ብሸለልትነት ክንሓልፎ ዘይግባእ

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 200

  • @mibrakteclemichael750
    @mibrakteclemichael750 Месяц назад

    ቃለሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ልዑም ጡዑም መልእክቲ ዩ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ከም ዕድሜካ ዘይኮንካ መስተውዓሊ መንእሰይ ከማካ የብዝሓልና ። ብዘይ ኣድልዎ ስለ ዝገሰጽካ ነመስግን ተስፋ ይገብር ፍቅሪ ካባካ ክመሃሩ እምበር ይቅሬታ ግበረለይ እምበር ንማርቆስ ዝሰምዕ ልቢ ይኩን እዝኒ የብለይን ሓደ ክለተ መዓልቲ ምስ ሰማዕክዎ ልበይ ብጣዕሚ ሰንቢሩ ጉሄ ስለዚ ነዞም ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ንቕሺነት ዘራክሱ ንቤተክርስቲያና ዘዋርዱ ከብዶም ዘመዶም ናይ ካህን ተግባር ዘይብሎም ብከመይ ዓይነትየ ኣቦይ ቐሺ ክብሎ ንሙካኑ ኩሉ ናታቶም ቪዲዮ እንተትሰምዖ ክንደይ ደስ ምበለኒ ብጣዕሚ ዘሕዝኒ ኣቦ እዮም ። እቲ ዝሕዝነካ ድማ ከማካ ንሕልኑ ኢሉ ወጹ ዓገብ ዝብል ዘይምህላዉ ዩ ።

  • @berakigebremichael2690
    @berakigebremichael2690 2 месяца назад +20

    ኣቱም ሰባት ማርቆስ ኮነ ገብረሚካኤል ኩሎም ጸረ ማርያም ጸረ ክርስቶስ ጸረ ቤተክርስትያን እዮም።

    • @grmawi20
      @grmawi20 2 месяца назад +5

      ናይ ክርስቶስ ከምዘይኮንካ ብልሳንካ ትምስክር ኣሎኻ

    • @TesfitMhreteab
      @TesfitMhreteab 2 месяца назад

      አዚኣ አባ ሕተተለይ ሓወይ ኣንቶም ሰባት አዚ ደኣ ንሰብ ክሙኡ አዩ አስክ ክሓተካ ሥልጣን ሓውይ ንጎይታ ኣማላዲ ክብሎ ዘይሓፍረ ንድንግል ማርያም ጥንቲ ኣቦሶ ኣለዋ ዝብል አንታይ አሞ ዘይበለ በለ አዚ መለሰለይ

    • @ጎትሽጻዕዳልቡ
      @ጎትሽጻዕዳልቡ 2 месяца назад

      ከላ ትም በል ንስካ ኢካ ዘይ ናይክርስቶስ ካብ ቃላቶም ከማን ኣይትመሃርን ​@@grmawi20

    • @mehretghebrekirstos1731
      @mehretghebrekirstos1731 2 месяца назад +1

      Ata entay aynet Sheytan eka .resah

    • @KibretAbraham-z8h
      @KibretAbraham-z8h 2 месяца назад

      ኩሉ ግዜየ ክንዛረብ ከለና ምስቲ ጀማሪን ደምዳሚኣን እምነት ዝኮነ ክርስቶስ ንገበር፡እብራ12፥2 ጸረ ክርስቶስ እምበር ጽረ ማርያም ዝበሃል የለን ኦከ። ክርስቶስ ድሙ ዘፍሰሰልና ካልእ ማንም የለን ፡ብቑዑ ኮይኑ ዝተረኽበ ንሱ በይኑ ወድ ኣምላኽ እዮሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ 11:19 እዩ,። እቲ ካብ ክርስቶስ ወጻእ ዝግበር ግን ንክርስትያን ይኹን ንኣምላኽ ኣይውክልን እዩ፨ውንጌል ኩሎም ሓጥኦም ክብሪ ኣምላኽ ስእኖም እዩ ዝብል እሞ ፡እቲ ዝነግር ከምቃል ኣምላኽ ገይሩ ይንግርር፨

  • @MebreMebre-c8g
    @MebreMebre-c8g 2 месяца назад +6

    ኩላትና ጀመርቲ ጥራይ እንዳኾና እኮ እዩ እቲ ጸገም መን ክን እዩ ነዛ ቃል ዝበጽሓ’’’’’እቲ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ንሱ 👉👉ቡጹእ 👈👈እዩ ኦ ክርስቶስ ንህዝብና ምሕረት ንሃገርና ሰላም ሃበና🤲🤲🤲🤲

