቆም ይኡ ብዙሕ ሰብ እኖሆ ትምህሩ ትምህሩ አይርድእይ ምስ በሎም ናብ ፍልስፍና ይገቡኡ ብተለ አብ ሃይማኖቶም ብዙሕ ትምህሮም አይርደእይ ድብሎም ሃሙኡ የኦም ድብሉ🎉
ብዛሐት አሕዋተይ አኸለ ብጣዕም ይኡ ሙሁር ነቡሩ ግን እግዚአብሔር የለይ ሃይማኖት የለይ ይኡ ድብል ድቡል ብዛሓት ይኦም ብዛዕባ እዝ አስፍሕኻ መልስ ሃበና መምህረይ ❤❤
ይቅረ ይበለልና😢ቅዱስ እግዚኣብሔር😢ንዘልኣለም😢ኣሜን😢
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hanti Alem Mallet Ab mewedaeta zemen hanti Emnet ade ngus kkewn eu . Esu ka Eti Arawit wey Dyablos malet Eu. Nieu mengedi yxerglu alewu. Mstwal yedlyeka eu zkone mexhaf ketenbb yeblkan abfetena keytwedq.
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርይ 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለቁዱስ ቃሉ ስም ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን🙏🙏🙏❤❤❤ካም ናይእዚኦም ዓይኑ ዘፍጠጠ ክሕደት ካኣሞ የለን ካምቲ ኣታዓባብያና ዳኣ ምስቲ እንነብረሉ ዘለና ሂወት ብኢድና ሂወትና መሕለፍናያ ግን ካምሑፃ ባሕሪ ቆፂርካ ዘይውዳእ ሓጥያት ሒዝናኳ ሻላ እቲ ቁዱስ ቃሉ ምስማዕ ኣለና ብቁዱስ ቃሉ ተደጊፍና ሓያላት ኮይንና ክብሪ ንልዑል ስሙ ይኩን🙏🙏🙏😍😍😍❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ኦርቶዶክስ ሃይማነቶይ🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ተባረኽ ክቡር ሓውና ካብ ክርስቶስ ምክሓድን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ይገርም እዩ ኒስጢረሳውያን ዝኾኑ ተላዒሎም ዘለው ኣምላኬ እስራኤል ናብ ልቦም ይምለሶም/ሰና።😢 እና ክቡር ሓውና ስልጣን ሕቶ ኣላትኒ ክተብርሃልና ብትሕትና ይሓተካ ዝሓወይ እና እታ ሕቶ ብዛዕባ ሊቀ ነብያት ሙሴ እዩ።ሊቀ ነብያት ቅዱስ ሙሴ ንምንታይ እዩ ሊቀ ተባሂሉ? ነብዪ ኸ ይበሃል ድዩ? ሙሴ ሊቀ፣ነብዪ ኣይበሃልን፡ኣይግበኦን?ሊቀ ዝበሃሉስ መልኣክቲ፣ዲያቆናት፣ካህናት ሰማእታትን ጥራሕ እዮም ኢሎም ዝተኻቱዑኒ ሰባት ኣለው እሞ ብኻመይ ተብርሃልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ
Kem fqad egziabher amlak anesi( liqe )malet nay felema koynu ysmani)nay felema nebi entekoynu liqe nebyat wey zbuq marig zelewo koynu ysmani egziabher yqre ybeleni sle dfretey✝️✝️✝️😪😪😪🙏🙏🙏
Selam memhr sltan kemey tkewin .
