Gebru Astrat is one of the most responsible leaders of TPLF who declared war against Eritrea in 1998. They used the resources of Ethiopia with the intent to crash EDF, destroyed infrastructure, demolish Martyr monument, and committed atrocity on civilians. Unfortunately, the TPLF paid the price and lost the grid. After long time of hibernation, he start hitting the war drum of the PM. No body want to talk about the current cituation in Tigray.
Selam Natu. Eze atom selam aygebrun eyom. Dekom deki dekom ab America asferom wedi dekha kewagalom delyom. Rugumat. Mot hezbe Tigray sle zeygedesom. Very sad 😢.
Betaemi eu degermeni delo mes Eritrea 🇪🇷 koynkum 4k etwu yebel alo Natnael , menesey Eritrea 🇪🇷 keniber aytfkedlon du wa gedefu eba meharuna atom hizbi entay eu eti agenda hizbi Eritrea mexinat du.
መድህን ዝብሉኺ ዕድሜኺ ይሕጸር። መስጣ ኤርትራ የውርደልኪ ። አንቲ ኤልዛቤል 🇪🇷
ሃዳሚ ህጻናት እንዳ ጠፉኡ ዘጽቀተ ሕጂ ድሕሪ ማይ ናባዓቲ ካልኦት ከጥፍእ ይጽዕር ኣሎ ባዓል ሕማቅ ታሪክ።
ናይ መንእሰያት ህልቂት ዘይዓጦ ሰብ ምኻኑ ኢና ንፈልጦ ኢና ንገብሩ እከይ
Nati ሓወይ ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ኢኻ :: 🌹
ከም ገብሩ አስራት Selfish ዝኾነ ሰብ ርእየ አይፈልጥን
ዝተኸፍለ ይከፈል ኢሉ ህዝቢ ትግራይ አጥፊእካ እንተ ዝተረፉ ከቱካርጅ መጺእካ ሕጂውን ከም ትማሊ ድልዋት ኢና ኤርትራውያን 🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾✅✅✅✅
Yes 🇪🇷❤️🥰👍💪
ርእሲ ዕንጉለ ኢዩ ገብሩ ለማኒ
ህዝቢ ትግራይ ተናዕቅካ ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃመማ እዮም ዝብሉኻ እንዳበለ ዘራስን ገብሩ ዝተኸፍለ ይከፈል ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ ኩናት ክቅጽል ዩ ኢሉ መንእሰያት ዘወደአ ገብሩ ንዓኻ ወሲዱ ይተዓረቀና ፈጣሪ። ገብሩ ኢኻ ንዑቕ እምበር ህዝቢ ትግራይሲ ጭዋ እዩ። ሰላም ሃቡና ነዚ ክልተ ህዝብታይ ኢነዓልዲነኩም።
ገብሩ ዓበድበድ ዓጀውጀው ኢሉ
እግዚኣብሄር ነዚ ዓንጃል ገብሩ ይጻወሮ ኣሎ!!!! ሓንቲ ካልኢት ወሲዱ ዘይኣልየልና ናብ ጉድጓዱ!!!!!❤❤❤❤
ገብሩ ኣስራ ጸላኢ ህዚቢ ኤረትራ ኢዩ መንእሰይ ትግራይ አጥፊኡ ሕጂከ እንታይ ተሪፋካ ደቅካ ናብታ ኩናት ስደዶም ኣታ ዕዊር አኽዲ ንሰላም ትጉስጉስ ንኩናት ትጉሰጉሰ ጽቡቅ ሕሰብ ናትናኤል ኣንበሳ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
ናትናኤል ሓውና ኣብሂወትካ ሙሉእጥዕና ኣብስራሕኻ ዓውርትን ኣሳልጦ ይምነየልካ እታክብርቲሓፍትኻ ካኣ ምሕረት የውርደላ። ሰላም ንህዝብ ኢቶጱያን ኤርትራን።
Tks Natu, as they say the truth shall set one free.