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 2 месяца назад +18

    ስልጣን ሓውና ኣብዚ ዝበልካዮ ጽቡቕ ኣገላልጻ ኢዩ።
    ንቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዘይትቕበሉ ኣለኹ። ንቕበሎ ከኣ ብዙሓት ኣለና። ፈቲና ጸሊእና ሕጋዊ ሲኖዶስና ኣብ ዓድና ኤርትራ ዘሎ ኢዪ።

    • @gezadkatat1465
      @gezadkatat1465 2 месяца назад +7

      ኣብኡ ኣብ እስሩቤት ኣሳቅዩ ዝቀትል ሲኖዶስ ሕጋዊ ኮይኑ ኣይፈልጥን!

    • @wedinegash924
      @wedinegash924 2 месяца назад +1

      ብኸመይ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕጋዊ ሲኖዶስ ኣንታ ብሩኽ ክሳብ ሎሚ ሽግር ቤት ክርስትያና ዘይ ርዳኣኩም ሳብት ኣለኹም ማለት ድዩ።

    • @hopeyohanes
      @hopeyohanes 2 месяца назад +2

      ቅዱሳን ሓሪዱ ዝወድእ ዘሎ መንበር በየናይ መለክዒ እዩ ቅዱስ ሲኖዶስ ክበሃል።

    • @Erilebna
      @Erilebna 2 месяца назад +1

      We are very 🦚 we have Sinodos of Eritrea and we are a lot of supporters in and outside Eritrea😃😄😄😃😃😄😄😄😄😄😄😄😄😄

    • @otcanful
      @otcanful 2 месяца назад +1

      ምሳኪናይ ይዝብና ዓቢ ጊጋ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይብሃልን እዩ.

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 2 месяца назад +6

    ንፉዕ ዝሓወይ ቃለሂወት የስምዓልና እወ ንተኣራረም ድኣ ጸሎትና ከኣ ምእንቲ ፍታሕ ክህበና ትዕቢት መዉደቂ ኢዩ ስለዚ ልቦና ይሃበና🤲🏼

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 месяца назад +4

    እግዝአቢሄር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ ናዓና እውን ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @gueshgrmay8216
    @gueshgrmay8216 2 месяца назад +1

    ቃለሂወት የሰመዓልና ሐውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃል ወንጌል ምስትውዓል ይዓድለና

  • @KzarebDo
    @KzarebDo 2 месяца назад +11

    ቀሺ (ንበሎ) ማርቆስ እኮ በዓል ዕላማ ሕማም ከብዱ ዘዛርቦ ዘሎ ዋና ናይ ተሃድሶ መናፍቃን መሳርሒ እዩ ። ካብ ምሉእ ወንጌል ቸርች ናይ ቅድም መንነቱ ንኽሰርሓሉ ዘምጽኦ ዕላማ እዚ እዩ ካልእ ኣይኮነን ንዝሰማማዓካ ምውዳስ ንዘይሰማዓካ ሰይጣን ፡ ኣባ ኩስቶ እናበልካ ምጽዋዕ ።
    ንህግደፍ ዝጸርፎም እውን ናይ ተሃድሶ መናፍቃነት ክሰርሑ ስለ ዝዓንቀፎም እዩ እምበር እንተዝፈቅደሉ ነይሩ ዋና ናቱ ባርያ እዩ ነይሩ ።
    ስለዚ ናብ እሾኽ ዓጋም ከየውድቀና ንጠንቀቅ ኣሕዋት

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 месяца назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና መምህረይ እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ወሱኹ ወስኹ ጥበቡ ይክፈተልኻ መዲህን ኣለም ይቅር ይበለና ንሓላፋይ ።ዓለም ዘይሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ ኣዝያ ደስትቢሐን መዙሙር ዝማረ መላእክት የስምአልና ኣነ ኣብህወተይ ደስ ዲብለን ሓሪቀ ደይምዝራበይ ኡዩ ተመስገን ኣምላኸይ❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 месяца назад +4

    ፀርፊ ንዕሽነትና እንገልፀሉ ዝሓፀረን ዝነፀረን አግባብ እዩ👌🤒
    እንቋዕ በሰላም መጻእከ ረቡኒ❤🎉ያስምዕለነ ቃለ ሕይወት ይኃብ ለከ ጸጋ በዲበ ጸጋ❤🎉ወይበሉ አቦዊነ አርምሞ ወርቅ ውእቱ🤐😍

