ፉሉይ ፃንሒት ኣልሞ ሾው ምስ ብሄረሰብ ኩናማ ክፋል 2

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 окт 2024

Комментарии • 167

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 2 дня назад +14

    ተጋሩዋይ ንዛ ሓፍትና ነተባብዓያ ዞምሓተይ ኣለመይ ንዓኪ ዘይምድናቅ ሕስድና ጥራይ እዩ ዝኩሉ ወጋ ከፊሊኪ ናብ ገጠራት እናከድኪ ትገብርዮ ዘለኪ ናይ ህዝብና ንኖ ከየድነቅኩኪ ክሓልፍ ኣይልን ቀፅልዮ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ ቀፅሉሉ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዛምበተይ💛❤

  • @SamSung-ee8vb
    @SamSung-ee8vb 21 час назад +3

    ብሓቂ ጠካራ ኩሉ ዘጥዕመላ
    ዋላ ካብ ኣዛራርባኪ ትሕትናኪ ብጣዓሚ ጎበዝ ቀፅሉሉ ብልፅቲ ኢኪ
    ቶምዓዲ ውን ደስ ክቡሉካ
    ካልኣት ውን ክተቅርብልና ክንፅበ ኢና ክብርቲ ሓፍትና

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 2 дня назад +22

    ናይ ቢሄረሰብ ኩናማ ኑሮ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ:: ዝምልከቶ ኣካል መፍትሒ ክገብረሉ ተስፋ ንገብር::

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 2 дня назад

      ግን ኮ ናብ ኩሉ ገጠራት ዘሎ እዩ

    • @ጓልመቐለ-ኈ7ጰ
      @ጓልመቐለ-ኈ7ጰ 2 дня назад

      ማዕረ እዩ ምስ ካሊእ ገጠራት ትግራይ ምንም ዝፈሊ የብሉን

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 дня назад +6

    ዋይ ዛጋል ክትነፍዕ ኩሉ ትኽእልሉ በቃ ጽብቅተይ ደስ ዝብል ኣሪእክና ደስ ክብል ኩሉ ነገሮም ግን ነዕብያ ተጋሩዋይ ክሳዕ ሐዝስ.50k እረ ይድብር እዩ

  • @brhaneye
    @brhaneye День назад +4

    ኣምሰላም ሓፍተይ ንፍዕቲ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ስለዝገለፅክዮ ሃገረሰብ ትግራይ ናብርኡ ከቢድዩ ብሓቂ 😢 ብፍላይ ኣብዛ ማይስ 40 ሊትር ክሽከማ የሕዝን ዋላ ኣድጊዶ የለንዩ እዋይ ክኻብድ 😢 ከም ደቂ ኣንስትዮ መጠን ንጥዕነአን እውን ፀገምዩ 😢 ንዓኺ ግን የኽብርኪ 🙏😊

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 2 дня назад +8

    ኣለም ሰላም ከይተደነቕኺ ምሕላፍ ከቢድ እዩ ጅግና ኢኺ ባሓቂ❤

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 2 дня назад +4

    ዋይ አለም አብታ ማይ ምሽካም ኣስሕቅክኒ ከም ዝሰከረ ሰንደልደል ኣቢሉኪ 😂😂😂ጎበዝ ኢኪ ግን ማርያምን ንፍዕቲ ጋዜጠኛ 🙏🥰🥰🥰🥰

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb4791 2 дня назад +2

    Oooh thank you for sharing this unique culture with us❤

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 2 дня назад +3

    ውይ ማይ ግን ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ኣሸካክሙኡ ያው ኩላትና እኮ ካብ ሩባ ኢና ማይ ተሸኪምና ነምፅ ገጠራት ትግራይ በዚ ዕንጨይቲ ግን ጎዳኢ እዩ

  • @miliGere-k8i
    @miliGere-k8i 2 дня назад +4

    ኣመለይ ፅብቅቲ ክፈትወኪ ኣነስ❤❤

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h 2 дня назад +4

    ውይ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ ከምዚልካስ ኣይንበርን😮

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 дня назад +1

    አለመይ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ባህሊ ዛዓዶም ደስስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 11 часов назад