ብዓል እዚ ገብሩ ቂም ዝሓዘሉ ንሰላም ኣይደልይዎን እዮም
Natu you are the best person we love you ❤
Gebru asrat aregit tray fekera. Never fighting again with tigray people
ሕዝቢ ኤርትራ ኩሉ ሻዕቢያ እዩ ንመንግሰትና ንዐምኖን ንፈትዎን ኢና። ገብሩ ወይለካ እስካ እንበር ሃዲግ መዲግ እላማ ዘይብልካ አቅሚ የለን እድሜካ አብ ሃሶትን ጉራ አህሊፍካዮ🇪🇷❤️🙏
ህዝቢ ትግራይ ለብ ናይ ሻዕቢያ ምዉጻእ ነዛብእ ትገድፉና አሎኹም ኢሎሞም
መንደላይ ከላህዩም ድልው እዩ
ገብሩ አስራት አብጉድጎዳት ይሃድም አውጺኡ ክርሽኖ እዩ መንደላይ ውጽአት ስጋብ ዝሕዞ😂😂😂😂😂😂
አነ ግርም ዝብለኒ ከም አበይቲ ሰባት ምእንተ ክልተ ህዝብታት ሰላም ክሰርሁ በቃ አኪልዎም ተንኮል ክፍህሱ:: አጆና ናቱ ሓወይ ንህና መንእሰያት ነዞም ነብሶምን ሀንጎሎምን ዝአረገ አረግቶት ንዯ ኢልና ንሰላም ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ንስራህ::
edmen tenan yebzhalka natu hawena 🙏🏽🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️
ሰላም ናትናኤል አሽመላሽ ድሕሪ ሓቀኛ መግለጺኻ ድሓሸ ከምዘለካ መጠን ብዛዕባ መራሕቲ ሕወሓት ሐደ ካብኦም ገብሩ ጠባር ዓይኑ ጀብሃ ታሕሪር ዘንቆረቶ አብዝሓለፈ ኰናት ባድመ ክንደይ መንእሰያት የህሊቁ ሕጂውን ድሕሪ ዝኹሉ ህልቂት መንእሰያት ከይገደሶ ደስኢልዎ ድሮዃ ሎምስ ሃጢሩ ሓቢጡ ከይሓፈረ ህዝቢ ትግራይ ብደቁ ሞት ሓዚኑ ደይምሱል መሲሉ ከፊእዎ ኸሎ ንሱግን ነዚ ከይተሰወጦ ንቐጻሊ ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ ንላዕሊ ንኽስንክል ክቆስል ንሞት ክትፈርዶ ንህዝቢ ትግራይ አታ ወዲ ወለዶ አምሓራይ...?...
ብሓዋ ጸወታ የለን ግደፉ እስኪ በለለ መስኪናይ ወዲ ማርያም ክሊዖ ከህልቑ ብዓልዚ ሕማቕ ሰብኣዊ
ሰላም ናቱ ጀነራላት ጃንዳ ሕዋሐት ጀነራላት ዘይኮኑ ጀርም ህዝቢ ክልል ትግራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ገብሩ ኣስራት፥ integrity ዝበሃል ነገሬ ኣይፈልጦን እዩ፥ እዚ እንስሳ እዚ opportunist እዩ። ለኽባጥ ጸረ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን እዩ። እቲ ቆልኡ ደም ደም እዩ ዝብሎ።
Gebru Astrat is one of the most responsible leaders of TPLF who declared war against Eritrea in 1998. They used the resources of Ethiopia with the intent to crash EDF, destroyed infrastructure, demolish Martyr monument, and committed atrocity on civilians. Unfortunately, the TPLF paid the price and lost the grid. After long time of hibernation, he start hitting the war drum of the PM. No body want to talk about the current cituation in Tigray.
