Korchach: thank you for your strongly and effectively working on relationships between Tigrians and Eritreans the dream to come true. Keep up your great efforts.
Tesfealem arefaine( korchach )bteami des zbla taemi muzika semea mxgab seaneyen 24 hours I listen because n kulu sle zgelexkayo b des zebl qalat 🌍I really appreciate ur work as always Great I have much respect....GBU✌🏼💋😍💘👍💥👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክስዕረኪ'የ ዓለም
ወላ ስቃይ ይብዛሕ
ካብ ሎሚ ጽባሕ
ወላ እንተ ደቀስኩ ኣብ ኩርካሕ
ሽግር እንተ በዝሐኒ
ስቃይ እንተ ከበበኒ
መዓስ እሞ ከይትስዕርኒ
ኣለኹ ምስ ሙሉእ ተስፋይ
የውግሓ ለይቲ እንዳ ጸለኹ ናብ ጎይታይ
ክስዕረኪ ኢየ ከም ዝስዕረኪ የእሚነ ንልበይ
በቃ በሊ
ኣይትፈሰሂ ኣይትተሓጎሲ
ኣብ ስቃይ እንተ ሃለወት ናተይ ነብሲ
ክስዕረኪ'የ ዝጽዕር ክወግሕ ክመሲ
መንክር ሓው ሰሊና
ሕዳር 2021
😉🙏🏿
Nay bhaqi
ቆርጭጨይ ኣርማ ጥበብ ሃገርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንሓግዞ ነዚ ንጉስ ናይ ወሎዶና ንጉስ መድረክ ንቆርጭጨይ❤ መግለጺ የብለይን ሰስነልና!!
Keyade tegaru yhagswo
@@biniammarikos3103 ቆማል ወዲ ቅልውላው መንነት እንታይ ክትብል ኢካ ደሊካ ዓጋመ ሽንፍላ ዋሒድ
@@biniammarikos3103 ይርዳኣካ ለማኒ
ኣርማ ጥበብ ኣለው 🇪🇷።
ግን ብሉጽ ቆዛማይ ኢዩ።
🇪🇷🤙💖
ቆርጫጨይ ምርጫ ልበይ❤❤💗💖ተዘክሮ ኣለኒ ብናትካ ደርፊ ሶ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
ቆርጫጪኖ ክንደየናይ ኮ ዘውጸኣካዮ ከይትከኣልካ ምክንያቱ እዚ ወለዶ ጠርሹ ኣብ ዝላ ኢዩ ዘሎ ነገሩ ግን ሓደ ክልተ ሎና ዘመናዊ ዝናፈቅና ሞ ብኽሳራካ ኢካ ንዓና ወፊኻልና ሞ የቀኔልና
ኣርቲስቲ ቆርጫጭ ኮኾብ ናይ ኤርትራ !!!
ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብታ ንፈትዋ ዓድና ንተኣኻኸበሉ ግዜ ርሑቅ ኣይክኸውንን ኢዩ።
👍👍🌹🌹🌹
ስጋብ ሎሚ ብሃቀውታ ይጽበ ነረ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ድምጻዊ ኢካ ኩሉ ግዜ ባኣካ ይኮርዕ ጽቡቅ ዕድል ንኩሊ ግዜ ይምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘
ኣጆኻ ንኡሰይ ንስኻ ፈውሰይ ንስኻ ምስለይ ኩሉ እትሓልፎ ኣነ ውን ስለ ዝሓልፎ ኢየ ዝያዳ ዘፍቅረካ፡ ካብ ብልቢ ዝፈትወኩም መዘናኹም ናይ ዕማመይ !