Ane haftka kab Nerwey eye . Beqedemay bizaiba nay gedam xebel wesida hanti zweledet haftna aqribkaya nierka . anewin kmskir deliye aleku fqadka inte koynu . Mskrey bezi kjmro . Bezi xebel nay kidane mhret gedam ab 16 ametin 3 werhin wlad welide . Kemu win sebayey kab hmam kanser ab 3 ametu tefewisu . Hawu nsebayey win igru tesebiru aytxgenn eya tebahila murkus gieru zkeyid znebere xebel beti diyaqon zhabero mis gebero . Igru kmti nayqedem koyna tefewisa hadira neti diyaqon hawina abana zgebero astewaxo hagezatn tesfan kenemesgino nfetu kbri ygbo eyu. . Hakayim win bitami tedeniqom nhna kea amena amesgina . iza gedam nana ndhnet ila ztehanexet eya msgana nlul fetari seltene hawey dima buzuh giziye krekbeka ile gin mqbal abikani degimka kthbeni tesfa ygebir kab haftka freweyni . Nayti hawnina diyaqin telefon ktthababereni win bthtna yhatit kemesgnin kebesron. Naka win msgana ykuna seltene hawey .
❤❤❤❤ kbri nsmu ykun
Selam fqrti haftey btaemi tuem bsrat eu. Bezia rkebni ሥልጣን ከሰተ messenger Fb
ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን 🙏💟🙏💟🙏
Egziabher hmesegn niakum dma xgue yebzhalkum hadarkum ybark
ንእዚኣብሔር ኣምላክ ዝሳእኖ ነገር የለን እሞ እንኻዕ ደስ በለኩም ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣብ ኣጋ እርጋኖም ተበላሽዩዎም
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
ናይ ብሓቒ ኣዛራርቡኡስ ዘይመውት ስልጣን ዘለዎ ኣብ ዝምድሪ ይመስል እንታይ ዩ ሒዝላ ነዛ ነብሱ እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ😭😭😭🙏🙏🙏😢😢😢
ቃለ ህወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ብምቅጻል ሕቶ ኣለኒ ንጽሃ ስጋ ንጽሃ ነፍስ ንጽሃ ልቦና እንታይ እዩ ብዙሕ ግዜ ሰሚዐዮ ግን ኣይርድኣንን እዩ ብኸመይ ከ ናብኡ ንበጽሕ በጃኻ ስልጣን ሓውና ነዛ ኮመን ሸለል ኢልካ ኣይትሕለፋ
ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያብዝህ ለከ ክቡር እኁነ
Bhaki bhaki memhray Kallehiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen kale hiwet ysemalna memhre hawena ❤
ኣብዚኣስ ተጋግዩ ኢዩ ኣማኑኤል ሳህለ
ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ🙏❤
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ❤❤❤
ንቶም ቃል ኣምላክ ዝፃረሩ ኣምላክ ልቦና ያሃቦም
Amen
እግዚአብሔር ኣምላክ የቅረ ይበለልኩም ወላዲ
Welcome
ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
መምህር ብምንታይ ክረክበኮ
ኣማንኤል ብመጀመርያ ሃይማኖት የብሎን ካብ ቀደም ::
Qali hiwet yesmalina
Qale hiwet yesmalna hawna
🙏🙏🙏😍
Selam seltene hawena ezen 10 hutetat zebahla tebhilen kolel zebla zelewa gele eba belena bejaka
ኣቶ ኣማኑኤል ዕድመ ኣሰኒፋቶም ኣላ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን እንተዘይቀረቡ እምረጽ።
ዝተጻሕፈን ዘይተጻሕፈን ዝፈልጥዎን ዘይፈልጥዎን ይሓዋውሱ'ለዉ። ብቐደሙስ ካብ ኣስመራ ጻዕዳ ወጺኻ መቐለ ምስ ተደርበኻ ኣበይ ክትጥዒ። ምሕረት እኣዝዘ !
ንስኻ ከ ኣበይ ነጢብካ ወይ ተደርቢኻ ኣሎኻ፧
ጻዕዳ ተክዲንካ ሓሱ ዝበልካ ወያነ ስላን መናፍቅ ነዛ ነጸላ ኣውርዳ ሓሳዊ መናቆትይ
ምስትውዓል ካብ አምላኽ እያ 😢 ናትካ ኸ ካብ እንታይ እያ?