    ኣለም ሓፍተይ ጂግና እኪ ብሓቅ ቃላት የብለይን መግለፅ❤❤❤❤🎉🎉

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d 2 дня назад +3

    ላይክ ሰብስክራይብ ንክበረላ ኣሕዋተይ ቡዙሕ ነገር እያ ደኪማቱላዋ ❤❤❤❤

  • @HkOk-nq4gu
    @HkOk-nq4gu День назад +1

    ረዘነ ጠዓመ ይምፀአልና ልትብሉ like
    ደሞ ኣብዛ ፕሮፋይል ደምሩኒ ኣይትኽፈላን ዊ ❤🎉

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 2 дня назад +3

    ጀጋኑ ኩናማ አሕዋተይ❤

    • @15kmarta
      @15kmarta 2 дня назад

      ደምርኒ ወለላይ

  • @Haregte
    @Haregte 2 дня назад +2

    ኣለመይ😂😂😂 ማዕጠጠጥ ማዕጠጥ ኣይኮነን ሓዚ ስፖርት ተትሰርሒ ኣይምደኸመክንን😂 ብኡኡ እናሃለፍኹ ይሪኦም ነይረ ዋላ ንዕዳጋ እዮም ከምኡ ገይሮም ዝወስዱ

  • @saral600
    @saral600 2 дня назад +1

    ጽብቅ ባህል አለወም💚💖 ግን ኮይንወ ድዩ ምግቦ እዙይ አነስ ጽብቅ እዙይ ናይ ጽብሕ ዝጣሓነቶስ ብምኮስተር ዋኝኝ 😮 ቀጽልል አመለይ ❤

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l 2 дня назад +3

    ከብድዪ ንረአም😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha2478 2 дня назад +1

    ትግራይ❤ርሑስ ባምያ ምስናይ በጊዕ ኣጽሚ ወይ ምስ ብርስን ብጣዕሚ ኢየ ዝፈቱ የቐንየልና ኣልሞ ሸው❤

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 2 дня назад

      ጥዑም ማለት ድዩ 😮እቲ ዝሰረሕኡ

    • @abebaabraha2478
      @abebaabraha2478 2 дня назад +1

      ​@@AdDf-u5f እት ኣብዚ ቪድዮ ዝሰርሐኦ ነቒጹ ተጣሒኑ ከም ሲልሲ ብገዓት መሸላ እዮም ዝበልዕዎ ዳርጋ እንጣጢዕ ጸብሒ ይጥዕም ከም ኣሰራርሓኡ ይፈላለዩ

  • @kichn4208
    @kichn4208 14 часов назад

    ንፉዓት❤🥰

  • @RasMan-bi5uv
    @RasMan-bi5uv 2 дня назад +2

    ኣለመይ ❤❤❤

  • @Meseret-k4s
    @Meseret-k4s 3 дня назад +4

    Tigray ❤❤❤❤❤

  • @SwSwi-vu7uq
    @SwSwi-vu7uq 2 дня назад

    እውይ ማይ ስ ብጣዕሚ ከብድዩ

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 2 дня назад +1

    መነባብሮ ኩናማ ጽቡቅ ገይረ ስለ ዝፈልጦ ሕጂ ምስ ረኣክዎ ንድሕሪት ተመሊሰ ተመሲጠ ርእዮ❤❤ክትርእዮ ጥዑም ክትነብሮ ግን ቀሊል ኣይኮነን ክብድ ዝበለ እዩ። ብፍላይ ኣንስቲ ልዕሊ ሰብኣይ እየን ዝሰርሓን ናብራ ዝቅልሳን እንተበልና ምግናን ኣይኮነን። ካብ ዝገርመኒ ዝነበረ ዝኮነ ሓደጋ እንተጋጢሙ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ብሓጺር ግዜ ተጸዋዊዖም ክእከቡ ከለው መን ኔጊርዎም መጽዮም ክሳብ ትብል እዮም ዝገብሩካ። ምስቶም ሰብኡትን ኣንስትን ዘሎ ጥንካረ ፍሉይ እዩ ዝኮነ ዕንጨይቲ ወይ ገረብ ሓደ ሰብኣይ በይኑ ዝሽከሞ ምግራምካ እካ ትውድእ፡ ሓንቲ ሰብይቲ ብዘይ ምግናን 4 ጀሪካን ማይ ተሸኪማ ብዘይ ምንም ጸገም ትከድ ነዚ ዝረኣየ ጥራሕ እዩ ዘኣምን ጥንካረእን ፍሉይ እዩ። ብዝኮነ ስለ ብሄረ ኩናማ ዘርዚርካ ኣይውዳእን ፍቅሪ እዮም።❤ ኣልሞ ሸው ንፍዕቲ ኣጆኪ በርትዒ የቀኔልና❤ ኣብታ ጀርካን ምሽካምን እንጀራ ምክሳስን ግን 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @whhagggsgegehiwifkrr5741
    @whhagggsgegehiwifkrr5741 2 дня назад +1