ዎውዎው ቆርጫጭ ሐወይ ብጣዒሚ ጥዑምምምምምምምም
ኩሉ ሙዝቃካ ቆላት ይውሕደኒ ክገልጾ የቀንይልና ተስፋአለም ሐወይ
I. Love it so much more
Thank you so much
😍😍😍
አምላክ ይባርካ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኩቡር ሓው ቆርጫጭ
ሰለቲ ምስዚ ፈታኒ ግዜ ኑኩሉ ሰጊርካ
ምስዛ ውድእቲ ኣልቡንካ ኩሉ ዘካተተት
የመስግነካ ቀጽሎ 🤴
I loove qorchach💟
እንቛዕ ከምቲኦም ኣብ ስደት ከይዶም ዝጠፍኡ ኣይኮንካ።ኣብዚ ግዜና ናብ ስደት ከይዱ፣ ከማኻ. ገይሩ ዘፍረየ ደርፊ የሎን🥇🥇🥇
ቆርጫጨይ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብዚ ግዜ'ዚ ጓይላ ዓብሊልሉ ዘሎ እዋን ከምዚ ዓይነት መንፈስካ ዘርግእ ብ ሙሉእ ልብኻ ክትሰምዖን ከተስተማቕሮን ባህታ ዝፈጥር ደርፊ ስለ ዝጋብዝካና ከይመስገንኩኻ ክሓለ ኣይደልን ካብ ዝተጸበኽወን ንላዕሊ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ኣልቡም፣ ዓሽ ተስፋኣለም ቆርጫጭ.........
ዋውውውውውውው ህይወት ዝኮነ ሙዚቃ ቆርጫጭ በዓል ሱሑል ጎሮሮ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ ጥበቢካ ከም ማይ ይዛሪ ፡ መታን ኪኾነና መጻናኒዒ መፋቀሪ
ቆርጭጨይ ኣርማ ጥበብ ሃገርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዋውውውውውውው ህይወት ዝኮነ ሙዚቃ ቆርጫጭ በዓል ሱሑል ጎሮሮ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ ጥበቢካ ከም ማይ ይዛሪ ፡ መታን ኪኾነና መጻናኒዒ መፋቀሪ ንሓግዞ ነዚ ንጉስ ናይ ወሎዶና ንጉስ መድረክ ንቆርጭጨይ
ናይ ብሓቂ ትንፋስ ዘለዎ ጥበብ ብፍላይ እዛ ፍቅረይ ትብል ተኽለ ተስፋዝጊ ተተኪኡና
ቆርችጫጭ ትንፍስ ስኪዕካል ስንጥበብ እንኾዕ ካብ ገልጠምጠም ኣውጻካና ብፍላይ ኣብዚ 5-6ዓመት ጸሚምና ኢና ነርና 1️⃣0️⃣0️⃣ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍
King of kings
Wlud abrham
Yemane barya
Teadilna naka zhebena korchachino fewsi menasey
Blux dmxi ❤🥰
ቆርጫጨይ ፈውሲ ልቢ ኸዚኳ ልብና ሓሪሩ ህንደየናይ ሙዙቃኻ ከይናስታማቅሮ ዋ ግን ዳሕን ድሕር ዓወት ናስተማቅሮ ኢና 🙏❤️❤️💛💛
Elka endika eti kedem lebam tsewie sheyab aytxewue hji wun Korchach tsewue derefti lomi aytxsewu 44::
Korchach hero ❤️❤️❤️❤️ nberley
King of stage korchach 🔥🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Korchach digna gobez ajoka berte abgonka alena btami eye zifetweka kexlo
ቆርጫጭ፡ ፈውሲ እዝኒ
እዚ ብገልጠምጠም ዝለደይ እዝንና
ከመስግነካ'ዩ፣ የቐንየለና!
Korchach the bast eritrean Atist👌
Kaset b mleta xbuk derfi korchach hawey☝️🙏👌
Korchach the great❤🇪🇷
ከመይ ተስተማቅሩ ኣለኩም ጣዕሚ ቅጥምን ዜማን ደቂ ሓወቦይ
I'm enjoying these great songs everyday😍👌🏾
ናይ ልበይ እንኳዕ ብደሓን መጻእካና ,,,,
Good job ከምቲ ልሙድ ።
ጽብቅ ስራሕ korchacheno ይበል ድምጺ ግጥሚ ዜማ ብዝኮነ ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ዝበለጸት ኣልቦም የቀንየልና✌️🤜🤛🙏🙏
👍♥️
*ናፈቐቲ ቆርጫጨይ ከምዚኣ በስ👍❤*
Guday Arsenal ke kemey kngebr
@@tekieteshome6012 🙄🙄😂😂😂
@@tekieteshome6012 lemdnayuo ena😂
Korchachey kem lbey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁 thank you ybleka alo eznna🙏
Korchach: thank you for your strongly and effectively working on relationships between Tigrians and Eritreans the dream to come true. Keep up your great efforts.