  • @AndeAsfahale-lp1mb
    @AndeAsfahale-lp1mb 2 месяца назад +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ንፍፍን መለጺ ዝብላዕ ዘረባ ስለ መአምውናንን ሕለዩ ብምባልካ ኣብ ህልክ ዝፈላልን ነወግድ ምባልካ ደስ ዘብል ምውልእክቲ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ናይ ይቅረታ መንፈስ ይዓድለና

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 2 месяца назад

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @medhini7477
    @medhini7477 2 месяца назад +6

    ታመዝሙር ዘማሪ መን ይባሃል
    ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ❤❤❤

    • @yared_mg4465
      @yared_mg4465 2 месяца назад +1

      ምረትነሽ ትላሁን ኣርኑረኛል ቸርነትህ😊

    • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
      @እመእግዚኣብሔርምስሌነ 2 месяца назад +2

      ዘማሪ ዲ ኤፍርዮም ቀሺ ተኽለሃይማኖት
      ብኩቡር ደሙ ትብል ቻነል ኣላቶ

    • @tsegayteklu8715
      @tsegayteklu8715 2 месяца назад

      ድያቆን ኢፍሮም

  • @Mühe-x4u
    @Mühe-x4u 2 месяца назад +6

    አቶም ኣቦይ ቀሺ ክዛረቡ ከለዉስ ተስፋ ጌረ ብፍላይ አታ ዓለባ ሳሬት ጌሮም ዝመሰልዋ።
    በጃኩም ኩልኩም መራሕትና ተረድኡና ካብዚ ምፍልላይ ዝመጽእ ልብና ኣውዲቕና ቤተክርስትያን ምኻድ ዝሰኣና ኣለና ብናፍቆት ቤትና ከኣ ንቃጸል ብዝተኻእለ መጠን እቲ መዓልታዊ ትምህርዎ ትሕትናን ምክብባርን ጌርኩም ይቅረ ተበሃሂልኩም ብሓንሳብ ኮይንኩም ምርሑና ኣምላኽ ይምራሕኩም❤🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 месяца назад +5

    ሰላም አምላክ የብዝሓልካ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻኢካ ❤❤❤ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልካ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ንዓናም ሓድነት ፍቅሪ ሰላም የውርደልና እቶም ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና ✝️ አብ እምነትና የጽንዓና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ንሓላፊ ግዜ ዘይሓልፍ ቃል ከይዛረብ ንኣፈይ ልጓም ግበረሉ ጎይታይ 😢

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ አግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ ከማኻ ዝበለሰ ያብዘሓ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ሰደት መምህረይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ዕድመን ዕጥናን ያሃቢኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ 😘😘😘😍😍😍

  • @SeamGoitom
    @SeamGoitom 2 месяца назад +3

    ቃልህወት የስማአልና ሓወናን መምህርናን እግዝኣብሄር ሰላምን ፈቅን የወርደልና

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 Месяц назад +1

    ጽቡቕ ለበዋ። ቃል ሂወት የስምዓልና።
    ኩኡኩም ኣመንቲ ተዋህዶ ኣብ ስደት ዘለኹም፡ ተዓረቑ እሞ ብሓደ ፓትሪኣርክ ተመርሑ። መራሕትኹም ከም መራሕቲ ፖለትካዊ ፓርቲ በዚሖም።

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 2 месяца назад

    ኩቡር ወድና ምሳሌ ኣቦው እንተ ድኣ ኣስተውዒልና ኩቡር ዩኽብረካ መጠን ነብሱ ሕሱር የሕስረካ መጠን ነብሱ ስለ ዝኾነ እዚ ሰብ እዚውን ወኪል ወያነ ከም ምዃኑ መጠን ኮነኢሉ ይገብሮ ስለ ዘሎስ ኣይትገደስሉ ዕሱብ ስለ ዝኾነስ ዝማዓድካ ተማዓድካ ኣይክሰምዓካንዩ። ቴድሮስ

  • @messeltsige7040
    @messeltsige7040 2 месяца назад

    ስሙዑና፡ሰኬርኩም ኣለኩም፡ክደይ ዓመት ክንሰማዓኩም፡መምህር ስልጣን 21 ክፍለ ዘመን በጺህና አለና፡

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 2 месяца назад +4

    ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ😘😘🥰🥰🥰👏😊

  • @beletsomasfaha8971
    @beletsomasfaha8971 2 месяца назад

    ብጣኦሚ ጹፉፍ መልእኽቲ ስልጣን ሓውና ቀጽሎ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ጎትሽጻዕዳልቡ
    @ጎትሽጻዕዳልቡ 2 месяца назад +4