ምሕርት የውርድ
ጌጋ ማዕረይ ኣይንጻረፍ😢😢😢
Mejemerta smaya emo anta haweni way
Haymanotn amlakn aythawawso Sultan. Haymanot nay seb eu. Kulu haymanot hasot eu. Abo weld menfes qdus wey dma slase gn hyawat eiyom.
ብጣሚ ጽብቕ ❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሓቅኻ ኢኻ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
qale hiwet yesmealna kubur hawna
🙏🙏🙏🙏🙏💠💠⛪⛪⛪❤️❤️❤️
Seraqi derhon.arwgit hasawen abmederech
💙🙏💙💙💙
Teamrat eu dekisebat bi xigal sekirna maere kindey ni egizabiher nidarefo alena key gremeniy ayterefen seb hasawit aso hamimu eko nesbsu kedhn zeykielsi ab emnet atina amlak yelen ab mibal bexihna egzio egzio egzio meharena kurstos
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Nay khdet menfes
🙏🙏✝️🙏❤️
😢😢😢😢😢😢❤
እንታይ ደሊኻ ደኣ ትግራዋይ እንዲዩ ሓሳዊ ናይ መን ክወስድ ደኣ ትግራይ ዝበሃል ቋንቋ ኣሎ ከማን ዝበለና ብነብሶም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ሕብረተሰብ ዮም ሱሮም ትጥፋእ ተካላት ጎረቤት
ብስም ስላሴ ቃል ኣምላከ ደዩ ትስመዕ መፅእካ ወይ ኩ ትፃረፍ😢 ይቅር የበለልካ ኪ
Entay aemtseo hmak zereba bzkone egzabiher lbona yhabena
😂 ትግራይ ዝብል ቛንቛ ዘይኮነ ዘሎ"
ትግራይ ዝብል መንነት እዩ።
ትግርኛ ዝብል ብሄር እዩ ።
ንስኹም 😂ከዓ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ትብሉ 😂 ኤርትራውነት ዜግነት እንበር መንነት ኣይኮነን ።
ኤርትራ "ናይ 9ተ ብሄርን ናይ 9ተ ዝተፈላለየ መንነትን ዘሓቆፎት እያ እንበር ኤርትራ መንነት ኣይኮነን ታይ ደኣ ዜግነት እዩ።
ኣብነት:- ትግረ ኣለው ብሄሮም ካሊእ ቛንቖኦም ካሊኢ እዩ ዜግነቶም ግን ኤርትራ እዮም okay።
ብርእሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ከዓ ንስኹም ኤርትራውያን ተጋሩ ኢኹም ።ምኽንያቱ ብሄርኩም ትግርኛ ብመንነትኩም ትግራይ & ተጋሩ ብዜግነት ከዓ ኤርትራ ከለኹም ኣይትቅበሉን😂።
ንሱኹም:- ስቅ ኢልኩም ወያነ ትግራዋይ ዓጋመ ክትብሉ መሬት ዓሪብኩም 😂።
ንሕና ተጋሩ:- ብሄርና ትግርኛ
መንነትና ትግራይ
ዜግነትና ኢቶዮጲያ ኢና።
ንስኹም ትግርኛ ትዛረቡ ብዜግነትኩም ኤርትራ ዝኾንኩም ተጋሩ ኸዓ…
< ብሄርኩም ትግርኛ
መንነትኩም ትግራይ
ዜግነትኩም ኤርትራ ኢኹም አዚ እዩ አቲ ሓቂ ተቀበሉ።
አቲ መንነትኩም ደኣ እንዳጠፈአ ይኸይድ ኣሎ ንሕና ግን ንስውኣሉ ዕድመ ልክዕና።
ስሮም ትጥፋኣ ዝበልካዮ ፍፅም ኣይንጠፍእን ካብ ምድሪ ጠቅሊሉ ከጥፈኣና ዝኽእል እግዚኣብሔር ጥራሕ እዩ ካልኢ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ከም ዘይጥፈአና ትፈልጥ ኢኻ ሕተት ኣቦኻ ኣዲኻ ሕተት ታሪኽ።