ቆርጫጨይ ስሑል ጎሮሮ ኣቦ ጥበብ ይእዛና ብጋይላ ጸሚሙ ዝነበረ ሂወት መሊስካልና ኣመስግነካ ውን ብሉጽ ስራሕ
Nay behaki..kab gayla aerifna..
Y’a Tebatey Serha ❤️❤️❤️
Nay Bihaqi
Ata jegena betami eye derfitatka enjoy zegebrom ur my favorite artisti
ቆርጫጭ ናይ ፍቅሪ ፡ናይ ተስፋ ፡ናይ ኩሉ አዩ ናትካ GBU bro
ቆርጫጪኖ ጅግና ኣጆካ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ህዝብካ ክክሕሰካ ዩ ወዲ ህዝቢ ወገነይ ፈላጢ ወጽዓይ✍️✍️✍️💪💪💪
ናይ በሓቂ ስደት ሑሱም ለሚደናዮ😔
Koechach ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ🙏
ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷 ኣለኩም ዶ
ዝበለጸት ኣልቦም ናይዚ 8 ዓመት ሰምየያ ኣለኩ 2 ከኣ ናይ ተዳሎ ከምዚ ምሳይ ትሳማማዕ ን ቆርጫጭ ነተባብዓዮ
Nabay kiedelki eye fiyoray gedife 😭😭touching zelenayo gzie negele negdet negele wrdet thanks for your excellent work
ቖርጫጭ ስሑል ጎሮሮ ዓንዲ ጥበብ ትንፋስ ሰኪዕካላ ስነ ጥበብ ብዓል ሕልናን ኣቦ ትብዓትን ንቁሑን ወትሩ ዱሙቅ ኩነልና
kab gaila tray msimae sle zegalagelkana thanks Korchach hawey Great job
1.Aydelin
2 gitmi 100%
3.Zima 100%
4.Dimxi 100%
Txs🙏
@@evenrob9348 ኢንታይ ትብል
Qorchach ኣርእስቲ ኢዛ ሲዲ ንዮ በሎም ተበለጽቲ
ናይ ዕማመይ ተትኸውን ሚመቀረት ብዝላዓለ ኢምበር ይበል ጥበብ የቐንየልና።
ኣነ'ኳ ኣብ Spotify እሰምዐን'የ ኣብዚ ምዝርጋሐን ውን ኣይፀላእክዎን።
ይበል ስራሕ ቆርጫጭ ምስ መሳርሕትኻ የቕንየልና ዓቢ ሰብ
Woooow ኩላ ስሚዕናያ..እዚ'ዩ እቲ ጠፊኡና ዝነበረ "ቆርጫጭ"። ጽቡቕን ጽፉፍን ስራሕ። ብሽም እቶም ኩሎም ደርፊ ዘስተማቕሩ thank you.