    ኦይይ ቀሺ ማርቆስ ኢልካ ከማን ክትጽውዖ ኣይግባእን እዩ ስዲ እዝስ ቀሺ ፍቶ ጽላእ ክቡር ኣቦታትና ፡ ጳጳሳትና ንሕና ደቆም እምበር ከም በዓል ቀሺ ማርቆስ ትብሎ ዘለካ ቀሺ ከክብርዎም ኣይንጽበን ኢና መምህር ሰልጠነ ዓገብ ምባልካ ድማ የቀንየልና ።

    • @melottieri5470
      @melottieri5470 Месяц назад

      Kebid difret abo aitsirefin wai gheze

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 2 месяца назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና❤❤❤

  • @TesfitStudio
    @TesfitStudio 2 месяца назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ናይ ልቦና ትምህርቲ

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 2 месяца назад

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 месяца назад

    እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አንደበትና ልጋም ይዓድለና ምስትውዓሉ ይዓድለና ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @metkelandat
    @metkelandat 2 месяца назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 месяца назад +1

    እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ናዓካ ዝሃበና ስልጣነይ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ ካም ከዋክብቲ ሰማይ ብዝሐልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅

  • @abebakinfe6053
    @abebakinfe6053 2 месяца назад +1

    Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 2 месяца назад +5

    ስልጣን ሓውና ፥ ቀሺ ማርቆስ ደኣ እንታይ ድፍረት ትዕቢት ዘይዛረቡ! ወይለኦም እዚ ኩሉ ድፍረት ዝዛረብዎ፥ ሰብ ከፋፊሎም ዘለዉ ቀሺ ኢዮ። ልቦና ይሃቦም ነቶም ህዝብና ዝከፋፍሉ ኩሎም።

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 месяца назад +3

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ❤❤❤

  • @Ghirmaytewelde-i4f
    @Ghirmaytewelde-i4f 2 месяца назад +1

    ቃለ ሂወት የስማልና ኩቡር መምህርና አግዛብህር xega የብዛሓልካ

  • @eyobfessaha2041
    @eyobfessaha2041 2 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡን በርኸቱን ይብዝሓልካ ጽቡቅ ምዕዶ

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu4538 2 месяца назад

    M.Seltene hawey qale hiwet yesmealna nay bhaki tsebuk qal eyu,Bejakum eba sle hzbi nezen tefalalyen zelewa Orthodox betekrstyanat ab hade kunu fah elu menesey nabey kem zkeyd tefiewo adeda mahnektn mahredn ykowun alo sle hzbi ab hade smeru kab pholetica wetsikum hzbukum akbu hzbukum adhnu please 🙏
    Hadnetkum knrei ndeli alona.

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 месяца назад +2

    ስልጣነይ እንቃዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ♥️

  • @messeltsige7040
    @messeltsige7040 2 месяца назад

    ብጹኣን ኣቦታት ካብ ናዓና ንእግዚኣብሄር፡
    ይቀርብዎ፡ምክንያቱ ንዓለም ዝመነኑ ኩሉ
    ሂወቶም ዘወፈዩ እዮም፡ድፍረት ደው ይበል፡
    ልብና ኣይነትርር ምክንያቱ ልቢ ዘትርር ሂወት
    የብሉን፡

    • @lucheagirmatsion6350
      @lucheagirmatsion6350 2 месяца назад

      ንኢሰያስ ዘምልኩ ንህግድፍ ዝሞቱ ኣቦታት ኣይኮኑን

  • @YorsalemMebrahtom
    @YorsalemMebrahtom 2 месяца назад

    Abet tigsti xegu yebzahlka zahwey ❤✝️

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 2 месяца назад

    እዚ ብመዝነት ክብሪ ገለ ቡዙሕ ኣይትጽቀጠሉ. ጌጋ ትምህርቲ እቲ ቀንዲ ክትቃሎሶ ኣለካ. ቡንባ ተኾልሶም ዝቡሉ ኣቅሽቲ ድዮም ክበሃሉ. ጳጳሳት ኩናት ኩባሩኹ ምሽ ሪኢና. ንሕማቅ ዝወፈረ ክብረት ኣይግብኦን ኢዩ.