    ጅግና ኢኺ❤😂😂

  • @234ghfdw
    @234ghfdw День назад

    ባሚያ ሞሎኽያ ዛዕባ ጌሪኪ ስሪሒ ብጣዕሚ ንጥዕና ጠቃሚ እዩ

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde 2 дня назад

    Ab bayta entay ymesl bahli kunama arekina❤❤❤

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 2 дня назад +1

    ዝወዲ ደስ ክብል❤❤

    • @15kmarta
      @15kmarta 2 дня назад

      😂ደምርኒማ ጨለዋ❤

  • @Sol-vl8xq
    @Sol-vl8xq 2 дня назад +2

    ❤💛

  • @elenigebremichael405
    @elenigebremichael405 День назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ День назад

    ዋይ አብቲ መይ ምሽካም ሃም ልሰከረ ስብአይ ተኒከርከ ❤❤❤

  • @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
    @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ 2 дня назад +2

    ኣብቱ ጃርካን ምሽካምኪ ከብደይ ቆስሉ እዩ😂😂😂😂

  • @Galahferomጓልኣሕፈሮም
    @Galahferomጓልኣሕፈሮም 2 дня назад +4

    ጀማሪት እየዋ ሳብስክራይብ እንዶ ግበሩና❤ ሰብ ዶ ግበሩና ኣታዮ

  • @ህያብ
    @ህያብ 8 часов назад

    ❤❤🎉🎉

  • @saral600
    @saral600 2 дня назад +1

    አመለይ ጽብቅተይ😘👸💚

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv23 2 дня назад +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @15kmarta
      @15kmarta 2 дня назад

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @Ngsti-ci2yv
    @Ngsti-ci2yv 2 дня назад

    ምግቡ ግን ጥዑም ድዩ? ጎቦዝ ኢኪ ግን ብሓቂ

  • @شمسهأبرهات
    @شمسهأبرهات 2 дня назад +2

    ደቂነይ❤❤❤❤❤

  • @whhagggsgegehiwifkrr5741
    @whhagggsgegehiwifkrr5741 2 дня назад

    ተኪኤ ግን ፍሽኽቱኡ ክፅብቕ❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 2 дня назад +1

    ዉይ ዉይ ማዓረይ ክንዳኣፍኺ አነ ኣንቀጥቂጠ😂

  • @NameeGalaxy
    @NameeGalaxy 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hayat-n7k
    @Hayat-n7k 2 дня назад

    ምርዕርዕ ኣብረድስቶም ጊዒቶም ዘይበልዑ ፃዕሪ😂

  • @mikaelhailu3384
    @mikaelhailu3384 2 дня назад

    Good job keep it up ❤

  • @HgHg-u2r
    @HgHg-u2r 2 дня назад

    ወየዉ ኮይኑዎ ድዩ እቲ ምግቦም

  • @ፀግሽጋልተዋህዶ
    @ፀግሽጋልተዋህዶ День назад +1

    ናይ እጀራ ነገር ግን ምንም የተረዳኣንን😂😁

  • @BhvGgeh
    @BhvGgeh 2 дня назад

    Wa tgrga men alamidwom daa😂❤❤❤

  • @Eamal-k8u
    @Eamal-k8u 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 2 дня назад

    Eza kunama kola des tibl sinesrata kof abahala adere akadadna btami gobez eya

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 дня назад

    ጓል ኣነስተይቲ ትኽእሎ ግን ባእ እዚ ኩሉ ስራሕ እሞ ከዓ ምስ ጥንሲ ሕሪሲ ቆልዓ ኣብ ዝባንካ😢😢😢

  • @OkbayAbrha
    @OkbayAbrha 2 дня назад

    👍👍👍❤️❤️❤️

  • @haftamuhafte-k2x
    @haftamuhafte-k2x 2 дня назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @haftunigus3207
    @haftunigus3207 2 дня назад

    ኣለም ሰላም❤❤❤

  • @flfu5333
    @flfu5333 2 дня назад

    እወይ ናይ ማይ ግን ምይተን😢

  • @15kmarta
    @15kmarta 2 дня назад

    ❤🎉❤❤

  • @edon7537
    @edon7537 2 дня назад

    🎉❤

  • @tesfaywoldegiorgis4139
    @tesfaywoldegiorgis4139 День назад

    Oak😢😢😢😢😢😮😢❤

  • @ኣፅበታይሁራሰለስተ

    ትደርፊኮ ረብሹ ምቀረየ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 дня назад

    ግን ባቃ ድዩ ከምኡ ንሮኦም😮

  • @شروق-خ1ت
    @شروق-خ1ت 2 дня назад

    ❤💛🥰🥰

  • @اللالل-ش3ع
    @اللالل-ش3ع 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ለቱሽ
    @ለቱሽ 2 дня назад