Kulka wedi Eritrea 👎🏻👎🏻👎🏻👎🏻gboro nezi agame fersa
Hello Tesfealem Arefain corchach Thanks for the song I can't listen to music it's such good music 💯🇪🇷💯🤩💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ቆርጫጨይ ጎነይ እዚ ዘመናዊ ደርፍታትካ ኣመና'የ ናፊቀዮ ጸኒሐ ኣልቡምካ ድሮ ሳልሳይ ግዜ ከይሰልቸወኒ ኣከታቲለ ይሰምዓ ኣለኹ።
መጸ መጸ ብዓል ስሑል ጎረሮ
ደርፍታቱ ሃየ ነስተማቕሮ
ንንገሮ ከመይ ከም ነፍቅሮ
ዘውጻካና ካብ ጫውጫዉ ከበሮ
እቲ ኻ ኣእላፍ ጸገማት ከካባብኒ
ንበይነይ ጽላማ ወርዱ ክሽፍነኒ
እደይ ሂበ እለ ድየ ኣማን እለ ድየ
ኣይክኣልኩን ክብል ከ ተሰሚዕ ድየ
መስክርለይ እባ ዓለመይ ዝርኣክዮ
መስክርለይ ኣይብለክንን ዘይርኣክዮ
ከመይ ነሩ እቲ ቃልሰይ ምስ ጸገመይ
ጫካ ሽግር ክሓልፍ እግረይ
ሰዕረኪ በቃ ዓለመይ
ስደት ሕሱም ለሚደዮ
ናተይ እለ ተቀብለዮ
ቆርጫጭ ናይ ሙደይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ በዛ ንዓይ እልካ ደርፍካያ ኩሉ ግዜ እየ ኣስተማቅረያ ኣብ Spotify
መጀመርያ ኣብ ሰደት ሂወት መራ በርትዕኒ ነሩ ብዓዲ ብዝሑ ተለፎን ይድወለኒ ነሩ ኣነ ግን ብዝካ ጽቡቅ ኣለኩ ካብ ዘይብለይ ገንዘብ ይስድድ ነረ ሎሚ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለኩ ምምራር ገዲፍዮ ናተይ እለ ተቀቢለዮ ተንስእካ ስራሕ ምፋር ጥራይ በቃ።
ኣሰይይይ ደርፍታትና ናብ ንቡር ይምለሱ ኣልው።I like Qorchach!
ኮኮብ ስንጥበባዊ ተስፋኣለም ኣረፋይነ ቆርጫጭ ክብረት ይሃበልና
Ajoka wed Hager..it is an amazing album. degafay teqawamay zeyblu lets support him.
ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ብኩሉ ደስ ተብል ኣልቡም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Ane neza comment abzia mexhafiyey kulu gzie sebat neza commentey anbibom like kigedfu kelewu nabza derfi kimelales mezekakeri iye zixihfo zeleku korcach btami wudue derfi 👏.
Korchach my fav singer
Thanks for your modern music
Ajoka trah qexlo kea
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ጥልቀት ዕምቆት ትርጉም ዘማልአት ብሉጽ ስራሕ ቆርጫጭ ! ጨና ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብ ዘካተተት ንወቕቲ ገጢምካዮ : ዓደይ ዘይበለ ………. ። በርትዕ ክቡር ሓው
Bravo 👏 KORCHACHINO ፈታዊ ሃገሩ fre🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Korchachey nska bela derfka Bela dmxka Bela Edmen tenan yhabka nayhmamey 🌍❤️🙏
ንሱ አዩ ጽባሕ ሃኒጺ ዓዱ
ኣለኹ በለኒ ናይ ዕማመይ
ዳሓን እቶ ካብዛ ዝጸናሕናያ ዓለም ዘዉጻካና 💯💯
ኮርጫጪኖ ንስሪ ንኩሉ ኣርሒቕካን ብዕምቆት ናይ ምስትብሃልን ተፈጥራዊ ናይ ጥበብ ተውህቦ እትውንን ዋና ስነጥበብ ኢኻ።
ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ኣምላኽ።
ዘመንካ ዝተባረኸ ይኹነልካ።
Woww btaemi mlieti kaset kab hadhad zeybelalets srah btaemi tsubuk kabaka ntsbeyo zneberna rekibna thank you my hero go head
ሓቢቢ ያ ቖርጫጭ በላ ሞደርን ደርፍታት ቖርጫጭ ቐደም ተመሊስካና ዓቢ ስራሕ ሰሪሕካ" ኩርዓትና"' ደርፍታትና ናብ ንቡር ክምለስ ምሉአ ሓይሊ አካ አሞ ቀጽሎ ምሳኻ ኣለና
24/ 11/ 2021? ለሚደዪ ስደት ሕሱም ነይብሓቂ
Nay behaki xebuk serah nay kedem korchach temeliskana , i love the Hole album . Kemzi aynet serah hizka ketemexena netesfo thanks korchach 👏👏👏