  • @fdg761
    @fdg761 2 месяца назад +1

    ኦ እግዚአብሔር ብምሕረትኻ ጠምተና ቤተክርስትያና ሓልወልና

  • @deaconsemere5558
    @deaconsemere5558 2 месяца назад +2

    respect memher ስልጣን ናይ ለቅነ ዘሐጉስ ኢካ ትለቅቅ ዘለካ

  • @MeseretAmine
    @MeseretAmine 2 месяца назад

    Amen kale hiwet yesmalna kubure hawena

  • @kiflommahari1033
    @kiflommahari1033 2 месяца назад +1

    ጽቡቅ ሓሳብ ምክብባር ቅድሚ ኩነት ክምረጽ ዘለዎ ቃል ክሳብ ዝኮነ ቀዳምነትንሃቦ ::

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam6828 2 месяца назад +2

    Qexlo Bruk Hawna 🎉❤❤❤Egzabiher Amlak msaka ykun

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
    @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 2 месяца назад +24

    ኩሎኩም ብፀሎትኩም እስኪ ሕሰቡኒ ክቡራት ስድራ እግዚአብሔር እሕዋተይ 😢

    • @KzarebDo
      @KzarebDo 2 месяца назад +3

      ኣጆኻ ኣዴኻ ማርያም እትኣክል ኣደ ሒዝካ እንታይ ዘጨንቅ ኣለካ በርትዕ ሰነፍነፍ ኣይትበል ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰብ ወይ ነገር ዘለካ እምነት ኣውዲቅካ ብምሉእ ሓይልኻ ተጸጋዓያ ክትረድኣካ እያ ።

    • @sahleyonas7844
      @sahleyonas7844 2 месяца назад +1

      ጾሎት ቁዱሳን ምሳኪ ይኩን ❤❤❤❤❤

    • @menaayimut-y3r
      @menaayimut-y3r 2 месяца назад +1

      ፆሎት ቸሪቱ እመ ብርሃን ፆሎት ቅዱሳን ኣይፈለኺ

    • @Bethial
      @Bethial 2 месяца назад +3

      እመ ብርሃን ምሳኻ /ኺ ትኹን ❤❤❤☘️☘️💙

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 2 месяца назад +2

      Xelot kudusan marey ajona ajoki eme brhaney msana tkun❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @maharigebrehiwet1810
    @maharigebrehiwet1810 2 месяца назад

    መም/ስልጣን ሓውና ንሓቂ ደው ንበል እዚ ናይ ሎሚ ደስ ኢልኒ ምክንያቱ ሰባት ኢና ቀስ ኢልና ንተኣራረም ኣምላኽ ናብ ሓድነት ይመልሰልና ናይ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኩሉ ጉድለት ነይርዎ እዩ

  • @AndeAsfahale-lp1mb
    @AndeAsfahale-lp1mb 2 месяца назад +3

    እንተ ቀሺ ማርቆስ እግዚአብሔር ይግናሓዮ መስቀል ሒዙ ከምዘሎ ዝረሰዐ ይመስል

    • @abrehetamlesom7422
      @abrehetamlesom7422 2 месяца назад

      ካብማዓስከ መስቀል ከምዝሐዘ ይዝክር

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 2 месяца назад

    ተባዕ መምህር ኣባ ሰላማ ናይ ትግራይ ሰሚዐ ኣለኹ ኣዚየ ቀኒአ .እቶም ካብ ስደት ዝተመልሱ ማለተይ ኢየ.

  • @ZemariTeklemariam123
    @ZemariTeklemariam123 2 месяца назад +2

    🎉🎉🎉🎉🎉xega egzabhier ybzhalka bruk hawe nay agolgulot zemenka egzabhier ybarkelka 🎉🎉

  • @debesaykubrom3631
    @debesaykubrom3631 2 месяца назад +1

    Qal hiwet yesmealna bravo agenae nay bhaqi hadnet si bkemzi tray yu kmetsia zkial qetslo medhanialem aboy tsega ab liali tsega yhabka

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey387 2 месяца назад

    1ይ ቆሮ 1:10 ነንብቦ እግዚአብሔር ድማ ምስትውዓሉ ይሀበና:: እዛ መዝሙር ድማ ንስምዓያ
    ብሓድነት ንፀውዓዮ እግዚኦ ንበል ኮታ
    ትርግታ ልብታትና ሓደ ይኩን ሓደ ረምታ
    ውህደት ሕብርታትና'ዩኮ ናይ ገጹ መልክዕ
    አብ ፍቅሪ እንድዩ ጎይታ ፍጹም ልቡ ዝርታዕ...........
    አሕዋተይ ሰናይ ነገር ክንሓስብ መንፈስ ቅዱስ ይሓግዘና
    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሓውና

  • @SELAMNIKULU-gn3dr
    @SELAMNIKULU-gn3dr 2 месяца назад +1

    ስለቲ ቀ ንማርቆስ ምግሳጽካ ጽቡቅ - እንተ እቲ ብኣቡነ እንጦንዮስ ውግዘት ከም ዝሓለፈ ትብሎ ዘለካ ግን ንሶም ውን ንባኦሎም ተወጊዞም እዮም- ኣምላክ ናይ መንኦም ውግዘት እዩ ክቅበል ናብኡ ንገድፎ - ስለዚ ተዋስኦ ካብ ምስራሕ ገዲፍና - ንኩሎም ኣብ ገነቱ ከንብሮም ንጸሊ ሕጂ ለፍሊፍና ንቅይሮ የለን ።