ግርም እባ ደቅኻ ኣብ ዝሕሾም ኣቐሚጥካ ደቂ ድኻታት ከተጥፍእ ሕዋሃት ብኽፍእ ዓውርኩም ደናቑር ንሰላም ግድ ዘይትዝምሩ
EXCELLENT NATNAEL FOR YOUR DETAILED ANALYSIS, FULL OF VERACITY!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዞም ተጋሩ ወይነ ሐሰት ዝአመለም 😂😂😂
ኔው በሎ ገብሩ ሕማም ኣለዎ። ኹናት ይብል ኣብ ፍንፍኔ ድማ ይሕባእ ።
"ክንድ ዝወሰደ ይውሰድ ክንድ ዝሓተተ ይሕተት ዅናት ኽቅጽል'ዩ" ንዘልአለም ዝነብር ጸሊም ታሪኽ ገብሩ አስራት::
Anta deqoro hzbi eritrea shabya eyu
Merhaba Natnael jegna qexlo Anbesaye Teawet Teawet ❤❤❤
ገብሩ ናይ የእምሩ ሽግር ደለዎ ይመስል ኩሉ ታሪኽ ኢሉ ዝዛረቦ ከምዚ ክገብሩ ስለዝሐሰቡ ደልዮም ወዘተ እናበለ ዝዛረብ ገብሩ ናይየእምሮ ሽግር እዩ ክዕረድማ አይኽእልን እዩ
Selam natu selamka bzh ybelelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Hger seb alewa atum kedEat wElet nay seb zeytfeltu kab ngho ayseb leytnan ikum qeneat kedEat ikum bflay gebru ikey gbrka antwa zetbetka deqka haqufka tnebr adetat tgray kea ybekiya masqen ywrdelkuum atum rukusat Hger gn seb alewa❤🎉❤❤🎉❤🎉
ናትናኤል ከማኻ ዝአመሰሉ ይብዝሑ ሰላም መኢት ኪሰፊን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኺ
ሓለፍቲ ሕዋሓት ሓስዉን ፈራሕትን ኢዮም ግን ሻዕቢያ አይገድፈኩምን ኢዩ
Thank you natu yeselam sew neh you teaching us very good god bless you natu we need peace among eritrean and tigray
Ata ruks sebay kulugziye nxliei ktgusgus kitnebr anta zeytEre sebay nay wlqka xliei ketesasi tnebr Egziabher zeytferhu zeytgedfuna bselam kinebr natu bzuh ika tdekum gn xemam hade derfu zbhal eziatom iyom❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😢
Gebru Asrat hasawi seb.
Nait ሓወይ ሐቂን ፡ስላም ኢኻ ኢትደል
አምላኽ ዕድመን ጽዒናን የሃካ።
በዓል ኢዚአቶም'ዮም ንትግራይ ዝመርሕዋ ነይሮም!? ወይ ድንቁርና! ፖለቲካ ኣልቦ!! የሕዝኑ!
Selam Natu. Eze atom selam aygebrun eyom. Dekom deki dekom ab America asferom wedi dekha kewagalom delyom. Rugumat. Mot hezbe Tigray sle zeygedesom. Very sad 😢.
Well said 👏 keep it up the good news.
ወልፊ ናይ ሰብ ምጽናት ኣመል ኣለዎም እዚኦም ደቆም ኣብ ሙቾት እንዳንበሩ ።
Thanks natu abi seb betame tsebuk astemhro hebkana
ናቱ ብሐቂ ከማካ ዝበለ የብዛሐዬ
ናቲ ክትርድኦ ዘለካ በኽፍኣት ዝላዓል ኩሉ ኣይሳኣኻኣሉን። ፅልዒት ንማንም ኣይጠቅምን። ካልእ ኻኣ ናቲ ደጋጊምካ ነዞም ቆሞ ቀር ህዋሐት ተመሊሶም ስልጣን ክሕዙ ተባራታትኦም አለኻ። መንግስቲ ናይ ወያነ ኦሮማይ ተቐዲዱ ።ዝተቐደደ መንግስቲ ተሊሱ never ever ኣይምለስን ብህልሚ ይካኣል እዩ
እዚኦም ዝመርሑዋ ትግራይ ስጋብ ዝሃለወት ስላም ክህልው ኣይኮነን ንናቱ ዝመስሉ ክመጱ ክኽእሉ ኣለዎም
Like and share please
መንግስቲ ኤርትራ ( ሻዕብያ ) ምስ ፋኖ ይኹን ህዋሓት ብደገ ኮይኑ ክሕግዞም ይኽእል ይኸውን እንተ ምስኦም ሓቢሩ ዶቡ ሰጊሩ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ክወግእ አይክእልን እዩ ሕጊ ስለዘየፍቅደሉ ካብ ሕጊ ወጽዩ ናይ ፋሉል ይሰርሕ'ዩ አይብልን
ኣይምልከቶን እዩ እምበር፡ ነንሓድሕዶም ከለዉዎስ መንእሰያትና ከነወድእ? ባዕሎም ይኮሳተሩ እንተደልዮም።
Betaemi eu degermeni delo mes Eritrea 🇪🇷 koynkum 4k etwu yebel alo Natnael , menesey Eritrea 🇪🇷 keniber aytfkedlon du wa gedefu eba meharuna atom hizbi entay eu eti agenda hizbi Eritrea mexinat du.