I'm from Ethiopia really i Like korchach music good jobs
Greate Job korchach Abi seb shul gorero ms stum music no comment nay hmamey
ናይ ሕማመይ 🔥🔥🔥🔥🔥
ከርኤኪ'የ 🔥🔥🔥🔥
ዓደይ 🔥🔥🔥
Tesfealem arefaine( korchach )bteami des zbla taemi muzika semea mxgab seaneyen 24 hours I listen because n kulu sle zgelexkayo b des zebl qalat 🌍I really appreciate ur work as always Great I have much respect....GBU✌🏼💋😍💘👍💥👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Korchach btami blxiti kaset nafikenayo zneberna hdue music zemenawi 👏👏👏 kabzi nlaoli blxti kaset ktserhalna ylabo deki 🇪🇷 derfti ka aserka ksobu ylabo ❤️❤️❤️
ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ
እዋናዊ ደርፊ ፖውውውውው
ብፍላይ እዛ ስለ ደቅና ትብል ደርፊ ከምዚ ነዓይ ኢላ ዝደረፈት ኢያ ትመስል ።
የቂኒየልና ቖርጫጫ በዓል ስሕሉ ጎሮሮ
King of eritrean korchach betami xebuk srha congra enqa be selam maxkna
qorchach coment zeyxehafe zkede eritrawi kqyemelu eye fewsi ba rekebet እዝነይ ሎማንቲ ፡ሙሉእ ስነ ፡ጥበብ ክትሰምዖ ዘብህግ ጣዕምታት ዜማ ፡ ከምኡ ውን ግጥሚ ቆርጫጨይይ ገና ዘይ ወዳካዮን ዘይ ዳህሰስካዮን ጥበባት ከም ዘለካ ይህሉው እዩ ሞ ከም ትበጽሖ ከኣ ኣይጠራጠርን እየ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ሰማትና ከኣ ነዛ album kab ምስማዕ ሓሊፍና sher like ኣይንሕመቅ love you tesfalem ❤arefayne (qorchach) 🎵🎼❤🎶🎸💯🎷🇪🇷💕💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎙🎙💥💯💯🇪🇷
ቆርጫጨይ ባዓል ጥዑም ድምጺ🥰🥰🥰
ዋውውው ጽቡቅ ስራሕ ለማሽ ሓወይ ውዱእ ስራሕ እዚ ናይ ሎሚ ሰብ ድኣ ዘመናዊ ደርፊ ምስማዕ ገዲፍዎ ዩ እንበሪ ጫሕ ጨርባሕ ጓይላ ለሚዱ
ኣሰይ እንኳዕ ብሰላም መጻካና ቆርጫጨይ
ብዓል ስሑል ድምጺ ኣቦ ጥበብ "
ናይ ዕማመይ ኣሐጉስኒ እስከ ካብቲ ሓፊስ ሃብዎ ነዚ ድምፂ ዎሎዶና
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቆርጫጭ ሓወይ ጥበብካ ይሰስን ደጋጊመ ኣስተማቅረያ ኣልቡም ብምልእታ ዝናኣድ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ
ብፍላይ ከርኤኪ'የ ትብል ደርፍኻ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ኣብ clip ከኣ ብፍሉይ እየ ዝጽበያ ዘለኩ ካብታ ናይ መጀመርታ ናይ clip ድርፍኻ ክሳብ እዛ ናይ መወዳእታ ዝስራሕኻያ clip ብጣዕሚ እየ ዝንአደን ኩለን ስራሓትኻ
ስለዚ ካብተን ኩሉን ስራሓትኻ ብፉሉይ እየ ዝጽበያ ነዛ ከርኤኪ'የ ትብል ደርፍኻ
Thank Bro ❤
💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌 korchacheno shekore edema tena yhalu kulu ewan bero kemay dina nfetewaka weyo sdat da kemay dina tskmenayo delena .
Ohhh ma favourite Singer welcome korchachey
I love all your songs and thanks for returning to Ur old style dats the one that suits you.
2024 ዝሰምዓ ዘሎ ከምዚ ከማይ ኣሎ ድዩ korchach❤
Let’s make this 5 million views. My favorite Eritrean singer.
Great job korchach as usual
Yeqenyelna qorchach hawna. Btami zidneq sirah eyou. Kemzi style kexilo eka.