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 2 месяца назад

    Memhrey enqa be selam mexka qale hiwet yesmalena egzabhir aboy 🙏🕊️⛪❤

  • @weldumengsteab2222
    @weldumengsteab2222 Месяц назад

    bhaki thtna mmhar ykraka ember ayhfrekan eu thanks memher

  • @tirhasasfaha3960
    @tirhasasfaha3960 2 месяца назад

    Ata brukey gega yeblkan kemaka yebzhauo qexlo amlak fqrun bereketun yemxalna ajoka hanti mealti ala selamu klekelna ey❤❤❤❤❤

  • @senaitgebriel2146
    @senaitgebriel2146 2 месяца назад +1

    Egziabher Amlak xegu yebzhalka deacon hawey 🙏🙏🙏🙏

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 2 месяца назад +1

    Kal hiwet yesmalna sultan hawey gn abotatna degefti eti srat keylebemu bkemey ftah kmexe ykel tenqi kulu nsomyom!

  • @biniam-eh4jg
    @biniam-eh4jg 2 месяца назад +1

    ንፉዕ ዝሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 2 месяца назад

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ❤

  • @abrehetdebesai7851
    @abrehetdebesai7851 2 месяца назад

    Nay bhaqi xbuqu aleku sltan hawena ❤🙏✝️

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 2 месяца назад +1

    ብሓቂቃል ሂወት ይስመዕልና❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 месяца назад

    ጽቡቅ ከምዚ ፍቅሪ ምክብባር የድሊ ኣሎ ኣነ ከም ውልቀ ሰብ ሓቂ ክዛረብ ተኾይነ ንኽልቴኹም ብዙሕ ኣብ ሓሳብኩም ኣይሰማማዕን ኢየ እዚ ዘምጽኦ ኸኣ ቅድም ምዝንጣልን ምጽራፍን ምክርኻርን ስለ ዝነበረ💔 ልብና ተሴሩ ብድፍረትን ትሕትና ብዘይብሉን ሕጂ ትኸዶ ዘለኻ ክትምልኣሉ ድማ ይላቦ ሓው ስልጣን ኣምላኽና ናይ ፍቅሪ ናይ ትሕትና ኣምላኽ ኢዩ ስለዚ ከምዚ ክንከውን ኢዩ ጽውዓና ብፍላይ ኣብ እምነት ትመርሑ ወይ ትምህሩ ትብሃሉ።
    ኣብቲ መወዳእታ ዝበልካዮ ድማ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኢልካ ጽቡቅ ግን ስለምንታይ ኢኹም ኩሉ ግዜ ከምኡ ትብሉ ማለት ጎይታ እንታይ ኢዩ ኢልዎም ደቀ ኣብርሃም ኢና ኣይትበሉ ግብሪ ኣብርሃም ግበሩ ኢዩ ዝበለ፡ ጎይታ ኸኣ ኣብ መወዳእታ ኣብ መስቀል ከሎ ንኹሎም ይፍታሕኩም ዝተፈታሕኩም ኩኑ ይቅረ ኢዩ ኢልሎም ኣቦና ኣንጦንዮስ ከ ከም ኣቦና መጠን ከምዚ ኢሎም ዶ ክኸዱ ኣይግባእን ወላ ውን ብቅዱስ ሲኖዶስ ዘሎ ኸኣ ኣብ ሕብረት ሓድነት ከምፁና ይግብኦም ስለዚ ግን ተጋግዮም ኢልና ኣቦታትና ኣይኮኑን ኣይንብልን ኢና ጌጋ ግን ክህልዎም ስርባት ኢዮም።