ናቱ እንታይ ዓይነ ስባት እዮም መንግስቲ ንመግስቲ እዩ ዝረዳዳእ እንበር ህዝቢ ንህዝቢ ዝብሃል ጽልኢ የብሉን ሓለፍቲ ሕዊሓት ኮለል እዮም ዝብሉ ዘለዉ ደናቁር እዮም ምስ ጂኦ ምትዕጽጻፍ የብሎምን
ናቱ ሓውይ ዝሰምዑ ኣይኮኑን ንስካ ግን ነዚ ህዝቢ ሰላም ዝረክበሉ እትገብሮ ዘለካ ካብ ልቢ የመስጊን ኣምላክ ሰላሙ የብዘሓልና ድሕሪ ሕጂ ድምጺ ኩናት ኣየድልየናን።
Rebee Tigray hezena. Terefena. tibel seee. mane. emo meretekume wesedelikume.
Dulles Texas
Behaki Natu mergez hizika
Ktmkt aleka langi langa iy
Yeaewutekan eyu 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹
ጥሮታ ንጥሮታ ኣኪቡ ኣቢ እታ ዝደልያ ይሰርሓላ ኣሎ.
Ash Natu jigna Wedi Eri Taawet
Natu ❤❤❤bravo nhaqe dew ilka deleka haqena tgraway
Thank you natu you are peace maker ❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኢሰያስ ይጸልኦ እየ ሞ, ከም መራሕቲ ወያነ ግን ዋላ ብሕጂ ኣብ ኣለም ክፍጠሩ ኣይክእሉን, ገለ ጸገም ኣለዎም እቲ ሻእብያ ኣብ ከብዶም ኣትይዎም እዩ.
ናይ ብዓል ገብሩ ኣስራት ሽርሒን ክፋእን ኢዩ እዚ ኩሉ ዕግርግር ክሳብ ሕጂ ዝኸይድ ዘሎ.
Nay Abi Ahmed. Ajenda eyo
My. Hi 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Nt. Hi 🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ስለ ዝጠለሙ እዩ ኢሳያስ ዝጸልኦም። ህዝቢ ትግራይ ከይነቕሔ ጸላእቱን ፈተውቱን ኣይክፈልጥን እዩ።
🙏🙏🏻🇪🇷🇪🇷❤️
ናይዚ ጉብሩ ኣስራት ዝብሃል ሰብኣይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ቅመኛ ንፍላይ ምስ ኤርትራ ዘሎዎ ጽልእን ቅምን ዝገ ሓደገኛ ሰብ እዩ። በዓልዚ እዮም ንህዝቢ ትግራይ ክንድ ዝስወሰድ ይውሰድ ክንዲ ዝተኽፍለ ይከፍል ኩናት ክቕጽል እናበሉ ኣብ ዘይውዳእ ኩናት ዘእትውዎ ዘለዉ ። ህዝቢ ትግራይ ዓገብ ክብሎም ኣለዎ
ብራቮ ናቱ❤❤
🎉🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኢሲኻ ሚሰመን ኢኻ?
አቲ ዘረኸቡለለ መገዱ አፋላላይ ሰለ ዘሎ አዮ አደመ ጠፈአቱ ነኸሸፈን አዮ ናበ ሻዓበያ ዘፀጋዓ ዘሎ አበረ ኸለአ ዕላማ የበሉን ሰቀ አልካ ነጠቀምኻ ተፀጋዕ ተመለሰካ በጠቅሚ ኸአ ተፃለአ አይጠቅመነ ሰወረ ሕዋሕተ አተኸን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
👍🏻
thanks Natu for telling the truth.