ንጉስ ምዝቃ & ናይ ላይፍ ደራፊ ።
ዕድመን ጥዕና ን ናዓኻ ቆርጫጭ ሽኮር ።
Thanks korchach yebel, ab lebi nebsewekef Eritrawi zelo hermet teredika kanza hezbka tesme hero eka neska
What can I say you are the best singer all the time!!! Thanks korchach GBY.
Ma king ዋሕስ መናእሰይ
ስነ ጥበባዊ ማለት ከምዚ ናትካ'ዩ ቃንዛ ህዝብን ሃገርን ተረዲኡ ኣብ ጎድኒ ህዝብን ሃገርን ምስ ዝከውን ዩ
ብፍላይ ከኣ መናእሰይ ምክንያቱ መንእሰይ ዋሕስ ሃገር ስለ ዝኮነ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ
ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ እንተሃሊዩ፣ካብ ጓይላ ወጻኢ ብምኻኑ ዩ። ምኽንያቱ ንጓይላ ዝኾውን እኹል ቱሩፍ ኣሎ።
Ya man
Hiji nabt zefelto qorchach temeliska. Thanks by beloved singer.
የቀንየልና ቆርጫጨይ ኣቦ መንእሰያት ደቢስካና
አቤት አቤት የገባው ሰዉ
No words…..🙏🙏🙏🙏
Be strong Eritrean artists, the struggle is not over.
Your songs are all about forgiveness, success and love I have always loved you once again you made it👏🏼👏🏼👏🏼I love your voice korchach shekor 🥺🥺🥺🥺
Be strong eritrean artist tesfalem aerfayene 100% like,,,,,,
አነ ድሕሪ ኩናት ምጅማሩ ናይ ኤርትራን ኢ/ያ ሙዚቃ ምስማዕ ገዲፈዮ እየ ልዕሊ እቲ ዝገልፀልካ ኩሉ ሙዚቃታት ፀልአዮም ሕጅ እየ ሰሚዐዮ ስራሕትካ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕቲ ኢካ ሰራሕካ ቀደም እውን እፈትወካ ነይረ ሎሚ እውን አይፀላእኩካን በርትዕ አጆካ ❤
ኣቀዲመ እንኳዕ ኣብ መፈጸምታ ኣብጻሓካ እንኳዕ ደስ በለካን በለናን ቀጺለ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኮንካ እሞ ኸኣ ኣብ ስደት ኣልበም ምስራሕ ዝኾነ ኣርቲስት ክሰርሖ ዘይክእልን ክንደይ እልፊ ውረድ ደይብ ጸገማት ዘግዘመን ክነሱ ነዚ መኪትካ እዝንና ክትቅልብ ከለኻ ግን ሓንቲ ነገር ጥራይ ክብለካ "ቆርጫጭ ልክዕ ከም ጻዕርኻ ጻማ ዘይረኸብካ ኣርቲስት ኢኻ "ፈቃር ዝኾነ ህዝቢ ግን ኣለካ እቲ ዘይጠዓሞ ኣብ ዓይኒ መርፍእ ኮይኑ ድርፍታትካ ዘስተማቅር "ብዘይ ምኽንያት ኣይኮናን ንፈትወካን ነፍቅረካን" ካብ ሓውኻ ሳንዲት
Wow nice music 🎶 king 🤴king 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯 I like it music 🎶
ቆርጫጨይ ስሑል ጎሮሮ ሰስነለይ ወዲ ሪመይ ጻዓዳ ኣለኹ በለኒ ኣለኹ ምሳኻ ፈተውቲ ተሰይ ሰቒትቁም ሕለፉ
korchach Nay weledoka zbelxe artist👑🇪🇷
Korchach Anbesa amlak edmen teinan yehabka 🙏🏽❤️❤️❤️
YOU ARE THE KING OFF TIGRAGNA MUSIC KORCHACH HAWAY...BEAUTIFUL MUSIC ENJOY IT MILLION TIME !!!!
Number two Abrihimo Orginal Eritreawi for deqi Erey 🇪🇷🌟👌🏽
Korchacah keep very music ngosu eska like
King music korchach konjo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🦁🦁
ኣለና ዶ ናይ ሔማመይ 🙋🏽♀️🧡🧡🧡, ጽቡቅ ስራሕ korchach 🥰