  • @Sara-hm6q
    @Sara-hm6q 2 месяца назад

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ❤😊❤

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 2 месяца назад +1

    Kal hiwet ysmelna🙏🙏🙏❤

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 2 месяца назад +1

    Nay behki kal hiwet yesmaln kubur hawna 🙏🙏🙏

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 2 месяца назад

    Amen

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 2 месяца назад +2

    ኣምላክ ይባርካ፡ መም ሥልጣን።
    ምክንያቱ ካብቶም ነውሕ እዋን ዝሰምዕኩም ዝነበሩ ሓደ እየ። ሎሚ ግና ኣገዳሲ ኢካ ተዛሪብካ። ምክንያቱ ዝኮነ ሰብ ብናይ ፖሎትካ ምፍልላይ ሰልቲ፡ነቲ ብፖሎትካ ዝሰማምዖ፡ዋላ ኣብ እምነት ይጋገ ሱቅ ዝብሉ፡ ብዙሓት እዮም።
    ስለዚ ንስካ ውን እጂ ከምኡ ስለ ዝጀመርካ፡ የምስግነካ። ምክንያቱ ዘድልየና ዘሎ ሓድነት ናይ ሓንቲ ዝኮነት ቤት ኢና ንሃርፍ።
    ብፖሎትካ ምክንያት ነቲ ናይ እምነት ዝጸርፍ ሰብ ምንቃፍ ኣገዳሲ እዩ፡ ናብ ሓድነት ንምምጻእ።

  • @slasandmkael1278
    @slasandmkael1278 2 месяца назад +1

    Amlak Mihret yewridelna 🙏❤❤❤

  • @ፅሪቲካሕሳይ
    @ፅሪቲካሕሳይ 2 месяца назад

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @tslattesfagebral3965
    @tslattesfagebral3965 2 месяца назад

    Zwedey edmen tienan yhabka Egzaaebihir xegau yabzhalka 🎚️🎚️

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 месяца назад +1

    ብሓቂ ስልጣነይ ልቢ ይሃበና አምላክ

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 2 месяца назад

    ግን እኾ ነቦና ቕሲስ ገብረሚካኤል እውን ብዙ ሓት ክጸርፉዎምን ግዝንጥልዎምን ሪኢና ኢና ዓገብ ትጋገዩ ኣለኩም ክንብል ኣይተረከብናን 🙏🙏🙏 ንሓቒ ሓቒ ንሓሶት ሓሶት ኣይንግደፍ ።

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 2 месяца назад +2

    ሕቶ ? ግን ኩቡር ሓው መ.ስልጣን ዝተወገዘ ዝመረጾ እሞ ከኣ ግድን ዲካ በቲ መዓርጉ ክትጽውዖ ዘለካ ! እብቲ ውግዘትኾ መዓርግ ከይወሃብ ተኽሊል ከይእሰር ... ወዘተ ኢዩ ዝብል ስለዚ ነዚ ጢሒሱ ክሳብ ዝሃቦምስ ግድን ዲና መዓርጎም ኢዩ ሞ, ንጠቐመሉ ክንብል ? መልሲ 🙏

    • @otcanful
      @otcanful 2 месяца назад

      Thank you finally someone with a brain

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 2 месяца назад

    ካብ ፖለቲከኛታት ንላዕሊ ብትዕቢት ዝተባዓጥኩም ኢኹም። ፈጣሪ ናብ ልብኹም ይምለስኩም።

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 2 месяца назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏

  • @issackmhtsntu6176
    @issackmhtsntu6176 2 месяца назад

    ብደቂቕ ዝተረዳኣካ ኣይመስለንን
    ኣብ መትከልካ ጽባዕ ጥውይውይ ኣይትበል
    ሓቅነት ሒዝካ ኢኻ ትቀራረብ

  • @AtakltiBsrat
    @AtakltiBsrat 2 месяца назад +1

    Kal hiwed yesmeana dyakon hawey amlak xegau yebzahalka .

  • @michaelhabtetechlemicheal570
    @michaelhabtetechlemicheal570 2 месяца назад +1

    Tanks seltane ❤

  • @ህድእምባልከድሊኢዩ
    @ህድእምባልከድሊኢዩ 2 месяца назад +3

    ዮሓ 15፥2" ነቲ ኣባይ ዘሎ ፍረ ዘይፈሪ ጨንፈር ኩሉ ይቆርጾ።
    ስልጣን፥ ምስዚ ኩሉ ፍልጠትካ ኣበይ ከም ዘለኻ ውሽጥካ ፈትሽ፥ ምስ ሕልናኻ ኣይትበኣስ። ንቀሺ ማርቆስ ልዕሊ ማንም ንስኻ ትፈልጦ ኢኻ።

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 2 месяца назад

    *_"""Wellll መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐና"""""""_*

  • @SimonJambo
    @SimonJambo 2 месяца назад

    Bealna knmahader ena aytrebushuna bsenkum merahati haymanot kulu seb kabakum khdim nab mnfiqna ytefie alo siq trah belu