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ዓዛፍ ሰብኣይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ይቅረ ኣይብለሉን "ክንዲ ዝተኸፍለ ይከፈል ኩናት ክቅጽል 'ዩ " እናበለ ክንደይ መንእሰይ ዘጽነተ ብውልቃዊ ጽልኢ ናቱ ኢዩ ጋዕጋዕ ሕልና
Bravo
ናትናኤል ኣበርቲዕካ ንሰላም ስራሕ እዞም በዓል ግብሩ ኣስራት ንህዝቢ ትግራይ ምስ ኤርትራ ፍጹም ብሰላም ዝፍታሕ ሽግር ከምዘየለ ኣምሲሎም ጽልኦምን ቅርሕንቶምን እናሸጡ ነቲ ህዝቢ ኣብ ስግኣት ከምቅጽል ይገብሩ ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይ ሰላሙን ብልጽግንኡን ዝረጋገጽ ምስ ኤርትራ ብሓፈሻ ምስ ጎረባብቱ ብሰላም ምንባር እዩ። ብፍላይ ምስ ኤርትራ ዘለኩም ሽግር ንጹር መርገጺ ሕዝኩም ብሰላም ክትፈትሕዎ ፈትኑ
ሰላም ናቱ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቶም ደቆም ናይዞም ቂመጃታት ናብ ውትትርና ደቅድቅዎም ኣብ ቀዳማይ ድፋእ. ብድሕሪኡ ሰላም ክእውጁ እዮም. ብኻልእ ኣይርደኦምን እዩ.
Natu hawey ❤❤❤❤❤
Ezi halay sebiay
🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Sebehat nega he lives in seyatl uas
Keep it up!
Great job nati
🎉
❤
ናትናኤ ሓወይ ኣብ ልዕሌኻ ክሳብ ሕጂ ዓቢ ኣኽብሮት ኣለኒ፣ ምኽንያቱ ብዙሕ ዘረባኻ ካብ ሓቂ ዝረሐቀ ስለ ዘይኮነን ኣብቲ ዞባ ዘለካ ኣረኣእያ ምስ ኣምሓራይ ኤርትራን ጽቡቕ ስትራተጂ ኣለካ ብሃሌይ እየ። ይኹን ድአ እንበር ንገብሩ ኣስራት, ጻድቃን ዝነበረካ ኣረኣእያ ኩሉሻዕ ክጥርጥረካ ይገብረኒ። ምኽንያቱ እዝኦም ሰባት ኣጻር ኤርትራን ኤርትራውነት እዮም። መራሕቲ ኤርትራ ዘይበልዎ :ገብሩ ንህዝቢ ትግራይ ከምዚ ኢሉ "ሓንቲ ድሙ ነማኢት ኣናጹ : ሓንቲ ፍልት ንሽሕ ሃመማ እናበለ “ ንዓና(ህዝቢ ትግራይ) ሃመማን ኣናጹን እዮም
ዝሓስቡና። እዚ ውጹእ ሓሶት ። ሓደ ዓሌት ካብ ሓደ ዓሌት በምንም ተአምር ኣይበልጽን።
Thanks 🙏 very much you told them the right thing. Keep it up 👍
በቶም ለኣኽቶም ሻዕብያ ካብ መሬትና ይውጻእ ውዕል ፒቶርያ ይተግበር ጥራይ በሉ'ዮም ተባሂሎም። ውዕል ፒቶርያ ንኤርትራ ዝጽምብር ኣይኮነን። ትውጻእ ዝብልከ ካበይ'ዩ ክወጽእ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ'ዩ ዘሎ። ብሰለማዊ መንገዲ ከተረጋግጹ እንተደሊኹም ከኣ ብመንገዲ ውዕል ኣልጀርስ ጥራይ'ዩ ክኸውን ዘለዎ።ሰላምን ምዕባለን ናይ ህዝቢ ትግራይ ዝብህጉ ቀልቢ ዘለዎም ምሁራት የሕዋትኩም ከኣ ይነግርኹም ኣለዉ።
Ya
natu hawey am your followers qexlo hanti hto alatni wedi beshasha entay malet eyu
ናትናኤል አስመላሽ ሓሳዊ ዑሱብ ህግደፍ ህግደፋዊ ከልቢ ::
Ata denkoro gebru asrat ni selam zeytizareb issays dea jegna endiyu
Natu ane yhameka niere eye!! N Gebru Asrat tdgfo entedeakonka anxar hzbi Eritrea eka maletyu !! Bzaeba Gebru lomi ktzareb semiaka!! Gebru hji mexyu zelo sltan delyu eyu!!
Elu mias
fools always at war.