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ አነ አውን ክደምረኩም አየ

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc День назад

    ትንርኦም 😢😢

  • @letishgebru1619
    @letishgebru1619 2 дня назад

    ❤❤❤👍❤♥️💛💙

  • @fdf-ps1dj
    @fdf-ps1dj День назад

    😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 дня назад +1

    ናይ ማይ ነገር ግን ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ማእገረን ቆሲሉ ይኾና እየን ኣድጊ የለውን እንድዮም ብኣድጊ ዘየምጽኡ😢መናብርኦም ክብድ ይብል❤❤❤❤❤

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 2 дня назад +1

      አንሕና ደቅ ገጠር ስ ንሕቓና ስለ ንፀውር ማይ እምበር ከብድ እዩ እወ

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 2 дня назад

    ከመይ ዓይነት እንጀራ እዩ ግን እዚ ግዓት እምበር እንጀራ ድዩ

  • @CvhhGhgff
    @CvhhGhgff 2 дня назад

    ቱካማሪ መን ይሕዘለም ኣረ ድእነይ ጋይስ😂

  • @SenuGalgerye
    @SenuGalgerye 2 дня назад

    ውይ ውይ ናይ እንጀራ ነገር ግን😢😅

  • @saedsalih9347
    @saedsalih9347 2 дня назад

    good ❤nice ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Haregte
    @Haregte 2 дня назад +1

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-xg5tc2dj9r
    @user-xg5tc2dj9r 2 дня назад

    😅

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 2 дня назад

    Learn from her how she Cary it ,the way you Cary it is very hard to balance.

  • @DdSsx-o6y
    @DdSsx-o6y 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂

  • @hhhdhhdhdhhdhd2410
    @hhhdhhdhdhhdhd2410 2 дня назад

    😂😂😂😂

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 2 дня назад +1

    ንደማመር ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክምልስ እየ

  • @whhagggsgegehiwifkrr5741
    @whhagggsgegehiwifkrr5741 2 дня назад

    ባምያ ኣብትግራይ ኣሎ ማት ድዩ

  • @Sewrameley78605
    @Sewrameley78605 2 дня назад

    Kkkkk😂😂😂

  • @KelatiDawit
    @KelatiDawit 2 дня назад

    11:45 kkkkkkkkkkk

  • @HayleAmenay-dr4mi
    @HayleAmenay-dr4mi 11 часов назад

    ግምል ይበሃል

  • @RutaTube01
    @RutaTube01 2 дня назад

    ሕብረተሰብ ኩናማ ኣስላም ድዮም ክርስትያን

  • @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ
    @መሲጋልትግራይ-ዐ8የ 2 дня назад

    ሓፈስ ያ 😂😂

  • @sendelsendelatklit
    @sendelsendelatklit 2 дня назад

    አልም❤❤

  • @GubdYhdy
    @GubdYhdy 2 дня назад

    ኣንጭዋ ይበልዑ ዝባሃልስ
    ሓሾት ድዩ ሓቂ😂😂😂

    • @Meri-j4f
      @Meri-j4f 2 дня назад

      ኣይ ዘይትብሎዋ ዘይብልኹም ኣቱም ህዝቢ ታይ እያ ኣንጭዋ ከ 😮

    • @brhaneye
      @brhaneye День назад +1

      ጌጋዩ 😊

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YdtHr
    @YdtHr День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @miri-hp1tj
    @miri-hp1tj 2 дня назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamAli-vl1zf
    @SalamAli-vl1zf 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @bryeTubeብሪየዩቴብ
    @bryeTubeብሪየዩቴብ 20 часов назад

    ❤❤❤❤❤

  • @ኣቤዕባይራያ
    @ኣቤዕባይራያ 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @KsanetTuAumay
    @KsanetTuAumay 8 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrehatGebrmikel
    @AbrehatGebrmikel День назад

    ❤❤❤❤

  • @hiwetkidane9907
    @hiwetkidane9907 19 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adonatan5724
    @adonatan5724 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AAga-k3y
    @AAga-k3y 2 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 День назад

    ❤❤❤🎉🎉

  • @MmKjl-q6l
    @MmKjl-q6l 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @elenafewerki2581
    @elenafewerki2581 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