  • @hiwotabraha6342
    @hiwotabraha6342 2 месяца назад +1

    Bhaki egziabhiar ybarka xegu yebzhalka Sultan hawna ❤❤❤

  • @FthsumAfewerki
    @FthsumAfewerki 2 месяца назад

    አየ መንፈሳውያ ማለት ምሁራት አጭኒክማ ነዛ በቴ አምላኽ ኩሉ ስብ ስንቢዱ።አምላኽ ካአ ንድምፅና አይፈተወን አጀኹም ይቕረ ይቕረ ይቕረ ብልቢ ተበሃሃሉ።ንህዝቡኹም ሕለይሉ አብ ሓይጣት ይወድቃ አለዋ ይውገዛ አለዋ አይደንግፃኩምን ክሳብ መአስ አዩ።

  • @berakigebremichael2690
    @berakigebremichael2690 2 месяца назад

    ሰላም ሰልጠነ ሓዉና ኣነ ዝገርመኒ ኣብ ዝሓለፈ ስብከትካ ብዛዕባ ናይ መጋቤ ሓዲስ ዶ/ር ሸዊት እንዳ ተዛረብካ።
    - ምስ ናይ ኣብነ ሺኖዳን
    - ምስ ናይ ኣብነ መቃርስን
    ሓቢርና ህዝብና ክንመርሕ እንዳ በልካ ትሰብክ ነርካ። ምስዞም ናይ ጉጂለ መቃርስ ፍልሰት ሃይማኖት ስለ ስርዓት ዝጎደሎም ሓቢርካ ይዕየ። ንነብሶም መጀመርያ ይምሃሩ ይምዓዱ ንስሓ ዉን ይክተዉ ይብል ኣነ።

    • @grmawi20
      @grmawi20 2 месяца назад

      እንታ ሓወይ እንታይ ዓይነት ድፍረት ኣሎካ።እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ

  • @BrhaneFsehaye
    @BrhaneFsehaye 2 месяца назад

    Kal hiwet yesmelna mezemerey

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 месяца назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 2 месяца назад +1

    Tsbuk melketi kale hiwet yesmalna hawna ❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 2 месяца назад

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤

  • @woldugebrehans9195
    @woldugebrehans9195 2 месяца назад +1

    Ezgabiher tsegu yebzhalka

  • @helengebrit8271
    @helengebrit8271 2 месяца назад +1

    kalehiwet yesmalna zihawey 😍😍😍

  • @ErmiLove23
    @ErmiLove23 2 месяца назад

    ንሕብረት ቤተርክርስያና ንቃለስ ንጸሊ ❤❤❤❤

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 2 месяца назад

    ማይክሮፎን ኣብ ኢድካ ብምጭባጥ ድልየትካ ብመራኸቢ ብዙሓን ብምፍናው ዝርክብ በረኸት የልቦን።
    ህዝቢ ድማ ዚሰምዕን ዚፈርድን ኢዩ።
    ልዕሊ ኹሉ ድማ ወንጌል ሚዛን ሓቂ ኢዩ።

  • @hadastewelde3435
    @hadastewelde3435 2 месяца назад +7

    ❤❤🎉😮😊🎉❤

  • @t.b4065
    @t.b4065 2 месяца назад

    ሰይጣን ዝሓደሮ መልሓሱ ከመይ ጽቡቅ ክገልጽ

  • @استغفرألله-و9ت9خ
    @استغفرألله-و9ت9خ 2 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 2 месяца назад

    Kalehiwet yesmalna zihawey. ❤❤❤

  • @meb8917
    @meb8917 2 месяца назад

    ሰላም ኹቡር ሓወይ ዘማሓላለፍካዮ ትምርቲ ጺቡቅ ኢዩ ኣብ መወዳእታ ናይ ኦርቶዶክስ ዶግማን ትፊትን ከምተማሓላልፍ ገሊጽካ ስብሓት ለእግዚኣቢሄር ኢልካ ድማ ፈጺምካ ግን ንምንታይ ኢኻ ስብሓት ለድንግል ማርያም ወለመስቀል ክቡር ዘይበልካ ? ከትብረሃለይ ዶ ምኻኣልካ?

  • @reemmsigna6349
    @reemmsigna6349 2 месяца назад

    Kubur haway amo nska balka zeytgmrolom abti zelekayo adi adimka ktradadau fetn gemari kun Amlak yhagzka tsbuk hasab eyu sebna ka selam msrekeb neyru.

  • @WediAmine
    @WediAmine 2 месяца назад +1

    Des zibil zereba kubur hawuna;

  • @isakweldai4562
    @isakweldai4562 2 месяца назад

    Qeshi aykonen

  • @kudusantesfa8146
    @kudusantesfa8146 2 месяца назад

    selomon drar zytifltu emo bitami ekum tigrmu.